ዛዕባ ሎሚ ህሉው ኩነታት ሱዳንን መጻኢ ኣንፈቱን

  Рет қаралды 28,161

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 56
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ንኣዳም ሓንቲ ግዜ ኣብሶሙን ኣምጻልና ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ❤❤
@ruthalazar4044
@ruthalazar4044 Жыл бұрын
ፍናነይ ንኣዳም ኩሉ ግዜ አቅርቦ ብዙሕ ሰብ ይፈትዎ እዩ ዓቅሚ ኣለዎ 👍ንነገራት ከረድ እ ተኽእሎ ኣለዎ 👍
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
Adam is very knowledgeable analyst that sees every thing in detail. First time to see such a person that sees everything at different angle.Keep it up man. So proud of you.
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp Жыл бұрын
Nice to see you Adam, thank you both.
@tesfalemhagos4900
@tesfalemhagos4900 Жыл бұрын
ኣዳም ብጣዕሚ ገላጺ ሓሳባት 100% ካብ 100% ይሰማማ ኢየ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ❤
@mesfinmekonnen2066
@mesfinmekonnen2066 Жыл бұрын
በጣም ጥሩ ውይይት ነውGood job 🤙🏿
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 Жыл бұрын
Fani asli yaho GBU ♥️🥰
@asliErda62
@asliErda62 Жыл бұрын
I hope Fnan Haw , 2 bring Adam once more with NEW Htotat......about z Sudan, all z best ❤
@AngosmeAmine-ui4zg
@AngosmeAmine-ui4zg Жыл бұрын
ኣዳም ብሉጽ ሰብ ጽቡቅ ትንታነ ቀጽሎ ቀጻሊ ምጽኣና
@zashoshoza367
@zashoshoza367 Жыл бұрын
ተወከል ፈሊጣያ ኣዝሊቓ ምኽንያቱ ዓቕሚ ናይ ኣዳም ስለትፈልጥያ እምበል ካልእ ምኽንያት የብላን
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
መምህር ኣዳም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ እዛ ዘልካያ ብዛዕባ ሃይማኖት ሓንቲ ሃገር ሓደ ሃይማኖት እንድሕር ኣለዎ ጸጋ ኢዩ ናይ ብሓቂ
@ክልልል
@ክልልል Жыл бұрын
adam natna ❤
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel Жыл бұрын
Xubuq Tentena
@asliErda62
@asliErda62 Жыл бұрын
I learned a lot fr. Adam, about the Sudan...I was an idiot ...thanks Adam bro ❤
@fthitekle9354
@fthitekle9354 Жыл бұрын
You are really good person
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 Жыл бұрын
If women were the leaders the world would be in peace so that women is good for her and I wish that women would continue and will bring peace any way thanks for your assessment and information
@fthitekle9354
@fthitekle9354 Жыл бұрын
It would be worse
@futurandom1604
@futurandom1604 Жыл бұрын
ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ መስኪን ህዝቢ ኤርትራ ጅግና ኣብ ሱዳን ከም ሓደ ድርባይ ውዱቅ መራሒ ዝርእዎ።
@hainfotechchannel1132
@hainfotechchannel1132 Жыл бұрын
Nay Sltan Hrfan , zeyblu seb Ab mengo Hzbi Aywagen eyu .
@abetybaye1950
@abetybaye1950 Жыл бұрын
ኣዳም በሊሕ ሰብ ኣየ ርእሲ
@fggb468
@fggb468 Жыл бұрын
"ብትሪ ሰውራ ነዋሕ እያ" is folktale of EPLF to scare and terrorize its subjects . I completely agree with Adam’s analysis . For the typical PFDJ admirer, a visit of an Eritrean official to a foreign country or a visit of a president of another country to Eritrea is an accomplishment notwithstanding the outcome.
@angesomasli157
@angesomasli157 Жыл бұрын
True tintena and be haymanot polotica aytisrhein eritrawyan dima kabe sudan polotic temaharu e t c
@husseinidris-tk3wn
@husseinidris-tk3wn Жыл бұрын
Mr.adam alburhan is from jaali clan same to albasher.but shemsedin kebashi is nubian.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሱዳን ብኹሉ መለክዕታት ካብ ኩለን ሓገራት ኣፍሪቃ እታ ብጂኦግራፊ ሕርሻ ማይ ጸዓት ማዕድናት ዚሃብተመት ሃገር እያ። ግን ኣዝዩ ገዚፍ ናይ መንነት ቅልውላውን ብነብሰ ጽልኣትን ዝሳቐ ልሂቃን መራሕቲ ኣለዋ። ኣብ ዝኾነ ፖለቲካ ናይ ሱዳን ጉዳይ እስላማዊ ፖለቲካን ሕጊ እስላማዊ ሸሪዓን ናይ ክራይ ዓረባዊ መንነት እንዳልዓልካ ንኻለኦት ምጕናይን ምንጻልን ልሙድ ፖለቲካዊ እስፖርት ተቐድም እያ። ሱዳን ካብዚ ናይ መንነት ቅልውላው ሓራ ከይወጸት ዋላ ዓሰርተታ መንግስታት እንተለወጠት ኣብ ርጉእ ሰላማዊ ፖለቲካ ክትነብር ኣይትኽእልን እያ። እቲ ዘሕዝን ኣብ ኤርትራ ውን ነዚ ዝፈሸለ ዓረባዊ ፖለቲካ ዝጉልበቡ ዓያሹን ተበልጽትን ደናቑር ኣለዉ። ሓደ ሰብ ካብቲ ቋንቋታቱን መንነቱን ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@binibrhane
@binibrhane Жыл бұрын
😊lvbyvr
@binibrhane
@binibrhane Жыл бұрын
😊G
@binibrhane
@binibrhane Жыл бұрын
😊Vp
@binibrhane
@binibrhane Жыл бұрын
😊VIP😊
@yemanetesfamariam3263
@yemanetesfamariam3263 Жыл бұрын
ኣዳም መርገጺኡ ብዘየገድስ ብሉጽ መንሰእይ እዩ ።ዓቅሚ ኣለዎ
@rttr3992
@rttr3992 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
Iseyas is powerful by his own 03 only!
@ሻም
@ሻም Жыл бұрын
ኣዳም ኣብይ ኣሕመድ ነሻዕብያ ኣይሃርማን ዝብል ልክዕ ኣይኮነን ኣብይ ሕጂ ዝጉየይሉ ካልእ ምክንያት የሎን ሓገዝ ንምርካብን ንሻዕብያ ምጥፍእን እዩ ።
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
It would have been very easy to remove Iseyas from power if we trust eachother!!!!!!!!
@Massawa90com
@Massawa90com Жыл бұрын
Kehatekum endo Abzi tzarebu Aleku okay xbuk . Abeyenay gmbar neyrum wey Ab Eritrea entay aberkitkum? N H.G.D.F wala Awardwo it is okay Gn Beyenay temekuro ikum kndzi tzarebu zelekum? Gele kab temekurokum eske tezarwbu?
@paulosnetabay5896
@paulosnetabay5896 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ፍናን ፡ ከም ኣዳም ዝኣመሰሉ ኣብዝሕ ። ኣዳም ከኣ የቀንየልና ካብኩሉ ዘይሻራዊ ዝኮነ ሓሳብካ ብልቦናን ትሕትናን ከተፍልጠና ምክኣልካ ነመስግነካ ። ንመጀመርያ ግዜ ብዘይ ጸርፍን ብድዐን ምንሻውን ትንታነ ኣስሚዕካና ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ፍናን ሰራዊት ኢትዮፕያ ኣብ ኣሪትራ ተሳኢሩ አዩ ፥አዚ ማለት ህዝቢ ኢትዮፕያ ተሳኢሩ ወይ ተዋሪዱ ማለት ኣይኮነን፥ክልተ ተጻረርቲ ሃይልታት ግድን አዩ ኣብ መወዳአታ ሃዲኦም ክሳኣር ግድን አዩ ፥
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
This is the time to accept Jesus christ, otherwise no a chance to the heaven, John 3 (ትግ) - ዮሃንስ 18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ዝቐለለ መንገዲ ናብ መንግስተ ሰማይ ትኣትወሉ ሕጂ:ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምእማን ዩ:: ሰብ ብጸጋ ዲሒኑ:ብጸጋ ከኣ የገልግል:ፍረ ጽድቂ ከኣ የርኢ:: John 1 (ትግ) - ዮሃንስ 12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። Galatians 2 (ትግ) - ገላትያ 16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና:21 ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ:: From Jesus christ👇 Don't go left or right👉 Choose first jesus christ in your life, Say always Jesus christ is Lord,
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ህመቲ ከም ዉጩ ግሮም ዝገልጽዎ ሰባት ኣለዉ ፥ሃቂ ድዩ ህመቲ ምስ ዉጩ ከነዋዳድሮ? ?
@famstar-e6f
@famstar-e6f Жыл бұрын
adamino kabaka nimiharu bzuh eyu fnan bwihidu ab semun hansab yedliyena eyu ziwedi
@salomonhaile881
@salomonhaile881 Жыл бұрын
Zgermeni niwetehader eritrea aneaiska mengsti ktkiyir zkeal ayikonen eseyas eseyas zebl hmam alekum zsiebekum wn yelen hagerka ms gana shetka poletica yelen wistietu kea kulu gedifukum melikuau keyiruwo hadera
@berakighebreyesus-vh4zy
@berakighebreyesus-vh4zy Жыл бұрын
እዚ ወዲ ከመይ እዩ ፈጺሙ'ዩ ዘይርድኣካ ኮንቪንሰድ ዝኾነ ናይ ሑመቲ ደጋፊ እዩ። ምናልባሽ ዉን ተኸፊሉ -
@kakamhari1433
@kakamhari1433 Жыл бұрын
Kewel resah i nio belwo endo nezi islamist akar
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 Жыл бұрын
ካንታ ናይ ሕመቲ ሰራዊት ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይሰልጠነን እዩ? ምስ ኢሰያስ ተሳኢሉ ማለት እኳ ንኽሳኣሉ ጥራይ ኣይኮኑን ተራኺቦም! ገለስ ገይሮም ኣለው !
@salmonyemane9403
@salmonyemane9403 Жыл бұрын
Esu ab kbdukum atikum atum xahxahti😂
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ፖለቲካዊ እስላምን መንግስትን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት እዮም። እስልምና ካብ ፖለቲካን መግስትን ተነጺሉ ክነብር ኣይክእልን እዩ። በዚ ምኽንያት ብእስላማዊ ሃይማኖት እትዕብለል ዝኾነት ትኹን ሃገር ደሞክራስያዊ ፖለቲካ ክትሃንጽ ኣይትኽእልን እያ። ኣብ ታሪኽ ዓለም ዝኾነት እስላማዊት ሃገር ፡ ስርዓት ደሞክራሲ ዚሃነጸት የላን ። ምናልባት ንቑሩብ ዓመታት ኣብ ጎደና ደሞክራሲ ክኸዳ ዝፈተና ሃገራት ኣስላም ኣለዋ ፡ ቁሩብ ዓመታት ጸኒሐን ግን ኩለን ኣብ ዓዘቕቲ ጉዳይ እስላማዊ ፖለቲካን ሕጊ ሸሪዓን ተሸኺለን ንድሕሪት እየን ኣብቲ ናይ ኣቦታተን ዕንክሊል ዝብላ። ንፖለቲካዊ ታሪክ ናይ በዓል የመን ሶማል ኣፍጋኒስታን ፓኪስታን ቱርኪ ቱኒዝያ ማሊ ኒጀር ማውሪታንያ ... ወዘተ ውሑድ ኣብነት ምርኣይ ኣኻሊ እዩ።
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
ብሐቂ ዝንኣድ አገላልፃ
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@ahmadinsaeed9804 መርሐባ አሕመዲን እስላም ጥራይ ድዩ ዲሞክራሲ ዋላስ ካልኦት ሀይማኖታት እውን አለዉ እዮም ማለተይ እስኻ አስላማይ ስለዝኾንካ ዲኻ ከምኡ ትብል ዘለኻ ?
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@ahmadinsaeed9804 መርሐባ አሕመዲን Democracy ማለት ምሕደራ ናይ Greek ቃላት እዩ ምስ ዝኾነ እምነታት ናይ ሃይማኖታት ምትእስሳር የብሉን ምስእስልምና ከተታአሳስሮ አይትፈትን እምነታት ናይ ሃይማኖታት ምህዞታት እዮም እምበር ሐቅታት አይኮኑን 🙄
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
❓️ ሕሜቲ ህርፋን ስልጣን የብሉን ክትብል እንከለኻ አዳም 🙄 ይገርመና አሎ ንስለምንታይ ደአ ይዋጋእ አሎ ማለትካ ካልእ ሰብ ናብ ስልጣን ንኽመፅ ኢሉ እዩ ኢኻ ትብል ዘለኻ መስለኒ
@tekaboukba3204
@tekaboukba3204 Жыл бұрын
አዳም መስመርካ ሕማቅ አሎ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ህመቲ ሃብታም ብወርቂን ንግዲ ግመልን ከምዝኮነ ገሊጽካ ደረጃ ትምህርቱ ከመይ አዩ ፥ብኣለም ኣብ ዳርፉር ምስ ኣአራብ ጃንጃዊ ዘካየዶ ኣብ ሊአሊ ጸለምቲ ዳርፊናውያን ደቀባት ዝፈጸሞ ጆነሳይ ኣብ በትኡ አናሃለወ ፥አዚ ሰብ አዚ ውህስነቱ ንምህላው 100 ሺህ ሰራዊት ከም ድፋአ ተጠቂሙ ውግአ ከፍቱ ህዝቢ ሱዳን ኣብ መሻክል ኣአትይዎ ይርከብ፥ከምዝበልካዮ ኢሰያስ ሸይጣን ናይዚ ኣድኪምዎ ዘሎ ህዝቢ ኣሪትራ ድኣ አምበር ኣብ ሱዳን ጦርቃሽ ንአሽተ መነውራ አንተዘይኮይኑ ኣሪትራውያን ንኢሰያስ ኣጋኒና ኣቢ ጽልዋ ዘለዎ ገርና ንሪኦ፥አንተኮነ ኣዳም ከምዝበሎ ኢሰያስ ኣብ ኣሪትራ ጥራይ አዩ ዘፍርህ ሃያል ገርካ ኣብ ወጻኢ ጸሊም ድሙ ካብ ሙካን ሃሊፉ ካብ ኣሪትራ ወጻኢ ከም ህሙም ከልቢ አንተዘይኮይኑ ክሳብ ንህና ከምአንግምቶ ሰብ ኣይኮነን፥ኣብ ከንያ ከይዱ አንታይ ኣይነት ሰብ ከምዝኮነ ሪኢናዮ ኢና ፥አዚ ነግራም ሰብ ንህዝብና ኦም ብላኣታ አዩ ዝጥቀም ህዝብና ኣንጻር ጥቅሙ ካብ ዝቃለስ 100 ኣመታት ኣቁጺሩ አዩ ፥ንህና ኣሪትራውያን ድክመትና ክንፈልጥ ኣይካኣልናን፥ስለዝኮነ ኣዳም ዝብሎ 100% ሃቂ አዩ፥
@wedimulerhawimuzit.728
@wedimulerhawimuzit.728 Жыл бұрын
Adam kebila tesfie zblo kulu ykewin alo treyo zelaka😁
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni Жыл бұрын
Adam futsum busul zikene tintane kem ab sudan 🇸🇩 zabeku meten eti zibelkayo 100% eye zisemamlu.
@haleqadebtera4289
@haleqadebtera4289 Жыл бұрын
Hi, it's nice to see you Adam after so long, it was so painful to hear your words when you were a member of Eyob or Tesfazion Agazian. You are a very talented and bright person, however, please apologize for your brother's sisters' the Eritrean Muslim. You must know that you have created an enemy for yourself, once again please apologize.
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 Жыл бұрын
Are you a Muslim in disguise? Or just another መንቀላወጢ?። A golden rule for you to remember is, do not give advice unless it is requested by!. Have self respect!.
@adamfuzum3310
@adamfuzum3310 Жыл бұрын
thank you
ዛዕባ ሎሚ   4ይ ጉባኤ ዓባይ ብርጣንያን ዕላማታቱን
1:56:37
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 34 МЛН
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 7 МЛН
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 22 МЛН
ዲዲ ናይ ብሓቂ ኣብ ቅትለት 2 ፓክ ኢድ ኣለዎ'ዶ?
14:26
ዛዕባ ሎሚ ናይ ሓገዝ መደብ ንሬዮ ራኢና
2:11:34
Fnan App Infotech
Рет қаралды 21 М.
ዛዕባ ሎሚ   ኢሰያስ ፊተውራሪ ኩናት ቀርኒ ኣፍሪቃ
1:51:29
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 34 МЛН