#Zaramedia

  Рет қаралды 21,801

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 83
@Zaramedianet
@Zaramedianet 4 ай бұрын
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 3 ай бұрын
ሐውና አይተ ዳዊት ገብረእግዚአብሔር አምላክ መዋጸኢ ይሀቦም በሐቂ ፈታዊ ዓዶም እንበር ፈታዊ ፓርቲ አይኮኑይ ። አብ ሊዕሊ አይተ ዳዊት ገብረእግዚአብሔር ጸለመ ዝገብሩ ዘለዉ ሐደ ሐደ ተጋሩን ብጣዕሚ ያሕዝን ዕዚኦም ውልቀ ሰባት ዓገብ ክገብሩ አለዎም !!!
@MrsLulit
@MrsLulit 3 ай бұрын
God bless Yibabe thanks for sharing the honest truth 🙏🙏🙏
@MichaelKidane-b5t
@MichaelKidane-b5t 3 ай бұрын
ሕዚ ዘድሊየና ከም ትግራዋይን ተጋሩን ክንሓስበሉ ዝግባእ ጊዜ እዩ እንበር ክንፋላለየሉ ክንወጃጀለሉ ዝግባእ አይኮነን::እቶም ጊዜን ኩነታትን ፈቒዱልና እዩ ኢልካ ታሪኽ ዘይርስዖን ይቕረ ዘይብሎን ወንጀል አብ ርእሲ ሓውካን ወገንካን ምፍፃም ኩሉ ትግራዋይ ክኹንኖን ክቃለሶን ዝግባእ እዩ::አይኮነን ንትግራይ ንኢትዮጵያ እውን ክንጠቕማ እንኽእል ተጋሩ ክንሓብር ሓደ ክንከውን ከለና ጥራሕ እዩ::ንበርትዕ ንቃለስ ብዘይ ምስልቻው ብህልኽ ሓድነትና አጠንከርና ንቃለስ ክንዕወት ኢና ድማ::
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 4 ай бұрын
❤❤❤❤ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣሜን❤❤❤❤
@Hantiya03
@Hantiya03 3 ай бұрын
Thank you, Ayte Yibabe and Stalin
@goytom3532
@goytom3532 4 ай бұрын
ኣነ አሪትራዊ ኢየ ካብቶም ንህወሓት ኣምሪረ ዝጸልእየ ኣብዛ ናይ ኣቶ ዳዊት ብብስራት ኣማረ ዝተዋህበ እኩይ ተግባር ግን ኣይድግፎን ደሓር ከኣስ መታን ክትእመን ኢልካስ ምስ ሻዕቢያ ይራኸብዩ ኢልካስ ዘረባ ኣሎ
@ብጾት
@ብጾት 4 ай бұрын
Sir.Yibabe as always thank you for your amazing lecture on our political crisis 🙏🏾🙏🏾. You taught us so much about our politics and what our future should look like. Zara media thank you, great discussion.
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 3 ай бұрын
ታሪኽ ይቕረ ኣይብሎምን እዞም ዐሱባት ንኣቶ ዳዊት ኣምላኽ ከድሕኖም ኢዩ
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 4 ай бұрын
ኣምላከይ ነዚ ብዱል ህዝቢ ካብ ዳግማይ መከራን ጥፍኣትን ኣድሕኖ!
@hagosyohannes732
@hagosyohannes732 3 ай бұрын
ኩላህና ተጋሩ አብ ሐደ መስመር ሰጥምና ንቃለስ ትግርኛ ዝዛረቡ ባንዳታት ንጎን ንግደፎም ንአቶ ዳዊት ድምፅ ዘይኮውን ትግራዋይ ከይከነስ ድቃላታት እዬም።
@eshetumamu7970
@eshetumamu7970 3 ай бұрын
Bravo yibe ,am really proud of you what ever you explain you do have all rounded capacity. እንኳዕነይ ናትና ኾንካ፡፡
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
እና ንሕዚቢ ትግራይ ንሲራሕ ኹሉና ብጂለ እና ንመሲል ዘለና ንዛረቦ ንፊለጥ ኩላትና ንሕዚቢ ትግራይ ሰላም ሐዲንነት ንሲራሕ ቢቅንዒነት ቢዘራባና ታሐለቅት አንምሰል ንሐቅ ንዛረቢ
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y 3 ай бұрын
ኣነስ ኣብ ሕሉፍ ክልተ ሰለስተ ዓመት እነበረ ናይ ትግራይ ጦርነት ዝሰምዖ ነበርኹ ብስራት ኣማረ ብጣዕሚ ኣጣዒሱኒ ኽንደይ ብዕራይ ወለደ ሕሾታት ነጊሩና ይኸውን መሕፈሪ ይባቤ ግን ሓቂ ይሃብኻ ትግራይ ትስዕር
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ኢቶም ውልቀ ሰባት ኢዮም አያሲሪሕን ዚቢሉ ዘሎው አቢ ሕዌሕት ውልቀ ሰባት አሎው ሰላም ንሕዚቢ ትግራይ ዛሲኦንዎ ሕዚቢ ትግራይ ዞይፎለጥናዮም ይመሲሉ
@tsegaydesta2162
@tsegaydesta2162 4 ай бұрын
ኣክሱማዊት ሚድያ ምስ ብስራት ኣማረ ፀረ ተጋሩ እዮም
@berihunderbew3201
@berihunderbew3201 4 ай бұрын
አይተ ይባቤ ዝትዛረብኻዮ ሓቂ እዮ ብኻልእ ወገን ክዓ ንአይተ ዳዊት መእሰሪቲ ጌታቸው ረዳ እዩ ኢሉ ብዓል ዳዊት ከበደ ካብ ምንጩ ከምዝረኸበ ኣቢሉ ብፌስ ቡክ ገፁ ከምዝዘርገሐ ይፍለጥ እዩ እዝውን አካቲተኻ ክትወቅሱ ይግባ ይብል በት በለ በቲ ከመዚኦም ዝመሰሉ ሰባት ስርዓት ክሕዙ ኣሎዎም
@brinel4462
@brinel4462 3 ай бұрын
ኣብነታውያን ብዝብል ይተአረመለይ::
@Hailay572
@Hailay572 3 ай бұрын
ይባበ በሊሕን ብሱልን ሰብ🙏🙏
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 4 ай бұрын
ክፈልጦም ክንፋረዶም ይግባእ ። መሕፈርቲ ። እዚኦም ተጋሩ ክኾኑ ኣይኽእሉን
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 3 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semeremesfin3470
@semeremesfin3470 3 ай бұрын
አቦና ዳዊት ገ/ሂር ትግረዋይ እዩ፡፤ ትገረዋይ እየ ዝበል ብዝኮነ መስፈርቲ ነ ንፀላኢ ድልየት ዘራጉድ ሐሳባት አብ ሚድያ ወፂካ ምዘራብን ምፅሐፍን ትከከል አይኮነን መንም ትግረዋይ ጠጠው ኢሉ ከሐስበሉ አልዎ እንተኮን በሰልማዊ ሰልፍን በካሌን ደጋፍ ክንኮኖ ንክፍታሕ ናይ ዉሽጥና አፍላላይ አብ ዉሽጥና ነግበሮ፡
@lilianaabebe7416
@lilianaabebe7416 3 ай бұрын
Very nice analysis. But, this has been talked by previous Tigray state governments. It did not go anywhere because there was no policy in place.
@RigbeGirmay
@RigbeGirmay 3 ай бұрын
ብስራት አማረ ንባእሉ ሌባ ስለዝኾነ እዩ እበር ካሊእ አይኮን ከም ዝሰማአናዬ እንተኾኑ
@dankfanta
@dankfanta 3 ай бұрын
Thanks so much for telling the truth!!
@bird1144
@bird1144 4 ай бұрын
ኢትዮጵያ ናይ አዩር መእቶው መውፂ በኤርትራ እዩ
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 3 ай бұрын
ትግራይ መሪ አጣች 😢
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ንሕዚቢ ትግራይ መከራ ጆነሳይዲ ትቅፂል ትሰሪሑ አለኹም ትመሲል
@brinel4462
@brinel4462 3 ай бұрын
ጀጋኑና ስታሊንን ይባቤን ንትግራይን ህዝባን ተበርክቱዎ ዘለዅም እወታዊ ኣበርክቶ ልዑል'ዩ:: ሓንቲ ነገር ግን ስታሊን ከም ጋዜጠኛ ይባቤ'ዉን ከም ተንታኒ ፖለቲካ አብዮታውያን ስለዝኾንኩም ገለ ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ንአብነት ከም "እና: አላግባብ:ለዛውም: አምባገነን: ሕገወጥ:ሱስ...." ዝአመሰሉ ብትግርኛ ንምትካእ ፃዕሪ እንተዝግበር:እብል::ምስ ይቅረታ::
@brinel4462
@brinel4462 3 ай бұрын
አብነታውያን::
@bird1144
@bird1144 4 ай бұрын
ፊልሊስጠም ሀገር እንተኮና ትግራይም ግዜ ይነውህ ነፃናታ ክትረክብ እያ
@MichaelKidane-b5t
@MichaelKidane-b5t 3 ай бұрын
ይባቤ ዝብላዕ ሲኢኖም እናበልካ ስርቂ አይተበራታትዕ ስርቂ ናይ ሃፍቲ መንገዲ ገይሮም ዝወሰዱ አካላት ግቡእ ቅፅዓት ክረኽቡን ክቃልዑን መምሄርትን ክኾኑ አለዎም::
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ምሲ ሕዌሕት ተኮነን ዘሎ አቢ ሕዌሕት ውሺጥ ዞሎው መራሕት ሕዚቢ ዛፂነቱ አለው
@tiruembaye4890
@tiruembaye4890 3 ай бұрын
ናይ ግሊ ቂሞም ክዋፅኡ ትግራይ መከሪ የብዙሑላ ኣለዉ
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 3 ай бұрын
እስታሊን ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዘሐወይ ብዛዕ አብዚሕኻ ምውላድ አነስ አብ ቤሰብ ብጣዕሚ መብራሀርሂ ዝህበሉን ብጣዕሚ ውሽጠይ ስለዝተዛረብካ የቅንየለይዐዘሐወይ ብጣዕሚ ክስረሐሉ አለዎ
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 4 ай бұрын
ናይ አሜሪካ መንግሥቲ ነዞም ናይ ሕሶት ወረ ዘናፍሱ ዕሱባት ስጉምቲ ዘይወሰድ ንምንታይ?እቲ ፈደራል ኮምኒከሽን ኮሚሽን (FEDERAL COMMUNICATION COMMISSON )ዝበሃል ስርሑ እንታይ ድዩ?ወይስ አሜሪካ ባዕላ ሰላም ከይሰፍን እተገብሮ መሰሪ ሥራሕ ከይኮነ አይተርፍን።
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 3 ай бұрын
በብሱሩኸ ተጋሩ ድዮም? ብመዝገብ እውን ክታሐዙ አለዎም
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 ай бұрын
❤❤❤ሕቶ""ህዝቢ ትግራይ ማለት እቲ ውሽጢ ዘሎ ብውሑዱ ንUAE ናይ መዓድን ይኹን ካልእ ብዝበዛ ንከይትገብር ተቃዊሙ ደው ክትብል ክገብር ይኽእልዶ?? በቲ ዝገበረቶ Genocide ምክንያት??❤❤❤
@eyal9826
@eyal9826 4 ай бұрын
ኩሉ ሻዕ ትግራይ ብትግራይ እዩ ዝጥቃዕ።ብሥሩ ተጋሩ ኣታሓሳስባና ልክዕ ድዩ? ኣብ ኢትዮጵያ ተጋሩ ይጥፍኡ ይብሉ።ኣብ ትግራይ ድማ ዓድዋ ይጥፍኡ ይብሉ ኣብ ዓድዋ ድማ ናብ ዝኮነ ቁሸት ይጥፉኡ ይብሉ እቲ ድምር ውፂኢቱ ዳዊት ዓቅሚ ይህልዎ እዩ ናይ ትግራይ ዓቅሚ ድማ ብዝኮነ መንገዲ ክጠፍእ ኣለዎ እዩ እቲ ውሳኔ ናይ ኢትዮዮጵያ።ምስ መን ኮይኖም ምስተጋሩ ብትግርኛ እናተዘራቡ እዮም ትግራይ ዘጥፍኡዋ ዘለው።
@bird1144
@bird1144 4 ай бұрын
እቲ ኢትዮጵያውያ አየር መንገዲ ምእፃው ኪሳራ እዩ ስለምንታይ ዘይርደካ
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 3 ай бұрын
አይተ ይባቤ ፅቡቕ ገርካ ገሊፅካዮ።ብሓፈሽኡ ወንጀል ዝፈጥር ፀገም እዩ።ዝኾነ ወዲ ሰብ ፀገም እንተዘይብሉ ካብገዝኡ ወንጀል ክፍፅም ኢሉ ዝወፅእ ፍጡር የለን።ገበርቲ ጉድ ገበነኛታት እናሃለው ደረጃ ሰብ ፈሊኻ ምውቃስ ጠጠው ክብል አለዎ።አብቲ ፀበባ ግዘ 40/50% እናቆረፁ ምስ ፀላኢ እተሓባበሩ ባንዳታት ኮ ሕዚውን አብ አዲስ አበባ ኮይኖም ዳንኪራ ይረጌፁ አለው። ከምታ አምሓራ ዝብልዋ "አህያውን ፈርቶ ዳውላውን "ግን መንግሥቲ ትግራይ አቃልቦ ክገብረሉ ይግባእ።
@beletu7041
@beletu7041 3 ай бұрын
ካብ ዘዳምቀን አጓዲ መቀፃፀሊ ጭራሮ ነበር ተጋዳላይ ወዲ አቶ አማረ ጨዓድየት ዩ
@Hiwot-fx7yv
@Hiwot-fx7yv 3 ай бұрын
መሕፈሮ tdf ፍትሒ ለይበልኩም ፍትሒ ትብሉ ህዝቢ ናበልካ ሸቐጥ ክስብ መኣዝ ይኣክል ኢሱ የፍትሓ tplf ካብ ኣኩም ንዕኡ ትቐርባ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
አጆዝኹም አኽዋተይ በርትኡ ስቴሊንግ ትኸፍሎ ዘለኻ ዋጋ ንትግራይ ብጣእሚ ዘኽብን እዩ በትትእ እግዚአብሔር ፃማኻ የርውየልካ ንህዝቦ ትግራይ እውን ከም ንስሪ የሓድሶ!!!
@Hiwot-fx7yv
@Hiwot-fx7yv 3 ай бұрын
መሕፈሮ እስኩም ጥራይ ትክክል ohhhh
@hggh7539
@hggh7539 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
ሕዌሕት ውሺጥ ሰረኛታት ንሕዚቢ ትግራይ ጆነሳይዲ ዛቢፄሑ አለው እዚኦም ክቃለዑ አለዎም መለሲ አቢ ሕዚቢ ትግራይ ዚሰረሖ ሕልቅ ሕዚብ ናቢ መከራ ዛቃለዔ መለሲ ሕብዒ አጀንዳ ይመሲለን ከም ውልቀይ ያሕዚን
@GEBREE100
@GEBREE100 3 ай бұрын
Can you tell us who are those Tegaru youtubers who are against Ato Dawit?
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ፋኖ ደመቀ ሞከነን ጌዱ ንምታይ ኢዩ ምሲ አቢይ ተባኢሶም ሕቶ ይመለሲ
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
ኢዚ ትቢሉዎ ዘለኹም ናይ ዳውት ሰናይ ሰራሕ ሐዚ ትገልፂዎ ዘሎኹም ሰቢ ምሲሞተ ምምሲጋን ባሕልና እና ዛሕዚን ባሕሪና ከም ሕዚቢ ሐውና ከም ተግራዌይ መዌፃኢ ይሐቦ
@realtube6031
@realtube6031 3 ай бұрын
እዞም ምስ ጨፍጫፊ አብይ አህመድ ኮይኖም ሎሚዉን ዝተሓባበሩ ተጋሩ አይኮኑን ተወለድቲ ትግራይ ዋላኳ እንተኾኑ እዚኦም ሓሰዉቲ ክንፈልጦም አለና
@nabyomgidey9605
@nabyomgidey9605 3 ай бұрын
❤❤❤ Gegenu
@danieladane3936
@danieladane3936 3 ай бұрын
ይባቤ ጥላሁ መን ናይ ትግራይ ፓለቲካ ተንታኒ ጌርዎ እዩ ብተደጋጋሚ ተቕርቦ ዘለኻ?
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ንሲኻውን ታአረም ሳልን ታአረም
@ethiopiaethiopia2099
@ethiopiaethiopia2099 4 ай бұрын
ስታሊን አፋር ይህን የብሄር ፖለቲካ አይፈልግም በኢትዮጵያነቱ አይደራደርም ብሆንም አጋር ተብለው ነበር 27 አመት የህዝብ ብዛቱ ከትግራይ ህዝብ ሳያንስ እንደገና በሪሶርሱ አፋር ተጠቃሚ አልነበረም ህውሀት ነበር ሲጠቀምበት የነበረው ✅✅✅✅✅✅✅✅
@yalmsthuyabebe106
@yalmsthuyabebe106 4 ай бұрын
አፈር የቤሔር ፖለቲካ አይፈልግም የሚለው ቤሔረ አፈር የሚባል ክልል የለም ማለት ነው ። አሁን ችግር የለው ህፐ መንግቱ አፍርስን ክልሎች አጼይ ሚኒሊክ በመከረቱት ወወይመሰ ደርግ በነበረው ክልል አነድርገው ። በርሪሐይለይ ሽኸት መዝባእ እና ሌሎችም ታሪካዊ እና ቦታዎቻችን አንመልሳል። ። ለዚህ ሁሉ ውጥንቅጥ የህገመንግስት ጉዳይ መፈትሔጸው ቅርብ ነው ። TDF የጉግማ አቻ ኣይደለም ። ጉግማ አቻህን ፈልግ ።
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 3 ай бұрын
ግልፂ ሓሳብ ገሊፅካዮ❤❤​@@yalmsthuyabebe106
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 3 ай бұрын
Cufi
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ሰልን ውዒል ፒክተሪያ ከሳካኢ ትሰሪሕ ትመሲል አለኻ ትመሲል ሙብጃል ጦጦው አቢሉ
@ST-tq9el
@ST-tq9el 4 ай бұрын
I think abiy us using Bregad zehamedu as a bargaining chip. When abiy gets what he wants from Isaias, he probaly ship them all to Isaias. How come they say Berhanu gula had a meeting with shabea officials ?
@BinyamHalefom
@BinyamHalefom 3 ай бұрын
ኣታ ይሸንከር ኣበይ ንፈልጦ ተሳቐና ንሕና ሕደጉማ❤
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy 3 ай бұрын
ድርባይ ረሳሕ ከማኻ ዝአመሰለ ሽንታም ወጠጦ ትግራዎይ የብልናን ዕሱብ ብላይ
@destatesema2882
@destatesema2882 3 ай бұрын
TPLF eko li higdef selilkum elu zigemgemom sebatike namen eyom?
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 4 ай бұрын
Whoisdawetbecaouseofmanjareno
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 4 ай бұрын
እረ ጉድ ተሰሚዑ ኣሎ ። ብልጽግና ኣብ ትግራይ 227 ሓደስቲ እንዳስትሪታት ሃኒጸ ኢሉ ይሕሱ ኣሎ ። እንታይ እዩ ዝግበር ዘሎ?
@SamirAlmalki-so3sz
@SamirAlmalki-so3sz 3 ай бұрын
ካደረታት ህወሓት
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ንሲኻውን ንምታይ ኢኻ ታፋራሪሑ ዘሎኹም ጌጋ አትዛረብ ሳልን ትጋጌይ አለኻ ትመሲል ንሲኻቱኹም እውን ናቶም ቢጂለ ትባሃሉ ትመሳ
@muluhagos4381
@muluhagos4381 3 ай бұрын
ሳልን ትጋጌዩ አለኹም ሰቢ አታሸቁሩ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 3 ай бұрын
idu qorats seb eyu wana zewts zelo nwedu zhbo zelo ofchel Abay welu nsebetu Australia key wetsu yzrgah
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 4 ай бұрын
Stallenpleasetobehoneestdontdefendfortplf
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
አቶ ዳውት ቅዲም ጦሪነት ኢሳያሲ ትክክል ምኻኑ ኢሳያሲ ካመሲግን ሪኢይናዮ ኢታይ ይባሃል
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 4 ай бұрын
I have noticed a lot of Tegaru use the word ENA can you please ,please use the correct word EMO instead?
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 3 ай бұрын
ሲታሊን ምሰወፅ ገንዘብ ትሃበካ ድዬ ተልፋሰ
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
ንሲኻውን ሕዌሕት ክንቀፊ ዬብሉን ትቢል ሰቢ ኢኻ ንሲኻውን ናይ ባዒልኻ ብጂለ ታሪኢይ አለኻ ንሕዚቢ ሲራሕ ናይ ብጂለ ተበጆለኻ ትመሲል አለኻ
@kt.2770
@kt.2770 4 ай бұрын
እዋ ፡ አበይ ፡ መሰል ፡ ትፈልጡ ፡ ደአ ፡ ብዛዕባ ፡ መሰል ፡ ትዛረቡ።
@mulugetamulugeta5459
@mulugetamulugeta5459 4 ай бұрын
.ጉጅለ ስብሓት ለኻብጥ አይትበሉ
@muluhagos4381
@muluhagos4381 4 ай бұрын
እና ንሕዚቢ ትግራይ ንሲራሕ ኹሉና ብጂለ እና ንመሲል ዘለና ንዛረቦ ንፊለጥ ኩላትና ንሕዚቢ ትግራይ ሰላም ሐዲንነት ንሲራሕ ቢቅንዒነት ቢዘራባና ታሐለቅት አንምሰል ንሐቅ ንዛረቢ
@hggh7539
@hggh7539 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kt.2770
@kt.2770 4 ай бұрын
እዋ ፡ አበይ ፡ መሰል ፡ ትፈልጡ ፡ ደአ ፡ ብዛዕባ ፡ መሰል ፡ ትዛረቡ።
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 73 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,2 МЛН
Anchor Media የጎንደር ወቅታዊ ሁኔታ
9:39
Anchor Media
Рет қаралды 81 М.
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 73 МЛН