No video

🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"

  Рет қаралды 43,155

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

2 жыл бұрын

Пікірлер: 339
@Mulue844
@Mulue844 2 жыл бұрын
እዚ ናቱ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ ምሰኡ ኣብ ኩሉ ፍጻሜ ኔረ እየ ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ዓቢ ግብሪ ገርልና እዩ ብፍላይ እቲ ናይ ባሕሪ ፍጻሜ ፍሉይ እዩ 🙏ክብርን ምስጋናን ወትሩ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኩን 🙏::
@user-bk7ww2cc5y
@user-bk7ww2cc5y Жыл бұрын
❤❤❤
@user-eq6wc4mk8t
@user-eq6wc4mk8t Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ✝️ 🤲✝️😍🥰🌹💐❤️🕊
@negasi2123
@negasi2123 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኩሉ ኣብ ስደት ጉዑዞና ብዙሕ ተኣምራት ናይ እግዚኣብሔር ሪኢና ኢና። ሓደ ካብቲ ዘጋጠመኒ 2015 ኣብ ወርሒ 6 ኣብ ሰሃራ ምስ ሱዳናውያን ኣብ ንጉዓዘሉ ግዜ ኣንፈት ናይ መንገዲ ጠፊእዎም፣ ከምኡ’ውን ኣዚዩ ብርቱዕ ካምሲን ኔሩ። ምስ ብጾተይ ኣብ ትሕቲ እታ ሎሪ ኮይና እግዚኦ ንበል ተበሃሂልና ኩላትና እቶም ብሓባር ዝነበርና ብሓደ ብዓውታ #እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ..ምእንቲ ኩሎም ሕሩያናቱ ምስ ጸለና ግን በዚ መጺኡ ዘይበልናዮ ብርቱዕ ዝናብ ሃንደበት ኣዝኒቡልና ክብሪ ንኣምላኽ። ብድሕሪኡ መንገድና ኣዚዩ ጽፉፍ ኮይኑ ሪኢናዮ ❤️🙏
@afomiaafomias4950
@afomiaafomias4950 2 жыл бұрын
❤️🙏
@shewitshewit736
@shewitshewit736 2 жыл бұрын
Beheqi Bheqie Hewna zeqrebkayom medebat btamie des ybl mahern Xnat zhbn mskrnet yu Amlak xegau yebzehalka Amlak mhretu ylakelna nalem yfews Kulatom Aebsgrn mekeran bhmam nzisaqeyu zelewun Amlak yerhwelomn ymheromn
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 Жыл бұрын
❤❤❤
@yonasteklezghi8190
@yonasteklezghi8190 2 жыл бұрын
ተመሳሳሊ ተኣምራት ን ሊብያ እንዳ ሰገርና ኣብ መንገዲ 2 ሰሙን ጌርና ማይ ከይለኸፍና 3ይቲ መዓልቲ ምስ ኮነ ምስቲ ዝነበረ ጸሓይን ረስንን ክንጻወሮ ስለ ዘይክኣልና ልዕሊ 10 ሰባት ሃለዋቶም ኣጥፊኦም ኣፈፊት ሞት ምስ በጽሑ ፡ ብፍርሓት እቶም ዝተረፍና ክንምህለል ምስ ጀመርና ፡ ኣብታ ዝነበርናያ ቦታ ኣብ ልዕሌና ጥራይ ደበናን ዝሑል ኣየርን ኮይንልና ከምኡ ኢሉ ድማ ኣውዒልና እቶም ዝወደቁ ትንፋስ ሰዂዖም ሃለዋቶም ፈሊጦም ፡ ብዘይ ምዱንጋይ ክኣ ሊብያውያን ማይ ሑዞም ተቐቢሎምና ....ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን !
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 2 жыл бұрын
ክብሪ ንስላሴ ይኩና እንኳዕ ደስ በለኩም 💝
@banafisehatsion4438
@banafisehatsion4438 2 жыл бұрын
Kbri neti kulu nkalo amlakna medhanina ykun Bahki des zbl tamrat eyu 🥺🥺🙏🙏🙏
@azmeraghebrezgabiher333
@azmeraghebrezgabiher333 2 жыл бұрын
Amlak entay yseano kebren mesganan nequ ykune
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@liliamelias618
@liliamelias618 Жыл бұрын
Ezgiabiher mesgen zelalem kea ztemesgene yikin ni liul fetari.Ahwatey ezgiabiher afqirikum ayhadegekumin teamiratu areyekum emnetkum aytegdilu ekum ❤❤❤❤
@user-lj9yh7fd6y
@user-lj9yh7fd6y 2 жыл бұрын
ናይ እግዚአብሔር አምላኽ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይድረሶ🙏🙏🙏
@hiwetlemlem2123
@hiwetlemlem2123 2 жыл бұрын
Hiwet ibahal misikr kihib delie neire Telefonkum gin abuni intai timehruni? Ahuwt
@AskaluHaile
@AskaluHaile 3 ай бұрын
ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ንእእኡ ይኩን ከምኡዉን ነታ ርህርህቲ ኣደ ጎይታ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን
@biniammebrahtu8194
@biniammebrahtu8194 2 жыл бұрын
ኣነ ሓደ ካባኣቶም እየ ብቃላት ኽገልጾ ዘጸግመኒ ተኣምራት ሓቂ እዩ
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 2 жыл бұрын
ኣየ እወ ምሕረት እግዚኣብሄር ዘይ ውዳእ ናይ ልብያ ነገር ኩሉ ዘይ ብምሕረት እግዝዚኣብሄር እና ወጺና ቅዱሳን መላእክቲ ድንግል እመቤተ ሓቁፋ ደጊፋ እያ ዘይ ይእትዮምና ኣነ ውን ናይ ብሓቂ ልብያ ክዝክር ከለኩ ኩሉ ሳህርኡ ባሕሩ ኮታ ኩሉ መከራን ሽግርን ዝተከበበ እዩ ግና ብምሕረት እግዚኣብሄር ካብ ኣፍ ገበል ኣድሒኑ ኣውጺና
@kulunsenayeyeyu6716
@kulunsenayeyeyu6716 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዛብሄ ኣምላክ ለዋህ ፈቃር ሓዳግ ዘይ ከም ሰብ ኣነ ውን ካብ ተኣምር ዝተገበረልና እየ ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ከዘንትወሉ ተኣምር ናይ ጎይታና መድሓኒ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ 🙏❤️❤️❤️❤️
@mussiebegatsion2167
@mussiebegatsion2167 2 жыл бұрын
ባሓቂ እዛ መደብ ማሪት መደብ ኢያ ቀጽልዋ ኢኩም። ብምቅጻል ከም ሓሳብ ናተይ ኣብ መደብኩም ናይ መንፈሳዊ ተሞክሮ ናይ ውልቀሰባት እንተተእትዉ ኣዝዩ ማሃሪ ምኮነ ነይሩ ይብል ኣነ። እዚ ማለት ኣብ ሓንቲ መደብ ብኣምሓርኛ ዝካታተላ ኣላ እንታይ ይገብሩ " ሓደ ሰብ ኣብ መንፈሳዊ ቶሞክሩኡ" የካፍል ማለት ኢዩ። ከመይ ገይሩ ለውጢ ኣምጺኡ ። ናኣብነት ኣብ ክአመይ ሂወት ነይሩ ዳሕራይ ጾሎት ብከመይ ጀሚሩ፡ ስግዳን ብከመይ ጀሚሩ፡ ንስሓ ብከመይ ኣትይዎ፡ ንቁዱስ ቁርባን ብክመይ በጺሕዎ ወዘተ እዚ ካብ ውልቀሰብ ክትሰምዖ ከለካ ኣዝዩ ማሃሪ ኢዩ። ሕሰቡላ ኢኩም
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ ከምዚ ከማይ ኢና ውዕለቱ ረሲዕና ምስኡ ዘየለና እምበር🥺❤✝️
@robelandemaryam2611
@robelandemaryam2611 Жыл бұрын
❤️
@user-xv6vg7ot9g
@user-xv6vg7ot9g 2 жыл бұрын
ኣማን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓወይ ኣነዉን ምሱኡ ነይረ እየ ኩቡር ሓወይይይ
@tigrignaselection4980
@tigrignaselection4980 2 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 1000 ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!
@js2974
@js2974 2 жыл бұрын
አሜን(3)
@wedieri7465
@wedieri7465 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቕ ትምህርቲ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ ፡ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
@berhanewedikeshi7439
@berhanewedikeshi7439 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥዑም ቃለ ሂወት የስመዓና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ኣምልኾን ስግደትን ናኣምላክናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meld569
@meld569 2 жыл бұрын
እግዚኣብሀር ዝገበረለይ ውዕለት ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንኩ አየ ።ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ስሌኡ ክምስክር።ናይ ወትሩ ጸሎተይ ግን " ጎይታይ ምስጋናካ ክነግር'ሲ ክእለት ዘረባ ሃበኒ " መዝ 51፥15 እዩ።
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@user-xx5ut1lh4g
@user-xx5ut1lh4g 2 жыл бұрын
ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን እዉን ኣብ ፈተና እያ ዘላ አምላኽ በቃኽ ይበላ እበር ⛪️😭😭😭
@betigalhageretigray5487
@betigalhageretigray5487 2 жыл бұрын
ዋይ እታ ቅድስቲ ቤት ግን ክሳብ ማዓዝ እዩ ኣምላኬ እኽኽ ኣቲ ድንግል ማርያም ስቕ ዲኺ ትብሊ እዋይ ገለ ባሊ ህዝብኽን ቤትክን እኮ በሪሱ ኣደዋይ ኣትጨክኒ ያኣክል በልያ ቤትኪ ጨኒቕዋ እኮ 😭😭😭😭😭🙏⛪⛪⛪🙏😭😭
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 Жыл бұрын
Xelot diu weys koyoka🙄😅🙏
@mlattesfay4141
@mlattesfay4141 2 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል ምስክር እዩ
@elk5824
@elk5824 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአቢሔር ይኹን እግዚአቢሔር ዝገበረልካ ምንጋር ንባዕሉ ስብከት ዩ እግዚአቢሔር ንኹላትና ጽቡቅ ገበረልና ንሕና ውን ትሓጎስና። ነመስግኖ ንመስክር ኩሉና ብሳልኡ ኢና ካብዚ ኩሉ ምድረበዳን ባሕርን ዝወጻእና ዋላ እካ ጽሑፍ ክፍጸም ንምዕረብ እንተ ተሰደድና እግዚአቢሔር ንዝገበረልና ብሙሉእ ልብና ነመስግኖ ። ኣሜን
@Nebyat6790
@Nebyat6790 Жыл бұрын
አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@aggggv7035
@aggggv7035 Жыл бұрын
ብሓቂ ድሰሰሰሰ ዝበል ተአምር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰግን ❤❤❤
@starksa1089
@starksa1089 Жыл бұрын
ብሓቂ ስራሕ እግዛቢሄር ድንቂ እዩ ቃል ሂወት የስመዐና
@Lovo2024
@Lovo2024 Жыл бұрын
Amlak aboy yikr yegbrlna bdfret setet bflat eshnet ehdglna eti fekarn lewhen fetari😭😭😭☦️❤️🙏🙏🙏
@lave9644
@lave9644 2 жыл бұрын
ብሓቂ ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ 🤲🤲🤲 እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን 🤲🤲🤲 ኣምላኽ ልቦና ይሃበና ይሃበና 🤲🤲🤲
@Mebryemebi2651
@Mebryemebi2651 2 жыл бұрын
Btieami xibuk tmhrti qale hiwet yesmalna n kiburat yehwatna, qexile kiblo zdeli diyaqon natu hawey nezi teamrat ezi kemzi girka mqrabka btiami yemesgineka yfetu, ezi kitblo zxenahka dma zeyfelto ab libya znebere yelen, bdgame qale hiwet yesmalna egzabiher amlak meskulatna ykun Amen (3)🙏🙏🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ነጊርካ ኣይውዳእን እዩ ንዓይ ውን ኣብ ሂወተይ ዓብዩ ነገር ስለ ዝገበረለይ ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንዑ ይኩኖ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
@senay6334
@senay6334 10 ай бұрын
ጨክብርን መጎስን ንሉዑል እግዚኣብሄር ይኸንኀይከኣሉ ኩሉ ዘይሰኣኖ
@yowuhanasolomun6506
@yowuhanasolomun6506 2 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ደቂ ሰባት ረሳዕቲ ኮና እምበር ኣምላክ ዳኣ ክንደይ ገሪና ብፍላይ ኣብ ልብእያ
@jfty3ye441
@jfty3ye441 2 ай бұрын
እልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላክቲ የስመልና 💐💐💐💐👏
@kidandebesay5335
@kidandebesay5335 2 жыл бұрын
Selam Naka yekun zehwaey , aziyu des zebl temhrti eyu . Ezi hawna mesay ab libya texwyu bezuh shgrat behde yehlifna . Azyu ketebaba zegbo eyu Diyakon eyu kem edmiu aykonen 🙏🙏🙏
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ስም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 💖✝️⛪️🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@shoshosho5438
@shoshosho5438 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራተይ እሰይይይይይ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክንደይ ዘደንቅ እዩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩኖ ንነብር ብሓይሊ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💗💗💗💗💗💗🙏🙏🙏
@feqarulbey4806
@feqarulbey4806 2 жыл бұрын
Ane mszi wedi ane mexye ab Libya behaqi ab shra xytxbeyo may wexiu 2017.07 ... Kbri namlak🙏 ..Amen
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እሰመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር ክብር ና ምሰጋና ይድረሰው
@diyanateame7569
@diyanateame7569 2 жыл бұрын
ናይ አግዚኣብሔር ስራሕ ድንቅ አዪ አሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩኖ
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 2 жыл бұрын
ሰላም ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከመይ ጸኒሕኩም ጽቡቅ ንክትህልዉ ናይ ኩሉ ግዜ ምኑየተይ እዩ እዛ ሓዉና ዝበላ ናይታ ሰበይቲ ታምራት ሰሚዐዮ እየ ኣብቲ ዝመጻናሉ መኽዚን ኣዘንቲሙልና ኣቦና ቀሺ ኣነ እኮ ኣየርከብኩላን ከይዳ ጸኒሓትኒ እንበር መክዚን ናይ ዓብዱሰላም እያ ኔራ ከማን ኣብ ጀርመን ከም ዘኣተወትን ገለን እዪም ነጊሮሙና ኣቦይ ቀሺ
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 2 жыл бұрын
ብሓቂ ተመስገን እግዚኣብሄር ኣምላክ ክበሪን መስጋና ንዑኡ ይኹን🙏🙏🙏
@selammajor1520
@selammajor1520 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwat yasman
@salm1025
@salm1025 Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ቃልህውት ያስመዐልና ከምዝ ከማይ ውዕልታኡ ዝረስዕና ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 👏👏👏
@danielghebries5034
@danielghebries5034 2 жыл бұрын
በስመ ስላሴ፡ ፡፡ ኣሜን። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይክበር ይመስገን። ክቡር ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
@azoabsh4473
@azoabsh4473 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወይ
@darkj-kh7bm
@darkj-kh7bm Жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna.
@crouch8900
@crouch8900 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ ነዚ ዘይኣምን ክርስቲያን እንተሎ ክብሪ ናይቲ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ጎይታ ዘይፈልጥ ጥፉእ ሰብ ጥራሕ እዩ
@user-kl9tw6cy6e
@user-kl9tw6cy6e 3 ай бұрын
Serh egziabher denqi eyu entay yesano ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 2 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmana edmen tenan yehabkum fetare
@salmamahmeed-ll1qq
@salmamahmeed-ll1qq 11 ай бұрын
አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nfreek5276
@nfreek5276 2 жыл бұрын
ቃለ. ሂወት የስመኣልና. የቐንየልና. ኩቡር. ሓወይ
@yehowa1
@yehowa1 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዘሓልካ ናቱ ሓወይ መሳድተይ
@fqaduabrhaley1186
@fqaduabrhaley1186 2 жыл бұрын
ሰላም ድያቆን ሓውና እዚ ዝብሎ ዘሎ ሓውና ኩሉ ሓቂ እዩ ብፍላይ ናይዛ ሓፍትና ኣብ ሳህራ ዘጋጠማ ትኣምር ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ሓቂ እዩ
@user-nf7ir2qt6j
@user-nf7ir2qt6j 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብሩ መሞህርና
@shushanzeru3743
@shushanzeru3743 2 жыл бұрын
ንሐዉና ቃል ሂወት የስምዓልና ኩሉ ዘመሐላለፍካልና ብሐቂ ማሀሪ እዩ ከምኡ ዉን ብዛዕባ ገድሊ ቁድሳን ዉን እንተቅርበልና ምተማሀርናሉ ቅድሚ ሕጂ ከመን ሐቢረ ነይረ ንአብነት ገድሊ ናይ አብነ ኤውስታትዮስ ከምኡ ዉን ካለእት ቅዱሳን አቦታት
@user-pc9ti3vj2b
@user-pc9ti3vj2b 2 жыл бұрын
እግዜብሄር ኣምላክ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይኩን ንልዕል ፈጣሪ ኣብ ልብዪ ዳኣ ብዝሕ ታኣምር እዩ ዝፍጸም
@samilove8082
@samilove8082 2 жыл бұрын
ኣሜን ዛሓወይ ናይ በሓቂ ኢግዛቤሄር ኣምላክ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን
@user-xz8vc4dz9x
@user-xz8vc4dz9x 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና፡ምሕረቱ ይድፈኣልና ፈታሪ🙏🙏🙏
@mehretkidane2241
@mehretkidane2241 3 ай бұрын
EGIZIABIHEIR Belbi Endihir Xelika Taamratu eyu Zereyeka ,Zitnsgen yikun hawey kea mehiretu hibika alo kemzia gerka kulu gieze Amesgn !
@cgfgyyfgfrfff853
@cgfgyyfgfrfff853 2 жыл бұрын
ተመስገን ኩሉ ዝክእል ኣምላክና🌱🌿🌿🌿☘️🎋🍃🍂🍁
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ቢት ቅዱስ ይፍርስዎ እለዉ😢😢
@mzitbokre1540
@mzitbokre1540 11 ай бұрын
Kebren mesganan neti hatyatena zeyxebaxeb feqar zekone amlakenan fetarinan ❤❤❤❤❤
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna ane ab sahra nere mesu 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Azahel181
@Azahel181 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ቀረባና እዩ ንሕና ኢና ንኣቢ እንበር
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ስለ ኩሉ ነገር። ኣነ ካብ ኩሉ ነገር ደስ ዝበለኒ እታ ኤርትራዊት ኣደ እያ። ባዕላ ወሲና ንሳን ደቃን ቤታን ንእግዚኣብሄር የመስግኑ። ከምኡ ውን ንሕና ኦርተደክስ ተዋህዶ እምነትና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዝገበረልና ውዕለት ክንምስክር ይግባኣና እዩ። ዘዳግም 4 9፤ ሓንትስ እቲ ዓይንኻ ዝረኣዮ ነገር ከይትርስዖ፡ ብዂሉ መዓልትታት ህይወትካ ድማ ካብ ልብኻ ኸይወጽእ፡ ንደቅኻን ንደቂ ደቅኻን ደኣ ኸተፍልጦም፡ ንርእስኻ ተጠንቀቕ፡ ነፍስኻ ሐሉ። kzbin.info/www/bejne/gIuTYZZ4jtKXa6s
@amanuel5687
@amanuel5687 5 ай бұрын
ናይ እግዛቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ስርሑ ድንቂ እዩ ይቀኔልና ኩቡር ሐውና ዘቅረብካልና መደብ
@natna645
@natna645 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ኣነ እየ እቲ ተኣምር ዝነግር ዝነበርኩ ክረኽበኒ ውን ጸገም የለን natnael wedi tewahdo tbl messenger natey
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 2 жыл бұрын
Selam hawey +254776367191 whatsapp rkebenie
@natna645
@natna645 2 жыл бұрын
@@bemnetnkhu5423 eshi
@user-vr3gv8km5w
@user-vr3gv8km5w 2 жыл бұрын
@@natna645 ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ ልዑል እግዚኣብሔር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም! የሉቃስ ወንጌል 12:8 ፰ እላችሁማለሁ ፥ በሰው ፡ ፊት ፡ #የሚመሰክርልኝ ፡ ሁሉ ፥ የሰው ፡ #ልጅ ፡ ደግሞ ፡ በእግዚአብሔር ፡ መላእክት ፡ ፊት ፡ #ይመሰክርለታል ፤>> (ናትናኤል ሓወይ ደስ ይበልካ፡ ነዚ ቃል ጽድቂ፡ ኢካ ዝፈጸምካ።) ድንቅታቱ ፍሉዩ ውህበቱ kzbin.info/www/bejne/hHWbiqCHpLl2fsk ምስጋና ጥራዩ ዘረባና ኩሉ ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል ንበለሉ ኣማን ብኣማን ዕብየቱ ላዕሊ ዩ ኣማን ብኣማን ዝመስሎ ውን የለን ኣማን ብኣማን ተመስገን ንበሎ ኣማን ብኣማን ኣድኒቅና ነገሩ ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል በሉ
@akiaki4783
@akiaki4783 2 жыл бұрын
Zhawey kemey aleka hade neger keshegreka እንተ ዘይ ረዲእካንስ ንበይነየ mezmur orthodox eba gtmi xhafeley bejaka🙏🙏🙏
@akiaki4783
@akiaki4783 2 жыл бұрын
Melsi eba kbur hawey
@mulefishaye1297
@mulefishaye1297 Жыл бұрын
Amen amen amen
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣላም ክብርይ ምስግናይ ንዓኻ ይኹን አሜን
@SadSad-qb2wc
@SadSad-qb2wc 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልኪም እግዚአብሔር አምላክ
@rahwaghirmai1297
@rahwaghirmai1297 2 жыл бұрын
እታ ኣደይ ዝኮነት በተክርስቲያን ኣረሜን ኣፍሪሶማ ሓዚነ! ሓወይ ዘብኪ ዩ ብሓቂ ኣምላኽ ይቅረ ይበለሎም
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 2 жыл бұрын
Amennnn Amennnn Amennnn Qalehiwet yesmealna Bruk Hawna Kulu des zibl senay qnie yehdrelka NHawna kea zimare melaekti yesmealna
@tigstieyob8345
@tigstieyob8345 Жыл бұрын
Kulu des zebel meskar eu zhawey xegueu yebzhalka egziabher
@mebrhitkeshi7155
@mebrhitkeshi7155 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኩሉ ደስ ዝብል እዩ ሓውና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ።
@selamgebremikael6780
@selamgebremikael6780 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 2 жыл бұрын
ክብሪ ንኣምልላክ ይኹን ናዓና ዘይ ተገበረ የለን ንሕና ግን ነቲ ዝተገበረልና ረሲዕና ገሊና ናብ ዓለም ገሊና ናብ ምንፍቅና ዘንቢልና ኣለና። ግን ኣምላክ ፈቃር ኢዩ ብዓይኒ ምህረቱ ንኩልና ብማዕረ የንብረና ኣሎ። ዕድመ ይሃበና ናይ ንስሓ ግዜ ክህበና። ንሓውና ድማ እንቃዕ ነዚ ውዕለቱ ክትነግር ኣብቃዓካ።
@yeibyoyeibyo6894
@yeibyoyeibyo6894 Жыл бұрын
Ezigeabher yemasigen....Sirha Ezigeabher denkiy Eyu ...Aynesitawaleni enber teameri Ezigeabher kulu geza waterow mesiana Abi hiwotena Eyu
@user-ic8eu3mz3k
@user-ic8eu3mz3k 2 жыл бұрын
ገለ ገነር ኣዛኳር ኩምኒ ኣብ ሳህራ እንኮለና ሓሚመ ኔይረ ሓሚመ ከለኩ ጸሎት ይገብርን ነብርኩ እመኑ ኣይትእሙኑ ምጣዕሚ ርእሲ ቃንዛ ገርለይ ኔይኑ ካብ ማኪና ይነጥር ኣብ ሳህራ ክተርፍ ዓቅለ ስለ ዝጸበበኒ ብዝኮነ እቲ ልብያዊ ሃሪሙ የደይበኒ ኣብ ሓደ ቦታ ደው ምስ በይና ሓንቲ ዓበይ ቖራዕራዕ ኣይህበን ንርእሰይ ታሓጸብ ኣይብለንን ማይ ዝኮነ ሰብ ግን ብዙሓት ሰባት ኢና ኔሩ እዚ ሰብ ኣብኡ ዝነበረ ገሪምዎ ግን እዚ ክብለኩም ከለኩ ሓንቲ ማዓልቲ ንሰብ ነጊረ ሓደ ሓደ ግዜ ኣሕዋትና ደምበርከ ኣምላኽ ኣሎ ድዩ ክብሉ ከለዉ ይገርመ
@nfreek5276
@nfreek5276 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ይመስገን. እንቃዕ. ሓውካ. ብሰላም. ኣተኻ ንዓይ. ኣምላኽ. ብዙሕ. ኢዩ. ጌርለይ ሓደማልቲ ቆልዓ. ምስ. ሓመመ. ረስኒ. ጌርሉ. ሕጂ. ኣብ. ገዛና. ኣብ ናይ ደቀይ. መደቀስ. ናይ. ጸሎት. ቦታ. ኣላትና. ኣብታ. ገኣ. ክንኣቱ. ከለና ጫማና. ኣውጺእና. ንኣቱ. ኩላ. ግዜ ምስ ሓመመ. ማይ. ድጋመት. ሓጽበዮ. ሽዑ ኣብቲ. ናይ. ጸሎት. ቦትና. ኣንጺ ፈ ድፈተረካ. ኣምላኽ. 6ምሓርካ. ኢለ. ኣብቲ. ናይ. ጸሎት. ኣደቕሰዮ ሽዑ. ሓውዩ. ጸንሕን
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 Жыл бұрын
😢❤❤❤
@LuwamGuesh-wu3lo
@LuwamGuesh-wu3lo 10 ай бұрын
Amlak aboy zigbriwo ayi felitun eyomi emo yiqre belelom.betaboy 😢😢😢😢😢😢😢😢bitaemi kebd eyu amlak aboy yiqre belelina
@bisratjambo8847
@bisratjambo8847 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዕልና ደስ ዝብልትኒ እታ ኣብ ሳህራ ዝሓረስት ብጣዓሚ ዝገርም ናይ ኣምላክ ዲኒቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ኣይፈልይና
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 Жыл бұрын
EgzAbyher yebark zebenkum yebark amyen kalehewet yesmalna zemarye melakti yesmalna amyen
@samera7043
@samera7043 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ🤲🤲🤲
@luulweldemicheal8927
@luulweldemicheal8927 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ድንቂ ስርሑ አይውድእን ክብሪ ንስሙ ይኩን አሜን
@emeelohe
@emeelohe 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
@bahatabrha969
@bahatabrha969 Жыл бұрын
Amen Amen Amen ell
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኽእል እዩ
@maryameywehabitselamey7859
@maryameywehabitselamey7859 2 жыл бұрын
selam egziabhier neakum ykun ok neana dma ab lbya zegatemena afasga mealti xebhi enda serhu malet bzuhat sebat ena nerna entezey tegagiye leli 500 ena nerna abtixebhi zsrehalu znebere eti gax tekaxelu gn netom zserhi zneberu keman aytenkofomun nlaeli nhiru bfinstra kedidu wexihu ab dege tekaxilu btaemi eyu zgerm srah nay egziabhier ykber ymesgen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@dnglmariamhalwni6563
@dnglmariamhalwni6563 2 жыл бұрын
Baki sm egziabher amlakna zkeberen xztemesgenen ykun soletan bereketan ny qdst weladit amlak ms kulna ykun😍😍🙏🙏🙏
@jerbalhayat4218
@jerbalhayat4218 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna . Ane ewn hanti kabten menfes kudus ablelena zmexe hanti eye. Knbges kelena menfes kudus msana tebegisu ksab merkeb tkbelena aseniuna abta ztekebeletna Merkeb kalb Beayney rieyo ksab hji kab ayney zeytfle Teamr Ezgiabiher Amlak eu .Kbrn msganan neuu ykuno.Amen Amen
@negasi2123
@negasi2123 2 жыл бұрын
ኪዱ ክትመቱ ኢኹም መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም! በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ከምዚ እዋን ኣብ 2014 ወርሒ ኣርባዕተ ክዳነ ምህረት ምዓልቲ ብባሕሪ ክንሰግር ከለና ሓደ ሊብያዊ መርከብ ኣስቂሉ ብሂወት ከለና ""ኣላ የርሓምኩም"" اللّٰه يرحمكمመንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም እንዳበለ ናብ ባሕሪ ሰዲድና። እታ ምርከብ ዝደየብናያ ብልሽውቲ ከም ዝነበረት ደሓር ኢና ፈሊጥና ። ንሱ ግን ዒራ ክመቱ እዮም ኢሉ እዩ ኣቐዲሙ ብሂወት ከለና መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም ዝበለና። ብዙሕ ኣይከድናን 6 ሰዓታት ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ምስ ተጓዓዝና መርከብ ተሰይራ ምንቅስቃስ ኣብያ ናብ ጥልያን ክንኣቱ ከኣ ኣስታት 24 (ሓደ መዓልቲ) እዩ ተሪፍና ኔሩ። እታ መርከብ ክልተ ደርቢ እዩ ኔርዋ ላዕላይን ታሕታይን ኣስታት 500 ሰባት ኢና ኔርና ። ኣጋጣሚ ኣነ ብታሕቲ ኔረ ምስ ሞተረ። ማይ ብታሕቲ ክኣቱ ጀመረ ብላዕሊ ዝነበሩ ስለዝኸበድዎ ነቲ ዕንጸይቲ እቲ ዕንጸይቲ ብጀሶ ጌሮም መፈላለዪ ጌረሞ ዝነበሩ ክጭደድ ጀምረ። ኩሉ ሰብ ኣውያትን ብኽያትን ኮነ ገሌና ሓጥያትና እንዳዘርዘርና(ንናዘዝን) ንበክን ንጭድርን ገሌና ክኣ ብውሽጥና ንጽልን መብጽዓ ንኣቱን ኔርና እግዝኣብሄር ንኸድሕነና...። ሽዑ ንእግዝኣብሄር ምእንቲ እቶም ሕሩያትካ መሓርና ክንብሎ ጀመርና:- እግዞ ምሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ማርያም ምሓርና. .. ምእንቲ መላእኽቲ ... እግዝኣብሄር ዝሰምዕ ኣምላኽ ስለዝኾነ ድሕሪ 15 ሰዓታት ኣብ ተስፋ ምቑራጽ ምስ በጻሕና እግዝኣብሄር ኣብቲ ዝመደቦ ሰዓትን ግዜን ኣድሓነና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን። ከምቲ ስባት ክመቱ እዮም ኢሎም ንሞት ዝፈርዱና ዘይኮነ ከምቲ እግዝኣብሄር ዝመደቦ ኢና ንድሕን ።ንእግዝኣብሄር ዝሰኣኖ የለን። _____________________________________ ሰለዚ ፈቁራተይ ኩልኹም ኣብ ስሃራን ልብያን ካልእን ትጭነቁ ዘለኹም ክምኡ ከኣ ምእንቲ ይሕዋትኩም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኮንኩም ትጭነቁ ዘለኹም ኣይትጨነቁ ኩሉ እግዝኣብሄር ዝብሎ እዩ ዝኸውን እግዝኣብሄር ክኣ ንሰናይና እዩ ዝገብሮ ኩሉ ጥራይ ብንጹህ ልቢ ንለምኖ እሞ ከድሕነና እዩ ። #ኣብ #ክንዲ #እቲ #ሰናይ #ዝገበረለይ #ኵሉስ፣ #ንእግዚኣብሄር #እንታይ #ውሬታ #ኽመልሰሉ #እየ???(መ/ዳዊት 116፡12) ከምስግኖ እየ፡ ውዕለታቱውን ከዘንቱ እየ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን። ምንጪ #Fb #ንእግዚኣብሔር #ዝሰኣኖ #ነገር #የለን
@user-bk7ww2cc5y
@user-bk7ww2cc5y Жыл бұрын
❤❤❤
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️
@wizmdb4102
@wizmdb4102 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🏾 kbrin mogosn n’amlak ykun 🙏🏾❤️🙏🏾❤️🙏🏾❤️
@wedigobezay8495
@wedigobezay8495 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ንዘለኣለም ኣለም ንዑኡ ይኹን 🙏🙏🙏
@arsemasara9175
@arsemasara9175 2 жыл бұрын
የእግዚአብሔር ሰሙ ይክበር ይመስገን 🙏🙏🙏🤲🏻🤲🏻🤲🏻
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d 2 жыл бұрын
ዋላ ነዓና እንድዩ ኣብ በረኻ ጸምጸም፡ ማይ ሃሪሙና።
@bsrattekste2528
@bsrattekste2528 Жыл бұрын
Kebri negzabher ykun 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ተቅርቦም መደባትካ ጽቡቁን ጽፉፍን ዩ እሞ ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ ወላዲት ኣምላኽ ድንግል ማሪያም ምስ ወዳ ምሳካ ትኩን ኩሉ ዘቅረብካዮ ብጣዕሚ ሰሓብን መሃርን ዮም ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና ።
@shawasa4441
@shawasa4441 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna Kbur memhrna negzaabher Amlakna kbre msgena ygbeo eu emo sele eti kulu weletu kbre msgena ykno
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 Жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏😢😢😢😢egziabher entay yseano
@selamzemen1730
@selamzemen1730 2 жыл бұрын
qale hiwet yesmealna memihir gin yiqirta kobero nay beteksian negarit u zibahal
@nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494
@nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494 2 жыл бұрын
Keberi neti semayn medren bzey andi zefetera egzabher amen amen amen kale heawat yesmalna
@Gerie1998
@Gerie1998 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ብሩኻት
@user-hu2sh3eb4y
@user-hu2sh3eb4y 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕሎታቱ ስራሕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድንቅ እዩ
(ገጠመኝ 10ይ ክፋል) ንኣና ዝገጠመና ፍሉይ እዩ
35:20
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 1,6 М.
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 38 МЛН
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 153 М.
#ETHIOPIA እንደ ሰው የመነነው ገዳም
40:35
(ገጠመኝ 6ይ ክፋል) ጾታዊ ርክብ ምስ ደቅኩም ትፍጽሙ ኢኩም
38:49
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 10 М.
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН