#zaramedia

  Рет қаралды 21,790

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер
@Zaramedianet
@Zaramedianet 2 күн бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@bg9694
@bg9694 2 күн бұрын
ብርሃነ ጅግና !
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 2 күн бұрын
Tsadikan must go banda
@AzabAbay
@AzabAbay 2 күн бұрын
እተን ጀጋኑ አዴታት ትግራይ ስዋ ጾምቀን ክንደይ ሙሁራት ዘፍረያ እየን ዶኳትሪ ዘዒበያ እየን ። ብራ ደቅ አንስትዮ ጥራይ አይኮናን ዘተአናግዳ ተባእትዮ እውን የተአናግዱ እዮም ስራሕ እዩ ኩሉ ሥራሕ ኩቡሪ እዩ እት ክሓፍሪ ዝግቦኦ እት ስሙን ስሙን እንዳተአከቡ ሙሁራት እና ዝቡሉ ዑብያት ታብ ሕዝብ ትግራይ እንዳስረቁ አበል ዝበልዑ እዮም እምበሪ እተን ወሓላሉ አደታት ትግራይ እማ ስወኤን ሽጠን ደቀን ዘምህራ ዘጋድላ ጀጋኑ ስብ ታሪክ እየን
@TsegayRedda
@TsegayRedda 2 күн бұрын
6
@tsegayehailu2756
@tsegayehailu2756 2 күн бұрын
እስታሊን ንዝቆልዓ ብከመይ ከም ዝሕለው ክግምገም ዘለዎ እዩ ክሕለው ዘለወ ሰብ እዩ
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 2 күн бұрын
Birhane jegina ajoka
@Kiros-w2h
@Kiros-w2h 2 күн бұрын
አስታሊን ብርሃነ በርትአ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mengisteabgeremariam4747
@mengisteabgeremariam4747 2 күн бұрын
ብሬ ጅግና 👌❤
@GerezgiherBeyene
@GerezgiherBeyene 2 күн бұрын
ነዓይ ኢተዘይ ደግፊኩምሲ ምዕራብ ትግራይ አይምለሲን ኢዩ ዝብልዘሎ ፃዲቃን
@AsefaTeklehaymanot
@AsefaTeklehaymanot 2 күн бұрын
❤❤❤ አጀኹም አሕዎትና ንበርልና እዞም ፀረ ትግራይ ዕግርግር ዝብሉ ዘለው ፈሊጥናዮም አለና ነቅልና ናብ ዋና ፀላእትና ክንምለስ ኢና
@MengstabAbera-z1l
@MengstabAbera-z1l 2 күн бұрын
ቁ 1 ዛራጊን መራሂ ዘርጊን ዝኾነ ፃድቃን እዩ።
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w 2 күн бұрын
Thanks 🙏 our hero Berhane
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 2 күн бұрын
Thank you both 🙏
@AzabAbay
@AzabAbay 2 күн бұрын
እዞም ሙሁራት እዝኦም ዘምሆሪዋም እዮም እኮ ትግራይ ዝህሙስዋ ዘለው
@AsefaTeklehaymanot
@AsefaTeklehaymanot 2 күн бұрын
እሾኽ ትግራይ ዝኾነ ፃድቃን፣ጌታቼውን ነቅስና ብምድርባይ ህዳሴ ትግራይ አብጫፍ ነብፅሕ
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 2 күн бұрын
Thank you Brehane & Takar abut your self ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@KbrtiMekonen-f7b
@KbrtiMekonen-f7b 2 күн бұрын
👍👍👍👍👍🙏
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 2 күн бұрын
Very true Berhane, your observation about Tsadikan's recommendation to Getcho has a double sword and the intention was to get the young force to himself not Getcho. I share your suspicion..., spot on
@tamutafu528
@tamutafu528 2 күн бұрын
Berhane. Haweye. Tenekeke. Enedabeleka. Be. Kulu. Negere.
@HayelomFisseha-t6c
@HayelomFisseha-t6c 2 күн бұрын
አታ ጅግና ብርሃነ ዕድመ ያሃብካ፡ሓቂ ስለዝነገርካና ናይ ጀልጃል ሃጥአንን ጌጫቸውን ጉድ መራሕቲ ክሕደት።
@tamutafu528
@tamutafu528 2 күн бұрын
Berhane. Jegena. Tigerawaye. Eka. Nezoeme. Metekele. ,eyebelome. Merehenete. TIGERAY. Ahazene.
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 2 күн бұрын
ብሉጽን ተሪርን ተንታኒ ፓለቲክስ ብርሂን🎁🤞❤ክብረት ይሃበልና !!
@YaredGebruyared
@YaredGebruyared 2 күн бұрын
ይህ ጀነራል እና ጀዋር መሀመድ ለተግራይ ህዝብ አደገኞች ናቸው ።ይህ ሰው ይወገድ!!!
@TesfayGere-c3v
@TesfayGere-c3v 2 күн бұрын
ስዋ እትፀሙቅ ኣዶ ናይ ውሕልነት ምልክት እዩ ጂጋኑ ዝወልዳ እየን ግን ኢቲ ካርናፈ ዝዛረቦ ዝነበረ ዘረባ ግን ኣይደግማን እንምበር ስዋ እናሸጠት ዘዐበየቶ ጂግና ኮኮብ ምጥቃስ ይካኣል እዩ ኮኮብ ማለት ክብሪ መስዋእቲ ዝከፈለ እዩ
@MengstabAbera-z1l
@MengstabAbera-z1l 2 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃንሲ ክንደሻዕ እያ ኒተጋደልቲ ትግራይን ኒህዝቢ ትግራይ ክጎዶሕ? 1985 ዓ/ም 30000 ተጋደልቲ ብኦራል ሃንቲ ቅርሺ እንተይ ሃበ እዩ ኣባሪሪዎም። ሕጂውን ደጊሙዋ ንትግራይ ውን ኣድሚዋ ኣሎ!
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Күн бұрын
Welcome bro thank you
@berhan5743
@berhan5743 2 күн бұрын
@צגהדומוזה
@צגהדומוזה 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@davidironside6100
@davidironside6100 2 күн бұрын
ብዛዕባ ስዋ ልሃብኽምዎ ትንታነ ይበይ ለብል እዩ። long live ስዋ
@SeyoumBerhe-t1q
@SeyoumBerhe-t1q 2 күн бұрын
ዶክተር ሃይለ አረፋይነ ቁርዲድ ድዩ ዝበለ ይገርም
@SeyoumBerhe-t1q
@SeyoumBerhe-t1q 2 күн бұрын
አይተበርሀ ገብረሊባኖስ ባይሩ ን ጀ/ኖራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ባይሩ እዚአሙ ከልቲኦም ፀረተጋሩ መንቀርሳ አዴታት ትግራይ አደፃድቃን ወዲ አይመስለንን ከምሃገራ ስዋትፀሙቅ እያ ፃድቃን ምስአዴታት ዝፀርፉ ኮይኒ ዘየእርም ከምቲ ጌታቸውረዳ ህወሓትእየ እናበለ ንህወሓትሰብአኪቡ ዘፅርፍ ንአዴታት ክፅረፋ ዝሰብሕ ፃድቃን ብናይ ዩጀአንዲፒ ቅርሺ ወለድና የፅርፈን አሎ በርሀ መልክዑ ሪኢኽምዎ አሎ ተጋዲሉ አይፈልጥን ፀረህወሓት ከምፃድቃን እዩ
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 2 күн бұрын
አንቱም ጀጋኑና በርትዑ ሰስኑ ብጥንካሬኹም አለም ክትዛረበልኩም ከምት ሰርሑ ባኣል ሙሉእ ተስፋ እየ አሕዋት 🎉🎉🎉
@afeworkidesta
@afeworkidesta 2 күн бұрын
ስታሊን ንብርሃነ ብሕልፊ ከይቅንፅልዎ ጥንቃቀ ክገብር ደጋጊምካ ሓብሮ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 2 күн бұрын
እዞም ፆመቅቲ ስዋ ዝበሉ ሰብአይ አይተ በርህ ግብረሊባኖስ ይብሃሉ ንፃድቃን ግብረትንሳኤ ደቂ አብይን ንእሹተይን እዮም ተጋዳላይ ካአ አይነበሩን አዶም ጣብያ ሸዊት ለምለም ወርዳ ዛልንበሳ እዮም ፃድቃን አዱ መነበቲ እዩ ወዲ አሰርተ ሰለስት አመት ኮይኑ ብሽግር ምስበተሰቡ ሀትኖኦም አብ ራያ ስለዝነበርት ንራያ ከይዶ እቶም ሰብአይ ንዘመዶም ምህጋዞም እዮም ሃሳዊ ዳአ ኮይኖም ነበር ተጋዳላይ ነይረ እሎም እንበር
@askal1949
@askal1949 2 күн бұрын
Tadkan is banda dorgageg argette TDF he can't manshn abut TDF gatthet gabena late hem wash Aibey feet
@ThomasTwelde-ep4kg
@ThomasTwelde-ep4kg Күн бұрын
Sk bel lokmaxe hasawi Getachew reda tezey helew politica Tigray and tdf diaspora tesfa zeheb zeneber eyu eko he is the best person in politics ❤❤❤❤❤❤
@GebremedhinAsegede
@GebremedhinAsegede Күн бұрын
የቐንየልና ስለቸረዳእኻልና ኽብሪ ይግበአካ
@Bakla-o8c
@Bakla-o8c Күн бұрын
ብርሃነ ዘይብገር ጀግና ኢካ።
@adiammieraf
@adiammieraf 2 күн бұрын
አምበስ
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 2 күн бұрын
ኣብ ደቀንስትዮ ዝግበር ምንሻው ውድባትን ምምሕድዳራት ህዝቢ ትግራይ ከውግዝዎ ይግባዕ ደቀንስትዮ ትግራይ ኣብቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘበርከትኦ እጃም ዝልዓለን ዝኸበረን እዩ!!ኣዴታትና ኣይሰርቃን ሰሪሐን ቤተሰበንን ደቀን ይዕንግላን የምህራን!!
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 күн бұрын
The TDF saved Tigray and the TPLF.
@shishayhadush-pz5pn
@shishayhadush-pz5pn Күн бұрын
ጥልቁይ ሰብ ዘይብሉ ሰብ
@isacmeasho9907
@isacmeasho9907 2 күн бұрын
ኽልተ ሰብ መትከል ጀጋኑና ኣይዞኹም በርቱዑ ምስ ህዝብና ኢና
@AlemHailu-xc1hm
@AlemHailu-xc1hm 2 күн бұрын
ሰራዊይት ትግራይ ካብ ህዝቢ ንምንፃል ዝተሀሰበ እዮ
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 Күн бұрын
Selam Selam yehwat Ezi gize buzuh kerieyenan kesmanan eyu Tegaru ab zi Dereja ezi knwerd btaemi eye hazine Ressa melali betekirstian mesami Sienu tsenihu hiji nabzi knwerd yehzn eyu Tegaru
@GebremedhinAsegede
@GebremedhinAsegede Күн бұрын
ኣነ ብወገኘይ ኣይተ ጌታቸው ካብ ጌጋኦም ተተማሂሮምን ሂወት ዘለዎ ፖለቲካ ምርዳእ ተኽኢሎም ደስ ይብለኒ
@grsedansha-ek6hc
@grsedansha-ek6hc 2 күн бұрын
Tsadkan dekala amharay eyu
@AzabAbay
@AzabAbay 2 күн бұрын
አቱም ስባት እት ነገሪ እቶም ዓበይት ሙሁራት እንዳተባሀሉ ጉዶም ተሽፍኑ ዝነበሩ ደናቁሪ ዑቡያት እዮም ሎም ዓይኖም አፍጥጦም ወጽኦም ዘለው እንዃዒ ድማ ወጹ እንዳተንተሩ እንዳተጸጸዩ ትግራይ ክጸሪ ምእንት
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ፃድቃን ዝበሃል ፅያቕ ናይ ትግራይ ህዝብን ትግራይን ፀያቒትን ድኹዒ ጦብያን እዩ።
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 2 күн бұрын
ሓውና ርቕቕ ዝበለ ጥንቃቐ ክግበረሉ አለዎ ይብል አይኒ ትግራይ ዝኾኑ ኩሎም እውን ከምኡ ሓደራ
@bereket-x8w
@bereket-x8w 2 күн бұрын
ክልተ ግዜ ዘድምየና ክንመርፅ የብልናን።ለውጢ የድሊ እዩ። ጆን መዲድ።
@GebremedhinAsegede
@GebremedhinAsegede Күн бұрын
ፖለቲካ ትግሪይ ኩስሚ ንኹሉ አይምልከተናን ድዩ
@MhretabWediftur
@MhretabWediftur Күн бұрын
ኣንቱም ሰባት ሰዋ እውን ናብፖለቲካ አትያ 😂😂😂😅
@SamuelHaile-n1q
@SamuelHaile-n1q 2 күн бұрын
አቶ ጻድቃን ናዐከ ተዘይ ደጊፎምስ ንህዝቢ አይ ደገፈን ማለት ደየ???
@tamutafu528
@tamutafu528 2 күн бұрын
Kabe. Jenerale. Tsadekane. Xubuke. Negere. Ayetetsebeyu. Esu. Eko liouke. Pp. Eyu.
@SiduDav-o6m
@SiduDav-o6m Күн бұрын
ጌጋ ሕወሓት ነቱ ውግእ አይመረሐትን ሕወሓት ማ ወዲቓ እያ ተቃወምትን መንአሰይ ትግራይ ን መሪሐምዎ
@GebremedhinAsegede
@GebremedhinAsegede Күн бұрын
ግዝያዋ መንግስቲ ብዓው ዓዉ ዝሳተፉ ዝተባረሩን ዝተቀየሙን ውለቀ ሰባት ዝተባረሩ እዮም ዝመርሕዎ ናይ መቐለ ሰልፋ እዩ ነይሩ
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 Күн бұрын
ብርሀን እሰታሊን ሱቅ አንደ በሉ ዘረባ ሓውካ ብደወካ እዮ ዘረባ እንተበዝኽ ዋጋ የብሉን አቅረብኩ እሳተ ወማየ ወይ ውሃውን መምረጥ ወይ እሳቱ መጨበጥ። ነው ።
@AliMr-c5x
@AliMr-c5x 2 күн бұрын
እዞም ሰባት ንምኻኑ አቦ እምበር አዶ ዶ አለወም. ብርሀነ
@BestCustomer-xt6vk
@BestCustomer-xt6vk 2 күн бұрын
ስታሊን ሓወይ ጀግና ኢኻ ሓደ ነገር ክሕብረልካ ዝደሊ ነቲ ናይ ህወሓት አፍልጦ ነቲ ናይ ጌታቸው ጉጅለ ንምሃብ ምርጫ ቦርድ ይጓየይ አሎ ኢዩሞ እቲ ውድብ ናይ አባጎብዬ ጉዕዞ ክጓዓዝ የብሉን። እቲ ዝተኣለየ ጉጅለ እንካብ ስልጣኑ ክአልዮ አለዎ።
@Atsede-t7v
@Atsede-t7v 2 күн бұрын
ሕዚ ኸ የፋቅረና ድዪ ዘሎ ሰዋ እንዴበለ ዘሐወይ እስሊን
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Күн бұрын
ስዋ ኣብ ዕፅዋን ክባን ብፍላይ ኣብ እዋን ኲናት 8ት ኣዋርሕ ብዥዕዥል ውዕለታ እዩ ነይሩ ብፍላይ ንዶ/ር ሙዥዑዝ ግደይ ኣብ መቐለ ባር ሞሞና ጆክ ሶዋ ሒዙ ዘምስየላ ቦታ ኣያ ነይራ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 күн бұрын
እቲ ኣሰላልፋ ከም ፀሓይ ኳዕ ኢሉ በሪሁ ኣሎ። ህወሓትን TDFን ምስ ህዝቢ ትግራይ፤ ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ከዓ ምስ ጀኖሳይዳውያን ሓይልታት ተሰሊፎም ኣለዉ።
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w 2 күн бұрын
Stalin hawey in my opinion if the network not good , why not use by your cell phone than to end the show?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 күн бұрын
አይኾኖሎምን እንበር ዋላ ህውሃት ፈሪሱስ አብ መንጎኦም ጦርነት እዩ ክኾን ግን ንሁሉ ነገር ህውሃት አይፈርስን።
@wediofla3230
@wediofla3230 2 күн бұрын
For Getachew, Beyen, Kendaya, and General Tsedkan, returning the IDPs to Western Tigray is like sending back human beings to the MOON. 😂😂😂
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 күн бұрын
ካድረታት ግምት መብዛሕቶም ካብ ኣመንዝራታት ስለዝውለዱ ክብሪ ኣደ ኣይርድኦምን።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 2 күн бұрын
ጻድቃንን ጌታቸውን ነገራት ብትኽክል ዝርድእዎ ኣይመስሉን ። ተኣማኒነቱምውን ቁልቁል እዩ ዝኸድ ዘሎ ። ደገፍቲ ጌታቸው ኣብ ሽረ ኣዴታት እንትጸርፉ ስቕ ኢሉ ሰሚዑዎም ጻድቃን ክዓ ደቂ ጸማቚት ስዋ ኢሎም እንትጻረፉ ስቕ ኢሉ ሰሚዑ ። ተኣማኒነቶም መሬት ይዘብጥ ኣሎ ። ህዝቢ ትግራይ ብትዕግስቲ ይዕዘብ ኣሉ ። ናይ ጽባሕ ሰብ ይበለና
@Ethiopianmovies0910
@Ethiopianmovies0910 2 күн бұрын
Abaeska moytka, kkkkkk
@LualAbraha
@LualAbraha 22 сағат бұрын
Abe. Hegdf. Adi. Elome. Aotwen. Ati. Sbiti. Elome. Eome. Ztweu
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 Күн бұрын
"እዚ አየ ስዋ አየ ሞኽቢዒቶ ብዓለባ ድያ ጸሚቃቶ " ዝብል ደርፊ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መርዓ አብ ኤርትራ ይድረፍ እዩ እዚ ዉሕልነት ገሊጽካ ንምምስጋን እዩ ...ኹሉ ሰብ ዝፈልጦ አብ ስደት ዘሎ ኩሉ ኤርትርትራዊ የዘዉትሮ እዩ ...እቲ ህዝቢ አብ ኽልተ ሀገራት ዝነብር ሓደ ዝኾነ ባህሊ ልምዲ ኽብረታት መርአያ እዩ.
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 күн бұрын
ኣፍዑት
@teklaytesfugebru
@teklaytesfugebru 2 күн бұрын
Birhane kibri yugiebeka, ajoka qetslelu...bukue tentani politics seb. Nhaqi kulu zkelena kinhgiz dilwat ena.
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 күн бұрын
ግምት ዝብል ሳጓ ዝተውሃቦ ጥልመታዊ ጥምረት ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ምሉእ ብምሉእ ክፈርስ ኣለዎ። ህወሓትን TDFን ስጉምቲ ክወስዱ ኣለዎም ከይተቐደሙ ክቐድሙ ግድነት እዩ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 күн бұрын
እዚ ፃርቃን ዝባሃል ነቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ናይ ህውሃት ውዳበ ሓዲኩምስ ነአይ ደግፉኒ አነ ጥራይ እዬ ዝፈልጠልኩም እዩ ዝብሎ ከመይ ዝመሰለ አካይዳ ደርቢ እዩ እዙይ።
@mulutesfahun634
@mulutesfahun634 2 күн бұрын
I can't stand this traitor, Tsadkan. It irritates me hearing his voice.
@AlulaHab
@AlulaHab 2 күн бұрын
አብየት ጋዘጠኛ አብየ ተንታነ ክልተ ሓደ ስታሊን ምክት ኮንካ ወጠጦ ኣይግበረካ እዩ ግን ኩሉ ነገር ተረድኢና እዩ ዓቅሊ ፅበት
@AlulaHab
@AlulaHab 2 күн бұрын
ጆን መድድ እንታይ ከምዝተዛረበ ኩሉ ትግርኛ ዝሰምዕ ተረድኢዎ እዩ ንመን ከምዝደገፈ ፈልጥና ኢና ሓባል በልያ ሓባል ከትብለኪ ዘዓነቱ ኢዩ እና ውጋዕና ዓድዋን ሓሽከር ዓድዋን ፅቡቅ ኣለና
@abayMichael-o8y
@abayMichael-o8y 2 күн бұрын
your aim only pocket money from pp
@BerheGbremskelDebessu
@BerheGbremskelDebessu 2 күн бұрын
ታኮታት ህዝቢ ትግራይ ንምብላዕ ፅቡቅ ተንቃሳቂስኩም ሐዚ ግን ተነቂሕልኩም እዩ
@berhanehagos9410
@berhanehagos9410 2 күн бұрын
Tsadkan is a Dangerous Guy need to be excommunicated ,he is creating a dangerous situation that will destroy Tigray
@AlemAlem-om4xh
@AlemAlem-om4xh 2 күн бұрын
ህውሓት ውን ዓመት ኣይትፀንሕን ናተበሀለት ያ ዘመና ወዲኣ ትግራይ ዝተመልሰት : ቲ ዝሓይሽ ነቃፅ ባህሪያትኩም ኣወጊድኩም : ካብ ህልኽን ምዕባይን ወፂኹም ስረዓት ጌርካ ምንባር እዩ:: ህዝቢ ኣይትለክሙ
@AdoWoldu-do9kh
@AdoWoldu-do9kh 2 күн бұрын
እንታይ ሓድሽ ነገር ኣሎ ድዩ ዓወፅወፅ
@AlemashAbay
@AlemashAbay 2 күн бұрын
ፀማም ደንቆሮ
@HshHzhz-h7v
@HshHzhz-h7v 2 күн бұрын
ኣቤት ትንታነ ብርሃነ ቦሽባሽ
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 күн бұрын
Traitors of Tigray Abebe, Assefa, Gebru, Seye and Tsadkan made genocide a homecoming for Nazis.
@gideonasress7484
@gideonasress7484 2 күн бұрын
emo tplf dikum tidelyu abeyenay alem kitnebru, AMERICA TSELI-UEWA, AMHARAY TSELIUEWA, orom tseliuewa, somali tseliuewa, afar ekua tseliuewa, nezia hizkums nabey ekum kitkedu mikital miktalus hade tinfas zelewo haili dekua aitiwukelun.
@TeweldeGebru-yn5jc
@TeweldeGebru-yn5jc 2 күн бұрын
ከማኻ ዝበለ ካሐዲ ገና አይተፈጠረን ን tmh ብሚ ሌናት ዝተዋፀአ ደላር በልዕኻሰ tmh እውን አጥፍእኻያ መጨረሻ ምሰ ባንዳታት ቅድሚት ተሰልፍካ
@duckgoat-k6v
@duckgoat-k6v 2 күн бұрын
ወረ አነስ አቐዲመ ናይ ፃድቃን አካይዳ እንትዕዘብ ገብረተንሳይ ኢልኻ ራያ ኢለ እየ: GSTS ፃድቃን ስለዘይእረም ውክልናኹም አልዕሉ: NGO ኾይንኹም አብሕማቕ ናይጀኖሳይድ ፖለቲካ ምእታው ዘኽስሰኩም እዩ:
@mr.t9096
@mr.t9096 2 күн бұрын
ሰራዊት ትግራይ ከም ሓደ ፊሉይ ኣካል ገርካ ስለ ዝተወሰደ፣ ህዝቢ ትግራይ ናብዚ ኩነታት እዚ ክወድቕ ተገይሩ። ኣብ ትሕቲ ወያነ ኮይኑ ክምራሕ ነይርዎ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ብኣቢ ኣሕመድ ተኣዚዙ ደይኮነን ዝምራሕ ዘሎ? እዚ ኩሉ መስዋእቲ ከፊልካስ ንብላሽ። መንእሰይ ዝባሃል መን እዩ - ወዲ ኣርባዓ፣ ወዲ ሓምሳ፣ ወዲ ሳላሳ? መንእሰይ (youth) ዝባሃል ካብ 24 ዓመት ንታሕቲ ኢዩ። Do you guys know the average age of the elected American men and women? Is Trump መንእሰይ? Why don’t you people think BIG and stop betraying your people. Stop talking about መንእሰይ። መንእሰይ ሃገር ክመርሕ ዓቕምን ተመኩሮን የቡሉን። PERIOD!
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin 2 күн бұрын
ስታሊን መተሓባባሪ እምቢታ ናይዳ ኣደመ
@Resilience3
@Resilience3 2 күн бұрын
አበጀወ!
@GebreHiwot-t9l
@GebreHiwot-t9l 2 күн бұрын
ሃዲሽ መዋቅዒ ካበይ መፃካ ቱልቱላ
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin 2 күн бұрын
እዚ ብርሃነ ዝበሃል ሰብ ግን እንዳደብረዕንክሊል ክንደይ እዮም ዝኸፍልዎ😂😂😂😂
@GereziherGebremedhin
@GereziherGebremedhin 2 күн бұрын
ነዚ ሸልካፍ ሓሳዊ ሰብ ግን እስካብ መዓስ እዩ እናፀለመን ትካላት እናዋረደን ክቅፅል??
@user-pn2sv4sf7j
@user-pn2sv4sf7j 2 күн бұрын
ፖለቲካ ትግራይ መፃወቲ በዓል ብርሃነን ስታሊንን ኮይኑ ምርኣይ የሕዝን። ብርሃነ ገና ህፃን ቆልዓ ኢካ ብድፍረት ዘይኮነስ ብፍልጠት ተዛረብ። ትግራይ ፈተካ ፀላእካ ናይ ሓዱሽ ወለዶ እያ። ህወሓት ዝበሃለ ድሑርን ዓሌታዊን ጉጅለ ክቅበር እዩ ዘለዎ። ካውንስል ከይተመስረተ ምዕራብ ትግራይ ኣይምለሰን ኣይበለን ፃድቃን ክትቅደድ ደሊካ እንተዘይኮይኑ። ምዕራብ ትግራይ ዝምለስ ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ምርድዳእ ጌርካ ተከፋፊሉ ዘሎ ህዝቢ ናብ ሓደ ኣምፂካን ዓቕሚ ኣኪብካን እዩ ምክንያቱም ብሰላም ዘይኮነስ ብኲናት ጥራይ ከም ዝምለስ ስለዝኣምን እዩ። ህወሓት በይነይ ዝብሕቶ ስልጣን ትብል ኣላ እዚ ድማ ተጋሩ ናብ ሓደ ስለዘየምፅእ ንኩሉ ትግራዋይ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ካውንስል ይመስረት እዩ ኢሉ። ፈተና ፀላእና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ። ብጀነራል ሞንጆሪኑ ትግራይ ትመሪሓ ዋጋ ከፊላ እያ ደጊማ ድማ ኣይትከፍልን ኢካ ትበሃል ዘለካ ናይ 10ይ ክፍሊ ትርንታኒ ፖለቲካ። ሕፃንን ደፋርን ኣይትኩን። ቀስ ኢልካ ካብ ዝተምሃሩብሰባት ተምሃር።
@HshHzhz-h7v
@HshHzhz-h7v 2 күн бұрын
ኣቤት ሑሸት
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 2 күн бұрын
Wedi 80 amet entay yiblena alo. Adi kisheyt suk belu duyu ziblena alo?
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@Hdddigv
@Hdddigv 2 күн бұрын
❤❤❤
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.