#zaramedia

  Рет қаралды 15,957

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 151
@Zaramedianet
@Zaramedianet Күн бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@sheba-291
@sheba-291 12 сағат бұрын
‼️እቲ ዓቢ ጸገም እኮ ተጋሩ ክትጠምዩ ከለኹም መልኣኽቲ ኢኹም።ለሚንኩም US AID ምስ ረኸብኩም ድማ ክተጥፍኡና ትጽዕሩ። ሓንቲ ካባኹም ንደልያ ነናትና ሒዝና ምክብባር ጥራሕ እምበር ክተፍቁርና ኣይንደልን መኽንያቱ ክኸብር ዝደሊ ሰብ ንሰብ ከኽብር ግዴታ ኣለዎ። ብምቅጻል ከምዚ ሓጊዝናኩም ከምዚ ሓጊዝኩምና ዝብሃል ፍሹል ሓሶትዩ ንዓኹም ኢልና ኣይተቃለስና ኣይተሰዋእና ንስኹም ውን ከምኡ፤ ኩላ ነንጥቅማያ። ክንደይ ተጋሩ ድዮም ስልያ ሃይለስላሰ ኮይኖም ተቃለስቲ መሲሎም ንሳሕል ተሰሊፎም?ቀንዲ ጸላእትና ንፈልጥ ኢና ስለዚ ሓለይትና ኣይትምሰሉ። ካልኦት ጸላእቲ ኣለዉኹም ዝበልካዮ ንዓና ይምልከት ጥራሕ ንስኹም ኣደብ ግበሩ ሰላም ምረጹ።
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 22 сағат бұрын
ናይ በሐቂ የአክለና ሊምስ መሪሩና ኢዩ ስጋብ ማዓስ ዕልሊል ክንብል አንቱም ሰባት ንሕሰብ ከም ሰብ ሰብ ንኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እስታሌን ካአ አጆካ ቀጵለሉ ንሰላም በርትዕ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 Күн бұрын
Bravo stali ajoka ab gonka alena bzaeba eritrean and tigray selam
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 16 сағат бұрын
Thanks 🙏 Stalin for your honest information and greatly advice for both sides. ናይ ባዓል ሰሎሙን ድራር ዕሽነት ሸለል ኢልካ እንምበር ሰሎሙን ድራር እኮ በዲኡ በቡኡ ካብ ከባቢ ዛላምበሳ እዩ፣ ግና ኣብ ቅድሚ ሻዓብያ ዓሻ እዩ ዝፍቶ፣ እንምበር እዚ ህዝቢ ሓደ እዩ ሰላም ዝደሊ።
@selamkeren
@selamkeren Күн бұрын
እስታሊን ትዛረቦ ዘለካ ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ እዪ እግዚአብሄር ሰላም የውርደልና
@TadesseGhebregziabiher-g4y
@TadesseGhebregziabiher-g4y Күн бұрын
ቤተሰብ ጃማይካ ኣብ ኣስመራ እንዳ ቀኘዝማች ኪዳነ ይባሃሉ ክዳን ሓበሻ (ጋቢ) ዕጥርጥር መግበሪ ዝነበሮም::
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ናይ ጀማይካ ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ዋዉ
@YalemshetMulubrhan
@YalemshetMulubrhan Күн бұрын
እስታሊን ሓቀኛ ታሪኸ አይፍእን። እቲ እትገልፆ ዘለኻ ድማ አብርእሲ እዚ ሓዱሸ ወለዶ ክልቲኡ ህዝብታት ክፍለጥ ብምግባርካ ተራኻ ትፃወት አለኻ ክብረት ይሃብካ ።
@MengsGere
@MengsGere Күн бұрын
እስታሊን ጅግና
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 10 сағат бұрын
ስታሊን ፈታዊ ክልቲኡ ህዝቢ ጅግና ጋዜጠኛ ኣጆኻ በርትዕ
@tg4829
@tg4829 Күн бұрын
Stalin keep doing the great job we thank you.
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 10 сағат бұрын
ናይ ባሓቂ "አሞራ" ስለ ሓርነታዊ ሓቂ ህዝቢ ትግራይ አብነታዊ።❤❤❤❤ መራአያ እዩ። ግና ወያናይ ትግራይ ብኩሉ ዓቅምታት እኖሆ ዓለም መስኪራትሎም። ሻዓብያ ፈኽራን ዕብዳን ዘመስኽረ።
@negistieteklue5971
@negistieteklue5971 Күн бұрын
God bless you our dear brother ❤❤❤❤🎉🎉
@TsegayAraya-o3t
@TsegayAraya-o3t Күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ
@tekestegebremariam6946
@tekestegebremariam6946 Күн бұрын
ይበል ቀፅለሉ ክቡር ሓው።
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 22 сағат бұрын
ናይ በሐቂ የአክለና ዝሐለፈ ሐሊፋ ኢዩ ክልቲኡ ህዝቢን መንግስትን ንሰላም ክመጵእ አለወ ከምቲ ናይቀደም ቃልሲ ዝነበረ ፍቅሪ ዩኩን የአክል ንበል ኩልቲኡ ህዝቢ ዘለወ ሀብቲ ተለዋዊጥካ ክስራሕ የአክል ኢዩ አንቱም ሰባት ብክልቲኡ ወገን ዘለኩም ለብሙ ግደፍወ እዚ ህዝቢ እዚ ሰላም ይኩንሉ መፍቶ አብይ ሰይጣን ገዳይ አስገሳይ አይንኩን በጃኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@WediMemher
@WediMemher 23 сағат бұрын
ንሕና ኢና፣ ኣይ ንሕና ኢና ዝብሃል ናይ ሻዕቢያን ህወሓትን ዘረባ ይትረፍ። ክልቲኡ ህዝቢ ጅግና እዩ።
@sheba-291
@sheba-291 12 сағат бұрын
‼️እቲ ዓቢ ጸገም እኮ ተጋሩ ክትጠምዩ ከለኹም መልኣኽቲ ኢኹም።ለሚንኩም US AID ምስ ረኸብኩም ድማ ክተጥፍኡና ትጽዕሩ። ሓንቲ ካባኹም ንደልያ ነናትና ሒዝና ምክብባር ጥራሕ እምበር ክተፍቁርና ኣይንደልን መኽንያቱ ክኸብር ዝደሊ ሰብ ንሰብ ከኽብር ግዴታ ኣለዎ። ብምቅጻል ከምዚ ሓጊዝናኩም ከምዚ ሓጊዝኩምና ዝብሃል ፍሹል ሓሶትዩ ንዓኹም ኢልና ኣይተቃለስና ኣይተሰዋእና ንስኹም ውን ከምኡ፤ ኩላ ነንጥቅማያ። ክንደይ ተጋሩ ድዮም ስልያ ሃይለስላሰ ኮይኖም ተቃለስቲ መሲሎም ንሳሕል ተሰሊፎም?ቀንዲ ጸላእትና ንፈልጥ ኢና ስለዚ ሓለይትና ኣይትምሰሉ። ካልኦት ጸላእቲ ኣለዉኹም ዝበልካዮ ንዓና ይምልከት ጥራሕ ንስኹም ኣደብ ግበሩ ሰላም ምረጹ።
@SaadaSalih-g7w
@SaadaSalih-g7w Күн бұрын
Reshe eka eka banda na Eritrea
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 17 сағат бұрын
Ajiekum ezi hzbi tigray Eritrea afkrwo
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 Күн бұрын
Keslo Stalin ms tigray knerek ene peace eritrean and tigray ❤
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 Күн бұрын
Stalin my brother from eritrean ❤
@teklaymekonen2461
@teklaymekonen2461 23 сағат бұрын
እስታሊን ጀግና❤❤❤❤ ዛራ ሚድያ ❤❤❤❤
@Brtiqangatu
@Brtiqangatu Күн бұрын
ጋል ፀሀየ ፍሽኽት ተጋዳልት እይ ነይራ ነብስ ይምሃራ ተ/ይ ምክር ወድ ራያ።
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 Күн бұрын
Hi Sitalin you are good guy ,keep it up!
@SolomonGtasdik
@SolomonGtasdik 20 сағат бұрын
ሰላም አስታሊን ሐወይ አጀኾአ ካሐልፈ እዩ ግን ካብቶም ጀጋኑኑና ትዕግሰቲ ተምሀር
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 Күн бұрын
❤❤❤ናይ ጀግና ሙሴ ንሻዕብያ ተጋዲሉ ድሓር ናብ ህውሓት ዝመጸ ቃለ መጠይቅ የብልካንዶ??❤❤❤
@ኤሪinfo
@ኤሪinfo 16 сағат бұрын
ጀማይካ ምስ ኣቦይ ኣብ ሓደ ክፍሊ እዮም ዝምሃሩ ኔሮም ኣብ ኣስመራ ቤተሰብ ጀማይካ ውን ይፈልጦም እየ ኣቡኡ ፍሉጥ እዮም ኔሮም ኣብ ኣስመራ ከምዝሞተ ግን ኣይፈልጥን ኔረ ዋይ ጀማይካ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 Күн бұрын
I remember when the Ethiopian government makes free press Isaiah spoke after visits Addis ""መለስ ነቲ ህዝቢ ስዲ ገይርዎ"" ኢሉ❤❤❤
@TsehayeHadush-h9d
@TsehayeHadush-h9d 20 сағат бұрын
ኑፉዕ
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 Күн бұрын
Extraordinary program Stalin hawey
@Gechu11
@Gechu11 22 сағат бұрын
ስታሊን ጅግና ወዲ ህዝብ ትግራይ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Hope-l4m
@Hope-l4m Күн бұрын
Melees Mearey❤Rip Man❤tears on my eyes 😂
@abadikidane9078
@abadikidane9078 13 сағат бұрын
እንተዘይተጋግየ በ1975 ዓም ቀሺ ወደል መራሒ ሓይሊ ነይሩ ተወጊኡ አብ ተከዘ እናተሓከመ ፀኒሑ ሕክምንኡ ኣቋሪፁ ንሱ ዝሓዞም ተጋደልቲ ሒዙ እዩ ንኤርትራ ከይዱ ካልእ እንተዘይኮይኑ ናይዚ ብዙሕ እዩ ታሪኹ ።
@BerheKidane-hi7oo
@BerheKidane-hi7oo 23 сағат бұрын
ቅድሚያ ስታሊን ክብረት ይሀበልና ወዲወረደ ሰለስተ ብርጌድ ናብ ኤርትራ ዝከደሉ አመተምረት ፃሀፈልና
@QsanetTion
@QsanetTion 17 сағат бұрын
ጋህዲ ዝብል ናይ ተጋዳላይ አስገደ መፅሓፍ ዝርዝር አሎ ምንባብ ይከኣል
@DawitTesfay-ng1od
@DawitTesfay-ng1od Күн бұрын
How could someone give his ass for shabiya for more than 50years.respect your self stalin..we're a son of Alula eko..aytgombah hiwket
@SimrteYedge
@SimrteYedge 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ateshmghirmay6512
@ateshmghirmay6512 Күн бұрын
ስታሊን ዕላማኻ : ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰላም ምፍጣር እንተኾይኑ ዝነጻጸር ኣነጻጽር: መሪጽካ ኣይትኽሰስ : ንሕና'ውን ብዙሕ ሕማቕ ዘረባ ብወገን ትግራዎት ከነምጽኣልካ ንኽእል ኢና: እንተኾነ ግን ሕጂ ረብሓ የብሉን:: ሕጂ ዘድሊ ንዓኻ ይጠፍኣካ'ዩ ኣይብልን:: ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካ ብግቡእ ምንባብን ዕድላትና ሓደ ምኻኑን ብትብዓት ምቕባልን ንዕኡ ምስራሕን'ዩ ዝሓሸ::
@danieluk3151
@danieluk3151 Күн бұрын
@@ateshmghirmay6512 i absolutely agree with ur point 👍
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 22 сағат бұрын
አንታ እስታሌን ሐውና እዚ ኩሉ ትብሎ ትጠቅሶ ዘለካ ታሪክ ዘደንቅ ከይኑ ሕጂ ገዲዱና አሎ ስጋብ ማዓስ ኢና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከምዚ ኢሉ ክነብር መጳወቲ አብይ አሕመድ ከይና ተሪፍና ዘይንማሀር ህዝቢ እንድዒ ማዓት መንእሰይ ሀለቁ ሕጂ ከ ናበይ ድሕሪ 50 አመት ናብ ሰላም ንምጳእ ኩልና🙏
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 Күн бұрын
❤❤❤ምሕራስዶ በልካዮ?? ሓፍተይ ካብ ሸኻ እያሞ ጥቃ ዓዲኳላ ክትነግረኒ እንከላ ቁሩብ ሰራዊት TDF አብ ጥቃ ደብረዳሞ ተራእዮም ኢሎም ን2ሰሙን ጸሓይ ክትዓርብ ይጅምሩሞ ክሳብ ጸሓይ ትበርቅ ይውንጭፍ ኔሮም ይትረፍ ንትግራይ ነታ ዓይኒ ናይ ኤርትራ ዝኾነት አስመራ ከይተረፈ ካብ ዓዲ ሮሶ ይሓርስዋ ኔሮምዮ ምክንያቱ ሰብአውነት ዝብሃል የብሎምን እንዳ ህግደፍ!!!😢😢😢
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 Күн бұрын
አምሓሩ አብ አዲስ አበባ ዝምበልዋቸዉ ኤርትራዉያንን የስጎጉዎም እምበር ነቶም ዝተረፉ ተጋሩ ንትግራዮም ክንሰዶም ኢና እንዳበሉ አብ አፍኩም ይብሉኹም ኔሮም። ነቲ ዝበሉዎ ድማ ጊዜ ይንዋሕ እምበር ተፈጺሙ።
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 Күн бұрын
❤❤❤ስታሊን ሓውና ህግደፍ ሓቂ ክዛረብ ኢልካ ምጽባይ ካብ ንሓድጎ ጸኒሕና ኢና!! ምክንያቱ ""ናይ ገለ ደገፍትና ከይተረፈ ዝሰአንናሉ"" ኢሎም ደሪፎም መንዩ ኔሩ እቲ ሓጋዚኹም ኔሩ ምስ እትብሎም ድማ ንሰውራ ኤርትራ ዝሓገዘ አካል የለን ይብሉና!!❤❤❤
@buckz8709
@buckz8709 17 сағат бұрын
ሓቂ ድሕሪ ኢሳይያስ እዩ ዝወጽ እስታሊን።👍🌄🌿
@Woldu-s8u
@Woldu-s8u Күн бұрын
ናይ እዚኦም ጉድ ዘርዚርካ ኣይውዳእን። ሻዕብያ ከዳዓት እዮም። እቲ ዋና ፀገም ናይ ህወሓት እዩ። ኩሉ ነገር ኣብ ውሽጦም ሒዞም እቲ ሓቂ ስለዘይዛረቡ እዩ። ክንደይ ተጋደልቲ ኣብ ኤርትራ ተሰዊኦም? ዝነበረ ኩሉ ግለፅዎ።ምኽንያቱ ታሪኩም እዩ።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Күн бұрын
6ይ ወራር ማለት እዩ ቀይሕ ኮኮብ ዘመቻ ። 3 በራጊድ ንዓመት ተዋጊኦም ይገርም እዩ ሻዕብያ ካሕዳማት።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Күн бұрын
ሰለሙን ድራር ሓሳዊ እዩ። ሻዕብያ ሓቂ ካብ ዝዛረብ ክመውት ይሕሾ
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
Amora and every one he say,like abaible
@SaadaSalih-g7w
@SaadaSalih-g7w Күн бұрын
Yelye aytegnyweyi dehri kezi atum resahate
@tittms2199
@tittms2199 Күн бұрын
Stalin, what are you saying? If he was born in Eritrea, he's Eritrean....
@SaadaSalih-g7w
@SaadaSalih-g7w Күн бұрын
Kezi leles ertira lemedhan teguazu alkum atum mehferti weradatate feltenakum ena kezi yeleyiiiiiiiii aytegnywayyyyyyyyyy reshatev
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
He will teach u
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 22 сағат бұрын
አምሃርኛ ካአ ተለሚድለይ ህማቅት
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
My president one day he will took and finalize,
@teklhaymanottekli3932
@teklhaymanottekli3932 23 сағат бұрын
እስታሊን ዝሀለፈ አይተቅርብ ናይ ትማሊ ብአይንና ዝርአናዮ እንዳሀለወ ካልእ አየድልይን
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 21 сағат бұрын
ሻእብ ንስርቂ እያ ናብ አዲስ አበባ ሲኢባ 1977 ናብ ኤርትራ ተሰደዱ ይኩን ናብ ሱዳን ብድርቂን ብውግእን ተሰደደ ትግራዋይ ሻእብያ ዝረሸኑዎ አዲ ይቁፀሮ
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
If u want go federal ,and we'll see, by,this is just give u so kind
@Sportcorner-24
@Sportcorner-24 Күн бұрын
Andemicheal kahsay plane hizu Yemen zikede
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Күн бұрын
ብዓል ሰለሙን ድራር ዝዛረቦ አይትስሙዑ ዝውቃዕ ስይጣን ሳሕል ዝሃረሞ እዩ::😂😂😂😂😢
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 23 сағат бұрын
ሻዐብያ እንካንዳ ንህወሓት አዲስ አበባ ክተኣቱ ንባዓላ አብ ጉዶጓድ በልዩ ሳለ ወየኔ ሀገር ረኪቦም።
@DawitTesfay-ng1od
@DawitTesfay-ng1od 23 сағат бұрын
Stalin nay tigraway silenbona yeblkan! hziwn lehashas mis shabiya😢😢yigermenalo
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 17 сағат бұрын
ሰታሊን ጀግና ሻእብያ ሐቂ ተዘሪቡም አይፈልጡን ህሶት አብደሞም እዩ ዘሎ አይለቆምን::
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Күн бұрын
ካብ ህግደፍ ሓቂ ዝባሃል የለን ሱሎምን ድራር ድማ ናቱ ሓሳብ ኣይኮነን
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 22 сағат бұрын
ንፉእ ናይባቂ እስታሊን ከምዚይ እዩ ሰብማለት
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 23 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ነቂሒልኩም እዮ ስብሓቲዝም ኤርትራውያውንን ሻዕብያን ምዃንኩም፡፡
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
But to day u understand
@mulugetagergisaraya3412
@mulugetagergisaraya3412 23 сағат бұрын
HASOT AYTEZAREB ZEREBA KEMAN AYTEKELEN EKA
@5generation581
@5generation581 Күн бұрын
ገብሩ አስራት ህዋሓት ዶ ኣይኮነን
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i Күн бұрын
ጉጃሜ ባንዳ እዩ ሓደ ወገኑ እዩ ትግራይ
@SelamAmare-e4l
@SelamAmare-e4l 9 сағат бұрын
ኢድ ትግራዬ ኢስታሊ ጁግና ት ኢ በሃንሳእ ደመሃሸን
@michaelgebrekidan5752
@michaelgebrekidan5752 21 сағат бұрын
ስማዕ ስታሊን ሓሶት ብኽልቲኡ ወገን እዩ ዘሎ ሕወሓትከ እቶም ኣብ ሳሕል ዝተሰውኡ ተጋደልቲ ወለዶም ተረዲኦም ድዮም ? ዋላ እትም ውብ ሸዋ ዝተሰውኡኽ ኹሎም ድዮም ተረዲኦም ዕፉን ብሽፉኑ እትም ደቅኹም ዘይመጹኹም ከምዝተሰዉኡ ፍለጡ እዮም ተባሂሎም 5000 ዝኣክል ሰራዊት ኣብ ሳሕል ኣጥፊኦም ከብቅዑ 300 ዘጥፍኡ እዮም ዝመስሉ እስኪ ብዝሖም ተዛሪቡ ዝፈልጥ ሓደ ሰብ ጥቐስ ?
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 19 сағат бұрын
Just shut up! What is your goal? Preaching peace? Just be quiet 🤫!
@APLOS-
@APLOS- 16 сағат бұрын
እሞ ሓቂ እንድዩ፡ምኽንያቱ ናጽነት ኤርትራ ዝቕበሉ ኔሮም ተዝኾኑ ስለምንታይ ንናጽነት ኤርትራ ዘይቅበሉ ኣብ ውሽጣ ሓቑፋ ትኸይድ ኔራ ከም በዓል ጀነራል ተኽለብርሃን (ሳንቲም) ከም በዓል ጻድቃን፡ገብሩ ኣስራት ወዘተ ህውሓታውያን ዶ ኣይኮኑን እዚኦም።
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 21 сағат бұрын
ሃሳዊ በሎ እድመ ንወያነ ኤርትራውያን ናፃ ወፂኦም ኤርትራ ሙሉእ ብናይ ደርጊ ተዳሂዛ ወያነ ወርሒ ሙሉ አዲስ አበባ ሂዛ
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 Күн бұрын
እዞም ሰባት ሓደ እግሮም ናብ ጉድጓድ ሰዲዶም ንምንታይ እዚ ኩሉ ሓሶትን ክሕደትን? ህወሓት እኮ ገና ኣብ ሳሕል ካልኣይ ጉባኤ ሻዕቢያ ናይ ኮለኒ ሕቶ እዩ ኢሉ ዝኣመነ እዩ ። እዚ ሰብኣይ ይሕሱ ኣሎ ።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Күн бұрын
ፈሽኩዋል ! እንታይኣዲኦም ክንጽብ ካብ ብዓል ሰለሙን ድራር ዝዛረቦ አይትስሙዑ ዝውቃዕ ስይጣን ሳሕል ዝሃረሞ እዩ::😂😂😂😂😢
@berihufrehiwet-dj9fl
@berihufrehiwet-dj9fl 23 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ጎሮባብቲ አይረኸበን , ግን አታ መንእሰይ ክትነቅሕ አለካ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢትዮጱያዉያንን ህዝቢ ኤርትራን ካብ ገጽ ምድሪ ንህዝቢ ትግራይ ከጥፍኡ ደቂሶም አይፈልጡን , ብተደጋጋሚ ኪናት ወሊዖም መሬት ትግራይ ወሪሮም ህዝቢ ትግራይ ብአልማሚት ረሺኖም ደፊሮም ንብረትካ ወሪሮም ናብ ሃገሮም ወሲዶምዎ አብ መሬትካ እዉን አለዉ, ስለዚ መራሕትን ህዝብን ትግራይ ካብ ዱንቁርናኻ ክትባራበር አለካ , ብጸላእቲ ዝተወረረ መሬትካ መልስ ተዓጠቅ ህዝብኻን መሬትካን ካብ ቀተልቲ ተኸላኸል ?
@teklayaregawi9731
@teklayaregawi9731 20 сағат бұрын
ኢሰያስ ፕረዚደንት ኢ/ያ ግበሩኒ ምስ ኢ/ያ ክንቅፅል ምስ በለ መለስ ዜናዊ ድማ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቑልቁል ርእሱ ኣይድፋእን ኢሉ መንገዲ ናፅነት ኤርትራ ኣቐፂሉዎ እዩ ። መለስ ብዛ ቃል እዚኣ ኣብ ኢ/ያ ስኒ ተነኺስዎ እዩ።
@Eri-blue
@Eri-blue Күн бұрын
እቲ ጃማይካ ዝጠቐሶ (ሃይለ ጀብሃ) ሻዕብያ ምስ የሚን ዝበሃሉ ኣጥፊእዎ፡ ወዲፈንቅል ዝበልካዮ (በራኺ ንጉሰ ወድፈንቅል) ኣብ ኲናት ሓድሕድ ምስ ጀብሃ ተሰዊኡ ፡ እቲ ፓይለት ዝበልካዮ ዓንደሚካኤል ካሕሳይ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ኣስመራ ኣጥፊኦሞ ካብ ጥልያን ጸዊዖም ዘይምርድዳእ ምስተፈጥረ፡ እዚ ሙዚቀኛ ትግራይ ትዕወት ኣፍሺሉ ዝብል ዘሎ ከኣ ኢሳያስ ሃለቃ ኣስመራ ኣትዩስ ተኣሲሩ ኣሎ ኣብ ኣሜሪካ ከሎ ዘረባ ሞሊቕዎ ኔሩ ሕጂ ስሒንዋ ኣሎ😅
@yhdegomichael6924
@yhdegomichael6924 Күн бұрын
Emo hjisi entay eka tbl zeleka..? Futuna endo resiuna. Beka n Eritrea zatu yelen. Hagez kab Eritrea yelen eti do ewin tehanixu eyu. Fenji tat ewn tehaxiru eyu.. Emnet nay Eritrawiyan ab Ethiopia b flay abakum zelena atamamta fuluy eyu.. Amlak nab mdri keman mexiu koto ayerekin ena.. 🎉🎉
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 22 сағат бұрын
ሻዐብያ ዝባሀል ውዳቅ ናይ ሓሳት ውድብ ሐቂ ክዛረቡ አይክእሉን አየ ሻዐብያ ዓቅሚ ዘይብላ ታሓዚላ አትያ ትፍክር ጋሓፍ።
@danieluk3151
@danieluk3151 Күн бұрын
ስታሊን ገብሩ ኣስራት ሓደ ካብቶም ን ዉግአ ዘነሃህሩ ኣብ ኣደባባይ ከይተረፈ ዝሰብኩ ዝነበሩ አዩ፡ ኤርትራ ሲንጋፖር ከይታኽውን ኢልና ኢና ኲናት ከፊትናላ ዝብለ ካብ ኣፉ ዝደገሞ ዘረባ ኸ አንታይ ትብሎ? ኤርትራ ሲንጋፖር ምኳን ን ተጋሩን ንትግራይን ያጠቅም አምበር ይጎደአ ድዩ? ኤርትራ አኮ ኣይኮነን ዶ ሲንጋፖር ኮይናስ ከይኮነትውን መጽለሊትን መዕኦቆቢትን ተጋሩ ዝነበረት አያ ስለዚ ሓቂ ደፊርና ንዛረቦ ብዝኾነ ዘረባ ናይ በዓል ገብሩ ኣስራትውን ከይፈራሕካ ግለጾ ኢኻ ምኽንያቱ ጌጋ አዩ ብጣዕሚ ካብ ሓደ ፖለቲከኛ ዘይትጽበዮ ሓሳብ አዩ፡ ከምቲ ኲናት ንኹሉ ዝጸልዎ ምዕባለ አንተሎውን አኮንኹሉ አዩ ዝጸልዎ ።
@teklayaregawi9731
@teklayaregawi9731 21 сағат бұрын
ክቡር ሓው ኣይሰማዕኻዮን ትኸውን እምበር ስታሊን ገብሩ ኣስራት ዝተዛረቦምን ዝተጋገዮምን ጌጋታት ብሙሉኦም መደብ ጌሩ ሰሪሑ ኣሕሊፍዎም እዩ ።
@huraseleste5643
@huraseleste5643 Күн бұрын
ወይን ጎሟ እግራ ኢሎም ደሪፎሙላ ነይሮም
@DestaKiros-l5l
@DestaKiros-l5l Күн бұрын
Dedeb !
@1995mwa
@1995mwa Күн бұрын
ኣንታ ነቲ ታርኽ ንፈልጥ ብዙሓት እኮ ኣለና። ሻዕብያ ምስ ደርጊ በይና ትዛተ ኔራ። ወያነ ንደርጊ ጸራሪጋ ናብ ኣዳስ ኣበባ ገጻ ምግስጋስ ምስ ጀመረት ሻዕብያ ተጸንቢራ። ቅድሚኡ ግን ምስ ወያነ ተቐያይማ እያ ኔራ።
@MengsGere
@MengsGere Күн бұрын
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ እተኺእልካ ኣብ ናይ ፅባሕ ፕሮግራም መልሰለይ ኢኻ ። እታ ሕቶ ሻዕብያ(ህግደፍ) ኣብ 1977 ዓ/ም ዝጠመየ ህዝቢ ትግራይ ንሱዳን ከይሓልፍ ከልኪልዎ ነይሩ ይመስለኒ ካብኡ ድማ ኣብ 1983 ዓ/ም ደርጊ ንምድምሳስ ብኸመይ ሓጋዚ ኮይኑ ኣትዩ ምስ ሕውሓት ማለተይ ኣፍቱ መንጎ ተዓሪቆም ድዮም ነይሮ ኢለ እየ እታ ሕቶይ ?
@hdhjsjns
@hdhjsjns Күн бұрын
Stalin : tsbuk medeb serihka , ente kone isayas ni Ertrawi adenkurwo yu . Neti tselaiu kem fetawi neti fetawu hzbi tigrayn HIWEHATN kem tselaiu eyu zitmto . Ajoka bertie .
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
This is business political, bcz time
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
Deki Solomon dirari atimika ziketelekayo ke
@እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ
@እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ 15 сағат бұрын
ስታሊን ባርያ ህግደፍ።
@brhaneyebio7360
@brhaneyebio7360 23 сағат бұрын
ከምትብሎ ናይ ብሃቂ ተጋሩ ናጽነት አርትራ ብልቦም ብዘይ ጸቅጢ እንተድኣ ተቀቢሎም ስለምንታይ ደኣ ንህዝቢ ኢትዮጵያ አክቲቶም አብ ልእሊ አርትራ ወራት አካይዶም ንባእልኩም ብናይ ሃሶት ታሪክ አቢኩም ንአርትራ ክውንጅሉ ሞራል የብልኩምን
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 Күн бұрын
ጀማይካ ኮ ትግራዋይ አይኮነን አይነበረን እንተኮነ አብትግራይ ንዝነበረ ቃልሲ ክሕግዝ ናብ ቲፒሌፍ ከምዝሕወሰ ተጌሩ። እዚ ድማ ክልቲኡ ዉድባት ብሓባር ዕላማ ዝተበገሱ እዩ ኔሩ። እንተኾነ ህዉሓት ገንዘብን ሃብትን ምስሓዘ አብ ምድሪ ዘሎ ኹሉ ሓይሊ ተጠቂሙ ክንድምንታይ ርሕቀት ከምዝኸዱ ታሪኽ ተሰኒዱ አሎ። ብታሪኽ ተራእዩ ዘይፈልጥ ግፍዒ አብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ተፈጺሙ።
@TadesseGhebregziabiher-g4y
@TadesseGhebregziabiher-g4y Күн бұрын
ኣታ ሓወይ ንስኻስ መንነት ጃማይካ ካብ ጃማይካ ንላዕሊ ይፈልጥየ ኣይትበል:: ንስኻውን ትውልድኻ ብኸክል ኣቦ ኣቦሓጎ... ኢልካ እንተቆጺርካ ትግራዋይ ወይ በቲናታትኩም ቛንቛ ዓጋመ ኢኻ:: እዚ ሓቂ ስለ ዝፀሓፍኩ ክትፃረፍን ውሕ ውሕ ክትብል ኢኻ ግን ኣይምልሰልካንየ::
@teklayaregawi9731
@teklayaregawi9731 21 сағат бұрын
ኣይትጋገ ጀማይካካብ ኣሜሪካ ቦስተን ናብ ቃልሲ ኤርትራ ወሲኑ ዝመፀ ናይ መጀመርያ ድልየቱ ኤርትራ ነፃ ምውፃእ እዩ ኔሩ !! ደሓር ናይ ሻዕቢያ ድልየትን መስርሕን ምስ ረኣየ ግን ናብ ኢሰያስ ከይዱ ናብ ህወሓት ክኸድ እየ ኢሉዎ ኢሰያስ ድማ ህወሓት እንተዘይተቐቢሎምኻ ኸ ኢሉዎ ጀማይካ ድማ ናባኹም ይምለስ ኢሉዎ በዚኣ እዩ ናብ ህወሓት ኣትዩ !! ሙሉእ ቃለ መሕትት ጀማይካ ዩትብ ኣቲኻ ስምዓዮ !!
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 8 сағат бұрын
⁠እቲ ሽግርኩም መንነት ማለት ብሄር ጌርካ ምሕሳብኩም እዩ። መንነት ዝሃንጹ ነገራት ብዙሃት እዩም። ወዮ አብ ዘመነ ዉቤ ዝጸመመ ከምዝበሃል ድሕሪ ሕዉሓት ዝተወለደ ወለዶ አተሓሳስብኡ ክቅየር ጊዜን ብዙሕ ምስራሕ የድሊ። አነነት አወጊድካ ንኹሉ ሰብ ብስብእንኡ ምርአይ ናይ ስልጡን ህዝቢ ምልክት እዩ። Lates wake up brothers!!
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 23 сағат бұрын
ሻዐብያ ክትሑሱ መሪየት ወጊሓዋ።
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 21 сағат бұрын
ሰሎሞን ዓሻ ኮይኑ እምበር ኣብቲ ግዜኮ ከምቲ ዝበሎ ናይ ኣምሓራን ኦሮሞን ተቓውሞ ነይሩ እንተኾይኑ ናይ ኤርትራ ነፃነት ኣይትቀበሉ ዝብል ፀቕጢ እዩ ነይሩ እሞ ነዚ ድኣ ነፃነት ብምቕባል ዲኻ ክተቃልሎ እትኽእል?
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 9 сағат бұрын
እንታይ ይብል አሎ አይረደአካን
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 15 сағат бұрын
ስታሊን ዝብሉኻ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ እንታይነቱ ትፈልጦ ኣይትመስልን። እቲ ብዛዕባ ጃማይካ ትብሎ፣ እቲ ክትሓቶ ዝግብኣካ ሕቶ ከምዚ ዝስሕብ ክኸውን ኔሩሮዎ፤ "ጃማይካ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ ክጽንበር ከሎ፣ ከም ኤርትራዊ ዲዩ ዋላ ከም ትግራዋይ"? ነዚኣ ምስ መለስካ ንምንታይ ናብ ትግራይ ከምዝኸደን ንመን ወኪሉ ከምዝኸደ ምስ መን ከምዝኸደን ዘዘንትውልካ ሰነዳት ህዝባዊ ግንባር ክትውከስ ምኸኣልካ። ብታሪኽ ምድንጋርን ዘየለ ምቅንጃውግደፎ !!
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
Wedi were business ,he say
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 19 сағат бұрын
Stalin, how is your family doing? I hope all ya are doing well! My question is ,your kids who borne in U.S, are they Americans or Tigrians? Definitely Americans right? Why are you surprised Tigrians 3-4 generations who lived in Eritrea 🇪🇷, they are Eritreans 🇪🇷 not Tigrians. Don't try to call them Tigrians! I don't want name non of them .
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Күн бұрын
Let give u evidence sei abra ,but leave that my own ,evidence
@GTekle
@GTekle Күн бұрын
እንታይ ንምልኻዕ'ዩ ከምዚ ገይርካ ትቕሎ ዘለኻ: ናይታ ኣይትብላዕ ኣይትስተ ኮይና ዘላ ትግራይኪን ህዋሓትካን ግበር😡😡😡😡😡
@APLOS-
@APLOS- 16 сағат бұрын
ይገርመኒ እዩ እኮ፡it doesn't make seness what u are saying stalin ዋላ ጀማይካ ብዛዕባ ስርሒት ፈንቅል ዝበሎ ጌጋ እዩ፡ስርሒት ወዲ ፈንቅል ኣይኮነን ብኡ ውን ኣይኮነን ተሰይሙ እቲ ስሪሒት፡እዚ፡ማለት ግና የማነ ጀማይካ ጅግና ኣይኮነን ማለት ኣይኮንኩን፡ግን ህውሓት ካብ ህ.ግ እዩ ክመሃር ዝኽእል ዋላ ብlogic ምኽንያቱ ህውሓት ድሒሩ እዩ ቃልሲ ጀሚሩ፡ዋላ ቃለ ምሕትት ናይ ወዲ ወረደ ስምዓዮ ንሕና ይብል ወዲ ወረደ ንሕና ድፋዕ ሒዝካ ምውጋእ ኣይንፈልጦን ኔርና ኢሉ።ስለዚ ዝኸውን ተዛረብ እዚ ማለት ግን ተጋደልቲ ህውሓት ጀጋኑ ኣይኮነን ማለት ኣይኮነን ጀጋኑ እዮም፡ካብ ኩሉ ህ.ግ ኩሉ ሰነድ ኣለዎም ኩሉ ሰነድ ከውጹኡልካ ይኽእሉ እዮም።
@ynegasi99
@ynegasi99 Күн бұрын
ስታሊን ጁንታ ናትካ ፓለቲካ ሕሱር እዮ።
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 4,8 МЛН
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49
ኢሰያስ ዳግማይ ኣብ ሶማል ተኾሊፉ።
1:01:40
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,2 МЛН