No video

ዘይልሙድ ዓይነት ወሲብ፥ ሳዕቤን ኣለዎዶ?

  Рет қаралды 183,881

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#ዶክተርሻሮን #eritrea #tigrigna #ጥዕና #tigray

Пікірлер: 598
@jonasghirmay8067
@jonasghirmay8067 Жыл бұрын
ህዝቢና ብስክፍታ ዘይ ምፍላጥ እዩ ዝህሰ ዘሎ ። ንስክስ ኣትሰከፊ ዳኣ ዕድመን ጥዕናንን ናዓኪ❤
@asmayitoqubazghi4575
@asmayitoqubazghi4575 Жыл бұрын
ንብስለትክን : ጸዓትክን : ርዝነትክን : ኣገልግሎትክንሲ መምዘኒ ስኢነልኪ:: ንዓክስ ኣምላኽ ደኣ ብርክክክክ የብልኪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤
@muzitangosom6231
@muzitangosom6231 Жыл бұрын
Nay bhaqiii ❤❤❤
@EreyNEriBEri
@EreyNEriBEri Жыл бұрын
ሰላም ንዓኺን ንቤተሰብክን ይኹን። ንሕብረተስብና ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ ከመስግነኪ ይፈቱ። ሰሰናዩ!!
@selamabraha5834
@selamabraha5834 Жыл бұрын
ሻሮነይ ሰላም ንዓኺ ❤ ከመይ ንዓኺ ዘወለደት ማህጸንሲ ትባረኽ ። ወለድኺ ዕድለኛታት እዮም ከማኺ ብስነ ምግባር ዘመለኣኪ ሰብ ምውላዶም ዘለኒ ንዓኺ ክገልጸኪ ቃላት ይውሕደኒ ዕድመን ጥዕናን ጥበብን መስትውዓልን ይባዛሓልኪ።
@Mewarsti123
@Mewarsti123 Жыл бұрын
Dr ሻሮን ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ጅግና ኢኺ, ነዚ ብዙሕ ሰብ ንክዛረበሉ ትብዓት ዘይረክብ ግን ክኣ ብጣዕሚ ሓደገኛ ዝኾነ ነገር ብትብዓት ምቕራብኪ , እዚ ነገር እዚ ግን ብ 12 ደቒቕ ዝውዳእ ኣይመስለንን, ብዙሕ ሰብ ብዙሕ ሕቶ ኣለዎ ኣብዚ ጉዳይ እዚ , ብሕልፊ እዞም ኣብ እንግሊሽ ዝዛረቡ ዓድታት ብሕልፊ ክኣ ኣመሪካ ኢንግላንድ ኣውስትራልያ ሰብ ተዋሪዱ እዩ ዘሎ, እቲ ስደተኛ ጥራይ ዘይኮነ ዋላ እቶም ደቂ ዓዲ , እቲ ቐንዲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ክኣ ብመንግስቲ ይድፍኣሉ ስለዘሎ እዩ, እተን ቐንዲ መሳርሒ ኮይነን ዘለዋ ኽኣ ትካላት ጥዕና እየን (ኣብዚ ሕቶ ኮይንና ዞሎ ግን ንምንታይ ? )ንጥዕና ሕማቕ እንተኾይኑ 2ይ ባእስን ዕግርግርን ዘይተርፍ እዩ ምኽንያቱ ናይ ኣጋር መሳገሪ ናቶም ባንደራ ይልከ ኣሎ ሰብ ብኡኡ ክሓልፍ ዘይደሊ ኣሎ ሰባት ድሮ ኣንጻሩ ተላዒሎም ከባላሽውዎ ጀሚሮም ኣለዉ ክንደይ ውን ዝተኣስሩ ኣለዉ (ብናይ ጽልኢ ገበን )ተኸሲሶም. ቤት ትምህርትታትን ኡንቨርስቲታትን መእተዊ ሕብሪ ተለኽዩ ፖላይስ ከይተረፉ ኣንጻሩ ዝተላዕሉ ኣለዉ, ጎረቤት ምስ ጎረቤት ባእሲ ኾይኑ, ሓኻይም ብሓይሊ ቀስተደመና ዘለዎ ባጅ ክመልሱ ዘኣዚዙ, ወለድን ተመሃሮን ሰለማዊ ሰልፊ ይወጹ ኣለዉ. እቲ ከስዕቦ ዝኽእል ሃስያታት ኣብ ጥዕና ኣብ ንብረት ወዘተ ማእለያ የብሉን. ሓንቲ ዓባይ ሕቶ ግን ኣላትኒ. ሚኒስትሪ ጥዕና ምስ ትካላቱ ንምንታይ እዩ ብናህሪ ዝደፍኣሉ ዘሎ ጉድኣቱ እንዳፈለጠ????? መቐዳማይ ሓደ ሚኒስተር ጸብጻብ ይገብር ነሩስ, ኣብ አሜሪካ ሚኒስትሪ ጥዕና ክሳብ 500 ሚልዮን ይውጻሉ ንመዋዓውዒ. ከም ጽርግያ ሕብሪ ምልካይ ካልእን ናይ ዓዲ እንግሊዝ 50 ምልዮን ናይ ኣውስትራልያ 25 ምልዮን ሆስፒታላቶም ክኣ ብዋሕዲ ዓራትን, ብዘይእኩል ደሞዝ ሰራሕተኛታቶምን ይሳቐ ኣሎ. ደጊመ ንምንታይ ዕላማ ?????? እዞም ኣብ ምዕራባውያን ዓድታት ትቕመጡ ሙሁራት ኤርትራውያን ክኣ ገለ በሉ ንህዝብኹም ዘይከውን ፍልጠት ሒዝኩም ህዝብኹም እንዳጠፈኤ ዓገብ.ነመስግነኪ Dr ሻሮን
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
❤👍🏽
@samueleyasu3531
@samueleyasu3531 Жыл бұрын
In short my dear brother it's done on purpose
@Goyta-Nebsu
@Goyta-Nebsu Жыл бұрын
"ስምዒት ሰብ ከይጉዳእ ኢልካ፣ ሓበሬታ ምሕባእ ኣይግባእን"! ቅንዕና ዝመሎኦ ብህሎ ዶክተር ሻሮን
@HaileGebru-lb5hq
@HaileGebru-lb5hq Ай бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ
@teweldeghebre
@teweldeghebre Жыл бұрын
ዶ/ር ሻሮን አብ ከምዚ ዓይነት ዛዕባ ብዙሕ ትርጉም ክዋሃቦ ዝኽእል እሞ ብጏል አንስተይቲ ክግለጸልካ ክትሰምዕ ብጣዕሚ ድፍረት ዝሐትት ዛዕባ እዩ ዶ/ር ሻሮን ግን ብዘይ ሐደ ዕንቅፋት ቃላት ብዝነአድ አገባብ ብምግላጽኪ ክትምስገኒን ክትናአድን ይግባእ ብዘይ ቀላዕለም ሐበን ኢኺሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
@ariamtesfay289
@ariamtesfay289 4 ай бұрын
Gogtay Yesus Azizu ybarki❤💐🇪🇷♥️🙏
@desuhabtemariam
@desuhabtemariam Жыл бұрын
ምሁር ሲ ምሁር ደኣ thanks so much ስለ ቲ ግዜኪ ወፍኺ ፍልጠትኪ ናብ ህዝብኺ share ምግባርኪ ምስቲ ልዙብ ቃላትኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 Жыл бұрын
እቲ ንኩሉ ዝጠቅመናን ዘይጠቅመናን ዝፈልጥ ልዑል እግዚኣብሔር ውን እኮ ሳዕቤኑን ጉድኣቱን ፈሊጡ ነዚ ጽዩፍ ነገር መቅጻዕቲ ከም ዝሃበሉ ካብ መቅጻዕቲ ሰዶምን ጎመራን ምምሃርና እኩል'ዩ። ኣይትሰከፊ እቲ ሓቂ ዳሕድሕዮ ኣጆኺ!!! ኣብ ኩሉ መዳያዊ ጥዕና ነዚ ትውልድ ንምንቃሕ ንትገብርዮ ንጥፈታት ከኣ ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን።
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
የቀኒየልና ክብርቲ ሐፍትና ሻሮን እምላክ ይባርኪ ❤️🙏🏽❤️. 🙏🏽👍🏽🙏🏽
@dessiemichiel5765
@dessiemichiel5765 Жыл бұрын
ዶ/ሻሮነይ ንዓኺ ንምግላጽ ቃላት የለን እስኺ ግን ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ ።
@hamanottewelde954
@hamanottewelde954 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኪ ክብርቲ ሓፍቲ
@negasiasmerom1107
@negasiasmerom1107 Ай бұрын
😊
@merhawiweldeab7189
@merhawiweldeab7189 3 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮን ኩሉ ጻዕርኺ ብደቅኺ ርኸብዮ!❤❤❤🎉🎉🎉
@user-gj7vo5by2i
@user-gj7vo5by2i 3 ай бұрын
Speaking the truth sets us free. Thank you Dr!
@tesfaihaile4851
@tesfaihaile4851 3 ай бұрын
ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኪ ። I am 100% sure a lot people will be saved because of this awareness
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ብዘይ ስክፍታ ኩሉ ገልጽክዮ ክብረት ይሃብኪ እንቛዕ ናትና ኮንኪ ጓል ኤሬ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ዶክተር ሻሮን❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️
@EpicEcho797
@EpicEcho797 Жыл бұрын
ዶ/ክ ሻሮን በጣም ጎበዝ ነሽ የሞያ ግዴታሽን በአግባቡ እየተወጣሽ ነው እግዚአብሔር ይባእክሽ❤❤❤
@zewdiaraya4382
@zewdiaraya4382 6 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ሻሮን ሐፍተይ ነቲ እተቅሪብዩ ትምህርቲ ❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ መሃሪ እዩ እሞ አይትሰከፊ ማንም ክፈልጦ ዝግባእ እዩ የቐንየልና ዶክቶር ሻሮን
@user-hv9hc5lw9j
@user-hv9hc5lw9j 7 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮም sweet ንበረኸት ኩኒ.thank you❤🙏👍
@Brhantgraweyti
@Brhantgraweyti Жыл бұрын
ጽቡቕ መግለጺ ዶክተር ሻሮን: ያ ንወድሰብ ዝጠቕሞ ክሳብ ዝኾነ ናይ ግድን ክለዓል ዘለዎ አርእስቲ እዩ! ወለዶና ከዓ ምስኪናይ ጉድኣቱን ጥቕሙን ከይፈለጠ ደድሕሪ አውሮፓውያኒ ድዩ ዝጎዪ: ክንመሃሩሉ ተስፋ እገብር 🕊
@selamabraham4773
@selamabraham4773 Жыл бұрын
ኽብረት ይሃብለና ከምዚ ገርኪ ንህዝብኺ ክትንቅሕዮ ትጽዕሪ ዘለኹ ኩሉ ጎዳኢን ዘይጎዳእን ብዘይ ስክፍታ ድኣ ንገርና ሻሮን ሓፍተይ እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኪ
@yonzack
@yonzack 7 ай бұрын
You are simply wonderful ,thanks for your service to our Eritrean community where ever they are.
@yoni4ever220
@yoni4ever220 Жыл бұрын
ኩሉ ዘይንቡር ሓጥያትን ዓቢ ጸገም'ዩ ዘምጽእ .
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅቡቅ ሓሳባት ኢኺ ኣምሂርክና ዶክ ሻሮን አዝየ ካኣ የመስግነኪ። እዚ ናትኪ ትምህርቲ ብዕልግና ዝመስሎም ብዙሓት አለዉ ግን ጌጋ እዩ።
@mtesfay161
@mtesfay161 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ኣስተምህሮ ዶ.ር ሻሮን ዘሕፍር ኣይኮነን ቀጽልዮ። መንእሰይ ብምዕራባውያን ተጸልዩ ብዙሕ ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ። እሞ ሽምዓ ኣብርሂኪ ከተረድኢ ብዙሕ ትጽዕሪ ኣሎኪ። ሓይሊኽን ፍልጠትክን እግዚኣብሄር መመሊሱ ይወስኸልኪ። ካልእ ሕቶ ነራትኒ ብዛዕባ ቲክቶክ ውን ገለ እንተትብልና ።ብዙሕ መንእሰይ ኣብ ቲክቶክ ግዜኡን ሓንጎሉን የባኽን ኣሎ እሞ,ኣብ ቀጻሊ ገለ ክትብልና ክንጽበ ኢና።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Жыл бұрын
You’re amazing Dr and thank you so much for this wonderful lessons. I feel that you look like little bit stressed because of this sensitive topic,We got you Dear 😊.
@daniel22126
@daniel22126 Жыл бұрын
የቐንየልና ዶቶረ ሻሮን ወረጃ ኣገላልጻ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ትገብርዮ ዘለኺ !!!!!
@senaitisaak9903
@senaitisaak9903 Ай бұрын
Thanks Dr sharon
@edentsegay1457
@edentsegay1457 Жыл бұрын
ዶር ሳሮን: ኣምላኽ ይባርኽን: መመሊሱ ድማ ጥበብ ይወስኸልኪ: ምስውዓልኪ ድማ የስፍሕ:: ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ሰባት ንኸይጸልኡና: እቲ ቅኑዕ ትምህርቲ: ካብ ምምሃርን ምንጋርን ምዕቃብ: ብሕክምና ናይ ሞራል ውድቀት እዩ:: እዚ ዘሎናዮ ምዕራፍ እቲ ናይ ሕክምና ኤቲክስ (Medical Ethics) : ንውልቃዊ ርእሰ ውሳኔ ጥራይ ዓቂቡ: ንረብሓ ጥዕናን: ሰባት ከይህሰዮ ምሕባርን: ይጠሓስ ኣሎ: እዚ ኸኣ ዝጎድኦም ኣዳገበሩ - ምርጫኦም ንምኽባር (ንዝጎድእ ተግባራት) ተዓዘብቲ ምኻን:: ኣምላኽ ብጥበቡ ንሰብ ክፈጥሮ ድንቂ ጌሩ ኩሉ ኣካላት ኣብ ዝግብኦ ቦታን ምስ ግቡእ መሳርሕቱን ሰሪዕዎ (created organ and system). ክምቲ ዝሓበርክዮ ልቢ ልቢ ትገብሮ ጥራይ እያ ትገብር : ሳምቡእ ዉይ ኩላሊት ዝገብርኦ ክትገብር ኣተፈጥረትን: ከምኡ ድማ ኩሉ ካልእ ክፍሊ ኣካላት:: ንስኺ ንባዕልኺ ከመይ ነቲ ሓቂን ኣብ ሕክምና ብርኡይ ዝኸውን ዘሎ ንኽትዛረቢ ክንየናይ ተስኪፍኪ ከምዘሎኺ ትሕብሪ ኣሎኺ:: ኣጆኺ ትብዒ በርትዒ ይብለኪ::❤😊❤
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Жыл бұрын
ብ/ጽቡቅ መግለጺ ሳሮን ሓብተይ! ብፍለይ ነዞም ኣብ ምዕራብዊ ዓለም ንነብር ኣገዳሲ እዩ፡ እዝ'ስ ከተትግብሮሚ ግደፎ ክትሰምዖ ከማን ይፈንፍነካ! ብዝኾነ ሓቂ ምዝራብ ጽድቂ እዩ ቀጽልቶ። ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን❤❤!! We love you always❤🎉!!
@edenestifanos3410
@edenestifanos3410 2 ай бұрын
Thanks🙏👍
@hanigerie2722
@hanigerie2722 Жыл бұрын
I Love you so much Dr.Saroney and thank you so much
@fissihagebremedhin9494
@fissihagebremedhin9494 4 ай бұрын
ብርህቲ ሓፍተይ ፍልጠትክን ብሱልን ዘይተቆጠበ ኩለመዳያዊ ኣስትምህሮኽን ንተዛረብቲ ትግርኛ ኣዚዩ ጠቃማይ እዩ:: ኣምላኽ ይባርኽኪ!
@temesgenslekuluneger9203
@temesgenslekuluneger9203 Жыл бұрын
Dockter sharon sleti kulu zmeharkna bflay kae atekakma kalat waww tebareki ❤❤❤
@yonastekleab4230
@yonastekleab4230 2 ай бұрын
Dr Sharon thankyou for sharing ur knowledge to our community
@user-zs2fr1pw1v
@user-zs2fr1pw1v 7 ай бұрын
Mkrtey Edmen tenan yhamki Dokterey Amlak ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Tsegai98
@Tsegai98 Жыл бұрын
Doctor Sharon ኣዚኺ እተኹርዕኒ ወረጃን በላሕን መንእሰይ ኢኺ። ብውሽጥን ደገን ጽብቕቲ። እትጥቀምሉ ውርዙይ ቃላትኪ: ኣማሀህራኺ: ኮታ ኩለንትናኺ ኣዚዩ እዩ ዝምስጥ። You are amazing! Keep up the good work!
@ariamrussom635
@ariamrussom635 Жыл бұрын
Selam docter sharom bzaaba shikor gele mebrihi habna thanks
@amanseare7181
@amanseare7181 2 ай бұрын
አምላክ ይባርኪ ሻሮን ጹቡቅ አፍልጦ እዩ ንሕብረት ሰብና Thank you
@wegahtateklay9206
@wegahtateklay9206 Жыл бұрын
Thanke you d/r sharuye edme yhabki
@ed2821
@ed2821 Жыл бұрын
Thank you so much for deciding to share your knowledge to educate your people. You are a wonderful Doctor and human being. Bless you 🙏 ♥️ 🎉❤👍
@banatewelde8603
@banatewelde8603 2 ай бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሳሮን ሽኮር።ክብረት ዘለዎ ትምህርቲ ❤
@merhawikidane5404
@merhawikidane5404 Жыл бұрын
Tanks Dr saron
@tsigesium6268
@tsigesium6268 Жыл бұрын
Thanks Dr❤
@hirutkidane5100
@hirutkidane5100 Жыл бұрын
wow amazing explanation. may God gives you more knowledge and wisdom to helo specially our generation. tebareki
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 Жыл бұрын
Bravo Dr. Slalom egzabiher edmen tinan ehabelna
@makerma3853
@makerma3853 Жыл бұрын
Egziabher mhret yewudelna
@christismyvictory1297
@christismyvictory1297 Жыл бұрын
May God bless u abundantly Dr Sharon!
@hanatekie3040
@hanatekie3040 Жыл бұрын
Thank you D.Sharon.
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኩሉ ምፍላጥ ጽቡቅ እዩ ሰብ ዝደለዮ ክመርጽ ይክእል እዩ እቲ ይደልዮ እየ ንጥዕናይ ኣይጎድኣንን እንተኢሉ ናይ ባዕሉ ምርጫ እዩ ንስኪ ግን እቲ ዝተማሃርክዮ ሰብ ንክድሕን ትጽዕሪ ተምህሪ ኣለኪ ምንም ዘሰክፍ የብሉን ሓቂ ኢኪ ትምህሪ ዘለኪ ክብርቲ ሓፍትና ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትምህርትኪ ኩሉ ስራሕኪ ትሕትናኪ ንዓኪ ዝገልጽ ኣንደበት የብለይን ልዕሊ ነዊ ሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 3 ай бұрын
Egzabiher amlak yebarki be des zebel agabab timhrtki sle tehlflna Dr.Saron
@semeremekonnen8635
@semeremekonnen8635 Жыл бұрын
Thanks Dr Sharon,bisletki,amehahrakin yibel amlak misaki yikun
@kidangebre601
@kidangebre601 Жыл бұрын
Amazing Doctor btaemi zmsgen srah Goyta zemen hiwetki ybarkh ❤
@alganeshkifle3673
@alganeshkifle3673 Жыл бұрын
Thank you Dr. Sharon for your eloquent presentation 🙏
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Жыл бұрын
Kbret yhabelna doctor shalom edmen tenan yhabelna nay bhaki jigna eki ❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@kiduberye8648
@kiduberye8648 Жыл бұрын
Thank you so much for your lesson 🎉!! Keep it up your good work!!
@menghisteweldebrhan8038
@menghisteweldebrhan8038 Жыл бұрын
Dear Dr. Sharon I appreciate your dedication and helpful contribution to your society regarding health issues. Keep it up. Now, I kindly ask you to clarify this disease 'Gastroesophageal reflux disease (GERD)' since my brother who is based in Canada is suffering by GERD. Thank you for precious time.
@nigistitewelde1998
@nigistitewelde1998 Жыл бұрын
0
@brurberhanu9991
@brurberhanu9991 3 ай бұрын
Dear Dr.Sharon I highly appreciate the relevant information. God bless you .
@hpt.446
@hpt.446 Жыл бұрын
Dr.Sharon!!! I really appreciate you the way of your lessons !!!
@freweinitesfai-vo4bk
@freweinitesfai-vo4bk Жыл бұрын
Thanks Dr Sharon bless you more 🙏
@TV-bd1je
@TV-bd1je Жыл бұрын
I really appreciate you Dr.Sharon keep teach your community and thank you so much for your service and helpful Advice!!!
@lwamweldetnsae4042
@lwamweldetnsae4042 Жыл бұрын
Tebareki Dr Sharon haftey. Our community in the diaspora needs a person like you, who tells the truth as it is. Bravo haftey👏👏👏👏 proud of you.
@mehare1964
@mehare1964 Жыл бұрын
Amazing lessons great job dr Sharon keep going more education to our nation thanks 🙏 god’s blessings you and your family
@wassieahmedin7583
@wassieahmedin7583 Жыл бұрын
Very appreciated Dr. Sharon we r proud to have you. ተነቃፊ ዘይምሕባርዩ እዚ ጠቃሚዩ ንሕብረተስብና ቀጽልዮ ምስ ክቡር ምስጋና!
@yohannesalazar7578
@yohannesalazar7578 Жыл бұрын
የቐንየልና፡ ዶር ሻሮን፡ እቲ ዘይንቡር ዘይንቡር እዮ። ክብሪ ንኣምላኽ።
@tesfitgerezgiheradiwegera2677
@tesfitgerezgiheradiwegera2677 Жыл бұрын
ዶግቶረይ ነዓኪ ዝገልጽ ዓቅሚ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኪ ፈጣሪ❤
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
ዶክተር ሾሮን ብጣሚ አድንቀኪ 👍🏽❤️👍🏽❤️👍🏽❤️ምክንያቱ እቲ ብሕክምና ዓይኒ ጽብቅ ገርኪ ምግላጽኪ አገዳሲ እዩ ሰባት ፈሊጦም እቲ ትገብሮ ጺብቅ እዩ ቀጺልዬ ዝያዳ ሐተይ ❤️👍🏽🙏🏽
@user-me2nv9zk1g
@user-me2nv9zk1g 3 ай бұрын
Thanks DR Sharon four Helpful message 🙏
@simontekle4444
@simontekle4444 Жыл бұрын
Very good massage dr tnx mor ❤
@elsatawalday9713
@elsatawalday9713 Жыл бұрын
ዶኦክተር ሻአረን መግለጺ ሲኤነልኪ ሐቢብት እግዚአብሔር ይባርኪ
@afewerkighile253
@afewerkighile253 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ንህዝብና እተንቅሕዮ ዘለኪ ብታሚ ኢና ነመስግነኪ 🙏❤
@eweldenkiel5459
@eweldenkiel5459 Жыл бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን፣ግዜ ረኪብኪ ንዓና ኣስተምህሮ ትህብና ዘለካ፥ ቀጽልዮ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 Жыл бұрын
Hi Dr Sharon it was very important information thanks God bless you !
@edendebesai4077
@edendebesai4077 Жыл бұрын
U are a gift of God for us thanks so much.
@user-ns7pq9mw5s
@user-ns7pq9mw5s 10 ай бұрын
God bless you
@soloesey
@soloesey Жыл бұрын
Well said doctor ❤❤❤ . Thank you so much
@danieltmaria2194
@danieltmaria2194 Жыл бұрын
Hi Dr Sharon, very well presented. You hit the point while considering all the sensitive topics. It is very informative and keep making Such kind of importance topics. Weldone.....
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 Жыл бұрын
Thank you!!!!!
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 Жыл бұрын
Amlak memelisu yibariki 💖💖💖
@rafis1966
@rafis1966 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ክብርቲ ዶር❤
@absiblessed8542
@absiblessed8542 Жыл бұрын
Doc sharon btaemi eye zednqeki bezi kemzi guday ms beal betey bzuh ina nbeas nerna bzeyflat dma ngebro nerna nsu xegem yeblun eyu zbleni, hji gn bzuh temahire thanks haftey lots of lov
@senaitmisghinadawit5383
@senaitmisghinadawit5383 Жыл бұрын
Thanks Doc.Sari 🙏 nakulu seb ztekim timhritn maeda slezlone zesekif yeblun dotere 😍
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 Жыл бұрын
Thank you so much and I really really appreciate your lesson and presentation. Keep it up the good work. God bless you!!!
@afrocinema50
@afrocinema50 Жыл бұрын
ዶግተር ሻሮን ብጣዕሚ መሃሪ መሃሪ መደብ እዩ 😊 ብጣዕሚ ነመስግነኪ 🎉 Top Topic Thanks
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Жыл бұрын
Dr. Sharon like always your lecture is very,very helpful great thanks. God bless you.
@kokobt
@kokobt Жыл бұрын
Anes kanaki bzuhu eye zmehar thank you so much ❤
@bahabelomhadgu4567
@bahabelomhadgu4567 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ❤🥰🙏🏻
@hadassengal7294
@hadassengal7294 Жыл бұрын
Yeqenyelna dokter charon
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 Жыл бұрын
Dr saron btaemi yemesgneki ❤ Tegediski melsley shnti kelkel zeykoxaxer kola aleni entay kgeber
@user-fk4ng7eb2r
@user-fk4ng7eb2r 8 ай бұрын
Thank you so much
@tigsititekleab1554
@tigsititekleab1554 Жыл бұрын
Thank you Dr. Sharon really on time information 👍 Blessing you 🙏
@niyatbrhane658
@niyatbrhane658 Жыл бұрын
Thank you Dr.Sharoney 🥰
@shalom7161
@shalom7161 Жыл бұрын
Bless you more for helping to your people
@helenhabte4616
@helenhabte4616 Жыл бұрын
Very important point You are amazing Full respect ❤
@awetkidane7317
@awetkidane7317 6 ай бұрын
megelexi sienelki❤
@yonasbokure6911
@yonasbokure6911 3 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ኣምላኽ ዘመነ ሂይወትኪ ይባርኸልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@teweldetesfay6484
@teweldetesfay6484 2 ай бұрын
አምላኽ ይባርኹኪ ዓቢ አገልግሎት ኢኺ ትህቢ ዘሎኺ
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 20 МЛН
Happy birthday to you by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 12 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 83 МЛН
ለሚን ብዓይኒ ሕክምና #ዶክተርሻሮን
9:15
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 189 М.
OMN Horn Odeessaalee Hagayya 27, 2024
1:00:07
OMN
Рет қаралды 6 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 20 МЛН