ዘተ ዕርቂ ኢስራኤል 10//09//2024

  Рет қаралды 14,791

miki TV ሚኪ ቲቪ

miki TV ሚኪ ቲቪ

Күн бұрын

Пікірлер: 81
@adyamteklay4121
@adyamteklay4121 6 күн бұрын
Amlak ytehaweso 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@hewanseytiadam2454
@hewanseytiadam2454 6 күн бұрын
ጀማል ናይ ብሓቂ ደላይ ሰላም ❤በሊሕ ትሑት መንእሰይ ትድነቅ መንእሰይ ❤ኣምላክ ይሓግዝካ ውጽኢት ጻዕርካ ክትረክብ❤
@wudasem6704
@wudasem6704 4 күн бұрын
Amlak Ymesgen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 6 күн бұрын
ሚኪ ሓውና ጅግና ንፉዕ መንእሰይ እዚ ዕርቂ ጽቡቕ ኣምላኽ ይሓግዝ🇪🇷🙏🇪🇷
@yordanosmehari6765
@yordanosmehari6765 5 күн бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዝተደፍነ ዓይነልቦና ይፍተሓልና❤❤
@Yegt3773
@Yegt3773 6 күн бұрын
ሩሕስ ቁዱስ ዮዉሃንስ ንኩልኩም አምንቲ ክርስትና ይግበረልኩም አምላክ ይሐግዝ ሰላም ዕርቂ የውርደልና
@merhawidrar
@merhawidrar 2 күн бұрын
እግዝኣቢሄር ይተሓዎሶ🙏🙏🙏
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 6 күн бұрын
Wwwwwwooo wwwwwwooo wwwwwwooo good job miki😘 ነበርቲ እስራኤል💔🇮🇱 ጉዳይኩም በዕልኹም ወድኡዎ ንፉዓት👌👏👏 ካብ እስራኤል ወጻኢ ዘለና ኣይ ትስሙዑና ንሕና ብኣፍ እምበር ኣብ ተግባር ነቲ ሓዊ💔ኣይ ንጥቦሶን ኢና። ሓቂ ንነግረኩም ኣለና ኣይ ትስሙዑና👍👍 ጉዳይ ናይ ዕቑባ ወረቓቕቲኹም ተኸታተሉ ጠባይ እንተ ጌርኩም ዉን እቲ ዘለኹሞ ሃገር እስራኤል ክማሓየሸልኩም ኣብ መስርሕ ናይ ዕቑባ ወረቐትኩም ክሁቡኹም ተስፋ ንገብር ኣጆኹም በርትዑ ቀጽልዎ ብ ኢሂን ሚሂን ኢዩ ፍታሕ ዝመጽእ👍👏👏
@Gaul_Sium
@Gaul_Sium 5 күн бұрын
❤❤❤atum. Sdrana. Erki. Zdeleye. Gedadifu. Xlhi. Zdeleye. Gefagifu. Men. Jemary. Men. Qexali. Ay. Konen. Ajokum. Amlake. Ytehaweso. ❤❤❤
@A.A.A551
@A.A.A551 6 күн бұрын
ደም ስኒ ስንኻ እንተተሃሪምካ ባዕልኻ ኢኻ ትውሕጦሞ ንኹሉ ጸገምኩም ዊሒጥኩም ባዕልኹም ፍትሕወ❤
@biblesprit3142
@biblesprit3142 4 күн бұрын
29:49
@ammga6444
@ammga6444 6 күн бұрын
AMLAK msakum ykun ahwatey❤
@azebgebri6695
@azebgebri6695 5 күн бұрын
Good job amelki selam yewerdelna
@okubayabrham4279
@okubayabrham4279 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ egzabher yhagzkum kuburat deki adam
@fiyeryeman7921
@fiyeryeman7921 6 күн бұрын
❤🙏❤🙏❤🙏
@biblesprit3142
@biblesprit3142 4 күн бұрын
Aytxarefu tekababeru bxerfi zmxe selam yelen dlezi tesamamu
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 4 күн бұрын
ሚኪ ሓወና ጹቡቅ ስራሕ ብክልተ ወገን ካምስላም ዝጥቅም የለን ስለዚስ ዳጋፋይ ካምዲለቱ ዪድገፍ ክሳብ ንቲ ተቃዋማይ ዘይ ዓንቀፈ አቲ ተቃዋማይ ካን ካምዲለቱ ዪቃወም ጸገም ኣይኩነን ስለዚስ ቢዘይ ማዓልት ዝቅዘፉ ዘለዉ ሞት መንሰይና ጣጣው ንክቢል ደክምና ከይብውልኩም ጻዓሩ ኣምላኽ ዪሕግዝና ሚክንያቱ ኣብ መጥረሽታ በቲ ዩኩን በቲ ሞት ኣሕዋትና ክሳራና አዩ
@BiniamTsegay-y7r
@BiniamTsegay-y7r 6 күн бұрын
Amlak ytehaweso🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@KidaneGebregiorgis
@KidaneGebregiorgis 6 күн бұрын
ሚኪ ጅግና
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 6 күн бұрын
Selam deki erey xbuk medeb 🌹🌹🇪🇷🇪🇷🏝🏝❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-mb1nf1lt6j
@user-mb1nf1lt6j 6 күн бұрын
Teareku bejakum nhiwetkum hiwet dekikum hsebu amlak kab himaki ysewrkum ❤❤
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 5 күн бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኩም በጃኹም ለብሙ ኣሕዋት ። ካልእ ብዘይካኹም ነዚ መከራ ክፈትሓልኩም ዝኽእል የለን እዚኣ ኣስሚርኩም ሓዝዋ። ናይ ደገ ዝብሃል ምትእትታው ብፍጹም ክርይተፍቅዱ።
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 6 күн бұрын
Fetari ytehawoso kuburat yehwat selam yewurdelkum
@Aster-mo9vf
@Aster-mo9vf 6 күн бұрын
ገበርቲ ሰላም ዉሉዱ አምላኽ ክባሀሉ እዮም እሞ ብጹአን እዮም
@adhanomestifanos
@adhanomestifanos 4 күн бұрын
ዕርቂ ምሕሳብኩም እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ። እቲ ጠንቂ ናብ ሓደ ወገን ኣጸጊዕካ ነቲ ሓደ ወገን ንጹህ እንዳ ቆጸርካ ዘይ ኾነስ ።ጌጋካ ኣሚንካ ሓባራዊ ርድኢት ሒዝካ ደጋፋይ ሃገራዊ በዓላቱ እና ኣክበረ ዘይምርባሽ ተቃዋማይ ክኣ ህውሓታዊ በዓላቱ ከክብር ምሕዳጉ እዩ ክኸውን ዘለዎ እምበር 11ለካቲት እንዳ ኣብዓሉ 20 ሰነ ዝክልከለሉ ምክንያት እንታይ ማለት እዩ ።
@mesfinhabtemariam4837
@mesfinhabtemariam4837 6 күн бұрын
ጽቡቅ ዘረባ ኣንደብርሃን
@teklinkaelweldenkiel6961
@teklinkaelweldenkiel6961 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤amlak yagezukom yehawetey areke teboke zerba you yeahwet amlake yaheczekkom deqer❤❤❤❤❤
@zenebesh6600
@zenebesh6600 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WeiniSolomon-pt1vj
@WeiniSolomon-pt1vj 6 күн бұрын
አምላኽ ይሓግዝኩም ንጸገምኩምን ወጽዓኹምን ይርኣየልኩም🙏
@TsegazabBahta
@TsegazabBahta 6 күн бұрын
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ
@Aster-mo9vf
@Aster-mo9vf 6 күн бұрын
ሚኪ ሐወይ ብሩኽ ዘርኢ ሙሉእ ግዜኻ ንሰላም ምዒድካን መኺርካን ኢኻ ሕጅዉን ትሰርሕ አለኻ ብሩኽ ኢኻ አጆኻ አብጎንኻ አለና
@Mhret-n2u
@Mhret-n2u 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷👌👌👌❤❤💪💪
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 6 күн бұрын
Welcome Miki hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 6 күн бұрын
My people at the end of the day remember u have one mother and one county called Eritrea ,it is very sad,embracing, tragic nonsense w happened d happening 21st century families killing each other in somebody's countries shameful to all of us, parents r humiliated in frot of the w wide world. Please, we beg u make peace ,WHO hates democracy? Our children mothers elderly r tragically traumatized, scared operations against them think.may the almighty God lead u to the right ..happy new year.❤
@ammga6444
@ammga6444 6 күн бұрын
Rhus awdeamet ygberelna ahwat
@AsterEri1991
@AsterEri1991 6 күн бұрын
@amanuelhadas6382
@amanuelhadas6382 6 күн бұрын
Nay arki Amen ygberlkum selam Amet ygberelkum
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
demwelida.adechum.aybhlna.newuri.
@yoditzerom1267
@yoditzerom1267 6 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@amanuelhadas6382
@amanuelhadas6382 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Agzabher yhagzkum
@teklinkaelweldenkiel6961
@teklinkaelweldenkiel6961 6 күн бұрын
Bagkom arke kebaru areke tebuk eyo selam zemslawe yelane amlak yagez yehawet
@biblesprit3142
@biblesprit3142 4 күн бұрын
Abti braid nhamedu katwu aerekti abbgebenat ztedhmaleku badi dewu ablwo mktal gdefuwo ewe abzamene Yemen seb zeytgedfwo 4:37
@sabazeru5602
@sabazeru5602 6 күн бұрын
💡🌹🇪🇷💞⭐️
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 6 күн бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉👍
@Aster-mo9vf
@Aster-mo9vf 6 күн бұрын
ማሐርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዮም እሞ ቡጻአን እዮም
@musietemelso2396
@musietemelso2396 6 күн бұрын
🙏🇪🇷👋
@brhanerasom3979
@brhanerasom3979 6 күн бұрын
ሓዱሽ ዓመት ኣብ እስራኤል ኣብዛ ዓመት እዚኣ ኣብ እስራኤል ሓዱሽ ዓመት ብሓጎስን ብደስታን ብሓጎስን ዘኽብር የሎን። ምኽንያቱ ደም ኣሕዋትና ኣብ ጎደናታት እስራኤል ከም ዉሑጅ ዝዛረየላ ዓመት ስለዝኾነት። ሰበይቲ ርእሳ ክትቁነን፡ ሰብኣይ ርእሱ ክቕምቀም ከመይ ገይሩ ክሓሰቦ፡ ከምቲ ደም ኣቤል ናብ ኣምላኽ ዝጠርዕ ዝነበረ። ደም ኣሕዋትና እናኸሰሰና እሞ ከመይ ኣውዳመት ብሓጎስ ክነብዕሎ። ብሓፈሻ እዛ ዝሓለፈት ዓመት ካብቲ እግዚኣሔር ዝሃበና ዕድመ ኣብ ክንዲ ንጽቡቕ ንሕማቕ ስራሕ ዘሕለፍናያ ዓመት ኢያ ነይራ። እሞ ሕጂኸ ኣብዛ ሓዳሽ ዓመት እንታይ ንግበር። ዝሓለፈ ዓመት ብዕሽነት ዘሕለፍናዮ ግዜ ገዲፍና ብሓዱሽ መንፈስ ንተስእ። ጻዊዒተይ ከኣ ኣቦታት ካህናት መራሕቲ ሃይማኖት፡ ሽማግለታትን፡ ድቂ ኣነስትዮ ብፍላይ ከምኡዉን መንእሰያት፡ ነዚ ህዝቢ ናብ ዕርቅን ሰላምን ንምራሓዮ። ኩላትና ደው ኢልና ንሕሰብ ናይዛ ዝሓለፈት ዓመት ሕማቕ ታሪኽ ከይንደግም። ኣብ መንጎ ኣሕዋት ደም ምፍሳስ ደው ይበል። ኣምላኽ ዘመኑ ይመልሰልና፡ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት፡ ኣምላኽ ብጽሎት ቅዱስ ዮሓንስ ይተዓረቐና።
@BeyeneAndeBayu
@BeyeneAndeBayu 2 күн бұрын
Amilak yitahaweso yehiwat kemzi eilom bihasab kiradadiuo Fetari yihigos dabilos dima yegerigir eyu emo bejakum yhiwat sidrabet aynezekitim
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 6 күн бұрын
Entay malet eyu Hade Nikun Jemalka hizka ke Fikri Yelen malet dyu?
@AdhaNom-eu4ry
@AdhaNom-eu4ry 4 күн бұрын
ሰላም ሰላ ም አሕዋተን አሕት በጃኩም እዝ ንዕርቅ ዝግበር ዘሎ ጻዓር ዕዉት ክኸውን እግዝአብሄር የሐግዝ ምክንያቱ ናሐሳብ ፋልል እንበር አሕዋት እና ብ2ክልትኡ ዘሎ ምጭከኻን ዓገብ ጥቅልዕት ትሸኖ ኦሞ ተመልሱ አብ ነብስኻ እዩ
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 6 күн бұрын
Ab gezakum zelo shigir zeyfetahikum si ab eritra zelo shigr kitfethu hizbi eritra dia fenfinatikum indya awrajawyan iyom izom hagerawyan kia ybil senafe bsenafia ab Israel tekiba tgray akeleguzay kitibil twil men diya
@Aster-mo9vf
@Aster-mo9vf 6 күн бұрын
እቶም ንሰላም ትጽዕሩ ዘለኹም እግዚአቢሄር ሐይልኹም የጽንዕ
@Yacobgenzebu70
@Yacobgenzebu70 6 күн бұрын
ካብቶም ርእሲ ዘይብሎም ሓደ ሰብ እስካ እካ ምኪንያቱ ኣዉራጃ ዝብሀል የለን ሰብ ኣውራጃ ዝብሊ እንተ ኣልዩ ዱሑር ሰብ አዩ
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 6 күн бұрын
ሰላም ምኪ ቲቪ ሰላምካ ይብዛሓለይ ሩሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ንኩሉኩም ኤርትራውያን አብ ደገን አብ ውሽጥን ዘሎኩም ንሰላም ንበገስ እምበር በዓል ናጽነት በዓል መስከረም አይገበር እዚይ ምክንያት አይኮነን ኩሉኩም ሃገራዊ በዓላትኩም ብሓንሳብ አብዕሉ ተቃዋሚ ኮንካ ግና መንግስቲ ክትአሊ ግና ሕሰብ መንእሰይ ኢየ ዝብል አምላክ ይሓግዝ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HelloHi-vr5qk
@HelloHi-vr5qk 6 күн бұрын
bal nasenat kegebar eyu fatekum salekum
@teklinkaelweldenkiel6961
@teklinkaelweldenkiel6961 6 күн бұрын
❤❤❤❤🎉❤🖕🖕🖕🖕🖕teom zeba armhålorna selam betame tebuke yu❤❤❤
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
Asimera.kidu.schiti.wedi.schiti..hafirna.hazina. niweladit.dem.abikum.asirael.zelochum.deki.adina. mefto.tegaru.gerkumna. tegaru.ytawetulumalewu.
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 6 күн бұрын
Weridwo do sirat balkum awraga wedi awraga endablkums erki dima thatu nuskum kab tmerhuna gin 100 gizye shabia yhshena nay behaki seb ab dilyetu ymen natkum hayli gin nimintay misana zeytkawemu aybehal hade seb entedelyu ykawem entedelyu dima ydegif
@biblesprit3142
@biblesprit3142 4 күн бұрын
Anta habirkum srat atfu aytbel srat naka ycelo koynka ms kema abta bota keydka keyro msay kunu aytbel selam gber selam abzelelsyo gber ab zamenka emen bhasab gtemo bmhram gn ab eritra keydka keyr hawuka habtka abotatka eika tkeyl zeleka seb zhash hasa hzi eiyu zketb bhasab tekals ab mesel wedi seb gn ayeton eiyu nska ktkawem meselk eiyu seb ktketl ktharb ab bal gn mesel yeblka eti bal bsl hzbi eritra eiyu balka ka babieu entay malet nay danakur msrah selam gberu hji wun
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 6 күн бұрын
መዓስ እዩ ሕዝቢ ነቶም ነታ ህልቂት ዘበገሱን / ዘዋፍሩን ዞሎዉ ኣብ ሕጊ ተቅርብዎም? ሕዝቢ መፍትሒ እንተደልዩ ብቕንዕና ይበገስ :: መዕረፊ ይግበረሉ :: ካብ 40 ታት ዝተበገሰ እዩ :: ኢድ ምዕራባውያን ዞሎዎ እዩ :: ሞት ዝበሃል ክህሉ የብሉን ኢለ : ሰማዒ ሲኢነ :: ሕጂዉን ዶው ይበል :: ናብ ሕጊ ይቅረቡ :: ትንቢት ኣሉላ ተፈጽሙ :: ሕነ ይፈድዩልና ኣሎዉ :: ( ALUA ). መዓስ እና ንልብም??
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
Ata.banida.
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
Ata.fara.men.dea.wegiduka. Kedika.neadecha.zeytirie.
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
Jemal.nay. behaki.abesa
@DesbeleTesfay
@DesbeleTesfay 6 күн бұрын
ሕጅውን። ሀገረይን። መንነቱይን። መትከለይን። ምባል። ንመዋእል። ክቅጽልዪ።
@biblesprit3142
@biblesprit3142 4 күн бұрын
Bal nsyvhzbi eritra eiyu nakum ka balkum eiyu
@amanuelgebre2285
@amanuelgebre2285 6 күн бұрын
Eway mergem guayla da kulukum hade endikum.
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 5 күн бұрын
Atum.banida.asebut.etedea.. Konkum. .kidu.asimera.senefat..
@grseshireee-ek6hc
@grseshireee-ek6hc 6 күн бұрын
Stop guys killing each other mesawti youtuberat aytekunu dekikum sedrakum ayezektimu ane degafay eye gin kemzi politica miktetal ayamnin eye
@dh4343
@dh4343 6 күн бұрын
ዋይ ጉድ ረኺብና፡ባህልኻን ማዕልቲ ናጽነትካን ከተኽብር መሰል ስለ ዝኾነ፡ ንዕኡ ትኽልክል ሕጊ ዘለዋ ሃገር የላን። ንስኻትኩም ትብዎ ዘለኹም ግን ንሕና ዘይንደልዮ ትገብሩ ስለ ዘለኹም ኢና ንባኣሰኩም ንቃተልን ዘለና ዘስምዕ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም፡ ኤርትራውያን ኢና ትብሉ ኣለኹም፡ እሞ ተም ባዓል ናጽነትን ካልእ ምትእኽኻብን ፈስታን ክገብሩ ንምታይ ትኽልኽልዎም ንምታይከ ክሳብ ምቅታል ዝኸይድ እዩ ትሕቶ? ንታይከ እዩ ትደገፍቲዶ ተቓወምቲ ዝብሃል? ኤርትራውያን ኢና ኣይንድግፍ ኣይድገፍ ንዝበሉ ኤርትራውያ፡ ክሓስቡን ብልየቶም ክኸዱ ዘይክእሉ፡ታኣዚዞም ከም ዝኸዱ ገርኩም ክትገልጹዎም ቅኑዕ ድዩ? ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ኢና ትንሉ፡ ንሕና ዘይደለና ስለ ትገብሩ'ልኩም ከኣ ትባኣሱ፡ ምስ ኣሕዋትኩም ስለ ዝተባኣስኩም ዝተቓተልኩምከ ዓዲ ኣቲኹም ኣደታትኩም ክርኡ ተኻኢሉዶ? ብከምዚ ትብልዎ ዘለኹም፡ባዓል ናጽነትን ካልእን ክብዓል የብሉን እናበልኩም እንተቐጺልኩሞኸ፡ ታ ወዳ ወዲ ወዳ ዝቐተቐትላ ኣደ ሕጉስቲ ኮይና፡ ዓዲ ክትኣትውን ኣደታትኩም ክትሓቕፉን ይካኣልዶ? ፖሎቲካ እምነት እዩ፡ ደቂ ሰባት ኣብ ድላዮም ይእመኑ ሰላም ክብረትን፡ጥዑም ክብረትካ እዩ! ሰላም ሰላም ንግበር🤝🌿🌹
@marianatnael1193
@marianatnael1193 6 күн бұрын
ኣብዚ ዝዝረብ ዘሎ ዘረባ'ስ ናይ ዕርቂ ትሰምዑ ኣለኹም እንትርፎ ናይ ባእሲ ብኸመይ ኣምላኽ ይታሓወሶ ትብሉ እቶም ዕርቂ መሲልኩም ትጽሕፉ ዘለኹም።
@yirgalemadhanom891
@yirgalemadhanom891 6 күн бұрын
ሐቂ እንድዮሞ ትምወሉ እንዲኹም ሞ
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 6 күн бұрын
መጀመሪያ ሰላም ብኑጹር ኣብ እስራኤል ኣይነብርን እየ ግን እዚ ምስ ሃገር መንግስቲ ህዝብን ኤርትራ ሓዊስኩም ኣይትዛረቡ ፈላሊኩም ተዛረቡ መጀነሪያ ነንሕድሕድና ዝብል ኣይትድገሞ እቶም ተቋወምቲ ትባሉ ምስ ትግራዎት ተሓባቢርኩም የሕዋትና ትቀትልዎም ጀምዘለኩም ኢና ንፈክጥ ነስረጂ ስለዘለኢ እየ ቀተልትን ሃረምትን ድማ ኣዳቂቅና ፍሊጥና ብዉክቂ ብደም ንደልዮም ከምዝለና ምን ኣበይ ምኳኖም ኣጻሪና ግዜን ቦታን ንደልየሉ ክአምዘለና ኣይትረስዕ እቶም ኤርትራዊያን ነንሕድሕድኩም ተኣማሚንኩም ጉዳዩኩም ተገበኩም ክሰልጠኹም ይምኘ
@tekaetesfaldet135
@tekaetesfaldet135 6 күн бұрын
Keydi malet antay maletyu nuxur tigrina tezareb BOal nmntay tebOl zbl azereban
@KidaneGebregiorgis
@KidaneGebregiorgis 6 күн бұрын
አታ አጋመ ኢስራኤል አብዚ ክበፅሑ ብዙሕ ሚልዯን ከፊሎም ዝበልካዮ እሶም አቦ ሀገሮም ኮይኖም ኢዮም ተቃሊሶም ከምዚ ከማካ አይኮኑን ቆልአ ሰበይቲ ሐላፍ መገዲ እገዳ ቀተልኩም ሞባይል እንዳመንጠልኩም ምስ ደቂ አድኩም ተጋሩ ኮይንኩም ሰላም ከሊእኩምና ተፋሊጥና ኢና.. መነሙኳንኩም ንፈልጠቁም አለና መስዋእቱኩም ን አደ ትግራይ ኢዩ ኤርትራዊት አደ ብምቅታል ኢዩ ናትኩም አወት
@Yacobgenzebu70
@Yacobgenzebu70 6 күн бұрын
ብምቅጻላ ባዓልቲ 24 ግንቦት 20 ሰነ 1 መስከረም እዚ ከኣ ናይ ባዓላት ሃገር እንበሪ ምስ ቦልትካ ኣይኮናን ኣይብእሲን ንኩላትኩም ኤርትራዊያን እንተ ኮይንካ ይምልከትካ አዩ በሎ
@SabaAbraham-q5p
@SabaAbraham-q5p 6 күн бұрын
ደፋር ኩሉ በዐላትና ከነብዕሎ ኢና ንስኻትኩም ኢኹም ቀተልቲ
ናብ ኪናት 9 ብፍቃዶም Miki Tv  Eritrea and Horn Africa 17//09//2024
35:22
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 96 М.
q
1:54:00
Grace family
Рет қаралды 11 М.