Zafu Kiros Alemayo - Halifkyodo - ዛፉ ኪሮስ ኣለማዬ ሓሊፍኪዬዶ? - New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

  Рет қаралды 132,073

SEMAY ENT

SEMAY ENT

Күн бұрын

#semayent #tigrignamusic #tigray #music #ethiopianmusic #neweritrean #habesha #abd#Ethiopian Music Abdu Kiar#Ayzoh 2024
Zafu Kiros Alemayo - Halifkyodo - ዛፉ ኪሮስ ኣለማዬ ሓሊፍክዬዶ? - New Tigrigna Music 2024 (Official Video)
Join this channel to get access to perks:
/ @semayent
Ethiopian Music: Check Out New Musics, Tigrigna Comedy and More Videos by Semay Entertainment.Facebook :- / semay_music_ethiopiasu... :- / @semayent #tigrignamusic #Tigray#SemayEnt Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2021: Semay Ent
-~-~~-~~~-~~-~-Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2021." • Zemen Alemseged -Mesme...

Пікірлер: 1 100
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኪ ዛፉየ ጓል ጅግና ኣቦና ፅርይቲ እድብቲ ዝፈትወኪ ከይሰማዕኩ ኢየ ኮሜንት ፂሒፈ ተጋሩዋኒ ሃየ like like ግበሩ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 3 ай бұрын
@@tsegatsega238 ኡሺ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ደምርኒ ተገድሰኪ ❤
@gsas4971
@gsas4971 3 ай бұрын
💝😊💌
@احمدعذيق-ل3د
@احمدعذيق-ل3د 3 ай бұрын
❤️🥰👍
@سارهمحمد-ث1س
@سارهمحمد-ث1س 3 ай бұрын
ዛፉ ጓል ጅግና ኣቦና ክሮስ ኣለማዮ🥺🌿🌿ክሮሰይ ዳርጋ ዘይሞተ😢 ኣንቲ ጅግና❤️💛💪💪💪
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 3 ай бұрын
ቀዳማዊተይ ኣዶ ጀጋኑ መሰረት ስልጣነ ኣባኺ ጀሚሩ ዓለም ለኻውያን ጀጋኑ ደቅኺ ናይ ዓለም ኖሬት ዝሓልፉ ስለኺ ኣጆኺ ዓደይ ሕሪቲ እንዲኺ ብደቅኺ ንዘንቲ እለት ዛፉ ኪሮስ ይበል ድምጺ ❤❤❤❤❤❤ Love you so much ❤❤❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 3 ай бұрын
ዛፉ ሽኮር ጋል ንጉስ ስነ ጥበብ ክቡር ዶክተር ኪሮስ ኣለማዮህ❤❤ ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ጥዕምቲ ድምጸ መረዋሕ ንበርልና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy 3 ай бұрын
መበል 14ባዕለይ እንኳዕ ዳሕና መፃኣኪ ዛፉ ጥዕምቲ ድምፂ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ትግራይ ንቅዲሚት❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤
@SdSd-pt4qh
@SdSd-pt4qh 3 ай бұрын
💛❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 3 ай бұрын
ዛፊየይ ኃልቱ ጅግና ኣቦና♥️💛
@yamnyamn-j2p
@yamnyamn-j2p Ай бұрын
ኣበሳይ እንኮዕ ብሰላም ምፀኪ ናኪን ደረፈኪን ፋተውውውው ጓል ዓደይ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
@selemuntesfay-q8g
@selemuntesfay-q8g 3 ай бұрын
ክሮስ ዘክረ ይበል ስራሕ ቀፅልሎ ናይ ክሮስ ኣቦና ሓዚ ኮርዕና ድገምልና ካኣ ዛፍየ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 3 ай бұрын
ይበል ዩ ፅቡቕ ስራሕ ድማ ዜማ ናይመን እዩ ደስይብል ኢለ ከንብብ ተለኹ ናባዓልኺ ብምዃኑ ኣዝዩ ተሓጒሰልኺ ፅቡቕ ዜማ ምስ ፅቡቕ ድምፅኺ ቆንጆ ክስማዕዩ።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏❤😍
@halenfahimponta4687
@halenfahimponta4687 3 ай бұрын
ዋውው ድምፅ ቃደምቲ አነ ካሚቲ🎉😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰኪ ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤😍
@ራሄልታደለ
@ራሄልታደለ 3 ай бұрын
ንግሰቲ መድረኽ አንኳዕ ብሰላም መፆእኪ ጅግና ጓል ትግራይ ሓላል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊
@WediAron
@WediAron 3 ай бұрын
ዛፉ እንኮዓ ሰላም መፃኺ🎉♥️♥️
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 3 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃክልና ጓል ኩቡር ኣቦና ኪሮስ ኣለማዮ እንካዕ ናትና ኮንኪ ህያበይ❤💛❤👌 ኣየ ናትግራይ ዓደይሞ😭💔
@AbebaLemlem
@AbebaLemlem 3 ай бұрын
#Tigrai, Ethiopia. Tigrai is prevailing ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 3 ай бұрын
Where did you hear the ethiopia in this music? Just a question.
@Gfghy-x9l
@Gfghy-x9l 3 ай бұрын
ዛፉይይ ታማ ጠፊኢኪ ተሻቂልና ብዝኮነ ቃፁሉሉ ጋለ ጅግና ኣቦና❤❤❤😊😊
@KokobStudio1
@KokobStudio1 3 ай бұрын
ይበል ስራሕ ዛፉ ሓፍትና♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
🤜ሳብስክራይብ ገበርለይ❤🙏
@DejenMehari-pt7nc
@DejenMehari-pt7nc 3 ай бұрын
ዛፉ ኪሮስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ጋልዙ ጅግና ቀፅሉሉ
@GesuiekjfDkhsgysvsv
@GesuiekjfDkhsgysvsv 3 ай бұрын
ዛፉዋ ጓል እዝ ጅግና አቦና እንኳዕ ዳሕና መፃእኪ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኪ ዛፉ ኪረስ ጎልዙ ጅግና 💗💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💊💊💊💊💊💊💊💐💐💐💐💐💐💝💝💝💝
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ#
@AbarahamKinfe
@AbarahamKinfe 3 ай бұрын
ጓል አያና ኪሮስ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰካ ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏❤😍
@nizarhilli
@nizarhilli 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤​@@merhawitmuaz1619
@ምብራቅምስራቅ
@ምብራቅምስራቅ 3 ай бұрын
Zafuyey welelayy❤❤❤
@ምብራቅምስራቅ
@ምብራቅምስራቅ 3 ай бұрын
Tgray adi jeganu🎉❤❤🎉🎉🎉
@Samerah-ld1ms
@Samerah-ld1ms 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@appStor-p7z
@appStor-p7z 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@EVE-ENTERTAINMENT100k
@EVE-ENTERTAINMENT100k 3 ай бұрын
ዛፉየ ክብረትና ❤ ድምፂ 100% ግጥሚ 100% ቪድዮ ስርሓት 100% ዋውው አጆኺ ቀፅልሉ ክብረትና❤
@hdas4779
@hdas4779 3 ай бұрын
❤❤❤
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 3 ай бұрын
ዛሓፍተይ ስሕልቲ ጎሮሮ 💛💊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰኪ ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤😍
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 3 ай бұрын
​@@merhawitmuaz1619ገይረልኪ
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl 3 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኽልና ዛፉ ክረሰ ዋዕሮየ ጠዕሙት ድምፃ❤💛አረ አይትጥፍእና ክብር ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋኣትና😢❤💛
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🎉❤
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl 3 ай бұрын
እሺን❤​@@tsegatsega238
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 3 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና❤❤🌹💪💪💪
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ🙏❤😍
@musayemane2268
@musayemane2268 3 ай бұрын
ትግራየ ሓሊፍክዮ ዶ ትድላሃመት ብሓቂ ክንደይ እሞ ዘይሓለፈት ትግራይ ዓድና☝️😥😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🙏❤
@BhflhkkCjgjkui
@BhflhkkCjgjkui 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ዛፉ ሽኮር
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድስካ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤😍
@BhflhkkCjgjkui
@BhflhkkCjgjkui 3 ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሺ ማዓረይ
@TsegeHaftu
@TsegeHaftu 3 ай бұрын
ጓልዝ ጅግና ኣያና❤❤❤❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፆእኪ ጅግና ጋል ትግራይ ሓላል❤❤❤💛💛💛
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🙏❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 3 ай бұрын
​@@merhawitmuaz1619ገይረልኪ እዛ ሓፍተይ❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
እንካዕ ድሓን መፃኺ ዛፉየይ ለባም ኣየ ድምፂ ኪሮስ ኣለማዮ ኣለኻ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@sarassss5088
@sarassss5088 3 ай бұрын
ቅድሚት ባዕለይ ዛፉዋይ ናትና ድመቀት❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🙏❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 ай бұрын
Jegnit bealti tiemte dimsi Kem Aboki hawna tefetawe dimsawi Dr Artist kiros Alemayehu enqae bi sebuk derfie mesaeke niberelna ❤🌹🌷💐
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 3 ай бұрын
ዛፉየይ ዋዕሮና ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤🎉🎉😊😊😊😊
@finhassaron2183
@finhassaron2183 2 ай бұрын
Great like your dad more blessing from Eritrea 🇪🇷 ❤
@suzisuzi8558
@suzisuzi8558 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ማዓረይ ሸገ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏❤😍
@ay78124
@ay78124 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኪ ዛፉ ጓል legendary ኪሮስ ! አዝያ ብልፅቲ ስራህ የቅንልና
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ተገድሰኪ🙏❤
@TeklayFissha-wp8wx
@TeklayFissha-wp8wx 3 ай бұрын
ሓ❤️❤️ሪፍ ስራሕ እዩ ።እንኳዕ ብደሓን መፃኪ ጓል ቲ ጀግና ከያኒ ኪሮስ ኣለማዮህ❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድሰካ ሳብስክራይብ ገበርለይ❤
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 3 ай бұрын
Wellcom zafu shikor tsibkti ftret 😘
@سارهمحمد-ث1س
@سارهمحمد-ث1س 3 ай бұрын
ኣዋልድ ትግራይኮ ንፊለየና🙏🙏
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@አሰኻል
@አሰኻል 3 ай бұрын
ዛፋ ጥዕምቲ ድምፂ❤❤❤
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd 3 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኪ ማረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍👏👏👏💪💪💪👌
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 3 ай бұрын
ኩሉ ግዚ ኣነስ የስታዉሳ እንኩዓ ብሰላም መፃኣኪ ጋል ኣቦና❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበራለይ ተገድሰኪ🙏❤
@ydkn1888
@ydkn1888 3 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኪ ጋልቱ ጅግና አቦና❤❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 3 ай бұрын
❤😊
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 ай бұрын
ጋልቱ ጅግና😢❤❤❤😊😊
@ተመስግንተመስገን
@ተመስግንተመስገን 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕን መፃኢኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titichannel8465
@titichannel8465 3 ай бұрын
ዋውውው ይበል 🎉🎉🎉🎉ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ህዝበይ ሓሊፋካዮ ዶ ቲሕማቅ ዘመን👌👌👌👌👌 ይበል ግጥም ምስ ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ተገድሰኪ🙏❤
@AbiKrios
@AbiKrios 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዛፉየ ❤❤❤❤❤
@komahsolomon-pd9qx
@komahsolomon-pd9qx 3 ай бұрын
ጋልዝ ብልፂ ኣቦና ፎታዉ ባህል ዛፉ ክሮስ እንካዕ ብሰላም መፃኺ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ተገድስኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤
@DaniMeli-kp4gq
@DaniMeli-kp4gq 3 ай бұрын
ዛፉ ናይቲ ካብ ልቢ እንፈትዎ ጅግና ኣቦ ስነጥብብ ትግርኛ ክብር ወላዲኺ ደርፊ እታ ንዓኺ እትቀለኪ ደርፊ እንተትደርፍልና ይሓይሽ ነይሩ 'ምበር እዚስ ምህልላ ገይርክዮ :: ብዝኾነ ቀጽልሉ ንኪነ ጥብብ 'ውን ኣይትርሓቕያ ካብ ጨውን ማይን ምሻጥ ውጺ ::
@Polak-u4t
@Polak-u4t 3 ай бұрын
ስሕልት ጉሮሮ❤💛❤💛
@haftomgermay5991
@haftomgermay5991 Ай бұрын
zafuye harif deslbl ketslulu 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 3 ай бұрын
♥️ ዓደይ ♥️
@AbebaKelem
@AbebaKelem 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉zafuye enka dahan metaeki❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@frered3116
@frered3116 3 ай бұрын
Yes our Tigray ❤❤❤❤❤❤
@kirostesfay3595
@kirostesfay3595 3 ай бұрын
እንኯዕ ትግራወይቲ አሞዓ ጉዙ ጂግና እቦና ኵዓት ትግራይና❤️❤️❤️❤️😍😍😍
@hayeee5187
@hayeee5187 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዛፉየይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@NnDd-ef5is
@NnDd-ef5is 3 ай бұрын
ዛፉ ሽኮር ንስኪ ዋዕሮ አቦኪ ጅግና ዉፉያት ንህዝቢ ትግራይ ሰላምኪ ይብዛሕ
@MehariAshu
@MehariAshu 3 ай бұрын
ጅግና ጋል ጅግና እንካዕ ሰላም መፃኢ ዛፉ ወለላ
@genetraya9799
@genetraya9799 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ንግስቲ ኣሸንዳ 👸 ❤❤❤
@tigrayfirest1340
@tigrayfirest1340 3 ай бұрын
3ቲ ባዕለይ😊❤ዛፉ ሓፍትና እንዃዕ ብሰላም እንዃዕ መፃክና🥰🙏💝
@ገዛሳሓቅGezasahak
@ገዛሳሓቅGezasahak 3 ай бұрын
እኳዕ ብሰላም መፃኪ ጋልቱ ጀግና ኣቦ ትግርኛ ብጣዓሚ ፁቡቅ ስራሕ ዩ so ቀፅሉሉ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ገዛ ሳሓቅ ተገድሰካ 🤜ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏❤
@hadasDugom
@hadasDugom 3 ай бұрын
ምዓረይ😊ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ይኡ ቐፅልሉ ብብዓቕምና ኣለናልኽ🎉❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
ጽብቅቲ ውላድ ትግራየ ቀጽልሉ ናይ አያና ድ /ር ኬሮስ ተኬኤኪ ብሃቂ እግዚአብሔር ምስ ህዝብና ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@merimeri762
@merimeri762 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 3 ай бұрын
ዛፉየ ቡዙሕ ገይርኽ ካብ ትጠፍእ❤❤❤
@AluFkr
@AluFkr 3 ай бұрын
❤❤❤እንካዕ ብዳሓን መፃኪ❤❤ ጋል ትግራይ ዓደይ
@ThomasMichale
@ThomasMichale Ай бұрын
From eritrea i love you gal kiros ❤❤❤❤
@kbriAabbb
@kbriAabbb 3 ай бұрын
ጋል ኣያና ኪሮስ እንካዕ ብሰላም መፃኺ❤❤🎉🎉
@nebyatgaltigray9868
@nebyatgaltigray9868 3 ай бұрын
ዛፉየ ይበል እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ 💗💖💖💖
@selamabrha506
@selamabrha506 3 ай бұрын
ኮመንቲ ኣንደኛ 😅❤❤❤
@shewittseig1212
@shewittseig1212 3 ай бұрын
ዋውውው ፅብቅ ስርሕ ጥዕም ድምፂ ዛፉ ኪሮስ❤❤❤❤
@HappyDivingBoard-tf4ks
@HappyDivingBoard-tf4ks 3 ай бұрын
welcome ZAFUYEEEEEE Don"t Give up!!!!!!!
@TigrayTigray-hd8co
@TigrayTigray-hd8co 3 ай бұрын
አብ ሰላም ዳኣ ኣለናልኪ ዝብል ኣዝማሪ መሊኡ ኣበይ ነይርኺ ኣበት ኣቦኺ እማ ንስኺ ግን ሓሳዊት ለክባጥ 😢😢😢😢
@habenberihu40
@habenberihu40 3 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ዛፉ
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 3 ай бұрын
ኳዕ ብሰላም መፃኺ ዛፉዋይ ጥዑም ድምፃ
@EfiremGrmay
@EfiremGrmay 3 ай бұрын
እንኳዕ መጸኽልና ክብርቲ ሓፍተይ❤💛
@gebmeb1193
@gebmeb1193 3 ай бұрын
ንግስቲ ትግራይና🥀❤❤❤ good jobb ❤❤
@mtlalal
@mtlalal 3 ай бұрын
ጅግና ጓል ዙጅግና ጓል ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤❤❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 ай бұрын
እንኴዕ ብሰላም መፃእኺ ዛፉዋ ሽኮር በዓልቲ ጥዑም ድምፅን ስራሕን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@AllBaad-t4y
@AllBaad-t4y 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኪ ዛፉየይ ደሰ ዝብል ሰራሕ 👌👌👌👌❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.........0
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 3 ай бұрын
ዛፉ ጥዕምቲ ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HdG-ul8ur
@HdG-ul8ur 3 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኪ ዛፉየ ንግስቲ መድረኽ
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 3 ай бұрын
ጓል ክብር ኣያና ደ/ር ኪሮስ ኣለምዮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ክንሓልፎ ኢና ኣይዞና
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበርለይ ማዓረይ ተገድሰኪ🙏❤
@weredekal
@weredekal 3 ай бұрын
ስነ ጥበባውያን መብዝሕትኡ ጊዜ ብውላዶም አይትክኡን:: ክቡር ዶ/ር ኪሮስ አለማየሁ ግና ተኪኡ:: ዜማን ግጥምን ከም ጠስምን ድልኽን ዝተሳነየ መልእኽቱውን እዋናውን መሳጥን ዝዎፆ ዘይብሉ::
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 3 ай бұрын
ሓጎስ ገብረ ሂወት ኸ
@weredekal
@weredekal 3 ай бұрын
@@TsgeredaSeyfu እወ ሃጎስ ውን:: ፍሬው ኃይሉ ውን :: ሐፈሻዊ ግና መብዝሕትኡ ስነ ጥበበኛ ብውላዱ ኣይትካእን::
@zfanlave7057
@zfanlave7057 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ዋዕሮና ጋልዙ ጅግና ኣቦ ትግርኛ ኣቦና ፅቡቅ ስራሕ ምስቲ መረዋሕ ድምፅኪ ጅብዕተይ 💛❤😘😘😘😘
@AbagsilaseBrhunu
@AbagsilaseBrhunu 3 ай бұрын
ንበርልና ዛፉ ኪሮስ አፍትና 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@AbebaKelem
@AbebaKelem 3 ай бұрын
Zafuye enkaa dahan metaek❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 3 ай бұрын
ዛፉዬ ፅቡቕ ስራሕ💜🫶🏾
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 3 ай бұрын
ዛፉየ ሰኒ ዓጅዋ እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ዓሳድ ኹለን❤❤💛💛🎉🎉🎉
@Grmawitsiwit
@Grmawitsiwit 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኪ ጋል ኪሮሰ ሸኮር❤❤❤❤❤❤❤
@Asqal-qk5pm
@Asqal-qk5pm 3 ай бұрын
እንካዕ ድሓን መፃኺ ዛፉየ ፅቡቅ ሰራሕ🙏
@HbJh-d9d
@HbJh-d9d 3 ай бұрын
ዛፉዋ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@letebrhanabreha1093
@letebrhanabreha1093 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሕነ መፃኪ
@ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ
@ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ዛፉየይ ፅሪቲ ባዓልቲ ፅቡቅ ድምፂ❤❤❤❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 3 ай бұрын
🎉❤🎉 የቐንየልና ኣብ ታሪኽ ዝተሰነየ ስራሕ ሰሪሕኺ !!
@ኣቢብስራት
@ኣቢብስራት 3 ай бұрын
ዛፉ ጥዕም ድምፃ ❤❤❤❤💋💋👑
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 3 ай бұрын
ፁቡቕ ስራሕዩ ዛፉዋ ቃጭል ድምፄ
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 108 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 20 МЛН