ዝኽሪ ስዉእ ሓርበኛ ኣብርሃም ተኽለ፡ ፈዳይን ተሓኤ Part 1Martyr Abraham Tecle

  Рет қаралды 39,193

Gize ግዜ Media

Gize ግዜ Media

Күн бұрын

Пікірлер: 156
@girmaibokrekahassai8666
@girmaibokrekahassai8666 3 жыл бұрын
ክብርቲ ናርዶስ፣ ኣብርሃም ተኽለ ጅግና ናይ ጀጋኑ ታሪኹ ንዘልኣለም ክዝከር ክነብር እዩ።
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 7 ай бұрын
Thank you for remembering real hero. FEDAEEN NAY ELF MESTA ZEYBLOM JEGHANU EYOM NEIROM .
@nardostecle4002
@nardostecle4002 3 жыл бұрын
I am so grateful to everyone who tells me about my brother Abrraham tecle I am. I want to thank everyone who knew him. I want to thank everyone . 🙏🙏🤗🤗❤️❤️❤️
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
Nardos Tecle.hafti jgna
@nardostecle4002
@nardostecle4002 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤗🤗🤗🌹🌹🌹🌹
@berihalem9639
@berihalem9639 3 жыл бұрын
ናርዶስ ተኽለ ኩርዓት ይሰማዓኪ ሓፍቲ ጅግና ብምዃንኪ
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 жыл бұрын
hafti wedi andele iki edlegna eki nardi. tehabeni hafti ezi jgna mkanki ab sewra kab zterayu jeganu mewedadrti zeynebero jgna nay sebay sebay u Abraham tekle.entay mo yak jgna aynebrniu...wedi andele✊ kokob asmera wetru ab lbna💔 nardos haftna tariku kxihaf hayal srah kxbeyeki u mseu zneberu tegadelti edmiom wediom keykedu arkbeyom.
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 2 жыл бұрын
@@nardostecle4002 ናርዲ ታሪኽ እዚ ጅግና ሓውኺ ነባሪ ኮይኑ ክቅጽል ብመጽሓፍ ክሕተም ዘይትረኽብዮም ነቶም ገዳይም መቃልስቱ? ናይዞም ሙሽሙሻትኮ ዝጽሓፍ ዘሎ ኣይኮነን ናይ ኣብርሃም ተኽለ ወዲ ዓንደለ ሕጹብ መዓንጣ።
@miletebahta7184
@miletebahta7184 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ እዚ ከይፈለጥና ስጋብ ሕጂ ምጽናሕና ናይ ብሓቂ ንድሕሪት መሊሱና ክም ህዝቢ እዚ ዝመስል ታሪኽ ኣብሮድዩ ጥራሕ ተነጊሩ ስቅ ክብል ናይብሓቂ እዩ ዘሕዝን ብውጃኻትኩም ሙቪ ክስራሕ ጸዓሩ ኩሉ ሰብ ከበርክት ይከእል እዩ ሓደራኹም
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ 😭💔 ጅግና ናይ ጀጋኑ ። 💞👑💖🌹💐🔑🔔💙🌿💙🌿💙🌿🙏🏼
@cadegreyson1629
@cadegreyson1629 3 жыл бұрын
instablaster...
@eritrea-sbketieritreabeaut2094
@eritrea-sbketieritreabeaut2094 3 жыл бұрын
የቐንየልና ንክቡር መወዳድርቲ ዘይብሉ ጅግና ናይ ጀጋኑ ሓው ኣብርሃም ተኽለ ምልዓልኩም። ክብረት ይሃብኩም። ስውኣት ጀጋኑና ከቢሮም ይንበሩ።ብሰላም ዕረፉ።🕊❤️🌹🌞🙏
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
ሓደ ግዜ ንብዓል ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ ኣብ ከባቢ ኮማሳርያቶ መንበሪ ገዛ ከምዘለዎም ብሓሰውቲ ይጥቆሙ። ኣነ ካብ ገዛውትና ብኣስካላ እንዳ ኣውቶቡስ ጌረ ንኸተማ እንዳ ኸድኩ እንከሎኹ ስዉእ ወዲ ዓዋተ ካብ እንዳ ሳጅን ድኳን ወጺኡ ንባር ለተሩፋኤል እንዳኸደ እንከሎ ንወዲ ዓዋተ በቲ ዘላለየኒ ስሙ እምሃጽዮን ኢለ ይጽውዓ።ንሱ'ውን ብሱሌማን ስለዝፈልጠኒ ወዲ ኡምሓጀር ግደፈና ያኣኼ። ድሓር ግን ብጎቦ ጎቦ ጌሩ ምስ ነገረኒ ኣነ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ወዲ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ይኸውን ንወዲ ዓዋተ ሓደ ውፉይ ኣብ ትድፋእ ዊልቸይር ጊርና ብረት ሒዙ ናብታ ትድለ ዘላ ገዛ ክንኣትዋ ዘይንፍትን ምስ በልኩዎ ወዲ ዓዋተ ብታሕጓስ ተፈንጪሑ። እታ ዊልቸይር ናይ ሓደ ሓውና ወዲ ኣኽርያ ኣስላማይ ካብ ማዓጥቖኡ ንታሕቲ ዝሰንከለ ኣብ ባር ከረን ከይዲ ኣቦይ ሓሚሙ ኔሩ ካብ ሆስፒታል ወጺኡ'ስ ካብታ መስጊድ ናይ ቪያ ጂዳ ንገዛና ክበጽሕ ዓቕሚ ስለዘይብሉ ምስበልኩዎ ዊልቸይር ይህበኒ። ነታ ዊልቸይር ሒዘ ናብ ፐንሲዮን ፕረንቺፐ ብጎኒ ባር ሞካ ዝነበረት ኣብኣ ስዉእ ወዲ ዓዋተ ይጸንሓኒ። ወዲ ዓዋተ ጋቢኡ ተጎልቢቡ ኣብ ሕቕፍኡ ብረት ሒዙ ኣነ እንዳ ደፋእኩዎ ትኽ ኢልና ናብ እንዳ ጎልያድ (ባር ኣምበሳደር) ካብ ኡ ናብ ባር ሽግ ምስተዓጸፍና ኣብታ ንኡሽተይ መናፈሲት ምስበጻሕና ዘይተጸበኹዎ ናይ ጉጅለ ዓፈንቲ ኣውቲስታ ሓምሳ ሓለቓ ተኪኤ (ሓምሳ ሓለቓ ተኪኤ ሓደ ግዜ ጅግና ሕድራይ ጨውይዎ ከምዝነበረ የዕሊሊና ኔሩ) ወዲ ሓወይ እንታይ ድኣ ዊልቸይር ትደፍእ ምስበለኒ እዚ ወዲ ሓወቦይ ኣብ ዓዲ ትራክተር ሃሪማቶ ንኣስመራ ንሕክምና መጸኢኡ ሕጂ ንኣልፋ ሮማዮ ይወስዶ ኣሎኹ ምስ በልክዎ ሓሙሽተ ብር ይህበና።ቅሩብ ምስ ደፋእኹዎ ወዲ ዓዋተ ሓጊ ኢለካ ኢየ ይብለኒ። ኩሎም እቶም ዓፈንቲ ነቲ ከባቢ ከርዲኖሞ ዝነበሩ ኣውቲስቶኦም ሓቒፉ ስዒሙ ገንዘብ ክህበኒ ምስረኣይዎ ብዘይተፍትሽ የሕልፉና። ሕጂ'ውን ቅሩብ ምስ ደፋእኩዎ ክልተ ትግርኛ ዝዛረቡ ዓፈንቲ ብቕድሜና ከምጹ ምስረኣና ወዲ ዓዋተ ቅሩብ ኮይኑ ንቶኽሲ።ኮይኑ ግን ኣጋጣሚ ኩሉ እቲ ገዛውቲ እንታይ ክወርደና ኢዩ ይብል ስለዝነበሪ ሓንቲ ጽብቕቲ መንእሰይ መርዓት ጀበርቲ ካንሸሎ ከፊታ ከተቋምት ስለዝረኣኹዋ ከም ለማኒ ኮይነ ያረ ቢያ ከሪም ምስ በልኩዋ ከመይ ጌራ ከምዝፈለጠት ረቢ ዋናኣ እዋይ ኣነ የሕዋተይ ኣብ መጻወድያ'ዲ ኣቲኹም ትብለና። ሕጂ ቀልጢኪ ትኾብልና ምስ በልኩዋ ሸበጣ ካብ እግራ ደርቢያ ዝገኒ ስጋ ተምጽኣልና ኣቲ ሽግር ኣብ ምንታይ ንቀበሎ። ሓውኹም ኣብታ ጻዕዳ ጋቢ ናይ ስዉእ ወዲ ዓዋተ ክግልብጣን እቶም ክልተ ሃሱሳት ትግርኛ ተዛረብቲ ኣታ ቆልዓ ዝግኒ'ስ ኣብ ነጻላ ኣቦኻ ኢሎም እቲ ሃገግ ዝብል ጨና ናይ ዝግኒ ጥምየት ኣምጺእሎም ግዲ ኽይኑ ከይፈተሹና ኣብታ ትድለ ካንቸሎ ምስ በጻሕና ወዲ ዓዋተ ቀልጢፉ ካብታ ዊልቸይር ንውሽጢ ይኣቱ ንወዲ ዓዋተ ዝትክእ ሓደ ፊዳኢን ደሓር ስዉእ ኣብርሓም ከምዝኾነ ፈሊጠ ኣብታ ዊልቸይር ደፊኤዮ ኣብ ጥቓ ቦቸ ፊል ምስበጻሕና መኪና መጺኣ ንስዉእ ኣብርሃም ትወስዶ። ንዓይ ወላሓንቲ መከላኸሊ ዘይብለይ ምስ ዊልቸይር ኣብኣ ጠንጢኖሙኒ ይዕዘሩ ይብለኩም። ድሒሩ ወዲ ዓዋተ ከምዝነገረኒ ኣብ ኣኼባ ብርቱዕ ነቐፌታ ብናትካ ጉዳይ ተኻይዱ ኢሉኒ። ስዉእ ኣብርሃም ኣብቲ ተክኖሎጂ ዘይነበሮ እዋን ከምኡ ጅግንነት ምፍጻሙ ንዓይ ካብ ካርሎስ ዘ ጃካል ኢዩ።
@MaicoRecords
@MaicoRecords 3 жыл бұрын
What a beautiful story. Thank you for sharing.
@misghinatiluq2054
@misghinatiluq2054 3 жыл бұрын
Jigna nay jeganu suwue Abraham Tekhile .wetru ab libey
@tesfaiteklai106
@tesfaiteklai106 3 жыл бұрын
ሰላምታይ ተቅበል ፡ ብዛዕባ ጀግና ወዲ ዓንደለ ብጣዕሚ የመስግነካ ንሀሓበረታ ፡ ክውከሱም እተኽእል ፡ መሓሪ ተስፋዬ ፡ ሕድራ ፍስሀ ፡ ሽጉጥ ተስፋይ ንክረከብ ፈትን የቅንየለይ።
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 3 жыл бұрын
ሐው አሮን ውን እንተሎ
@habtukidane3178
@habtukidane3178 3 жыл бұрын
ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ ከም ኣባል ገድላዊ ባይቶ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ' E L F " ጥራሕ ደይኮነ ኣብ ምቕጻዕ ሓለፍቲ ስርዓት መግዛእትን ተደናገጽቱን ገድላዊ ኣስተዋጽኡኡ መዘና ኣይነበሮን ፡ ደርጋዊ ትምክሕቲ ክሳብ ዓንቀሩ ዓጢቑ ሓራ ከተማታት ሰውራ ዳግም ንምምላስ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 1978 ወራር ብኦሞሓጀር ንዝወጸ ወራር ንምምካት ከም መራሕ ግምባር ኣዋጊኡን ተዋጊኡን ፡ ጸላኢ ጎልጅ በጺሑ ንምድኻሙ ኣብ ዝግበር ዝነበረ ምርብራብ ስዉእ ዓብዱ ማሕሙዳይ የማናይ ኢዱ ኮይኑ ተዋሃሂዶም ኣብ ማእከል ተጋደልቲ ጸሚዶም ይጠማጠሙ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ፥ ዓብዱ ማሕሙዳይ ተወጊኡ ወዲቑ ረድዮ ርክብ ስለዘቋረጸ ኣብርሃም ሃለው ዓብዱ ማሕሙዳይ ተበለ ድምጺ ወዲ ማሕሙዳይ ኣብ ድሰኣነሉ እዋንዩ ሓደ ተጋዳላይ ኣብ ጎልጅ ተወቒዑ ካብ ማዕዶ ርኤዮ ብምባል ሓቢርዎ ፡ ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ካብ ጎልጅ ወጽዩ ኔርዩ እንተኾን ግዳ ፥ ብጻይ ጅግና ዓብዱ ማሕሙዳይ ፍጹም ክተርፍ የብሉን ብምባልዩ ናብ ከተማ ተመሊሱ ንዓብዱ ረኺብዎ ተሰኪምዎ እናወጸ እዛ መከረኛ ታንኪ ኣርኪባቶም እዞም ክልተ ጎምበላት ብሓደ ሰውራዊ ግብኦም ፈጺሞም ሓሊፎም ። እወ ፥ ንንናጽነት ኤርትራ ንሓርነት ኤርትራ ንሰላማዊትን ፍትሓዊትን ፍቕርትን ብልጽግትን ስልጥንትን ኤርትራ ኣብራሃምን ዓብዱን ደሞምን የዕጽምቶምን ብሓደ ተጸምቢሩ እዝዩ ጅግንነት ኤርትራዊ ማለት !!! ክብርን ዝኽርን ንስዉእትና !!!
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 3 жыл бұрын
አነ ዝስማዕክዎ ግን ታንክ ተሸግሮም ስለዝነበረት ካብቲ መድፍዓጂ RPG7 መንጢሉ አብ ጎልጎል ኮይኑ ተንሽን እንዳወሰደ ኸሎ ታንኪ ከምዝቀደመቶ ኢዩ::
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 3 жыл бұрын
I saw Abraham briefly for a few minutes in 1976 in Tsa’zega , Hamasien with my brother who was an E.L.F fighter. You would never imagine or suspect such a baby-face Azmarino would do all his heroic acts. Eternal glory to our martyrs
@berihalem9639
@berihalem9639 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ይዘከሩ
@anelfecadu3246
@anelfecadu3246 3 жыл бұрын
l Salute my Hero Abraham Tecle Naz Thank you for bringing this Issue in public
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 3 жыл бұрын
Well said
@abawerazut4336
@abawerazut4336 3 жыл бұрын
ስርሒት ኣብርሃም ምስ ኣባቡ ሰጠይ፦ እዛ ታሪኽ እዚኣ ሓደ ንኣብርሃም ተኽለ ብቐረባ ዝፈልጦ ዘዕለለኒ እያ። ኣብ 1977 እዩ ፡ እቲ ብጻይ ምስ እታ ጉጅለ ናይ ኣብርሃም ኣብ ጸዓዘጋ ቀኒዩ ከም ዝመጸ ጠቐሰለይሞ ኣነ ኸኣ ተሀንጥየ ብዛዕባ ዕላላቱ ምስ ኣብርሃም ሓተትክዎ። ትጽቢተይ ብዙሕ ናይ ጅግንነት ውዕሎታት እኳ እንተነበረ ንሱ ግን ኣብርሃም ብዛዕባ ነብሱን ስራሓቱን ናይ ምዕላል ባህሪ ከምዘይብሉ ብምጥቃስ ግን ሓንቲ ኣዕሊሉ ዘይጸግባ ፍልይቲ ኣጋጣሚ ከም ዝነበረቶ ኣካፈለኒ። እታ ዛንታ ኣብ ከባቢ ባር ሊኖ ዘጋጠመት ኮይና ኣብርሃም ሉስትሮ ተመሲሉ ናብቲ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝተደልየ ባእታ ብምቕራብ ጫምኡ ክጽረገሉ ዝደሊ እንተኾነ ሓተቶ። ፍቓደኛ ብምዃን እግሩ ኣብ ሳንዱቕ ብምቕማጥ ጋዜጣ ምንባብ ቀጸለ። ብኣጋጣሚ ኣብ ጎኑ ኣባቡ ሰጠይ ደው ኢሉ ነበረሞ ኣብርሃምውን አስተብሂልሉ ነበረ። ክልተ ሰለስተ ግዜ የማን ጸጋም ድሕሪ ምቅይያር ኣብርሃም ካብታ ሳንዱቑ ሰላሕ ኢሉ ሽጉጡ ብምምዛዝ ነቲ ወይጦ ተኲሱ ኣቃበጾ። ኣባቡ ቶግ ክሰምዕን ቶግ ኢሉ ጣባ ብምድያብ አብ እንዳ ስዋ ኣተወ። ኣብርሃም ከኣ በቲ ዝተፈጥረ ዕግርግር ተጎልቢቡ ንጣባ ገጹ ብምጉያይ ጽምው ዝበለ ቦታ ረኺቡ ነቲ ብላዕሊ ተኸዲንዎ ዝነበረ ክዳውንቲ ጉሒፉ ብኣጋጣሚ ኣብ አባቡ ዝኣተዋ እንዳ ስዋ ድቕድቕ ኢሉ ኮፍ ምስ በለ ወየባቡ ኣብ ቅድሚኡ! ንገለ ደቓይቕ ተፋጠጥ ኮነሞ ኣባቡ እንቅዓ ክርህጽ ጀመረ። ነዚ ዝተዓዘበ ኣብርሃም ንዕኡን ነባቡን ስዋ ኣዘዘ። ምለሊኽ ናይ ኣባቡ ኣብ ኢዱ ክትበጽሕን ናብ ከብዱ ክግልብጣን ሓደ! ኣብርሃም ኣብኡ እንከላ ነታ ቆልዓ ድገምዮ በላ። ነታ ካልኣይቲ ዋንጫ ውን ኣህጥም። ኣስዒቡ ኣብርሃም ሰልስዮ በላሞ ወዮ ሳልሰይቲ ከኣ ዕጫ ናይተን ክልተ ቀዳሞት አጋጠማ። ድሕሪዚ ኣባቡ ኣስተንፈሰሞ ኣብርሃም ራብዓይ ዝደሊ እንተኾይኑ ሓተቶሞ ኣባቡ ግን ይኣኽለኒ በለ። ዋንጭኡ ድሕሪ ምውዳእ ኣብርሃም ሕሳብ ዓጺዩ ነባቡ ንደገ ብምዕዳም ብዛዕባ እቲ ዝረኣዮ ንማንም ክነግር ከምዘይብሉ እንተተዛሪቡ ኸኣ ዕጫኡ ሞት ከምዝኸውን ኣኽቢዱ ኣጠንቀቖ። ኣባቡ ድማ ኣነ እንታይ ገደሰኒ ብምባል ከምዘይዛረብ ምሒሉ ጥሒሉ ቃል ኣተወ። ብድሕሪዚ ኣብርሃም በል ደሓን ውዓል ኢሉ ክኸይድ ብግስ ምስ በለ፡ ኣባቡ "ሓንሳብሞ ዝሓወይ" ብምባል ንኣብርሃም ደው ኣበሎ እሞ ፡ ኣስዒቡ እቲ ንኣብርሃም ዘስደመመ ጠለብ ኣቕረበሉ። "ካብተን ዝረኸብካየን ደኣ ቁሩብ ዘይትርእየልና" በሎ! ኣብርሃም በቲ ጠለብ ንገለ ካልኢታት እኳ እንተተደናገረ ቀልጢፋ ተረዲእዎ ሕራይ ኢሉ ሰላሳ ቅርሺ ሂቡ ተሰናበቶ።
@MaicoRecords
@MaicoRecords 3 жыл бұрын
Beautiful story. Thank you for sharing.
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 3 жыл бұрын
THE ONE AND ONLY GREATHERO ABRAHAM TEKLE WEDI ANDELE SUPER HERO
@adatekelu8362
@adatekelu8362 3 жыл бұрын
Grade
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 жыл бұрын
ፉሉይ ሽም ዝናን ጅግንነትን ዘለዎ ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ኣምበሳ ኤርትራ
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
Wedi andele the lion of Eritrea
@agimie2291
@agimie2291 3 жыл бұрын
ንበዓ ጅግና አብረሃም ተኽሌ ሕጂ ውን አይተርፍን ዩ ሐውልቲ ድሕሪ ክንደይ ዘመን ንኃይሌ ስላሴ ብምቅታልን ብምቅጻልን ድወደአና ኳ ሃውልቲ ካብ ተገብረ የግዳስ ንበዓል አብረሃም ተኽሌ ብዕስራ አጻዕይ ይፍርም ሃውልቲ ክትከለሉ፣ አሳእሉ እንተሎኩም አውጽኡ እፕብ ሚድያ መታን መልክዑ ተፈላጥነት ረኺብና ዘለና ክእለት ምቅራጽ ሃውልት መታን አጽኒዕናዮ ክንጸንሕ።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
Jebha abay balti drib tebay fedayn da men kerkba ni jebha 💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽
@abduebrahim1805
@abduebrahim1805 3 жыл бұрын
Thank you
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 3 жыл бұрын
ኩሎም ናይ ፈዳይን ዝሰርሑ ዝነበሩ ናይ ህግ ይኹን ናይ ተሓኤ ጁጋኑ ኢዮም ነይሮም።
@AbrehetAbai
@AbrehetAbai 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
Eritrawi mkan xega u kemlomi keykoe❤️🙏🏽
@abrahamtekle989
@abrahamtekle989 3 жыл бұрын
ናይ ሲዒድ ሓድጋይ ኣምጹኡልና
@yonastesfamichaelarayabelay
@yonastesfamichaelarayabelay 3 жыл бұрын
Naz Yemane u r great
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
ዝናን ጅግንነትን ኣብራሃም ተኽለ ወዲ-ዓንደለ ዓመታት ተዛሪብካን፡ብዙሓት መጽሓፍቲ ጺሕፍካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ኣብ መዓልታዊ ሂወቱዩ ኣዛራቢ ታሪኽ ዝሰርሕ ኔሩ ኣስመራን ኣዲስኣበባን ከም ወዲ ዓንደለ ጌሩ ዘናወጸን ኣይነበረን እንታይ ሞ ጅግና ኣይነብርንዩ። ካብታ መፍረ ጀጋኑ ዝኾነት ሓማሴን ዝፈረየ ውሩይ ፈዳይን ኣብራሃም ተኽለ(ወዲ ዓንደለ) ካብቲ መሪር ውግእ ብሰላም ምስ ወጸ እቲ የማናይ ኢዱ ዝነበረ ዓብዱ መሓሙዳይ ተወጊኡ ወዲቁ ምስ በልዎዩ ንድሕሪት ተመሊሱ ከውጽኦ ኣብ ጎሊጅ ተሰዊኡ። ጅግና ናይ ጀጋኑ ብሰላም ዕረፍ ደቅኻ ኣብ ኣሰርካ ኣለና።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
ብድሕሪት ሃሪሞሞ፡ይኾኑ ቆላምጽ መንቀኛታት እንዳዓብዳላ
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 3 жыл бұрын
ቢዛዕባ ሓወልቲ ኒ ኣብራሃም ተኽለ ጎደናታት ኢዊን ቢሺሙ ኪንገቢር ኢና። ኣብራሃም ዋና ና፡104 cento quatro ሰፈሮም ሰሓርቲ።ተደሪፉ በረኸት መንጊስቲኣብ ዓይኒ ኢንግሊዝ ጎበዝ ሰላሊዓየ ቆቡዕካ ኳ ሬያ ተሰቒላ ኣብ ጫዓየ። ኪበሃል ኮሎ። ሻዕቢያ ኢዚ ኪዚረብ ኣይቲደልዮን ኢያ።
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
እቲ ዉሩይ ፈዳይን ኣብራሃም ተኽለ (ወዲ ዓንደለ)💪 ንጀነራላት ደርጊ መንጸሮር ኮይንዎም ዝነበረ፡ ጅግና ናይ ጀጋኑ ድሕሬኻ ሰብኣይ ኣይተፈጥረን✊ ኣቺደንተ ክትኣቱ ኔርካ፡ታሪኽካ ዘለኣለም ክዝከር ክነብርዩ።ካፖ ኣስመራ ኣብ ማእከል ሓማሴን ሓወልቲ ወዲ ዓንደለ❤ክትከልዩ።
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
ኣብሽርካ ዝዓርከይ ሓወለቲ ጥራይ ዘይኮነስ መዕርፎ ነፈርትን ሆስፒታልን ብሽም ኣብርሃም ተኽለ ወዲ ዓንደለ ክስራሕ አዩ ኣብ ኤርትራ ሙሉአ ከም ወዲ ዓንደለ ኣብ ጅብሃ ይኹን ወላ ኣብ ሻዕብያ ኣይነበረን ኣብርሃም ን ኤርትራ ቀልጢፍዋ መራሕ ሃገረ ኤርትራ ክኸውን ሙሉአ ብቕዓት ዝነበሮ ሰብ አዩ
@ኩዶፈላሲ61
@ኩዶፈላሲ61 3 жыл бұрын
ታሪኽ፡ጅግና፡ተጋዳላይ፡ኣብርሃም፡ተኽለ፡ክዝንቶ፡ከሎ፡ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡ኢዩ።ግን፡ኣንታ፡ትዘንቱ፡ዘለኻ፡ግን፡ተኾምስዕ፡ዲኻዘለኻ፡ኣዛራርባኻ፡ጽቡቕ፡ኣይኮነን፡ስለዚ፡ነቶም፡ጽቡቕ፡ዝዛረብ፡ግደፈሎም።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ኩቡር መስፍን መንግስቱ ንስኻ ካብቶም ናይ ቀደም ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ እውን ናይ ጀጋኑ ሕድሪ ዘይጠለምካ ጀግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንኹልኻትኩም እውን ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ንዝኽርን ጅግንነታዊ ታሪኽን ስውኣትና ክትነግሩ ግዜኹምን ጉልበትኩምን ተህልኹ ዘለኹም ጅጋኑ ኢኹም።
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 3 жыл бұрын
Abraham tekle jigna agazianawi viva agazian
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 Жыл бұрын
ናይ አብርሃም ተኽለ አዘንቲኻ ዝውዳእ አይኮነን ሐደ ግዜ በጋጣሚ ምሰድኡ አብ ሹቅ ጎፍ ምስተባሃሉ ናይ ነገር ወላዲት ዋይ ወደይ ምስ በለት አቲ ሰበይቲ ወድኺ አይኮንኩን ምስ በላ ነቢዓ ንገዝአ ኸይዳ ዝገርም ትብዓት ባለ ጃከት በብሰክሊት ተፈናጥጠው ነው የሚሄዱ ተባሂሉ ጃከትናን ብሽግለታና ገዲፍና ብእግርና ንኸይድ ነርና ናየብርሃም ጅግንነት ጽሒፍካ ዝውዳእ አይኮነን
@abrahamsemere5046
@abrahamsemere5046 3 жыл бұрын
ቦታ መሰዋእቲ አብርሃም ተኽለ 1978 አብ ጎልጅ ምዃኑ እቲ ምሰኡ ከውጾ ዝተሰውኤ ብጻዩ ዓብዱ ማአሕሙዳይ ይብሃል አበባ ቅሰኒ ጅግና እዩ አዝዝዝዝዝዩ
@adatekelu8362
@adatekelu8362 3 жыл бұрын
Ciao io sono Adanesh Tekelu sono di sazzega conosco grande Abram Tekle
@nardostecle4002
@nardostecle4002 3 жыл бұрын
Ciao mi chiamo. Nardos Tecle. Voglio chiederti come conosci mio fratello. Abraham. Hai Facebook che puoi amico chiedermi in modo che possiamo avere contatti l'uno con l'altro? Buona serata di Pasqua. 🤗🤗🐤🐥🐤
@bhlinankid3646
@bhlinankid3646 3 жыл бұрын
ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ እዩ እቶም ብሂወት ዘለው ናቶምን ናይቶም ዝሓለፉ ብጾቶም ክትሩኩሞ እቲ ንእሽቶ ወለዶ ክፈልጦ ብጀካ ወያነን ኣመሪካን ጸላእቲ ኤርትራ ኢሉ ዝንገሮ ካልእ ስለ ዘይፈልጥ .
@florsebhatu6070
@florsebhatu6070 3 жыл бұрын
አቡርሃም ወደ ዐንደለአ ዝባሀል ሸሙ አቡ ናተይ ግዜ ፈዳይን ይዝክሮ አቡ አስመራ
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
ያ ንዝክሮወ፡ንኣሽቱ ኔርና፡ ንጀነራላት ዘርዕድ መንዩ ወዲ ዓንደለ እናተባህለ ልክዕ ከም ፊልም ሂንድያን ኣብ ኩሉ ኣንጎሎታት ኣስመራ ብዉዕዉዕዩ ዝዕለለሉ ኔሩ፡ እቲ ዝገርም ኩሉ እቲ ዝበዝሐ ስርሒቱ ብቀትሪ ንኮሮኔላት ደርጊ ይጽልጽሎም ምንባሩዩ።1975 ስርሒት ምውጻእ እሱራት ሰምበል'ውን ወዲ ዓንደለ'ዩ ሃንዲስዎን መሪሕዎን።
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 3 жыл бұрын
እቶም መቃልስቱ ዝነበርኩም ሰንድዎ። ጅግና ኢዩ ነይሩ።
@botoloni3714
@botoloni3714 3 жыл бұрын
ስዉእ አብራሃም ተኽለ እኔ እብ 76 ።ዓ ም ዓዲ ስሉስ ዝተባሃለ ዓዲ እኔ ጅግና እልከ ዝሕለፍ ዝይኮነስ ልዕሊ ጅግና እዩ ማሸስ ተጋድሎ ሐርነት ብዝሐት እንድያ እፍርያ እቶም ዝትስውኡ ጅጋኑ ምሕረት ይሃቦም ሕጅውን እንት ኩነ እቱም ኽእለት ዝለኹም ግዜ ከይወስድኹም ታርኹም ኽትስንዱ ተስፋ ይግብር ንእብነት ብህወቶም ዝለዉ ከም ተስፈይ ማሕሪ ዓሊ ዓንተር እልሳ እማረ መሐመድ ዑመር መወኽሲ እለውኹም እማን ከም ብዓል እብራሃም ተኽለ ዝአምስሉ እዮም እዛ ናይ ሕጂ ኤርትራ ንጀሃርላ ዘለና ታሪኽ ጅጋና እብ ስነድ ኽስፍር እንተ ኩኑ እዩ እዋኑ እሕዋትይ ታሪኽ ዘይነበረ ዘይግብርውን ንቲ ናይ ጅጋኑ ትጋድሎ ሐርነት እጥፍኦም ናቶም ዝግብርዎ እምስሎም ይትርኹ ንርኦም እለና ሐደራ ይብለኽም ሐውኽም እባል 371 ቦጦለኒ ንብር
@abduyassin
@abduyassin 3 жыл бұрын
አንድሕሪ መስዋአቱ ንጅግና ፍቱው ተጋዳላይ ዓብዱ ማሕሙዳይ ንምድሓን ነይሩ ፥ ኣየናይ ሓላል መስዋእቲ ፥ ክቡር ኣያና ኣብራሃም ተኽለ፥፥ ኩሉ ግዘ ኣብነታዊ ተጋዳላይ ፥፥ ዓብዱ ማሕሙዳይ አንተ ካብ ዒራቕ ዋይ ሱርያ ተመሪቁ ዘመጸ ፍቱው ወዲ ከረን ተጋዳልይ አዩ ነይሩ፥፥ ሰጋብ ሕጂ አዉን ይዘከር አዩ፥፥ ናቱ መስዋእቲ ምስ ተስምዕ ፥ ኣብ ከሰላ ብዙሓት ሰባት ከም ዘሓዘኑ ከም ሎሚ ይዘክሮ፥፥ ዘሕዝነኒ ግን ፥ ኣብራሃም ተኽለ ንዕዑ ከወፅእ ከም ዘተሰወአ ሕጂ ምፍላጠይ አዩ፥፥ ሽዑ ኣብራሃም ተኽለ ኣባል ገድላዊት ባይቶ ከምዘተሰውአ ጥራይ አዩአ ሰምዐ፥፥ ብሉፅ ተጋዳላይ ንብሉፅ በፃዩ ተጋዳላይ ከውፅእ ተሰዊኡ፥፥ ኣብራሃም ተኽለ ጀግና መራሒና ፥ ኣብ ልብናን ኣብ ታሪኽናን ፥ ንዘልኣልም ብኽሉ ከፋላት ህዝቢ አርትራ (እስላሙ ፡ ክርስትያኑ) ክትነብር ኢኻ፥፥ --
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 3 жыл бұрын
አነ ንባዕለይ አብቲ ውግእ ኔረ ኩሉ ተጋዳላይ ናይ አብራሃም ተክለ መስዋእቲ ሓዚኑ አባል ፈጻሚ ሽማግለ ስለ ዝነበር። ብመስዋእቲ ዝውጻእናዮ ከተማታት ሬሳና ረጊጻ ክትሓልፍ አለው ኢሉ ብጅግንነት ተሰዊኡ ጅግና ጅግና ምኾኑ ስለዝይተርፎ አብ ዓውዲ ውግእ ተሰዊኡ።ብሳሉኡ እያ ተሓኤ ብፈዳይን ፍልጥቲ ዝነበረት አብ ኩሉ ብብቃዓቱ ከድምዕ ዝኽእል ዝነበረ አብራሃም ትክለ ኤርትራ ደቃ ከሲራ።ዝበንያ ግርምቢጥ ብወኻሩ ኤርትራ ትምራሕ ኣላ።ብዓል አብራሃም ተኽለ ቢሂወት እንተዝህልው ኔሮም እንታይ ምበሉ ኔሮም?
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ንህዝቦም ካብዚ ሕሰምዚ ከውጽኡ ምተረጋረጉ።
@tesfomweldu7014
@tesfomweldu7014 3 жыл бұрын
My hero proud of you
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ጅግንነት ብባዓል ኣብርሃም ኣብቂዑ ። 😭😭💔🧸😭😭😭😭😭😭💞
@tzeggaikahssay2805
@tzeggaikahssay2805 3 жыл бұрын
ሰላም ግዜ መዲያ፡ ነዚ መደብ ጂግና ስዉአ ኣብራሃም ተኽለ ኣልዒልኩም ብምዝራብኩም ብጣዕሚ የድንቐኩም፡ ኢዚ ጂግና ተጋዳላይ ታሪኹ ከህሱሱ ዝፍትኑ ህግደፋውያን ብመደብ ዝሰርሑሉ ምዃኖም ኢዩ ዝፍለጥ፡ ነዚ መነኢሰይ ወለዶ ናይ ከም በዓል ኣብራሃም ተኽለ፡ ቫይናክ፡ ኢስራአል ምስግና፡ ከሙኡውን ካሎኦት ጀጋኑ ፈቲሽኩም ከተቕርቡሉ ኢላበወኩም፡፡
@johntesfai3288
@johntesfai3288 2 жыл бұрын
ናዝ (የማነ)ብጣዕሚ ግዚኡ ዝሐለወ ሕቶ እዩ ሐቲቱ ምክንያቱ ብዓል ስውእ አብርሃም ተክለ ዝገበርዎስ ይትረፍ ክንዲ ርብዑ እንተዝገብሩስ ቡዙሕ ለውጢ ምገበሩ አደዳ ስደት አይምኮኑን ኔሮም ቃልሲ አብ ሃገርካ ኮንካ እዩ መስውአቲ ፈሪሕካ አብ ዘይ ጭደድ ባሕሪ እንዳ ቆረጽካ እሞ ካአ ክትበጽሕን ከይቲበጽሕን ከይአፍለጥካ ስደት ኮንካ ምፍካር ሬሳካ ምርሐቅ ካብ ሃገርካ ጥራሕ ኢዩ
@sh.1528
@sh.1528 2 жыл бұрын
Shame on the people who are trying to encourage violence on our Eritrean people. Didn’t you guys have enough of blood shed happening during ውግእ ሕድሕድ brothers killing brothers. I am sure no hero of Eritrea wishes violence against his people. You ask for blood shed of our people while have you send your kids to best school. Who ever wish upon the Eritrean people is the most evil.
@jaynjonas
@jaynjonas 3 жыл бұрын
ንዓይ ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ ካብ ካርሎስ ዘ ጃካል ንላዕሊ ኢዩ ማለተይ።
@yonastsegay7804
@yonastsegay7804 3 жыл бұрын
ብታሚ ዘሐግስ ዐቢ ዘኩርዕ መደብ ናይ ጀጋኒና አብርሃም ተክለ ምቅራብኩም ኮሪኣኤልኩም ተሐቢነልኩም በርትዕ ቐጽልዎ እዳበልኩ ናይ ሐድሽ ወልደገርግሽ ፈዳአኢን ከተክርብልና ይላቦ ሀውኩም ተከታታልክም ብጻይክም
@adatekelu8362
@adatekelu8362 3 жыл бұрын
❤️🙏
@tesfaghergistesfamicael1578
@tesfaghergistesfamicael1578 3 жыл бұрын
,,,,,,,, ❤️🙏
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓውና ጅግና አብሃም ኮሮኔል ተክለ፡ሓደራ ዓቅሚ ምጽሓፍ ዘለኩም ኤርትራውያን ሓደራ ታሪክና ስአን ዝጽሕፎ ይበርስ አሎ ስለዚ ሓቦ ንበል ሰብ ዓቅሚ ሰባት።
@r.t.9948
@r.t.9948 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ ። ሰላምንታይ አዮም ናይ ሎሚ መንእሰይ ከምቶም ቀዳሞት ኣያታቶም ኣብ ውሽጢ ኮይኖም ዘይጋደሉ ወይ ዘይስውኡ? ንዝብል ሕቶ ፡ ኣነ እንታይ ምበልኩ ቀደም እቲ ጸላኢ ጋና (ካብ ደጋ ዝመጸ) ወራሪ እዩ ናይ ሎሚ ጸለኢ ንብሎ ዘለና ጊን ሐውና ወዲ ጋዛና ኢዮ ስለዚ ኤርትራዊ ንሐዉ ክቀትል ሕልንኡ ኣይገብረሉን ዩ ይመስለኒ ፡ኣምሐራይ እንደሞ ይእቶ ከመይ ገይሮም ክምዝቅሽምድዎ ክትሪ ኦም ። የቀኒየለይ።
@alayeesami
@alayeesami 3 жыл бұрын
I agree with you 💯
@beyenedemoz8841
@beyenedemoz8841 3 жыл бұрын
Abrahm,was well known as cool & humble all his life.
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 жыл бұрын
Hi tariku aytexhafen iyu harbena abrham ok aytegelxn kab bahri bin anka Fetishwo
@wedihazhaz9295
@wedihazhaz9295 3 жыл бұрын
ስርሒታት ብፍላይ ምስ ውልቀ ሰባት ዝተኣሳሰር ምጥቓሱ ኣገዳስነት ዘለዎ ኣይኮነን። ኣሉታዊ ሳዕቤናት ስለ ዝህልዎ። ምስቲ ገዛኢ ዝነበረ ምጥምጣም ጥራሕ እኹል እዩ።
@Tec217
@Tec217 3 жыл бұрын
ብጥዕሚ ዝምስገን መደብ እዩ መቸም ኣራሃም ካፒታኖ ተክለ ኣስጎዶም ፊደል ዓንዶሎይ እዩ ዝባሃል ግን ወዲ ዓንዶለይ ይባሃል ክለተ ኣብራሃም ኣብ ክለተ ወዲባት ኪሊቲኦም ፈዳይን ተወልዲ ኣዲ ዛግር እዮም ታሪክ ኣብራሃም ወዲ ዓንደ ጥራይ እዩ ጉኑን ኣብ ዓድና ሻዕብያ ካብቶ 15 ናይ ዓላ ዝነበረ ደቂ ኣራዊት ዝሰመያ እዩ ሕጂ ግን ናይ እብራሃም ካፕ ተክለ ሚስማዕና ኣብ ኩሉ ወዳኡባት ዝነበሩ የሕዋት ምቅራብኩም ካብ ልቢ ነመስግን ቀጺልዎ
@florsebhatu6070
@florsebhatu6070 3 жыл бұрын
🙏🙏❤🙏
@mesghinnakuflu7808
@mesghinnakuflu7808 3 жыл бұрын
Please I have had a real moment with Abreham when he was in Asmara between year 74 &75
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
What was that moment can you tell us pleace
@beyblademaster4445
@beyblademaster4445 3 жыл бұрын
መምህር አብሃራ አሜነ ተባዓ ፍዳይን ሙክኑ ደቃ አስመራ አብ 1999 ንዕረፍቲ ምስ ከድኩ በረክት መንግስትአብ ከሎኤት ከዘንቱወሉ ይስምዒ ነረ በጅክ ንወዲ አሜነ አምጸኤልና የቀንያልና
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 3 жыл бұрын
R.i.p rest in peace may your soul in heaven the hero brave man Abraham tekle in 1994 he Buried him in the martyred campus 🙏 one former E.L.F fighter told me
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
00:1:50
@sawawakay
@sawawakay 3 жыл бұрын
🙏🤲🤲🤲✌❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
አቲ ዘይድገም ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ወዲ ዓንደለ መንግስቲ ክርስቶስ የዋርስካ ኣባጥረግ ሓላል ን ኹላ ጀነራላ ኮነሬላ አባ ራዕራዕ ኣቢልካያ ኬድካ ስርዓት ጃንሆይን ደርግን ሓራአራአ ኣቢልካየን ኣብርሃም ወዲ ዓንደለ ኣስመራ ኣትዩ ኣሎ አንክሰምዑ ዝኾነዎ ዝነበሩ አወ ዘሕዝነካ ዓዲ ኣብርሃም ኤርትራ ከምዚ ኮይና ክትትረፍ ብጣዕሚ አዩ መዓንጣ ከብድኻ አዩ ዘሕርር ኢሰያስ ሙሽሙሽ ድሕሪ ብዓል ኣብርሃም ሰብኣይ ኮይነላ ዓዲ አምበር አቲ ቀደምሲ ወዲ ዓንደለ ክብሃል ከሎ ብዓል ዓጢነ ኢሰያስ ወልሓንቲ ኣይነበሩን
@agimie2291
@agimie2291 3 жыл бұрын
አብ ምሕታት ከይወደእት አብ መንጎ ትአቱ ካልእ ጊዜ አወደአዮም ምኽንያቱ ነአብነት ኩሎም አሕዋት ክትነግረና ደሊያ ተቋሪጹ ተሪፉ ተጋግዬ እንተኾይኔ ይቅሬታ
@negassyteklehaimanot2067
@negassyteklehaimanot2067 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከይውደት ብጣዕሚ ኣብ መንጉ ተኣቱ ኣሎካ ኣውሃሃዶ please
@alemsemeretedla2555
@alemsemeretedla2555 3 жыл бұрын
ነብሰ ፍትወት ዘጥካዕካ ከዳዕ ናዝ የማነ ሕጂ ድሕሪ 40 ዓመት ምስዓር ጀብሃ ንመንሰያት ኤርትራ ልክዕ ከምቲ ጅግና ስውእ ኣብርሃም ተኽለ ኣንጻር መግዛእቲ አብ ማእከል ኣስመራ ዝገብሮ ዝነበረ ስርሒታት ኣንጻር መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ክፍጽሙ ምዕዳምካ መርኣያ ቀቢጸተስፋነትካ ኢዩ.
@nardostecle5522
@nardostecle5522 3 жыл бұрын
It’s so sad no matter who ever it’s been in diaspora having a peaceful living to say the ones at home should do this and that, I really ask my self these heroes they have left every comfort zone and went to face every thing in present. So with all respect why don’t people like you go leave your comfort zone and show the examples of these heroes. You talk a lot and expect an offer from the ones who are offer enough in Asmara. May the Lord almighty count the blood of our brothers and sisters who have payed their life. May he return us to him and look at us with his merciful eyes.
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 3 жыл бұрын
ተወጊአ ኣብ ሕክምና፡ ሆስፒታል ክበጽሓና መጺኡ ነይሩ። ብጣዕሚ ብዙሓት ውጉኣት ኢና ነይርና። ኣብረሃም ሽጋራታት ሒዙልና መጺኡ። እተን ዘምጸአን ሽጋራታት ንኩልና ዝኣኽላ ስለ ዘይነበራ፡ ንሓንቲ ሽጋራ ኣብ ክልተ እናሰበረ ክመቃቕለና ይዝከረኒ።
@meharigoitom468
@meharigoitom468 3 жыл бұрын
ኣታ ደንቆሮ ነቲ ዝንገር ዘሎ ታሪክ ተባላሽዎ ኣለካ::ስውእ ኣብርሃም ተክለ ንስለ ኤርትራ እዩ ተሰዊኡ::ንስካ ግን ንካልእ ናብ ካልእ ማእዝን ክትወስዶም ትደሊ ለካ::ተባዕ ተኮይንካ ግን እቲ መንእሰያት ክገብርዎ ትብሎ ዘለካ ባዕልካ ፈትኖ::መንእሰይ ኤርትራ ግን ሃገር ኣምጺኡ ሃገር ኣውሒሱ:ንጃንዳ ከኣ ኣዕሪቡ ኣሎ :ሃገር ከኣ ንክሃንጽ ከኣ ይጋየ ኣሎ::ንስካ ግን ሓደ ሰነፍ ኢካ::ኣብ ኤርትራ ከኣ ናይ ውልቀ ሓወልቲ የለን :ናይ ኩሎም ጀጋኑ ሓወልቲ ግን ኣለና::ናይ ከምዚኦም ጅጋኑ ባዓል ንስካ ንካልእ ፖለቲካዊ ረብሓካ ክትገብሮ ትፍትን ኣለካ::
@alayeesami
@alayeesami 3 жыл бұрын
This is Eritreans history we should respect it and pass it on for the new generation. It is not only the history of ELF it is our history. You as moderator don't politicize this history. The Eritreans struggle ended in 1991 and all this operation are our history now. Everyone of these heroes should be treated as the history of all. Please focus on the history and keep the new politics to the history of today.
@josijosi1566
@josijosi1566 3 жыл бұрын
jegnent xahfulu xahfulay aybhaln eu ezome kedate aykonen jegnenet Bale jegena Abrham krxehfu si mekaber jeganu eka endfrrsu
@eriascari8355
@eriascari8355 3 жыл бұрын
NAZ YEMANE WOYANE...AFTER SYUM YOU ARE NEXTT
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 9 ай бұрын
ታሪኽ ስውእ አብራሃም ተኽለ ገሊጽካ አይውዳአን ኢዩ እንተኾነ ግን እዚ ኩቡር ሐውና ኩሉ ታሪኽ ገሊጽዎ ሐንቲ ክትእረም ዘለዋ ግን አብ ወራር ፈሽሽታዊ ደርጊ መስመር ኦምሐጀር ፍልይቲ ከተማ ጉሉጅ እዩ ተሰዊኡ ባዕለይ እየ አልዒለየ ምስ ካላአየይ ተስፋ እገብር ሐንቲ መዓልቲ ብዓቕመይ ታሪኽ እዚ ጅግና ክገልጽ።
@misginagebreamlak
@misginagebreamlak 3 жыл бұрын
Naz Abrham Tekle jigna u intekone ab Eritrea zelo mengsti gaegae you imber n Abrham Tekle hawelti ksrhalu mtegba ilka ab Eritrea gn Abrham Tekle tri do u jigna? Bzkone taric geganu mmxaeka gn keimogeskka aihalfn mhret yewrdelka!!!!
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
Yes he is the most hero number 1 no one can compare with abrham tekle andle he is the icon of heroism in eritrea he is the star of spy terroised the janhoy and derg regime.
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 жыл бұрын
Ezi kab adi atey zdewele tematise du?
@fthi3585
@fthi3585 3 жыл бұрын
አታ ሎሚኬ እዚ መንእሴየ አሳያሰ ድህሉወ አሕዎቱ ወለዱ እነዳተበደሉ ሞት የፈርሕ እነዴምቴ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
41:00 ናዝ ድንቁርና ዓጠም ኣቢሉካ፡መድረኽ ሓደ ኣይኮነን። ንምንታይ ድዩ ዓብደላ እድሪስ ኣኳዲድካ።
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 жыл бұрын
Hi bxbuk zakil ayekrebkayon abrham tekile bxbuk akrubu akul aykonen gegina iyu
@amareyeibio2603
@amareyeibio2603 3 жыл бұрын
His brother who was athletic and his name was amanuel and he was killed by the etiopian army in Asab
@yordag7466
@yordag7466 3 жыл бұрын
In Massawa
@amareyeibio2603
@amareyeibio2603 3 жыл бұрын
Thank you Yorda.
@berhanehagos25
@berhanehagos25 3 жыл бұрын
እሞ ድሕሪ ዓመታት።ዋላ ድሕሪ ኩሎም ፈዳኢን ምጽናቶም ከምውን ።ድሕሪ ዕንወት ባጽዕን ዓሰብን ክሳብ ሕጂ ወርቂ ጥማዕ ሽቃቅ ሀይለስላሴ መን ኣዕኒዩ።ደርግ ።ዝተበለጸሉ መንዩ ።ሕቶይ ኣብዚ ይዛዝም ።ግንከ ሓደ አብ ግዜ ደርግ ይኹን ።ቅድሚኡ ።ብዛዕባ ፈዳኢን ።ኣብ ናይ ባጽዕ ማይ ማዕከን ብኢሰያስ ዝተሰወኤ ።ሓደ ካበአም ንስክላ ወጺኡ ግን እዚ ታሪኽ ።ናይዚ ዕውት ፍጻሜ ።ብሕግኤ ወኪል ኢሳያስ ቅንጸላ ተገሩስ ነቲ መርየት ብግረደር ተጣሒሱስ ንጽቢሒቱ ።ናይ ደርግ ወታደር ንኣስመራ ክሓልፍሰለ ዝበለ ረሺና ኢሎምና ወረ ተዋጊሑ ግን ቲ ቦታ ረጊጸስ ሓድሽ ብግደር ዝተሓርሰ ሪኤ ።ግን ብዝያዳ ንቦኽሪ ሓወይ ሕተቱ።ሓወይ ኣብ ዉፐርታል ይቅመጥ ።
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Abraham Tekla R.I.P
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓው ጀግና ኣብርሃም ተኽለ። ኤርትራ ሃገርና ግን ኣይተዓደለትን ከምብዓል ኣብርሃም ተኽለ ንጹሃትን ጀጋኑን ከፊላስ ንበዓል ኢሰያስ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ሒዛ ተሪፋ። እዞም ናይ ጥልመትን ክሕደትን ኣናብስ ኮይኖም ህዝቢ ዘበሳብሱ ዘለው። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና😢😢😢
@mayte8545
@mayte8545 3 жыл бұрын
Nay jeganu endaelelka si ati ab afka zelo zeytwuhto belaei
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 3 жыл бұрын
Ab mexahaf anbruwe ples So Tnx
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 3 жыл бұрын
አብርሃም ተኽለ ማለት "ንቅያ ናይ 18 ደቃይቅ " ዕስራ ግዜ እኸውን ዝገበሮ ኢዩ:: ናይ አብርሃም ጅግንነት ኩሉ ስርሒታት ፈዳይን አብ አስመራ ዝገበሮ አብ ዓለም መዘና የብሉን:: አሳዋውኡኡ ከአ ጅግንነት ብዝመልኦ R.P. G 7 እናቶኮስ June 18, 1978 around Om-hajer Geluj . Aron ሐው አብ ስዊድን ዘሎ ብኹለን እተን ዝገበረን ናይ ፈዳይን ስርሒታት ይፍልጦ'ዩ::
@MaicoRecords
@MaicoRecords 3 жыл бұрын
ልክዕ ብልክዕ። ኣብርሃም መዳርግቲ ኣልቦ ጅግና ሕጹብ መዓንጣ
@mohammedgasser2657
@mohammedgasser2657 3 жыл бұрын
I have to say something about Abraham Tekle Please call me.
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
Mohamed Gasser bzaeba Abraham tekle ba kurub tariku wes belena
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 жыл бұрын
Abriham tekile koleku yifetu Belinda datasheet mikade yifetu nisemia neyerina 13. 15 argumentative 36 abiaur goziu yubilina neyurom .kabiyehiwatina yemesileni nisemianeyrina .meliake tekile ab adikonisti rieyo golifo kabia geyuru...
@wedimeret4381
@wedimeret4381 3 жыл бұрын
ሰላም ሓልአብ ብርጌድ 97 ኦፒረተር 3ይቲ ቦጦሎኒ ዝነበርካ እንተ ኮንካ ሰላም ክብለካ ይደሊ : :
@godlove8558
@godlove8558 3 жыл бұрын
Selam aktabi ezi medeb. Asfha Araya zbhal swu kab adis abeba wexu n Eritrea ms temelese ab kebabi 67 amete mhret kem tesewe felite. Eti hakeja smu tesfay Araya eu neru. Kab mntay tebegisu smu b Asfha keyruwa ayrdann. Ab politican gn bzuh trgum zelewo mukani eka da ab mesrh sleya yfelt eye. Ksab hji n zhato seb ayrekebkun. Ezi tekrbo zeleka gn kab 60 zneberu jeganu swuatna tekrbo sle zketateleka si ayfletn eu meswaetu kemey kem znebere kem seb kfelto sle zdeli. Pls msnay akbrot tegediska netom abeyti abotatna hteteley eka. Etia smu ab beleza nay swuat ms hatetna. B ASFHA ARAYA SEGID rekibnayo. ETIA tkkl smu gn TESFAY ARAYA SIGID EYA. Tgank you
@eriascari8355
@eriascari8355 3 жыл бұрын
NAZ YEMANE WEDI SHERMUTA..YOU SUPPORTED WEYANE...THERE IS ONLY SHABIA KULATKIN ABU KETMOTA EKIN NO ASMARA FOR YOU SHERMUTA
@yonasteklayhabtegergish7144
@yonasteklayhabtegergish7144 2 жыл бұрын
ኣቦና ጋዜጠኛ ግን ማራ ኣብ ሞንጎ ትኣትዎም፡ኮንካ ደሓር ከኣ ካብቲ ድምጺ ኩሩብ ርሕቅ በል ማለት ትንፋስካ ማራ እንዳ ኣተወ
@edgesam2005
@edgesam2005 3 жыл бұрын
ኣብ ከተማታት መማህራን ሓኻይም ፖሊስ ዝርሽን ሉኡኽ ዓረብ ዳኣ በየናይ መዕቀኒ እዩ ጀግና ታባሂልለይ? ይገርም እዩ ናይ ገድሊ ጀባሃን ሻዓብያ ዘውረድኹሞ ግፍዒ እኮ እኖሆ ስደተኛ ጌርኩም ኣሎ።ስለዚ ንቶም ዝረሸኖም ንጹሃት ህዝብ እዝግሄር መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።እንበር ባዓል ወዲ ኾሌነር ተኽለ ዳኣ እኮ ዕድል ረኺቡ ስጋብ ዩንበርስቲ ኣዲስ ኣበባ በጺሑ ኣብ ክንዲ ብትምህርቲ ንህዝብ ዘበርክት፡ብጥየት መሪጹ እዚ ድማ ሽፍትነት እዩ።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
ብኸመይ ኢኻ፡ከምኡ ኢልካዮ፧ ዶስ ብሓፈሻ ነቲ ሰውራ ኢኻ ትነጽጎ ዘለኻ ስከ ንገረኒ፧
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 2 жыл бұрын
@@bereketweldu2870 ሕራይ አይተ በረኸት። ገድሊ ኤርትራ ይብሉ እንበር አብ ባይታ ግና ውኽልና አይነበረን።ስለዚ ንዚ ጥፋአት ጌሮሞ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 жыл бұрын
@@jackinoassefa3291 yxበየካ ኣለኹ ክትገልጽ
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 3 жыл бұрын
ግዕዘይ ስርዓት ክትብል። who are you ? work as a journalist"
@MaicoRecords
@MaicoRecords 3 жыл бұрын
The so called journalist is not a journalist at all. I am so mad that he would do such an interview in regards to our hero Abraham Tekle.
@mniyamozeraihamas5427
@mniyamozeraihamas5427 3 жыл бұрын
🙄😥
@kakutes4966
@kakutes4966 7 ай бұрын
aboy eliyas
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
John's aynebrn u tariku u zwres nay Abreham Teklea asewawiu Akoy ab 3 wear weyana hadeaynet gudef axmudom alew endabelwo arkey bxayey gadifea aywxen Eli 3 guza teharimu an gunbar bura ab 3 werad tesewieiu zelalemawi zkri nsweatna awet nwxei huzbna
@tesfaiberhane6863
@tesfaiberhane6863 3 жыл бұрын
Yemane ¡ ቃልሲ ኣብ ልዕሊ ፉሽስታዊ ጉጅለ ናይ ኢሰያስ ጉጅለ ፡ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ቃልሲ ናይ ብዓል ኣብርሃም ተኽለ ክካየድ እግባእ ነይሩ ¡ ? ግን ካብዞም ገሊኦም ብዛዕባ ' ጅግንነት ' ኢሎም ክምስክሩ ዝፍትኑ ዘለዉ ¡ ? ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ዳያስፖራ ኮይኖም [መሳርሒ ፉሽስቲ ጉጅለ ህግደፍ እዬም ብግብሪ ] ሕተቶም ናይዚ እዋን ዘለዎም ግደ ። እንተዘይኮይኑ ተበግሶኻ ትርጉም ኣይክህልዎን'ዩ ምስ ድርብ ሕልናን ግብርን ዘለዎም ሰባት ኢኻ ትሃልኽ ዘሎኻ ¡ ? ።
@woldutekie9846
@woldutekie9846 3 жыл бұрын
ኣነቖ ቀልዓ ኣይ ነይረ ግን ንስዋኣት መደበሲ ዝጻሓፎ መሰነይታ 50 ብርን እየ ዝፈልጥ ናይ ኤርትራ ክብሪ ስውእ እዩ
@thegarzado1470
@thegarzado1470 3 жыл бұрын
Naze yemane,you need to learn discipline. You r very rude please dont call ur self a journalist.
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Abdulkader Menjose Fidayien mis bal Abraham Tekla yibahal kesab kenday haki eue I dont know.
@berhanehagos25
@berhanehagos25 3 жыл бұрын
ማሕበር ኤርትራውያን ን ዓረብን ስም ውልቀ ስብ ኢሱ ።መዓልታዊ ስጋ እንስሳን ኣሕምልቲ ወጻኢ ዝቅለብ ።ሰብ ኤርትራ ዊ ድዩ ብሓቂ ።ንገሩኒ ክኣምን።
@josijosi1566
@josijosi1566 3 жыл бұрын
Bale Abrehan tefome si ezome mafeya ketrfu zehzen eu jenga aynebren eu tarku gen alo zelalem neskum kea tarek teterku delkum sheynti meshamushe konekum ember deme balr abrhan nekontu kaykown ketkalsu nerekum hegi jubakum temamuku betarek jeganu meseti bune gerkemo
@isakkesete5505
@isakkesete5505 3 жыл бұрын
Inka i dehan mesakum dmsi geghanu bmdngikum bzuh keyteghlse tarik geghnu bzuh kterf ykil iyu intekone hgi mgmarkum iwn bzuhat bhiwetom sle zelwu keltifkum ktsndwo ylabo ane tarik nayzom geghsa beal abraham tekle abti natom metkel mklasey kurat ysmaani bzuhat geghau zwedukul hagher harneta kemzragaghes tesfa aykorsn
ታሪኽ ደግያት ባህታ ሓጎስ by ሊንጎ
1:06:44
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 17 М.
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54
Жездуха 42-серия
29:26
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
ክስማዕ ዝግብኦ Hidray Feseha tells history of ELF Fedayin
3:05:43
ሰለሙን ጸሃየ part 1
34:01
Hordata Media
Рет қаралды 64 М.
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54