#zaramedia

  Рет қаралды 49,213

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Copyright protected!
Support us financially
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #Ethiopia #Eritrea #Reyotnews #EBC #Walta #Ethiopian Movies #Amhara #Tigray #Oromo

Пікірлер: 127
@Zaramedianet
@Zaramedianet 6 күн бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@TestNow-n3p
@TestNow-n3p 6 күн бұрын
ፅቡቅ መብርሂ ም/ኣቦ ወምበር ኣማኑኤል ኣሰፋ፡፡የቀንየልና፡፡
@SamiYewah
@SamiYewah 6 күн бұрын
ግምት ኣንፈቱ ዝሰሓተ ኣብህዝቢ ትግራይ ፀሊም ታሪክ ዝገድፉ ዘለዉ ገቼ ፃድቃን ዓገብ ንብል ኣለና😢😢
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 6 күн бұрын
ሰታሊን አጆካ ብጣዕሚ እናተክታተልና ኢና ኢርምያሰ እንካ ፀረ ትግራይ ኮይኑ
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 6 күн бұрын
ዓወት ንሓይልታት መኸተ! ውድቀት ንሓይልታት ክሕደት! ❤️💛 TDF ማለት እቲ ኣብ ፀሊም ኣፍሪቃ ዝሓየለ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ዓለም ብስነ-ስርዓቱን ጭውነቱን መዘና ዘይብሉ ሰራዊት እዩ። በዞም ነውራማት ሕልና ኣልቦ ካድረታት ግምት ክዝንጠልን ክራኸስን ኣይንፈቅድን።
@TunaDehun
@TunaDehun 6 күн бұрын
ትግራይ ብዘይፀረየ ዝራብዕ ትብፅበፅ አላ
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 6 күн бұрын
እቲ ኣፈላላይ ንምንታይ ከምዝተፈጠረ ከም ፀሓይ ኳዕ ኢሉ በሪሁ ኣሎ። እቲ ኣፈላላይ ኣብ መንጎ ሓይልታት መኸተን ሓይልታት ክሕደትን እዩ። እዚ ሓቂ ‘ዚ ዘይነፀረሉ ከዓ ብድንቑርናን ድሕረትን ዝተጠቕዐ ከዳዕ ጥራሕ እዩ ክኸውን ዘለዎ።
@gmichaelgmeskel6687
@gmichaelgmeskel6687 6 күн бұрын
ትግራይ ትስዕር!!
@alemberihu5297
@alemberihu5297 6 күн бұрын
አታ ደቆሮ
@stopplaying6875
@stopplaying6875 6 күн бұрын
@@alemberihu5297wediza adgi dikala meninetka zeyfilet shermuta adeka tiweger wediza atarit
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 6 күн бұрын
​@@alemberihu5297 wedeza degfti getachew bushti
@AlemkaHSay-t9d
@AlemkaHSay-t9d 6 күн бұрын
​@@alemberihu5297እንታነኻ ኮንካ ወዲ ረሳሕ እወ ትግራይ ተስእር
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 5 күн бұрын
@@alemberihu5297 እንታይ ኣሕመመካ ካሕዳም ካድረ ግምት ፀላኢ ሰናይ
@germayhagos2563
@germayhagos2563 6 күн бұрын
ቤሄራዊ ፡ ረብሓ ፡ ህዝቢ ፡ ትግራይ ፡ ዝሕንሽሽ ፡ እናሓንሸሸ ፡ ዝመፀ ፡ ጌታቸው ፡ ረዳ ፡ አብ ፡ ኦፊስ ፡ አብዝፀንሐሉ ፡ ቁፅሪ ፡ መከራ ፡ ህዝቢ ፡ እናተጋደደ ፡ ከምዝኸይድ ፡ ብምርድዳእ ፡ አብዝውገደሉ ፡ መንገዲ ፡ ተንሰርሕ
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 6 күн бұрын
እናንተ ሰዎች እንፀልይ ጌታቸው ረዳ ግራ የገባው መሪ ነው ስለዚህ እንፀልይ
@GeberMekonon
@GeberMekonon 6 күн бұрын
ጌታቸው ኣብ ትግራይ ጸሓይ ትዓርቦ ኣላ
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 6 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ውስልትና ናተይ ኢሉ ሒዙዎ ኢዩ:: ክሕደት ንዕኡ ነውሪ የብሉን:: ህዝቢ ትግራይ ከየፈአ ዝዓርፍ ኣይመስልን:: ንምንታይ እዝኹሉ ጉድ እንዳፈፀመ ቲዲኤፍ ዘይኣገዶ ዝገርም ኢዩ!
@denedgoto8676
@denedgoto8676 5 күн бұрын
ጌታቾ ደረዳ ግንባር በጥይት አትሉም
@HiwotAsmelash-m3o
@HiwotAsmelash-m3o 6 күн бұрын
መሕዘኒ አደዳ ፀለእትና ክንኾን እረ ፈጣሪ ምእተ ዝተበደለ ህዝቢ ኢልኻ ማሐረና 👏👏👏
@teklaymekonen2461
@teklaymekonen2461 6 күн бұрын
Stalin zara hero❤❤❤❤❤❤
@MebeeWelday
@MebeeWelday 6 күн бұрын
Hey❤❤❤❤💛💛💛💛
@AzabAbay
@AzabAbay 6 күн бұрын
ኤረ ሕዝብ ትግራይ ስንፈለል በዝሕዋ ስራዋት ትግራይ ዝወስኖ ውሳኔ ብተሎ ክፍጽም አለዋ
@Gualzeruu
@Gualzeruu 5 күн бұрын
God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌
@MebeeWelday
@MebeeWelday 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@MerhaTbebRaya
@MerhaTbebRaya 6 күн бұрын
ሐዚ ብደምቢ ነፅራ። ባንዳታት ተይበተኑና እርምጃ ይወሰደሎም።
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 6 күн бұрын
እዋይ ለመና! እዋይ ጥልዕ ጉምብሕ! እዋይ ውርደት! እንታይ ‘ሞ ክንብሎ ጌታቸው ይርዳእኻ ሓፈርና ወተሰከፍና 🙈
@teklaynega7935
@teklaynega7935 6 күн бұрын
እስታሊን ብርቱዕ ትግረዋይ ክንዲ ኩሎም ፀረ ባንዳ ቀፅል ግን ብዛዕባ እዚ ብናይ ሱዳን ኮንትሮ ባንድ ዝሃፍተመ ወዲ አባዲ ዞሙ 5 ደቂቃ ሂብካ ገለ በለና ሓሚስና እኮ በብመዓልቱ አጀንዳ እናለቀቀ
@freetigray9095
@freetigray9095 5 күн бұрын
በጃኩም ተጋሩ ሃድነትና እነጠንክር! ጌታቸው ብልፅግና እዩ በቃ! እዚ ምፍላጥ አለና
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 6 күн бұрын
አይ ታጋሩ ውርደትና አብ ግዜ ንጉስ ዝበሩ ከደምቲ ደጃት አርአያ አብ ግዜ ደርጊ አመሃ ደስታ አብ ግዜ ብልፅግና ጌታቸው ረዳ ከደምቲ ሽዋ አብ ፀሊም መዝገብ ክምዝቦም አለዎ ህዝቢ ትግራይ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 6 күн бұрын
Fissha desta
@TsfayGoshu
@TsfayGoshu 6 күн бұрын
ናይዚ ሰካራም ክሕደት ፍልይ ዝበለ እዩ ትግራዋይ አይኮነን ንቀሕ ህዝበይ ይወገድ
@Delina-g2
@Delina-g2 6 күн бұрын
ጊዜ ምሃብ ገና ብዙሕ ሽግር ከምጽእ እዩ።
@rimeyሪመይchanel
@rimeyሪመይchanel 6 күн бұрын
ውድቀት ንጠለምቲ ዓወት ንሰራዊት መከተ
@abrehaleygmeskel7628
@abrehaleygmeskel7628 5 күн бұрын
ዘይረሸን ገይታቸው
@habtom1983
@habtom1983 6 күн бұрын
የቐንየልና አማኑኤል አሰፋ ጌጋቸው ረዳ ግን እንታይ እዩ ዕላምኡ?? ዋይ ክሕደት!🤔
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 6 күн бұрын
Welcome Emma
@YibraTesema
@YibraTesema 6 күн бұрын
በየነ በኩሩ ዓረና ፓርቲ ምስ ጌታቸው ረዳ በሙሉኦም ካሕዳማት ባንዳታት ሌያቡ እዮም። ናብ ፍርዲ ክቐርቡ ኣለዎ።
@MulaGhiwot
@MulaGhiwot 6 күн бұрын
❤🌹♥️🌹♥️🌹
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 6 күн бұрын
ዋይ ትግራይ ዘመን ክመፀልኪ እዮ
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam 6 күн бұрын
ትግራይ ሀገር እያ ንምታይ ምዛ ጨፍጫፊትና ሀገር ንቆራቆስ አለና
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 6 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw 6 күн бұрын
❤❤❤❤
@AddisAlemFisseha
@AddisAlemFisseha 6 күн бұрын
ጂግና
@BeutifulEthiopia-x7y
@BeutifulEthiopia-x7y 6 күн бұрын
Meles said this during one of the meetings after the ethio-erittean war
@seblegirmay4799
@seblegirmay4799 6 күн бұрын
How could you trust Abiy ( federal)? Are you not learning your lessons??? Pretoria is they used it as an excuse. Very sad😳
@Dawitmulubrehanhagos
@Dawitmulubrehanhagos 6 күн бұрын
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 6 күн бұрын
ጋዜጠኛ ስታሊን 👉ወረፋ አይትበል! ብትግርኛ👉ሰልፊ/ሪጋ✅
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 6 күн бұрын
ሪጋ ጥልያንኛ እዩ ስለዚ: ሰልፊ ✅
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
ልክዕ "ሪጋ" ❤❤❤❤
@ghch5195
@ghch5195 5 күн бұрын
KeTlelu estalin Hawna
@AzabAbay
@AzabAbay 6 күн бұрын
ህወሓት ንብረታ ታሪካ ንኩሉ አካፍላ ሕዝ ኩሎም ከጥፍእዋ ይረባረቡ አለው ናይ ትእምት ንብረት ናብ ባዓል ዋኑኡ ክምለስ አለዋ ምክንያት አብ እድ ህወሓት ዘሎ ንብረት ንጸላዒ አሕልፎም እይሕቡን
@assefanigus2467
@assefanigus2467 6 күн бұрын
ሕሽትና ውግንና ብልሓደግካ ክሰምዐልካ
@rational5634
@rational5634 5 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ፌደራል መንግስቲ ክኣቱ ፀዊዑ፣ ህፁፅ ጉባኤ ትእምት ብዓወት ተዛዚሙ 2/1/2025 Tigrai Online
@hintsareda4945
@hintsareda4945 6 күн бұрын
አንባሳ እሳታሊን ኣብታ መጀመርታ ንምንታይ ሸለል ኢልኩምዎ ዝሓተትካዮ ኮንክሪት ሕቶ ፈቲያ ኣለኩ። ከይዳ ከይዳ መንገዲ የብሉን በሊዓ በሊዓ ጨው የብሉን ዝዓይነታ እያ። ንቅናዕ መራሕትና መፅደፍትና
@MesfinEyob-wg6to
@MesfinEyob-wg6to 6 күн бұрын
Hashewti..........
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 6 күн бұрын
Yehezin bihaki hizibi tigray ezi ayigibion .
@Jasmila-x5p
@Jasmila-x5p 6 күн бұрын
ውዕል ፕሪቶርያ VS ውዕል ውጫሌ❓
@riessomkihishen
@riessomkihishen 6 күн бұрын
ሰናይ እዩ
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 6 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 6 күн бұрын
ስታሊን ! ምድላዋትካ ኣዝዩ ፅቡቕን የብሃግን ብፍላይ ኣብ ኣዋናዊ ኩነታት ትግራይ እትህቦ ረዘንቲ ትንታነታት ወሳኒ እዩ እሞ ተበፃሕነቱ ኣብ ከተማ ጥራሕ ንዘለዉ ጥራሕ ኮይኑ ከይተርፍ ናብ መላእ ገጠራት ትጋይ እውን ክባፃሕ ምእንታን ናይ ሬድዮ ፈነወ እንተዝህልወካ ኣዝዩ ምፀበቕር ነይሩ እሞ እስኪ ሕሰበሉ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fessehatesfamichael7700
@fessehatesfamichael7700 6 күн бұрын
ሰላምኢና ንደሊ ናይመቀለ መናእሰይ ሰልፊ ፣ከምኣብርስኻ ተጠምጠመ መንደላይ ተመን ኣብድላዩ ክበልዐካ ተሰኪምካ ምንባርዩ ።
@osmanmekbul8064
@osmanmekbul8064 6 күн бұрын
ፌደራል መንግስት በአልኩም ብኮንፈረንስ ወድኡ ትልኩም ልምንታይ ደንብ ይውፅአሉ ዘይበልኩም እስኳቱም ስልጣን ስለ ዝተፀበኩም ዲዩ ወይስ ታይ እዩ እቲ ጉዳይ ሸለል ተይኳነስ ናይ ስልጣን ድልየት እንትኽውን ዝብእ ምስክደ ካልቢ ይንቆይ እዩ ይመስለኒ
@teranifagerzgher2914
@teranifagerzgher2914 5 күн бұрын
ወረፋ ኣይትበል ታራ ሒዞም እዩ ዝባሃል ብትግርኛ ተዛረብ !!!!
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 5 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ብክህደትን ውስልትናን ካብ ኣብይ አሕመድ ንላእሊ ኮይኑ ኣሎ አብእንዳመሸታ ኮይኑ እዩ ብዛእባ ትግራይ ዝውስን እንተይአፅነተና ክውገድ እዩ ዘለዎ ኣብይን ሽመልስ አብዲሳን ዊስኪን ቮድካን ይቅርብሉ ስለዝኾነ ናታቶምመልእኽተኛ እዩ ስለትግራይ አይግድሾን ወላ መቐለ ጥራሕ እንተኾነት ትግራይ
@sesenhadush7308
@sesenhadush7308 6 күн бұрын
ታዚበልካያ ልክዕ እኻ ንህና ተመዛበልቲ እና ክንወስዲ ዝወዓልና እንበር ህዝቢ ሽረ ሓደ ስብ አይነበረን
@AmirAmir-w9h3z
@AmirAmir-w9h3z 6 күн бұрын
ኧረእባካቹህ ወደልባቸው እንዲመለሱ ንገሯቸው
@woldkegebrke6158
@woldkegebrke6158 6 күн бұрын
ስታሊን እዞም ኣክቲቪስታት ትግራይ ዝዘርጉ ዘለዉ ተጋሩ እንተኾይኖም ኧረ እንባዓል መን'ዮም? ብሽም እንዶ ንገሩና ዞም ንኸብዶም ዝሓድሩ።
@TestNow-n3p
@TestNow-n3p 6 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ውረድ!!!
@alemberihu5297
@alemberihu5297 6 күн бұрын
እንዳዕላዲኹም አቱም ሰብ ደም ፅፉፍ ስራሕ ከይትሰርሑ ዓባይ ዓዲይ አዕንክምዋ ፎእ !!!!!
@AmanuelAwala
@AmanuelAwala 6 күн бұрын
ስትሊን ሓዉና እቲ ናይ ጌታቸዉ ንአብይ ዝፀርፎ ዝነበረ ኩሉ ፀርፍታት'ዶ ኩሉ ንቶም ማሕዉራቱ አመሓላልፈሎም ..... አብይ አብዚ ምድሪ ክንዲ ጌታቸዉ ዝፀልኦ ሰብ የለን
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 6 күн бұрын
Wesanom nab tegbar yewrd
@mattimom1901
@mattimom1901 6 күн бұрын
Alula leba wediza guhaf dekika ele
@GebregziabherHailu-kg7yw
@GebregziabherHailu-kg7yw 6 күн бұрын
አማኑኤል አነዝገርመን ንመን ጠጠው ከምዝበልኩም አይፈለጥን ህዝብ አብዝኹሉ ጭንቅ አትዩ ንስኻትኩም ንስልጣን ትባሉኡ አለኹም,ስለ ህዝብ አይትጭነቁም ንኹሉኹም እግዚአብሔር ይንቀልኲም ንህዝብ አይተደልዎን
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
"ወረፋ" ብትግሪኛ "ሪጋ"
@habtom1983
@habtom1983 6 күн бұрын
ጌጋቸው ረዳ ግን እንታይ እዩ ዕላምኡ?? ዋይ ክሕደት!🤔
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 6 күн бұрын
ኢርምያሰ አብ ናይ ተመሊ ብዝአባ ትእምንት ዘቅረቦ ትንታኔ ትማሊ ሰሚኤ ታይ አእተዬ ?
@luelalemayehu-n9n
@luelalemayehu-n9n 6 күн бұрын
abey ema nerka kisab lomi hizi dika ambibkayo agbab ataysha intrim government
@sofoniasmehari1837
@sofoniasmehari1837 6 күн бұрын
Stalin Adgi mekuank ayfeleten neyere. Mekenay tsebuk. Denkoro
@zeraitadese5495
@zeraitadese5495 6 күн бұрын
እዛ ከምኢ ዝገብሩ ኣይመሰለናን እትባሃል ክሳዕ መዓዝ እያ? መስቲ ኢወደግ ውድባት ከምኡ ዝኽሕዱ ኣይመሰለናን÷ሻዕብያ ክሳዕንድኡ ንትግራይ ዝኣቱ ኣይመሰለናኝ÷ ጌታቸው ዝተሸመሉ ኣገባብ ክሳዕ ክድኡ ፀገም ዝፈጥር ኣይመሰለናን ወዘ... እዛ ነዓይ እተኾና ፀገም የብላን ንኻልእ እንተኾና ግን ፀገም እያ እትባል ስልሕት ኣነነት መዓዝ እያ ጠጠው እትብል? ብዙሕ ዋጋ ተኽፍለና ኣላን ነይራን። ውዕሊ ፕሪቶርያ እኮ በዚ ኣተሓሳስባ እዩ ዝሕንሸሽ ዘሎ። ብስሩ ውዕል ፒሪቶሪያ ብዝእዞ መስረት ውጊያዊ መንግስቲ ዘይጥያስ ዋጋ ከም ዘኽፍለና ኣይፈልጡን? ውዕል ፒሪቶሪያ ምስ ናይ ትግራይ ህልው ኩነታት መዝምዝካ ዘይውዳእ ዕድላት ኣለውዎ።ምጥቃምን ዘይጥቃምን ካልእ ጉዳይ ኮኑ። ሳለ እዚ እዋን ዝፈጠሮም ዕድላት ውዕል ፒሪቶሪያ እንታይ ከም ዝብል ቡዙሕ ሰብ ሪድእት ኣለዎ። ፀልእትና ኣብት ትግራይ ፅልኢት ሽኻል ተቀይሩ ኣይፈልጥን ኣይቅየርን። 50+1 ህወሓት ጊዝያዊ ምምሕዳር የጣየሽ ዝብል የለን ኣነ እንተኾነ ፀገም የብሉን ስልሒት እንተዘይኮኑ። ወዮዳኣ ፀላእትና ካብ ዝገመትዎ ቀድምና ንፈርስ ኣለና እምበር 50+1 ህወሓት ገይርኩም ኣጣይሽዎ ኢሉና ዓብይ ዝባሃል ሓንቲ ናይ ተንኮል መፃወቲት ካርድ እያ። ፀላእትና ዝፈርሕዎ ምምላስ ግዝኣት ትግራይን ታሓታትነትን ክነረጋግፅ ኣብ ዝገስገስናሉ እዋን መምለጥት መንገዲ እያ።ኣክእልን ጊዜያዊ መንግስቲ ብውዕል ፕሪቶሪያ መሰረት ኣይተጣየሸን ክብሉላ ዝክእሉ ናይ ዳሓር ዳሓር ን መወዳታን መፃወቲት ካርድ እያ ነዓይ። ሕዚ እውን እቲ እንኾ ሙፍትሒ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ግዝያዊ ምምሕዳር ምጥያሽ ወይ ምስትክካል እዩ። ሚድያትት ኣብዚ ምስራሕ ንህዝብን ንሕሊናን ይጠቅም ይመስለኒ።
@yibeltalaemiro1675
@yibeltalaemiro1675 6 күн бұрын
ትእምት ትልቁ ዳቦ የቤተሰብ ዳቦ ዋና የእርስ በርስ እንዲገዳደሉ ምክንያት የሀ የቤተሰብ ሃፍት ነው ።
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 6 күн бұрын
ሲያምርህ ይቀር!!!
@meharitadesse-ym7pj
@meharitadesse-ym7pj 6 күн бұрын
መጎጎታት
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 6 күн бұрын
ናይ ህዝቢ ሚድያ ብዘአባ ሰልጣን ተይኮነሰ ብዝአባ ትግራይ ብዘየእረፋቲ እናተቃለሳ ዘለዋ zara dedebit natena forum tigray press microphone ከምእወን asena ሚድያ ቀዳማይ ምርጫና እየን ኮይነን ዘለዋ እንተነአሰ ኬንቲባ መን ከምዙሾም ዝፈልጣ
@awettegaru7001
@awettegaru7001 6 күн бұрын
Walet card eyu
@GebrehiwetTesfay
@GebrehiwetTesfay 6 күн бұрын
እስታሊን ሓወይ ሐዚ ውን ንሱ ማለትእቲ ናይክሕደት ሓይሊ ስርሑ ይሰርሕ አሎ ንሳቶም ግን ስቅ አሊሎም እዮም ዘለው።ስለዚ ስረሖም ክሰርሑ አለዎም።
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 6 күн бұрын
Stalin tsuruy tigraway eka yifelit eye gin wala gizawi mengisti wala tplf nisiltanom enber nihizibi zihasibu ayikonun nikulom ageb nibelom nihina meretina teweriru hizibina tebetinu telo ab kalie ajenda eyom zelewu .hidiri siwuat yikeber nay hizibi rebiha nekedim
@berhanedebes5577
@berhanedebes5577 5 күн бұрын
amakari council teawitu eiilililil enqe des beleka stalin
@yosiefyohannes883
@yosiefyohannes883 6 күн бұрын
Can anyone tell me what "ትአምት" stand for?
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 6 күн бұрын
If I am not mistaken “ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ”
@MullerHaisons
@MullerHaisons 6 күн бұрын
You better be neutral Stalin hawey. Tesfa tegaru/hadinetina/ hawi yetikumila. Please try to see the biggest….
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 6 күн бұрын
ጉጅለ ስብሐት ብክብሪ አቢካ ብምንታይ ከምትጓሐፍ ክትሪኢ ኢካ።
@SmartTv-m8i
@SmartTv-m8i 6 күн бұрын
😁😁 staline aletawi manim aysemakan
@GebreTsadik-r7j
@GebreTsadik-r7j 6 күн бұрын
አክትቢስተ ሸዐብያ እቱ ሐሶትን ምልኻዕን አይምነዎካንዶ? ጉልቡጥ ክርዳድ ተጋሩ
@hamerenoah4008
@hamerenoah4008 6 күн бұрын
እዚ ሕጂ ብዛዕባ ሽመት ጌታቸው ዝገልጽ ኣዋጅ ደምቢ ናይ ብልጽግና ክንድዚ ዝኣክል ሳዕቤን ከምጽእ ከምዝኽእል እናፈለጥኩም ሽዑ ብውዕዩ ክትማጎትሉ ዝግብኣኩም ዝነበረ፡ ክልተ ዓመት ምሉእ ትም ኢልኩም ጸንሕኩም ሕጂ ምምራር እንታይ ትርጉም ኣለዎ?
@Teddyopia
@Teddyopia 6 күн бұрын
ኣረ ሰብ ስኻ ተምሃር ኢዶ
@binigmichael2117
@binigmichael2117 6 күн бұрын
Stelien stopped the dirty propaganda
@freetigray9095
@freetigray9095 5 күн бұрын
ባንዳ ከርሳም
@freetigray9095
@freetigray9095 5 күн бұрын
ባንዳ ከርሳም
@belaygebramlak4166
@belaygebramlak4166 6 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ እዚ ካሕዳም ዓብዪ ሓርኢ
@yemanetse4602
@yemanetse4602 6 күн бұрын
ፅቡቅ ጌርካ ጌቾ
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 6 күн бұрын
Antum denakur
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
ጽቡቕ አያሃብኩም እንዳ ግ.ም.ት ተጸበይቲ ሕርጓቶ ኦሮሞ ሓመድ ብልዑ ከብዱኹም ከም ከብዲ አርዮስ ናብ ክልተ ጭድድ ይበል ዑሱባት ሳኽራናት 👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 6 күн бұрын
እውቀት የብለይ ማለት ክእለት ዮ
@AmanKidu
@AmanKidu 6 күн бұрын
Ane zgermeni kkk Aby Ahmed kab mojo kwetie zeykeale kemey geru Tigray kiatu zeyelo Ab kilil Amhara mewtie sienu zelo wedibeschacha meshak abeyenai eegar Asegagar kab Aby Ahmed Edhnkum zeyelo kkkk
@winnow1693
@winnow1693 5 күн бұрын
Wedreda z kehadi hzbi shre adwa axum tseb-eu hibu kemkol-a ab endahaser kemzeyhabe-os hezi rayaye endertaye enabele nezi abyi lebam hzbi ms yehwatu kfelyo Kedemu getachew elkado nay tgray merahi tgebro be-al hagos enkelewu
@destagebrekidan
@destagebrekidan 6 күн бұрын
ገንዘብ አስኪርዎም ህዝቢ ይጠልሙ አለው ልአላውነት ይሸጡ ተመዛበልቲ እናተሳቀዩስ እንታይ ወሪድዎም
@Teddyopia
@Teddyopia 6 күн бұрын
ካብ ኹሉ ናይኹም ልገርመኒስኢ ግግምናኹም።
@ስምኦንጊደይ
@ስምኦንጊደይ 6 күн бұрын
ሐቃኻ እኸ አብ መቀለ ዙርያ ዘለና ተፋናቃቲ(IDP) እውን ንፅበልና ቅረሺ ክንቀበለ !!!
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina 6 күн бұрын
ለፍደድ ኩሉ ንኣኹም ክሕሽከር ትደሊዎ ጉጀለ አደመ እቲ ዘረባ ንኣኻ ስለዘይጠዓመትካ ትክክል ኣይካነን ትብል ኩሎም ተጋደልቲ ዝመስሎም ናይ ምዝራብ መስል አለዎም ኩሎም ንትግራይ ማዕረ እዩም ናይ ገዛ ናይ ደግ ዝበሃል የለን ህዝብ ነቒሑ እዩ ከም ዓም ይመለክን ውሑጅ ይወስደክን
@wegiekedamot6770
@wegiekedamot6770 6 күн бұрын
አይ ስታሊን ሁማን ሄርኻ ተተቀሊዑስ ርእስኻ ብዓሌታዊነትን ፀቢብነትን ዝጠልቀየት። አዕቢኻ አይተንእሰኒ ዝበሃል ከማኻ ትርኢ ተለኻ እዩ።
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 6 күн бұрын
ስታሊን አብ ትግራይ ወረራ ግዘ ንትግራይ ኧብይ ተግባር እኳ ትኾነ ሎሚ ግና ንሓደ ጉጅለ ወጊኑ ትግራይ ክትሕመስ ካብዝገብሩ ዋና ኣባላኢ ኮይኑ እዩ።
@TeklayKassu
@TeklayKassu 5 күн бұрын
ዝም በል ደደብ ጭቃ
@MdAnwar-jo1re
@MdAnwar-jo1re 6 күн бұрын
ፎሽካል
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 6 күн бұрын
Entum hasewti hashaker oromo
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina 6 күн бұрын
ትግራይ ናይ ሓደ ጉጀለ ዓሌት አይካነትን ንስኻ ብኣዝማድካ ህዝብ ክትፈራርሕ ኣይትኽልን ትግራይ ናይ ተጋሩ እይ ህዝብ ነቒሑ እዩ ደቁ ሒዝኩም ብደቁ ክተፈራርሑ ኣይትክልን ኽዚ ኩሉ መንእስይ ነቒሑ እዩ ንሓድ ዓሌት ዝሕሽከር ህዝብ የለን
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 6 күн бұрын
እዚ በልካ እዚ ብዐሌታውያን ጉጅለ ሰብሐት ነጋ ትግራይ አይትግዛእን😅😅😅😅😅
@yeabyolilay7974
@yeabyolilay7974 6 күн бұрын
ሌ/ኮ ሰሎምን ሃይለማርያ ቀደሙ ውን ፀገም ዝነበሮ ሰብ ዩ ሰራዊት ካዓ መሪሑ አይፈልጥን ብዛዕብኡ ብዙሕ ምዝራብ ይካኣል ዩ ብደንቢ ስለ ዝፈልጦ
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 239 М.
Ethiopia - Esat Amharic Night Time News 1 February 2025
20:07
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 38 М.
#Zaramedia - ተጋዳላይ ስምረት ካብ 1967 ክሳብ ሎሚ -02-07-2025
1:49:39
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН