#Zaramedia

  Рет қаралды 39,083

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 218
@Zaramedianet
@Zaramedianet Ай бұрын
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@fikadugidey5960
@fikadugidey5960 Ай бұрын
ኣቶ ኣማኒኣል ቁምነግረኛን መስተዉዓልን ዓውዪ ሰብ ኢካ ❤❤
@GebrewahidGebremariam
@GebrewahidGebremariam Ай бұрын
እስታሊን ፈታዊ ትግራይ ዓዱ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ እንተ አብ ትግራይ ዘለዋ ሚድያታት ግን አብ ጎኒ ህዝበን ደው ኢለን መስዋእቲ ክኸፍላ ይግባእ
@Gmariam-q9q
@Gmariam-q9q Ай бұрын
ዛራ ሚድያ ፅቡቅ መረጃ እዩ ዘቅርብ
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f Ай бұрын
ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ በሳል ፖለቲከኛን ብስነምግባር ዝተሃነፀ ብቑዕ መራሒን ተስፋ መፃኢት ትግራይን ኢኻሞ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ🙏
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 Ай бұрын
Thank you አቶ አማንኤል አፅጋቢ መልስይ ኢኻ ሂብካ
@aasaas7284
@aasaas7284 Ай бұрын
ኣማኒኤል ጅግና መስተውዐሊ ክልተኩም በላሕቲ ተጋሩ ኣናብስ ኣቦታትና እስታሌመይ ኣሙዋይ ኣጀኩም ሓድነትና ነስጥም ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n Ай бұрын
thank Mr Aman wedy Tigray For all You did 💛💓✌✌
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o Ай бұрын
ዜና ብትግርኛና ቀፅለሉ እስታሊን ሓውና😊❤️
@Somedt
@Somedt Ай бұрын
Stalin እዛ ዘስማዕካና ደርፊ ድአ ክንደይ ትጥዕም በል እስከ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ። 🙏🏻
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis Ай бұрын
ፅቡቅ መብርሂ እዩ እሙንን ቅኑዕን ፖለቲከኛ እባ ኣለና እዩ የብል ብሓቂ
@seblefekadu1898
@seblefekadu1898 Ай бұрын
Wadyi Jegana Tigrai 🙏🙏🙏
@SamuelTesfa-g6i
@SamuelTesfa-g6i Ай бұрын
የቐንየልና ስታሊን ብጣዕሚ ጽቡቕ ፃንሒት ጌርኩም ሓወና ኣማኑኤል ድማ ኣዝዩ ዝምስገን ስብእና ዝወነነ ሓላፍነታዊ ኣባል መሪሕነት ይመስል። በዚ ሒዝዎ ዘሎ ክቕፅልን ኣብሊፁ ህዝቡ ንምግልጋል ክጥቀመሉን ዓብዪ ተስፋ ኣለኒ።
@AmirHagos-n4g
@AmirHagos-n4g Ай бұрын
Hawey jegna
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Ай бұрын
የቀንየልና ኽቡራት ኣሕዋት ስታሊንን ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ብጣዕሚ ንጹር እዩ።
@MillionHelefom
@MillionHelefom Ай бұрын
ክቡር ምክትል ፕሬዝዳንት tplf ተጋዳላይ አማኒኤል 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@yosefaregay1233
@yosefaregay1233 Ай бұрын
ዘዕግብ መግለፂ እዩ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
ኣማንኤል ኣሰፋ ጅግና!! ከም ጌታቸው ሃዳሚ ኣይኮነን ነዛ ትግራይና ብተግባር ተዋጊኡን ተወጊኡን መስዋእቲ ዝኸፈለላ!!!
@MG-su4nh
@MG-su4nh Ай бұрын
Nmanim aydgfin gin Gech adieu zbl semea ayfeltin
@brhanu1214
@brhanu1214 Ай бұрын
Hasawi koynka 8werhi thabiu kemish adeu eyu tekdinu neyru
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
@@brhanu1214 እዛ ሓቂ ኮርኲሓትካ ዶ 😂 ቀምሽ ተኸዲኑ ነፍሱ ከድሕን ካብ በረኻ ናብ በረኻ ትሕቲ ጉድጓድ ተሓቢኡ ኮለል ክብል ዝቐነየ ደኣ እዚ ሃዳሚ ጌታቸው ከም ምዃኑ ውሽጥኻ ትፈልጦ። ግደፉ እንዶ ኣይተዛርቡና! ጌታቸው ኣብዚ 50 ዓመት ዕድሚኡ ሓንቲ ጥይት ተኲሱ ኣይፈልጥን እዩ። ከምኡ ቦጅባጅ ፈራሕ ሃዳሚ ሰብ የለን። ነዚ ድምፂ ቶኽሲ ሰሚዑ ዘይፈልጥ ብዕስራ ሰባት ከም ሕንቅቕቲ ጓል ቢልየነር ዝዕጀብ ዝነበረ ሰኽራም በጥራቕ ፃሕፃሕስ ምስቲ ኣካሉ ምእንቲ ትግራይ ዝሰንከለ ኮማንዶ ነበር ኣማንኤል ክተወዳድርዎ ዘይትሓፍሩ?? 😂 😂 ኣየ ኣምለኽቲ ጌታቸው ከማኹም ድፍረት ይሃበና
@zenebeme1721
@zenebeme1721 Ай бұрын
@@yohannesiv4300 ኣበይ እዩ ተዋጊኡ ? ጌታቸው ናበይ ሃዲሙ ? ሰብ ዘይናቱ ምሃብ ነውሪ እዩ።
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
@@zenebeme1721 ቅድም ቀዳድም ነቲ መደብ ፅቡቕ ገይርካ ኣዳምፆ! ድንቑርናን ምምላኽ ውልቀሰብን ኣይጠቕመካን። ተጋዳላይ ኣማንኤል ኣብ ወራር ሻዕብያ(1998) ክዋጋእ ትምህርቱ ራሕሪሑ ኣብ መዓት ዓውደ ውግኣት ዝተሳተፈ ኮማንዶ ነይሩ። ኣብ ግንባር ዛላንበሳ ከቢድ መውጋእቲ በፂሕዎ ንሕንጢጥ እዩ ካብ ሞት ተሪፉ። ብምኽንያት እቲ ዝበፅሖ ከቢድ መውቃዕቲ ከዓ ብቦርድ መከላከያ ካብ ሰራዊት ተፋንዩ። ኣብዚ ሕዚ ኣብ እተገበረ ኲናት ሰራዊትና ንመቐለ ድሕሪ ምቁፅፃሩ ዓቕሙ ብዝፈቐደሉ ሰንከልከል እናበለ ኣብ ድሕረ መስመር እጃሙ ኣበርኪቱ እዩ(ከም ጌታቸው ክዕጀብን ክሕባእን ኣይኮነን ኣሕሊፍዎ)። ኣዴኻ ሕፍረት ኣየምሀረትካን መሰለኒ ነዚ ነባር ኮማንዶ ምእንቲ ዓዱን ህዝቡን ዝሰንከለ ዘይናቱ ሂብካስ ንዓይ ከዓ መሊስካ በቲ ንስኻ ትፍፅሞ ዘለኻ ክትምዕደኒ ትፍትን። ናትኩም ድፍረት ንበይኑ እዩ ጌታቸው ጥራሕ ዘይኮነ እንኮላይ ደገፍቱ እንዲኹም ስነ ልቦና ኣምሓራ ትውንኑ። ብሓሶት፣ ፀለመ፣ ጠቐነ፣ ምድንጋር፣ Populism፣ Gaslighting፣ ምትላል፣ ሆሆ፣ ፀርፊ፣ ዘለፋ ትቕይርዎ ነገር የለን። በል ኣነ ከዓ ክሓትተካ እስኪ: እዚ በጥራቕ ፃሕፃሒ ጌታቸው ረዳ ኣበይ እዩ ተዋጊኡ ዝፈልጥ? ይትረፍዶ ክዋጋእ ኣብ ህይወቱ ሓንቲ ጥይት ተኲሱ ዶ ይፈልጥ? ግደፎ ‘ሞ ንጌታቸው፣ ኣብታ ንስኻ ትድግፋ በስናዕ ጉጅለ 16 ብዘይካ በየነ መክሩ ሓደ ጥይት ተኲሱ ዝፈልጥ ሰብ ዶ ኣሎ??
@betig3972
@betig3972 Ай бұрын
Tplf ❤❤❤
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 Ай бұрын
❤❤❤ኣማኒእል ጅግና
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f Ай бұрын
ሚስጥር ትግራይና ኣብ እዝኒ ፀላእቲ ብዝበፅሐ ቁፅሪ ናብ ረብሐኦም ብምቕያር ፕሮፖጋንዳ ክሰርሑሉ ንዕዘብ ኣለና ስለዚ በምሓርኛ ዝግበር ቃለመሕተት ተትተርፍ ባሃላይ እየ።
@GoitomGmariem
@GoitomGmariem Ай бұрын
ሚሽጥረኛ አየ ሰብ ቋንቋ መሓብኢ አይኮነን ....ነስፍሕ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
@@GoitomGmariem ኣብየት ርእሲ 🤦🏽‍♂️
@thecash_4219
@thecash_4219 Ай бұрын
በጣም ይቅርታ ታጋይ አለመስሉኝም ነብረ❤
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 Ай бұрын
ሰላም ስታላን አማኒኤል አሰፋ ብጣዕሚ በሳል ጎዎዝ አንድበተሩቱዕ ሰብ እዩእና ስታሊን ናይሃገረ ትግራይና ብቁዕ ጠቅላይ ምንስተር ክዉን እዩ
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml Ай бұрын
ካብ ኩሎም ወገናት አምፂእካ አዛራርቦም ስቅ ኢልካ ወገን ፅቡቅ አይኮነን ንህዝብና ናብ ሕማቅ ሕምስምስ ከየአቱ
@YonasBerhe-ij1hf
@YonasBerhe-ij1hf Ай бұрын
ንረብሓ ትግራይ ንቃለስ እንተኮይንና ኩሉ ብብሙያኡ ንክሰርሕ መግባር ብጣዕሚ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ።ንኣብነት ኣማንኤል ኣሰፋ ብቁዕ ናይ ሕጊ ምሁር እዩ።ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዕዉት መንገዲ ንምፍፃምን ረብሓ ትግራይ ንምርግጋፅን ድማ ናይ ሕጊ ምሁራት እዩ ዘድልየና።እስታልን እውን ምስ ዝዝነፈሰ ዘይነፍስ ረብሓታት ትግራይን ህልውና ትግራይን መሰረት ገይሩ ዝቃለስ ጅግና እዩ።
@MillionHelefom
@MillionHelefom Ай бұрын
ውድብ ኩሉ ጊዜ ውድብ እዩ ::🎉❤🎉❤
@tsegagebre368
@tsegagebre368 Ай бұрын
Thank you so much for invited tegadalay amnaul .
@MeridAbrha
@MeridAbrha 4 күн бұрын
ኤማ እስካብ መኣዝ ኢኩም ከምዚ ኮይንኩም ትቅፅሉ ማለት መኣዘ ኢና መንግስትና ንፈልጥ ማለት ብጣዕሚ ተደናጊሩና ህዝቢ ዉን ዝኮነ ነገር ክግልገል ኣይክኣለን
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml Ай бұрын
እሞ 30 ዓመትከ ታይ ረኪቦም አካሎም ዝጎደሉ ሰባት ፈቃደኡ ልመና የኮኒ ድዮም ነይሮም መን ጠሚትዎም ሽምባንዶ ጥሮታ
@GoitomGmariem
@GoitomGmariem Ай бұрын
ሚስጥር ምሕባእ ተይኮነስ ከም መፃወዲያ ይጥቀምሉ ሕማቃት ኢዮም
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ Ай бұрын
ትግራይ ፀላእታ አብ ውሽጣ ዘለው ሰለስተ ሰባት ምዃኖኖ ተጋሊፁ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ አይትበል
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n Ай бұрын
Getachew banda is not TPLF , Must down immediately & stop
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 Ай бұрын
ዛራ ሚዲያ ፅቡቕቲ ሙሉእ ይግበሮ
@DesalegnHiluf
@DesalegnHiluf Ай бұрын
ሕዋሓት ግለ ሰብ ኣይኮነን ብይዛኹም ግደፉ ንስልጣን ኣይትጒየዩ ንመንእሰይ ኣረክቡዎ
@hageremiru2888
@hageremiru2888 Ай бұрын
Jegena wede hezbi ❤❤❤
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
❤ሰላም ዛራ ሚድያ❤ ዝኸበርካ ተጋዳላይ እስታሊን ውፉይን ብቁዕን ወዲ ህዝቢ ❤ ንመትከላዊነት ቃልስኻ ካብ ልቢ ናድነቅኩን ናመስገንኩን ብውሽጢ መስመር ሓበሬታ ንህበሉ ኣድራሻ ክትሕብረኒ ብትሕትና ይሓተካ ሰናይ በዓል መስቀል 2017❤
@Efrem.2024
@Efrem.2024 Ай бұрын
Egziabher selamkum yebzehalkum Tegaru Ahwatna 🙏 Stalin hawey ajokum gubae xebuk iyu gebenegna nab hgi
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Ай бұрын
GOD bless you bro 🙏
@zenebeme1721
@zenebeme1721 Ай бұрын
ስታሊን ፈለማ ዘይሻራዊ ክትከውን ይግበአካ ነይሩ ይኹን እምበር ናይ እቲ ስብሓታዊ ህወሓት ደጋፊ ኢኻ።
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
ፅቡቅ ቃለ መሕተት እዩ። ይኹን ደኣ እምበር ሕወሓት ገና ኣብ ሰንፈላል እያ ዘላ። ከምኡ እውን ምርጫ 2018 እናበፅሐ እዩ። ኣሞ ደኣ ኣይተ ኣማኑኤል ፀሓይ እዳዓረበት እያ ዘላ መወዳእትኡ እንታይ እዩ....?!!!!
@jonah8650
@jonah8650 Ай бұрын
This is what they call ‘soft ball interview’
@HadushGeremedhin
@HadushGeremedhin Ай бұрын
ነባዕሉ መውፅኢኡ ዘይፈልጥ እዩ አመኒኤል
@Vip-j8f
@Vip-j8f Ай бұрын
ኣሜ ጅግና ሰካረም ስለተዛረበ እዚኒ ዝህቦ ትግራዋይ የለን
@shket12
@shket12 Ай бұрын
ንአማንኤል ምትቻት ሞራል የድለየካ
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf Ай бұрын
አማኒኤል አሰፋ ካብቶም ንትግራይና ተስፋ ዝኾኑ መራሕቲ ሓደ እዪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ስታሊን ቀፅለሉ መደባትካ ወሰንቲ እዬም
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 Ай бұрын
Ezi sebay bafltoo mukulull melekti zelewo u zzareb 👍
@byyh6988
@byyh6988 19 күн бұрын
እነ ዝሓቶ ሕዋሓት ሀዚእውን ደቂሱ እዩ ዘሎ
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 Ай бұрын
Jeneral xadka keysewerkumoo selam yebelan tegray
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Ай бұрын
Estalem jegna respect ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 Ай бұрын
ኤማኑኤል ብሱል ፖለቲከኛንቅኑዕ ወዲህዝቢ።❤❤❤❤🎉🎉🎉
@QUALITYBEST-s5r
@QUALITYBEST-s5r Ай бұрын
BOTH OF YOU ARE TIGRAY HEROES,I WOULD LIKE TO EXPRESS MY APPRECAITION FOR AMANUEL FOR REPTETDLY IS BEING INTERVEIWD
@CheckerDriver2121
@CheckerDriver2121 Ай бұрын
Sibhat family no remorse power hungry money hungry bloodthirsty
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e Ай бұрын
ኤማ አይትሸወድ ይጥቀሙልካ አለው ቶም አረግቶት።
@beletu7041
@beletu7041 Ай бұрын
አነ ናይ መንም ፓርርቲ ደጋፊ አይኮንኩን ግን ካብ ህዝቢ ትግራይ ተፈጢረ ኩሉ ትግራይ ትኾኖን ተሐሞን ትቅንዘዎን ቃንዛይ ዩ ንዙይ የ ዘጠያይቅ ።
@rona7755
@rona7755 Ай бұрын
ወድሰብ እንትደፍር እግዚሄር የለን እናበሉ ዝገልፁ ህወሓት የላን እንተበሉ እንታይ ዘገርም፡ኣለዎ? " ፈሊጡያ ዝደቀሰስ እንተነቕነቕዎ ነይሰምዕ "
@gebrekidanabera
@gebrekidanabera Ай бұрын
ብቀጥታ እኳ ኣሚሊጥለይ እዩ ብዝኸነ እሰታሊን ከመዚይ ዓይነት መሰተውዖሊ ዘይጃሃር ኣንደብተኛ ተፀሪፈ እሉ ናብ ናይ ውልቁኡ ዘይድህብ ኣጋላልፃ ን ም/ል ኣቦወንበር ህወሓት ኣማኒኤል ኣሰፋ ምቅራብካ የቄነየልና ካብቶም ዝተፈንጨሉ ማኣከላይ ከሚቴ ትክክለኛ ከረድኡ ዝክእሉ ሰባት ኣቅርበልና እሰታሊን,
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ሕውሓት አየነይቲ እታ ናይ አለም ወይስ ኔትዎርክ ጥሚትን መስዋእትን ካልእ እንታይ አመፀአትሉ።
@MotivatedInsights-h9h
@MotivatedInsights-h9h Ай бұрын
ata korfach ab dege koynka adina aytebaiselna aregit serihka zeytbeli
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ሐድ ሚልየን አይሞተን ነዓይ ካብ ስልጣን ነከውረዱ እዩም ዘክብድው ዘለው
@mikihayelom-zf9hx
@mikihayelom-zf9hx 19 күн бұрын
ሃይ
@muller3255
@muller3255 Ай бұрын
Any leader of TIGRAY he/she don't believe GENOCIDE was happened in Tigray , one Tigray ( historical legal all boundaries ) with out any conditions & protect civilian's. if they don't follow the obove issue they will never represent or leading Tigray at all.
@almaz3950
@almaz3950 Ай бұрын
እስታሊን። እዞም ምሩኻት ወንጀለኛታት እዮም። እቶም እሱራት ተጋሩ ብመንነቶም ታአሰሩ ምንም ወንጀል ዘየብሎም እዮም። ከመይ ኢሉ ምስቶ ብመንነቶ ታአሰሩ ብወንጀለኛታት ይቕየሩ። ወንጀለኛ ናብ ፍርዲ እዩ ክቐርብ ዘለዎ።
@HTT6892
@HTT6892 Ай бұрын
Thanks Staline.
@jhi3325
@jhi3325 Ай бұрын
ቃለ መሕተቲ ገይሮም አይፈልጡን እዞም ካድሬ እዝኦም ሒጂ ምስ ጨነቆም ንስታሊን ጠይቀናሞ መልሲ ንህብ እለሞ አይ ሲታሊን ካድረ ሕውሐት ጌታቸውን ፃድቃንን ንከይመርሑ ኾእዩ ዝኹሉ ሃተፍተፍ ብጀነራል ፃድቃን ኾእያ ድሕና ትግራይ አማኑኤል አሰፋ ተሐብኡ እዩ አሕልፍዎ 2 ዓመት ሙሉእ 😅
@TeklaiAddis
@TeklaiAddis Ай бұрын
Stalin selam do Btaemi eye zednkeka ??? Gin Ab center kum/
@tsegaydesta2162
@tsegaydesta2162 Ай бұрын
በሳል መራሒ
@Abcbc-d8h
@Abcbc-d8h Ай бұрын
Dembegna adwa neh 58:48
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ Ай бұрын
ዓድዋ ጌታህ ነው ።
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
ረሳሕ ኣድጊ
@byyh6988
@byyh6988 19 күн бұрын
ኣታ ሕዋሓት ደቂስኩም ኢኹም ዘለኹም ተልዓሉ ምስህዝብኹም
@axumtsion9216
@axumtsion9216 Ай бұрын
Ema enkaee dehan metsaeka
@HTT6892
@HTT6892 Ай бұрын
Thanks Staline for raising the issue of difference between the two groups in TPLF - 1:29:00 - 1:31:00.
@alemhailemariam8541
@alemhailemariam8541 Ай бұрын
ብእውነት ዛሕራ ሚድያ እቲ ሓቂ ንሕዝቢ እዮ ጠጠው ኢሉ::
@MehariBerhe-g1t
@MehariBerhe-g1t Ай бұрын
ኣብ መሕቖፊ አዲኡ ዝነበረ ሓሳዊ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አወድልዳሊ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ወድብ ጉባኤ ማለት አለም ገብረወሀድ እና ዘመዱ እዩም ካልእ የብላን ጌታቸው ናብ አለም ከድካ ተዳነይ ማለት እያ ከምታ 27ዓመት ንዘድልይው ዘስቅልሉ ንዘበለፀም ዘባርርሉ ኔትዎርክ ብኡ ከቅፀል እዩም ዘድልዩ
@saraalemayehu4529
@saraalemayehu4529 Ай бұрын
Zgerm bslet. Yekenyelna ayte Amanuel.
@Nega-b2s
@Nega-b2s Ай бұрын
ጥሮታን ቦርድን ይፈላለ እዩ። አማንኤል ቦርድ እዩ ወፂኡ። ቦርድ ማለት ድማ Unfit መለት እዩ። ጡረታ ብዕድመ ዝውሀብ እዩ
@byyh6988
@byyh6988 19 күн бұрын
ኣማኒኤል ቆረምረም ኣይትበል ብሎም ርእስርእሶም
@beletu7041
@beletu7041 Ай бұрын
ምንዕዓቅ ጃናኢና በምንይ ይበልፀኒ በለ አይበለታይ የምፅእ ቅንዕና ምርሐቅ በትዕቢት ምውጣር እዚኹሉ ቃንዛ ህዘቢ መስዋት ብጎኒ አቅሚጥካ ንግሊክበርኻ ዝነኽአካ እንታይ ክብሎ ዘሕምም ቃላት ክተመርፅ ድቃስ ሲኢኖም ናይ ህዜቢ ፀገም ከፈትሑ አየኽኡሉን
@kibromhagos8895
@kibromhagos8895 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤selam N hezbe tigray 🙏🏻
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ከመይ ድአ ስልጣን ዘይከብድካ
@reisomtsadik2681
@reisomtsadik2681 Ай бұрын
እስታሊን ጌታቸዉ ታይ እዩ በዲሉካ ክፍአት ጥራሕ ትናገር?
@AbrehamTeklehimanot
@AbrehamTeklehimanot Ай бұрын
ዛራ ዛራ ይችኻ ስታሊን ትኽክለኛ ትግራዋይ ።
@TekleweyniMesele
@TekleweyniMesele Ай бұрын
እስታሊን መደብካ ንካታተሎ ኢና ኣጁኻ በርትዕ ህዚቢ ትግራይ ካብ ዝኾነ እዋን ፈታኒ ግዜ ዝሕልፍ ዘሎ ሕጂ እዩ ኣብዚ ፅንኩር ግዜ ኣብ ገኒ ህዝብኻ ደው ምባልካ ምስጋና ይግበአካ እዩ ዝሓወይ
@muluebrhanmengis64
@muluebrhanmengis64 Ай бұрын
እቶም ብገበን ዝሕተቱ ብፍላይ ረዲኤት ሰሪቖም ኣብ ምሻጥ ዝሳተፉ ዝነበሩ ሎሚ ኮንካ ክርከሎ ንህዝቢ ዘምጽኦ ሽግር ብዛየገድስ ብምባል ጥራሕ ሕውሓት ኣብ ድልጣን ስለ ዘሎ እቲ ዝፍጸም ዝነበረ ግዕዝይናን ገበናትን ዝፍጽምዎ ዝነበሩ እዞም ኣብ ግዝያዊ መንግስቲ ዘለው ኮነ ኢሎም ንሕውሓት ንምፍራስ ክብሉ ንህዝቢ ትግራይ ዛይምግዳስ ኣዝዩ ክፉእ ተግባር ዝገበሩ ስለ ዝኾኑ ዋላ ወዲ ወረደ ናይ ጸታ ሓይሊ ኣፍሪሱ ስጉምቲ ክወስደሎም ኣለዎ ምኽንያቱ ወድወረደ ውን ነቲ ብዓል ገታቸው ዝኸድዎ ተሰማሚዕሉ እዩ
@AyanaRoro-yd6vo
@AyanaRoro-yd6vo Ай бұрын
አማኒአል ወንድሜ በትግራይ ለመትከል የተፈለገው ቃብላዊነት ናይ ድህረት ጉዳይ አይኮነን።አስብ አስብ አስብ አሁንም አስብ። ትግራይ ለአፍርካ ጭቁኖች መጥፎ ምሳለ ስለሆነች ነው።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
ለከብት መልስ አይሰጥም::😂😂😂😂
@AyanaRoro-yd6vo
@AyanaRoro-yd6vo Ай бұрын
@@yashenfalgena6247 ያልኩት ገብቶህ ከሆነ ምንም ችግር የለውም። ብያንስ እነ የምበላው ሳር ነው።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አቦይ ስብሓት ዘመድካ ስለ ዘነበረ ኢካ ቀላሚኖ አትካ አጀካ ስታሊን ድጋፌካ እዩ አየከብድልካን
@MeseluKt
@MeseluKt Ай бұрын
ኣታ ሕደጉይ ዶ?? ሰብ ፖለቲካ ክትምግቡ ትምኩሩ? ኢዶ ኢዶ።
@Pamela-cb6gl
@Pamela-cb6gl Ай бұрын
ጉጅለ ኣደመ ! ከይትዋረዱ ! ውረዱ።
@mhreteabmaekobay3520
@mhreteabmaekobay3520 Ай бұрын
ክላ ሃዳዲ ስቕ በል ዋዋ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Ай бұрын
@@Pamela-cb6gl ጉጅለ 18 ዓቕልና ከም ሰኣን ዓቕሚ ኣይትጠምትዎ ንኸዳዕ ምሕረት ኣይግበርን ሕዚ ‘ውን ነቲ ትፍፅምዎ ኽድዓት ክልተ ሻዕ እንተሓሰብኩምሉ ይሕሸኩም እንተዘይኮይኑ ዕጫ የማነ ፈንቅል እያ ክተጋጥመኩም። ካሕዳማት ሸየጥቲ ህዝቦም ኳዂቶ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አይተቃለስን በቃ
@FitawGirmay
@FitawGirmay Ай бұрын
ስታልነይ እቶም ምክትላት ጥራሕ ዘይኮነስ እተን ህወሓት እውን 2 ኮይነን ተሸግርና ኢና ዘለና🤭
@Fth1919
@Fth1919 Ай бұрын
እዚወዲፀሩተጋልቲእዩ ተጋደልቲመንበሪገዛአብከተማከይወቦምዝቃወምእዩ ሸሞንተወርሒፈሪሑከይቃለስ ዝተሓብአ ብደምስውኣትናዝቅልድ ሕጂስብኮይኑ አብሰላም መንግስቲከይልዋትግራይ ፀረትግራይአቋምዘለዎ ስልጣኑከምመንሪኡገይሩክብሕት ዝደሊሓይሊእዩነዚወዲንሓቶ ሕቶየለንካብምድያኻአርሕቀልና።
@MillionHelefom
@MillionHelefom Ай бұрын
ተተካኢ tplf ጀግና 🎉🎉🎉🎉
@CheckerDriver2121
@CheckerDriver2121 Ай бұрын
Sibhat family they care more about Eritrea than tigray but they want to rule tigray
@muller3255
@muller3255 Ай бұрын
Nothing to do with Eritrea & Sibhet. The Getachiw & Sadcan group rise this issue to caver the their evil idea with Abby Ahmed to destroy TIGRAY. but will never happen in a million years in this land contrary it will eat them alive trust me. LONG LIVE TPLF TPLF
@EquarAlem
@EquarAlem Ай бұрын
❤8 ወርሂ v ምክትል አቦወንበር????????
@EyualGebremedhn-ev1wb
@EyualGebremedhn-ev1wb Ай бұрын
ኣቱም መራሕቲ በጃኹም ካብ ዓይንና ጥፉኡ ሌባቡ ኣምላክ ይማሓርካ ህዝብይ😢😢😢😢😢😢
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 Ай бұрын
ደሙ ንህለውና ትግራይ ዘፍሰሰ ዘመርህን ዘሎ ወዲህዝቢ እዮ።
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
አንታይ አሞ ክግበር ህዝቢ ትግራይ ትጠርኒፉ ነቲ ዝዕንድር ዘሎ ህዝቢ ጠጠው ከብሎዩ። ገጋትት ክህሉ ይኸልዩ ግን ነዛ ግዜ ተደጋጊፍና ንውጽኣዮ። አርኑብ ዘረባ አማኔል🙏👍 ገታቸው 400 ሰባት መጽነቲ ምፍናዉ ርኡይ ምጥቓቲ አብ ልዕሊ ነቶም ምስኡ ዝተቓለሱ ዝግበር ፕሮፖጋዳ ንብልፅግና ሕግብግብ ምስ ምንታይ ይቑጸር!!
@wewe5688
@wewe5688 Ай бұрын
Good job stalin God bless you.
@MotivatedInsights-h9h
@MotivatedInsights-h9h Ай бұрын
hwehat ttekel hwehat keyttefies nhna kntefie
@brhanu1214
@brhanu1214 Ай бұрын
Aye stalin mskrnet dika thb zeleka mekateri
@SeidAhmed-s5d
@SeidAhmed-s5d Ай бұрын
Zalambasa intay ybahalalo
@beletu7041
@beletu7041 Ай бұрын
ሰታሊን አዛ ሕትን ም /አቦ /ህ/ አማኒኤል ዘቅረብካያ መንዲኻ ትብል ፅብቲ አብቲ እዋን ኩነታት ታይ ምርሐን አበይ ኩንን ተባሂሉ ጠንጢኑ ለቂቁን ሃዲሙ ተሸጉጡን ተረኺቡ ዝርዝር ምባላ አገዳሲትያ
Trapped by the Machine, Saved by Kind Strangers! #shorts
00:21
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
00:24
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 38 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 30  ( BY BRUNO )
41:54
Awra Tube
Рет қаралды 268 М.
Trapped by the Machine, Saved by Kind Strangers! #shorts
00:21
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН