ዘይፅገብ ወግዒ ምስ ምዑት ከያኒ ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ | kasahun woldegiorgis | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show | Part 2

  Рет қаралды 8,079

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

Пікірлер: 135
@nobelmengistu7632
@nobelmengistu7632 Жыл бұрын
ኩብር አያና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ካባካ ብዝሕ ተማሂርና ናይባሓቂ ትግራዋይ ❤❤ ሰሚዒካ ዘይፅገብ አቤት ላዛ ትግርኛ ወረጃ❤❤❤
@abebaabraha2478
@abebaabraha2478 Жыл бұрын
ከመይ ዝበለ ጂግና ትግራዋይ ኣቦ❤ ዘምጻኻልና ወዲ ሮሚጥ የቐንየልና👌 ዕድመን ጥዕናን ንክልተኹም ይሃብኩም🙏
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 Жыл бұрын
ባሓቂ ዕሙቅ ፍልጠትን ክህሎት ምስ ርግኣት : ፈላስፋ ወዲ ዘርይኣቆብ ቅኒታዊ ዜማ ወዲ ቅ/ያሬድ ኣኽሱማዊያን : በጃኹም እዙ ፕሮግራም ከይቃረፅ ምስ ኣይተ ካሳሁን ዝግበር
@samikebede9894
@samikebede9894 Жыл бұрын
የቀኔልና ወዲ ሮሚጥ ሐወይ እዚ ዝመስል ዕሙቅ ፍልጠት ዘለወ አቦ ስለ ዘቅረብካልና
@Kidusuway
@Kidusuway Жыл бұрын
ዓሚቕ ፍልጠትን ተሞክሮ ዘለዎ ጋሻን ንፉዕን ብኣግባቡ ዝተዳለወ ሓታቲ እንትራኸቡ ኸምዚ ዝበለ ህይወት ዘለዎ ዘይምኖን ተዘካሪ ዕላል ትሰምዕ ። ንኽልቴኹም የቐንየልና።
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Жыл бұрын
ካሳሁን ወ/ጀወርግስ ዘይተረዳእናካ ጅግና ኣቦ ኢኻ። እታጀሚርካያ ዘለኻ መጽሓፍ መፈጸምታ የርእኻ። ን ኣና ድማ ዓብይ ቤተ መጻሕፍቲ ኢካሞ የቀንየልና። ክብርን መጎስን ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና። ትግራይ ሃገር ኢያ።
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 Жыл бұрын
ሓዉና አቦና በዓል ብዙሕ ሞያ ጅግና ፈላጥ ዕሙቅ ፍልጠት ኮታስ ኩለ መዳያዊ ትግራዋይነት ዘማለአ ምሁር በዓል ጡዑም ላዛ ዕድመን ጥዕናን ይሄብኻ ንኽንረኽበካ በሓቂ ወዲ ሮሚጥ የቀንየልና እዚኦም ዘኣምሰሉ ወርቂ ዝኾኑ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ዘምፀኻልና ቀፅለሉ
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Жыл бұрын
ትግራዋይነት ክቡር መንነት ❤️❤️❤️💪💪 ንቅድሚት 💪❤️❤️❤️💪💪
@efremmulualem-jz3cg
@efremmulualem-jz3cg Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ሙዑዝ ሙቁር ሓቀኛ ታሪካዊ ዘይምኖ ምህር ስለ ዘቅረበካልና። ❤❤❤ መምህር ካሳሁን ኣቦሓቂ ነዉሕዕድመ ንምነየልካ❤❤❤ ንበረልና።❤❤❤
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 Жыл бұрын
What an incredible artist, author, poet, historian…. Outstanding contribution and accomplishment. The best interview. I learn so much! We need more of this wedi Romit hawey. Beyond proud of you! ❤
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 Жыл бұрын
ናይዞም ኣቦ እዚኦም ትብዓትን ዓቅምን ❤ ሓበን ትብዓት ይፈጥረልካ ጅግና ኣቦ ሜዳ ይድልዮም ኣሎ ካብ ኩርሲ ኣሚቆም ዝከዱ ተምፁኡልና ኖዞም ኣቦ ቦታ ፍጠርሎም ነዚ ዎሎዶ ከዘንቱውን ታሪክ ከፍሉጡን ዝክእሉ ኣቦ ኢዮም❤❤
@berihungeberemedhin7785
@berihungeberemedhin7785 Жыл бұрын
ዝገርም ጅግና ኣያና ቡኹሉ መዳይ ኣማሊኡ ዝሃቦ ዕውት ትግራዋይ ካሳሁን ወ/ጅወርግስ ዕድመን ጥዐና ይመነየልካ። ሐዚ አቦና ገ/ኪዳን ደስታ ውን ዘኪረ ነብሶም ኣብገነት የንብሮም ፈጣሪ!
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Жыл бұрын
ሓውና ባዓል ቡዙሕ ሞያ ካሳሁን ወ/ጅውርግስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ!!!!❤
@234ghfdw
@234ghfdw Жыл бұрын
እዞም ኣቦ ኣነ ድየ ዘይፈለጥኩዎም ፀኒሐ ዋላ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዘይፈልጦም ከመይ ዛኣመሰሉ ኮሪዕዳ ምሁር ኣቦ እዮም። ንምንታይ ከ ንቅድሚት ዘይወፁ ክንደይ መንእሰይ ትግራይዋይ ምሃነፀ just wow and thank you wedi Romit show
@user-rr9xj6vm1z
@user-rr9xj6vm1z Жыл бұрын
ዝበዝሕ ሰብ ኣብዛ ሾው እዩ ዝፎልጦ ዘሎ ካብ ባዕለይ ጀሚሩ።
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 24 күн бұрын
ናዓየይለ ገሪሙኒ እዩ ዘሎ በተለይ ኣንደበታዊ ኣገላልፃ ቃላት ይፍለ እዩ✌️❤🥰
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 Жыл бұрын
ጅግና ኣያና ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ ## ብሓቂ ተባዕ ትግራዋይ !! ወዲ ወለዱ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
@meriytgraweyti4577
@meriytgraweyti4577 Жыл бұрын
ዋው ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ እና ነመስግን ሶሎሞን ይኩኖ ኣምላክ ኣቅረበልና❤❤❤❤❤❤
@rutahaile2171
@rutahaile2171 Жыл бұрын
ክቡር አያና ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ወድረሚጥ መዓልተይ ብሩህ ስለዝገበርካለይ የመስግን። ካሳሁንስ በብሰሙኑ አብ ሚድያ ተዝሪኦ ደስ ምበለኒ። መፅሓፉ ተሓቲሙ ንንባብ ከምዝበቅእ ሙሉእ ተስፋ አለኒ። ሙሉእ ሰብ❤
@Relax-and-go
@Relax-and-go Жыл бұрын
ምስትያት ትብል መፅሓፍ ኣብ ደገ ስለዘለኹ ኣዳልየ ስኢነያ እየ። ግድን ክትሕተም ኣለዋ🙏🏽❤️ ብምቕፃል ኣያና ጅግና ኣርቲስት መምህር ካሳ ወልደጀወርግስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ይበል ኣገላልፃ ይበል ፍልጠት።❤❤❤🎉🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Bana_media
@Bana_media Жыл бұрын
ሓግዚ ዘይብልካ በይንካ ምስት ደከም ተስፋ ትቆርፅ ኢካ ካብ ኣቦና ከያኒ ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ ትምህርቲ ዝወስድክዎ ❤
@Rimey-show
@Rimey-show Жыл бұрын
ቃላት የብለይን ደስ ኢሉኒ ወዲ ሮሚጥ ናይ ባዕሉ ሾው ክህልዎ ይደሊን ድምፀይ የስምዕን ነይረ ትምኒተይ ሰሚሩ ዝደልዮ ይሪኢን ይሰምዕን አለኩ የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ አያና ድማ መፅሓፍካ ክንረክብ ንደሊ ኢና አበይ ከም እንረኽቦ ሓብሩና
@russomkahsay2954
@russomkahsay2954 7 ай бұрын
ኩቡር አቦና ብመጠኑ ዘይልካእ ክብሪ የሃብኩም ቡዙሕ ተማሂርና ንበርሉና እግዚአቢሄር እድመን ትእናን የሃአልና ❤❤❤
@ephremngusngus1566
@ephremngusngus1566 Жыл бұрын
wwwww ክቡር ኣያና ወናኒ ድርብርብ ሞያ ኣንታ ክንደይ ጀጋኑ እዮም እንሀዉ ዘይንፈልጦም ። ናይ ሓሳብ ኣገላልጺኡ ከኣ ደስ ክብለካ thanks wedi Romit shew
@abutttt2238
@abutttt2238 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር ኣያና❤
@keduse1821
@keduse1821 Жыл бұрын
ሱቅ ኢልካ ክትሰምዖስ መመሊስካ ክትሰምዖ ደስ ይብለካ.ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ለባም አቦና.ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ቅልጥፍ ኢልካ ምትሕግጋዝ ግበሮሎም በጃካ❤❤❤
@eyobnuguse1783
@eyobnuguse1783 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ ሓንቲ ማዓሊቲ ባ ንሙላት ሓዮሎም ኣቅርበልና በጃካ ወዲ ሮሚጥ ከትሰማዓኒ ተስፋ ይገብር
@tesfahiwettesfaslasie4987
@tesfahiwettesfaslasie4987 Жыл бұрын
ቃለመሕተትን ምልስን ይገርመኒ ሰባት ኢኩም። ንፉዓት
@kidaneweldegebriel
@kidaneweldegebriel Жыл бұрын
ሰሚዕኻ ዘይምኖ ክቡር ትግራዋይ ኣያና። እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እዛ ክትሕተም ካብ ልቢ ይምነ።
@SdDd-bk7xq
@SdDd-bk7xq 9 ай бұрын
እምብር ዘይፅገብ ወግዒ የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ
@letush7405
@letush7405 Жыл бұрын
ዋው ደስ ዝብል ፃኒሒት ዘይንፎልጦ ቡዙሕ ነገር ፈሊጥና❤❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘኹርዕ ፀጋ ትግራይ ዝኾኑ ኣያ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@maaxahkol5509
@maaxahkol5509 Жыл бұрын
🥰🥰🥰✊💪💪ዝግርም ኣግላላፃ ዕድም ጥዕና ንኣያና🙏🙏
@beyenawahid
@beyenawahid Жыл бұрын
Kasahun WG is a living library of Tigrigna Art,Litreture,Culture,language etc., such shows will help socument such rich & indepth expriences of our seniors. Thank you Wedi Romit show.
@trhashagos216
@trhashagos216 Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ ንፎትወካ ኩቡር አያና ባዓል ቡዙሕ ሞያ ካሳሁን ወ/ጅውርግስ ዘምፃእኻልና ድማ የቐንየልና
@yibrahbrihane5305
@yibrahbrihane5305 Жыл бұрын
መስትያት መፅሓፍ ኣንቢበያ እየ ብጣዕሚ መምሃሪት እያ ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Жыл бұрын
ኣያና ካሳሁን ወለጀወርግስ ዘለካ ምዑት ሃፍቲ ፍልጠት ንዓና ንደቅና ክተፍልጥን ክተምህርን ትገብሮ ፃዕርን ተግባርን የቀንየልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነመስግነካ ኢና።ከያኒ ሙሉጌታ ከዓ ዘለውና ህቡባት ከየንትን ናይ ጥበብ ኣቦታትን ንክንፈልጦም ስለትገብር ኣዚና ኣዚና ነመስግነካ።ንኩልኩም የቀንየልና።
@HagosAbadi-kl2vl
@HagosAbadi-kl2vl Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ማሌት ትግራዋይነት ወዲሮሚጥ ማሌት ፍልፍል ታሪኽ ዓይነማይ ትግራይ ቀፅሉ ዝተሓብኡ ኣቦታትና ኣዴታትና ናብ ህዝቦም ብምርኻብካ ክብሪ ይግበአካ ኣገንዕ እብለካ ኣለኹ:: ኣቦና ካሳሁን ወልደጀወርግስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በለልና::
@ggt620
@ggt620 Жыл бұрын
አየወ ካሳሁን ወ/ጂወርግስ ሎሚ ኮነ ሐምሊ ኮነ ድዪ ዝበኀል አይዞኻ ዝሐወይ በርትዕ🙏
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 Жыл бұрын
I have never seen such an amazing tigrigna interview before. probably this is the first time .thank you kasahun & wedi romit
@asehnafiheylemikal3547
@asehnafiheylemikal3547 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መሕተት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አያና ካሳሁን ወ/ጀወርግስ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Жыл бұрын
Wedi Romit hawna etu fuluy ateyayikak mis etu nay hawna Kasahun W/Gewergis mulue tefetrawi zerzirka amelalisa mulue tewhibo bitaemi li hizbi Tigray habo lesinik , leberetatie eyu emo menaesey Tigray kititikemulu yigibae bertiu li wedi Romit mis beal Moya Kasahun W/Gewergis edme mis tiena temeniyelkum niberulna litu subuk moyakum share migbarkum azina nemesgin ❤❤❤
@fretaachayo6681
@fretaachayo6681 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኣቦና ካሳሁን 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Жыл бұрын
Jigna Abo tsnat ayana kasahun welegergs yekenyelna Ezgabher edmen tiena yehabka 🙏🏽❤💛
@henigg
@henigg Жыл бұрын
Probably the best interview I have ever watched(parts 1 and 2), with deep knowledge, his narration ability and everything (Kassahun audio video of Adigrat). Thank you wedi romit.
@LemlemlemlemZeru-yn5ds
@LemlemlemlemZeru-yn5ds Жыл бұрын
ዘይተዘመረሉ ጅግና የቐንየልና ወድሮሚጥ
@hailutadesse2230
@hailutadesse2230 Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ...ብሓቂ ክሳብ ሎሚ እዚ ዝኣምሰለ ሞያ ሓቢእካና...ካብ ልበይ ከምሎም ዓጊበ ኣይፈልጥ...ይበል ሙሌ ሓወይ...እዚ ናይ 1ይ ክፋል'ዩ
@tesfaygidey6057
@tesfaygidey6057 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይብኩም ንክልተ ጀጋኑ ኣርትሳት ኣቦና ሓዉናን
@redaigirmay4424
@redaigirmay4424 Жыл бұрын
ሓውና መምሕር ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@azmerahailu2772
@azmerahailu2772 Жыл бұрын
ካሳሁን ገ/ጊወርግሰ ብምርአይ ብጣዕሚ ተሀጎሰ እድመን ጥዒና ይሀብካ
@abebaabraha2478
@abebaabraha2478 Жыл бұрын
ጀግንነት ትግራዋይ ክትዝኪር ትሕበን💪 ግንድማ ጀግንነት ትግራዋይ ምዕረፊኡ ክትሓስብ ከለኻ ግን ብዙሕ ትሓስብ ።ትግራይ ጎና ገዲፍኪ ምስደቂኺ ሕበሪ ሕበሪይ❤
@fanueldori9718
@fanueldori9718 Жыл бұрын
ኩቡሩ ኣቶ ካሳሁን ኣነ ወዲ ጎልዓ የ ግን ሕማቅ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኢደይን እግረይ ተሰይረ ነይረ ግን ብ ሓው ኩቡር ኣቶ ካሳሁን ስም ረሲዐ ይቅሬታ ገዛ እና መጹ ካብ ውዓጋ ኣሕውዮምኒ ዮም ክብሪ ካልኣይ ውን ደረፍቲ ኣርቲስት ዓድና ካሳሁን ሙዚቃቤት ዓቢዩ ኣበርክቶ ዝገበረ ኩቡር ሓላፍነት ዞሎዎ ሽም ዓጋመና ኢዩ ቡዙሕ ሎ ዕድመን ጥዕናን
@bezuta1172
@bezuta1172 Жыл бұрын
ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ እድመ ጥእናን ጥዕናን ይሃብኻ🙏
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын
We expect part 4,5,6,7.......
@alihagos5118
@alihagos5118 Жыл бұрын
ካሳሁን ሙሉዕጥዕናን ዕድመን ይምንየልኻ ግንሕጅኸ ንምንታይ ግጥምኻን ዜማኻን ዘይታኻፍል ዕሞ ንበር ጅግናና
@awtantigray4095
@awtantigray4095 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምንየልኻ።
@saluftwi8381
@saluftwi8381 Жыл бұрын
Thank you wediromit hawna btami memhari abona slezekrebkalna I really appreciate it bro. long live
@user-rm7qs2ir9i
@user-rm7qs2ir9i Жыл бұрын
ብስሩ ክዉዳእ ኣይነበሮን ዕላልኩም ብጣዕሚ ልስሉስ እዩ ዝሕጉስ. ዝምህር. እዩ ዕድመ ይሃብኩም ወዲ ሮሚጥ ዝገርሙ ሰባት ምሁራት ስለትቅርበልና ነመስግን ♥♥👉 ብማርያም ግን ሕቶይ መልሱለይ ትንክፍ ኢኹም ኣቢልክምዋ ብዙሕ መብራህርሂ ኣይገበርኩምን ግን ናይ ባልህላዊ ሕክምና ትብል ተዘይተጋግየ ናይ ግዝዋ መድሓኒት ድዮም ዝገብር ከመኡ ተኾይኑ ሓንቲ አዶ ኣለዋኒ አብ ዕዳጋሓሙስ ዝነብራ ንዓመት ዝኣክል ብግዝዋ ዝተሳቀያ ናተዋለደት ከም ብሓዱሽ እሞ አዲግራት ቀረባ ስለዝኾነ ብምንታይ ክንረኽቦም ንኽእል ብሽም ፈጣሪ ሓቡሩኒ ዝከኣል ተኾይኑ ስልኪ ጽሓፉለይ ኣብዚ ተዘይኮይኑ ናትና ስልኪ ክጽሕፈልኩም ብዋትሳብ ወይ ትለግራም ወይ እሞ ኣቲኹም ክተናግሩኒ ትኽእሉ ተኮይንኩም pls ፅሑፍ melsuley🙏🏻🙏🏻
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
እወ ናይ ግዙዋ እዮም ዝብሉ ዘለውዋ ንወዲ ሮሚጥ ኣሊሽኪ ሕተትዮ
@user-rm7qs2ir9i
@user-rm7qs2ir9i Жыл бұрын
@@brhaneye9521 ብኸመይ እሞ ክረኽቦ? ኣብዚ ኣምቢቡ ተዘይመሊሱለይ. ተስፋ ይገብር ኮመንት ሪኡ ክምልሰለይ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
@@user-rm7qs2ir9i ንውቅያኖስ ጉዕሽ ብፌስቡክ ሓቲትኪ ስልኪ ኣምፅኢ መዓሪተይ ምሕረት ከዓ የውርደለን
@user-rm7qs2ir9i
@user-rm7qs2ir9i Жыл бұрын
@@brhaneye9521 ተመሊስለይስ እሺ ክሙኩር so tnxs🙏🏻
@WediRomit
@WediRomit Жыл бұрын
ናትኪ ስልኪ ፃሓፍልና
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Жыл бұрын
ጅግና አያ እዮም
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 Жыл бұрын
Ezom ayas des kbluka kulu neger alowom edmen tenan yahabkum❤❤❤❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Жыл бұрын
አብዛ ንካልአይ ግዜ ክትሕተም ተሓሲባ ዘላ መጽሓፍ አነውን Contribute(አስተዋጽኦ) ክገብር ደስ እናበለኒ
@ilovemom2028
@ilovemom2028 Жыл бұрын
ኣታ ኣበይ እዩ ተሓቢኡና ኔሩ እዚ ክቡር ኣያና የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ
@ilovemom2028
@ilovemom2028 Жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ምምናው ስኢነዮ ጥይት ዝኾነ ኣቦ ሓታትን ተሓታትን ብሉፃት ብጣዕሚ።
@axumawit4995
@axumawit4995 Жыл бұрын
ኣብ ቀረባ ግዘ ብ TPM ቃለ መሕትት ተጌርሉ ኔሩ ፣ ሎሚ ድማ ወዲሮሚጥ ብዝሰፍሐ ደስ ዝብል ፕሮግራም ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ካሳሁን 🙏 ወዲ ሮሚጥ ድማ ጽቡቕ ስራሕ ። መጽሓፉ ግን ኣብ ወጻኢ ትርከብ ዶ ?
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Жыл бұрын
Krea ksmae zgbeo program eu behaki des zbl wegie👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻❤💛💛
@letush7405
@letush7405 Жыл бұрын
ኩቡር አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤❤
@app9839
@app9839 Жыл бұрын
ክብረት ያሃብኩም አዝየ እየ ዝድንቀኩም
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️💪💪
@wedihaylu-qk4fl
@wedihaylu-qk4fl Жыл бұрын
ከመይ ዝበሉ ጀጋኑ እባኢዮም ዘለዉና❤❤
@atsedegidey5991
@atsedegidey5991 Жыл бұрын
Naz abon kisema sirhay gedif kof ele simiayo waww aby eyu thabeuna neru❤❤
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣያ!
@haileseged1124
@haileseged1124 Жыл бұрын
አያና ካሳሁን ብጣዕሚ ዝገርም ሐሳብን ትብዓትን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ሐንቲ ነገር ግና በረኻ ዘይምውጸአይ ይሐዝን እትብል ብግለይ እንኳዕ ዘይከድካ 1/ አብ ከተማ ኮይንካ መንነትካ አርኢካ ኢካ 2/ በረኻ ተትከድ ከማኻ ዝበለ ግልጽን ቅኑዕን ብጉጅለ ትብላዕ ነይርካ ኢካ በለጸና በለጸና ትቅንጠብ ነይርካ ወይ አብዝኮነ ስምዒት አእትዮም ዕንክሊል መትረፉካ ብርግጸኝነት
@axumawit4995
@axumawit4995 Жыл бұрын
ይበል ቃለ መሕትት 👍
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Жыл бұрын
ኣንታ ዝዕላልኩም ክንደይ ይምቅር እዩ ❤❤
@dejen_yg
@dejen_yg Жыл бұрын
ጥበብን ብስለትን ክውሕዝ ርኢና! የቐንየልና
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w Жыл бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ 🥰
@Tesfay896
@Tesfay896 Жыл бұрын
Well done very impressive and hero ledge baba kassu we really appreciate 🙏🙏God bless you
@DanielBrhanu-hg3un
@DanielBrhanu-hg3un Жыл бұрын
ካበይ ልመፀ ጥይት ልኮነ ሰብኣይ እዩ! Smart
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 Жыл бұрын
ኬቡር ጀግና ባዕል ሙሉእ ሞያ ኢኻሞ ንውሉድ ወለዶ አታሓላልፍ ኢኼ❤🙏
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын
Kasahun abona ajoka it is a matter of time.
@eframboss7505
@eframboss7505 Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ን ግርማይ በላይ (ወዲ ራያ) እባ ዓድመልና
@alemteklu6046
@alemteklu6046 Жыл бұрын
ብመጀመሪያ ወዲሮሚጥ ከይመስገንኩ ክሐልፍ አይደልን:: ነቲ ውሕሉል ለዛ ዘለዎ አቀራርባካ , ነቲ ሞራል አወሃህባካኻ , ነቲ ተአንጋዳይ ፍቅርን ሐልዮት ምውሃብካ አዝየ ካብ ልቢ እየ ዝንዕደካ :: ብተዘዋዋሪ እቲ ተአንጋዳይ መመሊሱ ብሐቦን ብተስፋ ዝተመለኦ ስርሑ ንክቅፅል ኢካሞ ትገብር ዘለካ ቀፅለሉ ጀግና ዘሐውና :: ብዛዕባ ናይዞም አቦና ጀግንነት ,ሐቦ ,ፅንዓት ዝተመሎኦም ፍሉይ ፍጥረት ኮይኖም ይስሙኡኒ:: እድለኛ ተኮይነ አደይ መፂኤ ናይ ግድን ክረክቦም አለኒ :: ወዲ ሮሚጥ ተራክበኒ ኢካ ዝብል ተስፋ አለኒ:: ሐደ ሐደ ግዜ ዝብሎ እዛ ፀገም ናይ ትግራይ ዝመፅት ከምዚኦም ዝበሉ ዝተቀበሩ ጀጋኑ ንክተፋልጠና ዶኾን ይኾን ይብልልልልልል:: አዮካ ወዲሮሚጥ ነዛ አተሐሕዛካ ቀፅለላ እንበር ከይትቅንሰላ::❤❤
@trhashagos216
@trhashagos216 Жыл бұрын
ኩቡር አያና መምህር ካሳሁን ወ/ጅውርግስ ነኽብረካን ንፈትወካንኢና ካባካ ብዝሕ ተማሂርና ናይ ባሓቂ ትግራዋይ ሙቅር ሰሚዒካ ዘይፅገብ ብጣዕሚ ደስ ቫሃሊ መደቭ እዩ። ግን ጊዜ ይሐፅር እሎ ወስኸና ይቅርታ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Жыл бұрын
ምስ ካሳሁን ሓወይ ቅርበት ስለ ዝነበረናን ጎሮባብቲ ስለ ዝነበረናን ቀደም እየ ዝፈልጦ ! ብትኢዋን ፍልይ ዝበለ ብልሕን አብርሆትን እሪኤሉ ስለ ዝነበርኩ አዝየ እንእዶን እፈትዎን ነይረ ! እድገት በህብረት ዘመቻ ወፊረስ አብ ፍንጫ ረኪበዮስ ንሓፃር ግዘ ዘንበበለይ አዝያ እትገብር ግጥሚ ነይራቶ ትህሉ ዶ ትኮውን? ክትህሉ ተስፋ እገብር! ንካሳሁንን ሊቀ መንኳስ ኢያሱ በርሀን ካብ ኩሎም ስነ ጥበባዊያን የድንቆም !!! ምክንያተይ ድማ ብኩሉ ነገር ዓቅምን ክእለትን አብርሆትን እተዓደሉ ምጡቋትን ደቂ ህዝብን ጆኮራት ስነ ጥበብን ስነ አእምሮን ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝኮኑ 👏!! እሞ ሓዉ ካሳሁን እዛ ዝበፅሐትና ፅንተትን ጆኖሳይድን ብእርኑብ ቋንቋ ከምታ ምስትያት ክትስነደልና ከምትክእል በዓል ምሉእ ተስፋን እምነት እየ !!👌✍️🤝💪✌️✊👏👏👏
@genetmelkam435
@genetmelkam435 Жыл бұрын
Gen tegaru nemtay ena 👍 zenegeb zetekemu ena meselena diyu
@tsehayetessema8374
@tsehayetessema8374 Жыл бұрын
ቀፅለሉ ብኸምዚ ሙለር
@kibromgerezgihar7455
@kibromgerezgihar7455 Жыл бұрын
Kubur hawna wedi Romite ezom weladina zekrebwo tmrti btaemi nketatelo aelena ena aebza Eritrea kemey kemtegenstelet yiflt elom eyom ena aenhna ewun knfelt slezgbana enttihatom des mbeleni
@aloniab2508
@aloniab2508 Жыл бұрын
Jigna zkunu Abo
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Жыл бұрын
Nice
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Жыл бұрын
ንሕና ተጋሩ ታሪክ ናይ ምፅሓፍ ሽግርን ፀገምን ጥራይ ዘይኮነ ናይ ምንባብ ሽግር እውን ኣለና።
@samitesfay9842
@samitesfay9842 Жыл бұрын
Enkae bselam mexaekum wedi romit
@berhieweldu2498
@berhieweldu2498 Жыл бұрын
Wedi romit hawey(aboy) yakeniyeley.amlak nay edika yihabka.silezi sibay kalea program tetiserih des yibileni.berhe eye kab addis ababa.wedi raya azebo
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rr9xj6vm1z
@user-rr9xj6vm1z Жыл бұрын
ደርፍታቱ ግን ንምንታይ ዘየውጽኦም?
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Жыл бұрын
Kassahun Weldegiorgis is a capable artist. To some reason that he didn't disclose it, I found it regretful that he destroyed all the musical collections that he collected for years. What an irreversible damage!
@axumawit4995
@axumawit4995 Жыл бұрын
❤❤❤
@semit1
@semit1 Жыл бұрын
Impressive!🙏
@habtomtekle5808
@habtomtekle5808 Жыл бұрын
Mqur Zereba. Bhaqi felat seb. Kasahun W.G
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@kingdoom3437
@kingdoom3437 Жыл бұрын
💝💝💝💝💝💝
@anisaany6039
@anisaany6039 Жыл бұрын
❤❤❤❤💊💊💊
@genetmelkam435
@genetmelkam435 Жыл бұрын
Gen meaz ena kenemahar betami eyu zehemem
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 8 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
Alat yang Membersihkan Kaki dalam Hitungan Detik 🦶🫧
00:24
Poly Holy Yow Indonesia
Рет қаралды 11 МЛН
ገዛኢ ፍትዊ | Gezae Ftwi | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
58:55
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 12 М.
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН