ዛዕባ ሎሚ ኣብ ዙርያ ኢሰያስ ኣላሚን መሓመድ ስዒድ ብሌናይን ወዲ ጣባን ካብ ማሕበራዊ ሚድያ

  Рет қаралды 10,874

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 34
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 18 сағат бұрын
እዚ ኩፈእ ርእሰ ጠበቅ ብለናይ ድክታቶር ዘዚላ ከም ፓፓጋሉ እንታይ ቱርጉም አለዎ
@filimongebre8553
@filimongebre8553 Күн бұрын
ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ዝበቅዕ መራሒ ኢዩ ፋኒ ህዝቢ ኤርትራ ትምክሕተኛን ተበላጽን ኢዩ እንቃዕ እዚ ህዝቢ እዚ ብምዕባለን ቢኢኮኖምን ብምህዞም ቡሉጽ ኣይኮነ ንኣህዛብ ጎሮባብቲ ምበጽበጸ ነሩ ካብ ህዝቢ ጀርመን ዝፈልዮ ካኣ ዋላሓደ የለን ንሓደ ሕብረተሰብ ክህልቁ ድሕር ዘይብል ህዝቢ ኢዩ ስለዚ ኢሰያስ ጽቡቅ ገሩ ኢዩ ዝፈልጦ ንህዝቢ ኤርትራ ።
@habtomfitwi
@habtomfitwi 23 сағат бұрын
ወዲ ጣባ ኣብ አርጋኑ ከይቆርብ ናብ ኣምላኩ ከይምለስ ኣብ ኣወል ሲዕድ ከይዱ ተናዚዙ ሚስኪናይ የሕዝነካ ምስክናይ የሕዝነካ መወዳአታኡ መጻወቲ ኣወል ኮይኑ።
@filimongebre8553
@filimongebre8553 14 сағат бұрын
@@habtomfitwi በቃ ከምዚ ኢዩ ኤርትራውነት ብዓል ወዲ ጣባ ክንደይ መናእሰይ ኣህሊቆም ሕጂ ካብ ብዓል ጣፍ ብዓል ኣፍ ኮይኖም ንህዝቢ መዝሚዞም ገበኖም ክኽውሉ ብብዓል ኣወል ይሸፋፍኑ ኣለው ወዲ ጣባ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ከም ገበነኛ ኣብ ቤትፍርዲ ክቀርብ ኢዩ
@esayasdawit4644
@esayasdawit4644 23 сағат бұрын
እቲ ህዝቢ ምስቲ መንግስቲ ይሓዋዉስዎ ኣለው?😮እንታይ ኣራኪብዎ ህዝቢ ውጹዕ እዪ እቲ መንግስቲግን ንህዝቢ ዝዕምጽ እዪ ኣይተደናጉሩና በሎም እስከ ፍናን እዛ ሽፍታ ስርዓት ሰብ ተሳኢኑ ድዪ ነዚ ኣምጺኦሞ 😢?
@medeber0077
@medeber0077 21 сағат бұрын
ፍናን ጽቡቅ ብሽሙ ክትጽውዖ ጀሚርካ ነርካ እንታ ድአ ብጻይ ኢልካዯ ግደፍ እታ ናቱ ዑቡድ ከልቢ አይተጥፍአሉ እሳ እያ ናቱ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 18 сағат бұрын
አጻዋዋዓ ናይዚ ጹሉል ሰብ ድክታቶርትብል ክትረፍ የብላን
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 18 сағат бұрын
ቀሻዕብ ያበላዒ ረሳ ረሳ እንክረኢ ይሸቅሪር ዘገም ነገር
@kiroswoldeselassie9334
@kiroswoldeselassie9334 Күн бұрын
እዚ ሰብኣይ ካብ አተኣሳስራ ስዓቱ ከም ፕ አቶ ኢሳይያስ ብየማኑ ካብ አሰረ ፓፓጋሎ ምዃኑ ተዓዘቦ ፍናን ሰላም ።
@frenegasi2383
@frenegasi2383 Күн бұрын
Ata ezi sebay amet erganu zeygebir, jimatu enda aelebete zizareb, dehan eskawun kitnebir keymesleka.
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 18 сағат бұрын
ጹሉል ከልብ መርፈእ ከይተወግአ ዒረፈቲ የለን
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 18 сағат бұрын
ሻዕብ ያበሊዓ አሉ ማዓስ ናታ በሊዓ ትፈሊጥ
@gm5215
@gm5215 Күн бұрын
እዚ ወድስ እምብዛ ፈዂሱ ወዳሲ በሎ
@KeepKibrom
@KeepKibrom 22 сағат бұрын
Kndey eyou domozka belo?
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 15 сағат бұрын
ኤዝኦም እንታይ ምሂዞም ዝጃሃሩ በጀካ, ስደት, ጥሜት, ሓሶት, ምንዝርና, ምትላል, ሞት, ሹቕረራ, ራዕዲ, ሞት ዝምነ, ኩናት ዝናፍቕ ንስደት ዘምባሁቕ, ጻዕዳ ዘምልኽ ኣብ ትሕቲ ጻዕዳ እንተዘይሰርሑ ነፍሱ ዝንዕቕ, ሰላም ዝጽየን, ንዑኡ ዝመስሉ ኣፍሪቅውያን ዘከሻምሽ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵውያን ቀልቐል ጣልያን ኣሸግሮምና, ኮስተርት ጣልያን, ናይ ገዛ ስረሕተኛ ጣልያን, ሺቃቕ ዘጽርዩ ዝነበሩ ሓበሻ ኤርትሮስ, ኤርትሪኖ, ኣሸገርት አዮም ጣልያን እንተ ኣምሓድሪኦም ጥራይ አዮም ዝሕጎሱ ምስ ኣፍሪቃ ፍሉይ ጺልኢ ኣለዎም
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 Күн бұрын
ኣታ ፍናን፡ ዎ ፍናን!!!!!! ነዞም ነዞም ሰብ ዘይቊጸሩ ጃዕፋፋ ት ተቕርበልናስ እንታይ በዲል ና ኢና። ናይ ኣንጎሎታት ሰብ እ ኮ እዩ። ትምህርቲ ኮነ ስራሕ ዘይፈልጥ እዩ። ጒሓፍ እዩ።
@fishtareke3654
@fishtareke3654 19 сағат бұрын
ሬሳ እንተዘይርእዮም ዝሓሙ ክንሶምስ ንኻልእ ክምኩሑ ዝብእስ ኣብዘይ ፈልጦ ዓዲ ከይዱ መንጸፍ ኣንጽፉለይ በለ ኣብ ቅድሚ እዚ ንቡር ኢዩ ምኽንያቱ ነዚኦም ዘይፈልጥ የለን ዋላ ቋንቋ ቀይሮም ይዛረቡ
@gm5215
@gm5215 Күн бұрын
እየ ጣልያን ብኻ እዛ አስመራ ዝብልዋ ከምታ ዝነበሩታ አጓዱ ገድፍካያ ጸሚምናኮ በዞም ናይ ጅባ አዝማሪኖታት ቀዳዳት ደሮና ዐብሊኾምና
@sabrinayosef3081
@sabrinayosef3081 12 сағат бұрын
Ata arehit bilenay higdefawi getska tikewel 👎🖕🤑
@oneday4824
@oneday4824 22 сағат бұрын
ፋኒ እንካዕ ናትና ዕደመ ከንካ❤።ወዲ ኣስመራ ማለት እካ ዘይተመለአ ሰብ ማለት እዪ ። ከምኡ ይብሉ ዓበይቲ ወላ ምሶኣም ኮፍ እልካ ሓንቲይ ሙሉእ ሓሳብ ኣይነግርኻን እዪም ወይ ኣይዕለ ሉካን እየም ።ወላፈትንዎም;;;;;;
@eyerusalemalem3108
@eyerusalemalem3108 5 сағат бұрын
Great analysis Fany❤. But forget Wedi-ጣባ he is the best liar.
@SamsomSami-r4t
@SamsomSami-r4t 20 сағат бұрын
እዚ ልሕቲት ሰብኣይ ከፈንፍነካ ፥ ንመን ዩ ጽውጽዋይ ክነግር ዝህውትት ዘሎ
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 Күн бұрын
Finan, don't give adjective to any person. Such as mad dog, pigs....
@esiyasdawit1276
@esiyasdawit1276 5 сағат бұрын
Xubuk medeb eiyu fani kexilo
@alemghebremedhn2191
@alemghebremedhn2191 13 сағат бұрын
Fnan the Great!!! keep up the amazing work.
@meseretmedia-6159
@meseretmedia-6159 Күн бұрын
ንታሪኽ፡ ብጉቡእ ዝገልጽን ንስነ ፍልጠት ዝድርዕን ትብዓት ዝወነነ እዋናዊ ትንተናታት ፍናን ገብረትንሰአ ናይዚ እዋንዚ ፁጹይ መብርሂታት ስለ ዝኾነ' ከንዚ ዝበለ ካብ ልዑል ትምህርቲ፡ ወይ ካብ ተሞኩሮን ጥራይ ዘይኮነስ! ካብ ሕልና ዝነቅል ተባዕ ህዝባዊ ተረደኦ እዩ። ምስትውዓልን ምስትብሃልን የድልየና።
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 Күн бұрын
Abey Aleka zeybeliwos abet ybil zibehal kemziom eyom hasewti
@alemghebremedhn2191
@alemghebremedhn2191 13 сағат бұрын
Keep saying "Mad Dog."
@georgemike3194
@georgemike3194 Күн бұрын
. No need for repeating his tribe name
@tsehaye808
@tsehaye808 23 сағат бұрын
ሽም የብሉን እንድዩ ብሌናይ ኢልካ ብሽም ናይ ብሄር ንሓደ ሰብ ትጽዊዕ! ንስኻ ፍናን ገብረትንሳኤ ኢኻ ትባሃል እምበር ትግራዋይ ኣብ ዙርያ ኢሰይስ ኢልካ ኣርእስቲ መይገበርካን መስለኒ!
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 20 сағат бұрын
እንታይ ዳኣ ኣሳራሲርካያ ብፍላይ ብሌናይ እንተኮንካ ከሕርቀካ የብሉን : ምኽንያቱ ንሓደ ወዲ ትግርኛ ብዘይካ ሓደ ደሽክሊ ካልእ ኢሉ ኣይጽዎዖን እዩ ግን ልምዳዊ ኣዘራርባ እዩ ኢልና ስለ ንሰግሮ ንስኻዉን ንፋኒ ማይ ዳዓሪት ዴሽክሊ ግን ጣዓምቢሉ 😅እንዳተባሃለ ዝዓበየ ከምኡ ምባሉ ሸለል ኢልካ ስገሮ ኖእ ትብል እንተኮንካ ባዓል ደሳለ :ባዓል ኣታኽልቲ መተዓቢቲ የሕዋትና ይመስክሩ
@erinatey2165
@erinatey2165 Күн бұрын
Moytatukum ya wigien tehabah tiray ata qondaf agame
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 20 сағат бұрын
🐖 ያ በላዕ ኣከጃእ ተሰተር
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 52 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 52 МЛН