ዛዕባ ሎሚ 2ይ ክፋል ብሩህ መጻኢ ኣብ ስዋትን ዘለዎ ዘለዎ መርገጺ / ታሪኽና ትቅበልዎን ትኣምኑሉንዶ

  Рет қаралды 56,785

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 290
@ftrue7898
@ftrue7898 2 жыл бұрын
ዉፉይ ጅግና ኣማን ብኣማን መራሒ ብሩህ መጻኢ ዘይኮንካስ ንባዕልኻ ባዓል ብሩህ ኣእምሮ
@mulyehaile1428
@mulyehaile1428 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ውፉይ ሓወይ ጅግና ትውለ ተብዕ እሳ እያ እታ ሓቂ ።
@Belewkelew-s9o
@Belewkelew-s9o 2 жыл бұрын
ኣቦኻ ዳርጋ ዘይተሰውአ ኢዩ ንዓና ዉፉይ ጅግና መኽንያቱ ወኪል ገዲፍልና ስለ ዝኸደ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 жыл бұрын
መን፡ከም፡ውፉይ፡ዕድመን፡ጥዕናን፡እሃብካ፡ከምኡውን፡ ፍናን፡ምስጋና፡እብጻሕቃ፡ወትሩ፡ተባረኹ።
@abelaapp
@abelaapp 2 жыл бұрын
Entay eyu geru wufuy tebahilu
@millionmichael8484
@millionmichael8484 2 жыл бұрын
@@abelaapp kabzi zgbro zelo nlaelie entay delika , snsrat temaharu kabuu kalie ytref
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 жыл бұрын
@@abelaapp ሰላም፡ረድ፡ሲ፡ኢንተርተይመንት፡ውፉይ፡ዝተባህሎ፡ምክያት፡ከምዝመስለ፡ ምእንቲ፡ውጹዕ፡ህዝቢ፡ህወቱ፡ዝ ሃበ፡ብዘይ፡ሃደ፡ዓስቢ፡ዘገልግል፡ማለት፡እዩ።
@solomonbb1377
@solomonbb1377 2 жыл бұрын
@@abelaapp Ab Libya nehwatu ertrawian awalid nebsu wefeyu kab ametsn keteltn Libawiyan sile zedhane. And now he is giving his Name the respect it diserves by fighting the Pfdj.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
@@abelaapp ካልኦትን ኣቡኡን ዝወፈርዎ ዕላማ ብሓርነት ከይዛዘምዎ መስዋእቲ ስለ ዘርከበቶም እሞ ኸኣ ብውሑዳት ብባዓል ኢሰያስን ጭፍርኡን ስለ ዝተጨወየ ውፉይ ዋላ ባዕሉ ዝፈልጦ ሳጓ እንተኾነ ሕድሪ ኣቦታቱ ከተግብር ፤ንህዝቢ ኤርትራ ካብ በላዕ ሰብ ስርዓት ነጻ ከውጽእ ከይተሓለለ ይቃለስ ስለ ዘሎ ንሕና ከኣ ጸላኢና ብጉበእ ስለ ዘለለና ጅግና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ንብሎ።
@samuelhaile7947
@samuelhaile7947 2 жыл бұрын
ጅግና፣ ተባዕ።
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 жыл бұрын
Ane btaemi zgermeni kem wufuy geru n Higdef zfeleto yelen thanks wufuy brother keep going on smart man
@yordanosasghedom5877
@yordanosasghedom5877 2 жыл бұрын
We are proud of you 👏❤💜💙
@rosyghide3037
@rosyghide3037 2 жыл бұрын
ክቡራት የሕዋትና ተባረኹ። ድምጽኹም አይፈለየና።
@nzinga2039
@nzinga2039 2 жыл бұрын
Brilliant Future Wufey Fnan 💙💙💡
@G1717-z1s
@G1717-z1s 2 жыл бұрын
Wufuy nay lbey 🦁🦁🦁🎯
@mebtes
@mebtes 2 жыл бұрын
መደብኩም ሰሓቢን መሃሪን ዘይምነዉን ምዃኖም ከይገለጽኩን ከየመስገንኩን ክሓልፍ ኣይደልን። ኮይኑ ግን ንውፉይ ዘብርዮ ብሩህ መጻኢ ካልእ ሰብ የለን ድዩ፡ ወይስ ህዝባዊ ርክብን ሊቀመንበርን ናይ ብሩህ መጻኢ ውፉይ ጥራሕ እዩ? ኣብ ብሩህ መጻኢ ዘለዉ ኣመራርሓ እካል ንክንፈልጦምን ነቲ ውድብ ክንግምግምን መታን ክንክእል ሓባራዊ ኣመለኻክታ ከምዘለውምውን ንክንፈልጥን ካልኦት ኣመራርሓ ኣካል ምስ ውፉይ ኮይኖም ወይ ርእሶም ክኢሎም ክቀርቡ እንተዝግበር ጽቡቅ ኔሩ እብል።
@vhhhjk2187
@vhhhjk2187 2 жыл бұрын
ውፉይ ኡቱ ጸገም አታይ ዱ ነዚ መድብ። ክሳብ መወዳኢታ ሰለ ዘይ ሰምዕዎ ኡዩ
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 жыл бұрын
እሞ ስምዓዮ
@awetkesete4083
@awetkesete4083 2 жыл бұрын
ናይ በየነ ሃይለ ኣላ ደስ ትብለኒ ኣባህላ ኣዘኪርካኒ ዉፉይ ' ንመንሰያት ዕድል ንሃቦም ብቅዓቶም ከርእዩና' ይብል ኔሩ
@imthebest4756
@imthebest4756 2 жыл бұрын
Thank you fnan bro agedasi aresti hiska sele zkerebka!
@nathanentertainment9063
@nathanentertainment9063 2 жыл бұрын
ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@kubrommicheale1236
@kubrommicheale1236 2 жыл бұрын
ውፉይ ብሓሳብ ዝዳራረገካ የልን ቀጽልዎ ፍናን ሓውና
@tesfahiwetbrhane8256
@tesfahiwetbrhane8256 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ፍናን ውፍይ
@yeruseynateygeremaryam1778
@yeruseynateygeremaryam1778 2 жыл бұрын
ትግራይ ክብሉ እካ ይሕሪሮሙና ካልእ ዘረባ የብሊኩሙን
@paulmeksonone949
@paulmeksonone949 2 жыл бұрын
Thanks wufuy zblao zereba hiwetey ሀ አለ ክሰርዓ ትሕግዘኒ ም ህላውኻ 🙏
@genettedla4209
@genettedla4209 2 жыл бұрын
Thank you guys i love the program us always keep going for good job cheers 👍👍👍
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 2 жыл бұрын
Wufuy jegna 💖🙏🇪🇷☝️
@gerie4738
@gerie4738 2 жыл бұрын
What a great leader 👏 ❤.
@MuliyeEsu12
@MuliyeEsu12 2 жыл бұрын
Great Idea ዉፉይ!!! ---ሓቐኛ ንቕሓት ንሰብ፡ ከም ብርሃን ጸሓይ ንምድሪ'ዩ ከም ዝበሃል፡ እዚ ንምንቃሕ መንእሰያት ትገብሮ ዘለክ ጻዕርታት ዉፉይ ጸግኡ የብዘሓልካ። "ንቁሕ ሕብረተ-ሰብ ንቁሓት መራሕቲ'ዩ ዝፈጥር" ከም-ትብሎ፡ ሕጂ ውን ("ንንቅሓት ንክነቕሕ ሓቢርና ንንቃሕ")። ዝተፈለየ ለውጢ ናይ ንቅሓት ከምጽእ እዚ መንእሰይ ኣብ ናይ ሓሳብ ለውጢ ክኣምን ክጽዕርን ውን'ዩ ዘለዎ። "ምስጢር ለውጢ ኣብ ዑቕር ሓይልኻ ኣተኩሮ ብምግባርን ብናይ ቀደም/ዝሓለፈ ከይተቓለስካ ሓድሽ"ሓሳብ" ምህናጽን’ዩ!(ሰቁራጦስ)። ስለዚ ንሓዱሽ ለውጢን ንቅሓትን ሓቢርና ንንቓሕ። Thanks & Respect Guys!!!
@ibrahimali6657
@ibrahimali6657 2 жыл бұрын
fnann miss Beyene wufui ni behaki bezaba Higdef mendef zahabkayo megletsi ketsiliwo jeganu
@ኣይክሕዘልክንየ
@ኣይክሕዘልክንየ 2 жыл бұрын
IT was verry clear thank und so much both
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 2 жыл бұрын
💪ብሉጽ ውፍይ ጎሚዳ ሓደ ውፍይ ንኣሽሓት ህግደፍ መንደፍ ኣርዐዶም😂💪በሎም በሎም💪 ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ ትምኒተይ እዩ ኣላህ ይሓግዝኩም ወገናተይ ዓወትኩም ቀሪቡ እዩ ኣብ ጎንኩም ኣለና ከምኡ ኣብ ጎንና ዘለኩም ጀጋኑና💎✊🙏💪
@drarhayle5553
@drarhayle5553 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ከማካ ይብዙሑ ዉፉይ ከም ኡ ውን ፊናን
@arongebremical6835
@arongebremical6835 2 жыл бұрын
anta wufuy kenday haqei mezrab ketfatu eka waday ❤ ❤💯👌🙏
@1ምእንቲህዝቢ
@1ምእንቲህዝቢ 2 жыл бұрын
‼️ኣነስ እቲ ስእሊ ናይ በየነ (ውፉይ) እታ ናይባሓቂ ምስሊ ሓቀኛ ስእሉ እንተቅረብካዮ ጹቡቅ ተመራጺ ይብል ምክንያቱ ቡዙሕ ኢዲት እንተጌርካዮ ናይምቅይያር ወይ ከኣ ኣሉታዊ ሳዕቤን ከምጽእ ይክእል እዩ:: ብዝተረፈ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መደብ::
@trueloveisneverend4110
@trueloveisneverend4110 2 жыл бұрын
God bless you guys we love you
@tekbrhane4814
@tekbrhane4814 2 жыл бұрын
Very great explanation 👌 👏 👍 🙌 wufuy the great
@michaelhabtu1262
@michaelhabtu1262 2 жыл бұрын
Honestly I can listen Beyene (Wufuy) interview all day. He is our future because he is such a great speaker and politician. I hope he will fight to the end.
@awet.524
@awet.524 2 жыл бұрын
@@Vintag36224 Sad 😔 your mind denied tebraber btami dhirka aleka.
@lion9733
@lion9733 2 жыл бұрын
@@Vintag36224 beka 🤏🦔🦓🐖
@rezanemuluberhan6771
@rezanemuluberhan6771 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምብህ ሃል እዩ ፍናን ውፉይ።
@yibrah1873
@yibrah1873 2 жыл бұрын
Bro, I proud you men ……..!!!!
@dejushishay6936
@dejushishay6936 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መብሪሂ ኢዩ ደሓር ከኣ እዞም ብሩህ መጻኢ ዝጸልኡ ትሑታት ዓቅሚ ዘለዎም ኢዮም
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
👑❤️❤️❤️❤️❤️
@asmerombokray5115
@asmerombokray5115 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዚ በየነ ዝብሃል ሓላፊ ኣይካነን ተሳታፊ ከማን ኣይበቅዓን ስውእ ዘይኣምን ናጽነት ኤረትራ እይኣምንን ማለት እዩ ብሩሁ ጸልማት እያ ውድብኩም ። መንግሲቲ ክትቃዋም መስልካ እዩ ክብርታት ሃገር ምትካፍ ግን ኩሉ ሰብ እይከስዕበኩሙን እዩ ስለዚ ተቆውማኹም ምስ መንግስቲ ደኣበር ምስ ስውኣት ባንዴራን ምስ ታሪኽ ኣይኹን፤ ሓንቲ ሃገር መንግስቲ ክትቅይር ትኸእል እያ ታሪኻን ባንዴራን ግን እይከኣልን እዩ እንተኸይኑ ድማ ትርጉም ዘለዎ ኣይከነን።
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 жыл бұрын
Exactly wufuy jigna
@mikealkibreab3723
@mikealkibreab3723 2 жыл бұрын
Bhaqi wfoy kab amlaki zkone hasab eyo zemxie zelu ezini zelewo ysmae . Kolo gizie eye kone ele zkitatelka finahn hawey .
@isabellalucas3316
@isabellalucas3316 2 жыл бұрын
ተዓወቱ ግርም ኣገላልጻ ነዚ ወለዶ ብጣዕሚ ሓጋዚ 🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🎆🎆🎆👌👌🎉🎉🎆🎆
@dawitwedibashay4327
@dawitwedibashay4327 2 жыл бұрын
ውፉይ ኣንበሳ ጅግና ኣቦ ሓቂ ።
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 2 жыл бұрын
Xbuk agalalxa wufuy
@ramosramos5022
@ramosramos5022 2 жыл бұрын
ዉፉይ ብጣዕሚ ኢኻ ተባዕ
@filimonkifle612
@filimonkifle612 2 жыл бұрын
Eway wufuy King ata kulu hzbna kemaka entezkown xbuk naru bunet ❤❤❤❤❤👈
@mehariaman6660
@mehariaman6660 2 жыл бұрын
ፋኒ ሓወይ pls ንዉፉይ ምስ ኣዳም ኣቅርቦ ❤
@lion9733
@lion9733 2 жыл бұрын
Adam tiebtena lokmax felat eye behali n eritrea bzuh ayfeltan iyu
@sabrinayosef3081
@sabrinayosef3081 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@ተስፍኣለምወዲመንግየ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 жыл бұрын
እዞም ኩሓልቲ ተመሲልኩም ኣንቆርቲ በራዩ ናይ ሳጥናኤል ካብዚ ገዛ ዉጹ
@yohannestekle999
@yohannestekle999 2 жыл бұрын
Very true! intelligent! Smart politician!
@redaearegawi6325
@redaearegawi6325 2 жыл бұрын
ውፉይ ፍናን ብጣዕሚ ደስዘብል ስራሕ ኣብጉንኩም ኣለና ቀጽልዎ ጀጋና 💟💟💟
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 жыл бұрын
Enjoyable conversation! BRAVO! Thank you!!!
@fkfakefriends6703
@fkfakefriends6703 2 жыл бұрын
Eza hager kem wufuy ente zbezhu hlmi mensey aytemesreqen neru bzkone kab hji bwegeney bruh mexai eyu mrchay ❤❤❤
@mengistewelde1522
@mengistewelde1522 2 жыл бұрын
Yes kexilo wfui jigna
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ዉፉይ ጎሚዳ ነዚ ሓቂ ድሕድሕ ተብሎ 👌💪 ፍናንውን በሊሕ ቅኑዕ ተቃላሳይ ደላይ ለውጢ ብምዃንካዩ ንውፉይ መቃልስትኻን ጋሻኻን ክኸውን ዝመረጽካዮ እታ ቁልፊ (መፍትሕ) ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጥኩማ ኣለኹም ኣጆኹም በርትዑ ቀጽሉ 👌❤️🌹❤️🌹
@milenmebrahtu6099
@milenmebrahtu6099 2 жыл бұрын
Tenwehewo alekum Bxefef zbele akrebewo aselchawi coynu
@melestesfai8946
@melestesfai8946 2 жыл бұрын
ዋው ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳባት ደስ እትብሉ ኣሕዋት
@fshaemha4000
@fshaemha4000 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዉፉይ ስዋኣትና ሃገሮም ሓንቲ ፍታሓዊትን ድመክራሰዊትን ክትከዉን በጃ ዝሓለፉ እዮም። እቲ ዝዓበየ ንስኻ ወድስዉእ እኻ እሞ ወላዲኻ ክተናሹ ኣይትኽእልን እኻ።እዚ ሸፈጥ ናይ ህግደፍ እዩ።
@solomonabraha327
@solomonabraha327 2 жыл бұрын
Great education as usual
@rosyghide3037
@rosyghide3037 2 жыл бұрын
ኢንገራ እዝጊ ብላዓ ።ዋሕስ ናይ ህዝቢ ቅዋም ኢዩ። ብልክዕ ተቅርቦ አለኻ። አብ ስደድ ዓዲ መሰልን ሕግን ኮሎና ኽርደአና ንእንተ ዘይኪኢልንና ናይ ባሐቂ ጸገም ማለት ኢዩ
@kokobdemetrius9434
@kokobdemetrius9434 2 жыл бұрын
Bteami nemesgin wufuy kulu zibelkayo haqi eyu. Ezi denqoro hizbi emo abey yrdio. Niskatkum zikeLekum gberu nifelto srbat alena.bertiu fetari yihagzkum.
@eyobtesfamariam6792
@eyobtesfamariam6792 2 жыл бұрын
I appreciate you go a head
@lidyadawit822
@lidyadawit822 2 жыл бұрын
Kedem ziferst hager nayi behaki
@habteokbe5744
@habteokbe5744 2 жыл бұрын
መደባትኩም ማሀርን አንቓሕን እዩ አጆኹም በርትዑ ሐቂ ትስዐ።
@samuelalem4969
@samuelalem4969 2 жыл бұрын
Great
@mengisteabberhane4984
@mengisteabberhane4984 2 жыл бұрын
በየነ በርትዕ ጥራሕ
@filimonkifle612
@filimonkifle612 2 жыл бұрын
Fnan hawey bejaka Link sdedeley ab bruh mexai kslef delye aleku ❤❤
@angish4430
@angish4430 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@mki998
@mki998 2 жыл бұрын
Fnan hawna good job
@Sara-bh7hg
@Sara-bh7hg 2 жыл бұрын
Jagna
@mikealkibreab3723
@mikealkibreab3723 2 жыл бұрын
Year it's right
@likemeorhatemenocare160
@likemeorhatemenocare160 2 жыл бұрын
Wow
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 2 жыл бұрын
Great wufuy jgna
@amanaxumawi2869
@amanaxumawi2869 2 жыл бұрын
well done wifuy and fnan
@ebaysenafe3630
@ebaysenafe3630 2 жыл бұрын
Wfuy jigna 👌👌👍👍💪💪💪
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 2 жыл бұрын
Thank you fnan 🙏🏾❤️
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 2 жыл бұрын
Emo n Eritrea tfelta entekonka enta gierkala eka tzarebela zeleka fnan
@hermontesfazghi4453
@hermontesfazghi4453 2 жыл бұрын
King ዉፉይ
@zerisenaysemere6851
@zerisenaysemere6851 2 жыл бұрын
ሰላም ፍናን ሓወይ ከመይ ትኸውን, ሓንቲ ናይ ስውኣት እንታይ ምኻኖም እትገልጽ short movie ኣላትኒ እሞ ኣብ ቻነልካ ክነቅርባ እንድሕር ዝከኣል ኮይኑ ክንዘራረብ ኣድረስካ ስደደለይ ወይ ተሌፎን ገለ ኣብ reply ግደፈለይ ዝዓርከይ
@meronmebrahtu4976
@meronmebrahtu4976 2 жыл бұрын
Wufuy great job
@temesgengoytaye7063
@temesgengoytaye7063 2 жыл бұрын
💪💪💪💪🙏🙏🙏
@yemanegebresus8848
@yemanegebresus8848 2 жыл бұрын
bravo fnan kexlo bertie xbuk medeb aleka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 жыл бұрын
Waww exactly 💯 wufuy brilliant
@dawitwedibashay4327
@dawitwedibashay4327 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ብሩህ መጻኢ ክምዝገብ ደሌ ኣለዉ ዉፉይ ሓውና ኣብ ሽወደን ኣለኩ
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
Wfuy King
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 жыл бұрын
ሰላም፡ክቡራት፡ተቃለስቲ፡ስነልቦና፡ተጋሩ፡ብሓቂ፡ኣብነታዊያን፡እዮም፡ኣምላኽ፡እባርኮም። ንተዋህዶ፡ቤተ፡ክህነት፡እንዳ፡ህግደፍ፡እዩ፡ዝምውሎም፡እዚ፡ስለዝኾነ፡ከኣ፡ንሶም፡ዝኣዘዝዎም፡ ክገብሩ፡ዝግደዱ፡ምኽያቱ፡ፍናን፡ዘድልዮም፡ኣለዎም፡ስለዝበልካ፡እየ፡ግዚየ፡እንተለካ፡ንቀሺ፡ ገብረሚካኤል፡ዮውሃንስ፡ኣብ፡ኤሪሳት፡ዝገበርዎ፡ቃለ፡መሕትት፡ስምዓዮ።
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 2 жыл бұрын
Viva bright future the best adia
@weldinakibreab6168
@weldinakibreab6168 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ አንታይ ዓይነት ዘረባ ኢካ ትዛረብ ።ደቂ ሰባት ክሳብ ሕጂ ኣብ ቅንኢን ባእሲን ዝነብሩ ዝለዉ ብሰንኪ ዝጥቀምሎም ቓላት ኢዮም አሞ በጃካ ቃላትካ ሓልዎም ። ዳይናሚካዊ ቃላት ምጥቃምን ሕብረተሰብ ምሕባር አዩ ኣብ ዓወት ዘብጺሕ ።
@beyinmahari7780
@beyinmahari7780 2 жыл бұрын
Fnanei Amlak edmeka yenwhayo tblon tserhon kulu nmdhan Hagere Eritrea slezkone Kulu Ab godnkum Alo ajekum Aythalelu
@amanuelpaulos6974
@amanuelpaulos6974 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ፍናንን ዉፉይን።
@mengisteabberhane4984
@mengisteabberhane4984 2 жыл бұрын
ፍናን ሓውና ንእተቕርቦም መደባት ይከታተሎም እየ ጸገምና እንታይ ይመስለካ ንቡር ገዲፍና ኣብ ዘይ ንቡር ዝመረጽማ ሕብረተሰብ እና ኮይና ተሪፍና ማዕረ ክንደይ እና ደቁርና ዘለና ንመሰልና ምዝራብ ርዒድና ካብ ሓቂ ሃዲምና ነብስና ባዕልና እናቀተልና ንነብር ሕብረተሰብ ተቐይርና ምሕረት የውርደልና ኢልካ ጥራሕ ትሓልፎ ኣንጻር ነብስና ንቃለስ ሕብረተስብ ናይ መጀመርያ ንሕና ክንከውን ንኽእል ኢና
@rutaokbaldet9430
@rutaokbaldet9430 2 жыл бұрын
Good job guys keep it 💊💯❤❤
@tesfomhabtemariam1116
@tesfomhabtemariam1116 2 жыл бұрын
nay bhaki wufuy hawey
@freselam300
@freselam300 2 жыл бұрын
Kab lomi beka wesine eye, Beruh mexaie koyne. Hji gerim kelu berihu 👌💪✊ 100%
@esiabu2261
@esiabu2261 2 жыл бұрын
Wufuy nay behaki des deblee eyu thank you
@dawitwedibashay4327
@dawitwedibashay4327 2 жыл бұрын
ውፉይ ናይ ኣንበሳ ኣቦ ሓቂ
@abelaapp
@abelaapp 2 жыл бұрын
''ካብኡ እቲ ቦምባታት ናብ ክፍሊ ሕክምና ተላኢኹ ምስተራእየ፡ መንግስታት ህዝባዊ ናዕቢ ንምብታን ዝጥቀመሉ ካብ መንግስቲ ጀርመን ዝተዋህበ ምዃኑ ተረጋጊጸ። ብድሕሪኡ እቲ ንዓመታት ዝተዘርበሉን አእምሮ ሰባት ዝረበሸን ቀመማዊ ጋዝ ከምዘየሎ ስለዝተረጋገጸ፡ ኣብ ተጋደልቲ ዓቢ ርግኣትን ሩፍታን ዓሰለ'' ይብል ዶ/ር ኣሰፋው እቲ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ለይትን ቀትርን ዝቐጸለ ዕረፍቲ ዘይህብ ኵናት'ውን ከምቶም ቅድሚኡ ዝሓለፉ ውግኣት ተጸብጺቡ ሓለፈ። እቲ ካብ ለካቲት ክሳብ ሰነ 1982 ዝቐጸለ ህዝባዊ ግንባር ''ሻድሻይ ወራር'' ዝብሎ: ስርዓት ደርግ ከኣ "ቀይ ኮኮብ ሁለገብ ዘመቻ"ኢሉ ዝጽውዖ ወፍሪ ዝበዝሑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝተሰውእሉ ምንባሩ ይንገር። ሃገራዊ መዓልቲ ሰማእታት'ውን 20 ሰነ ኣብዚ ተመርኲሱ ክኸውን ከምዝተወሰነ ይግለጽ።
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
❤️😘
@merihtewelde4139
@merihtewelde4139 2 жыл бұрын
Keep going 💪 wufuy.
@antihgdef
@antihgdef 2 жыл бұрын
Wufuy smart as usual wedi Ere✌️✌️✌️
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 жыл бұрын
💪💪💪💪✊✊✊❤❤🙏🙏🙏
@awet.524
@awet.524 2 жыл бұрын
Wufuy 🦁 Anbesa 👏Natka analysis fluy Eu zeyselchiw kea Melisu ymkreka Meas Eyom zmlesu Enda belna n xbe newl alena keep going guys we're beside you thanks kbur haw fnan kea👍
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 33 МЛН
ዛዕባ ሎሚ ናይ ሓገዝ መደብ ንሬዮ ራኢና
2:11:34
Fnan App Infotech
Рет қаралды 20 М.
ዲዲ ናይ ብሓቂ ኣብ ቅትለት 2 ፓክ ኢድ ኣለዎ'ዶ?
14:26
ኩሉ ግዜ ንጹር ፅላማ ዘለዎ ጥራሕዩ ዝፅወት።
1:28:19
ዛዕባ ሎሚ   ኢሰያስ ፊተውራሪ ኩናት ቀርኒ ኣፍሪቃ
1:51:29
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН