#zaramedia

  Рет қаралды 23,477

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 73
@Zaramedianet
@Zaramedianet 15 сағат бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@LjalemAdane-qe9xk
@LjalemAdane-qe9xk 20 сағат бұрын
ስታሊን ጅግና ኩርዓት ህ
@Hmm-c8v
@Hmm-c8v 16 сағат бұрын
ባሻ ደስታ እስታሌም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ የቀንየልና❤❤❤
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 21 сағат бұрын
ዜና ጉጅለ ጥልመት ~~~~~~~~~~~~~ ካቢኔ ግምት ትማልን ሎመዓንትን ኣብ ኣኼባ ውዒሉ ኣሎ። ውሳነታት ዝሓዘ መግለፂ ከምዘውፅእ እውን ካብ ውሽጢ ዝተረኸበ ሓበሬታ የመላኽት። ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ንኣዲስ ኣበባ ዘቕረቦ ጥርዓን ብሽም ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ዳግማይ ፃውዒት ንምቕራብ እዩ ዝሸባሸብ ዘሎ። ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ሰራዊት ትግራይ ይፍረስ መናእሰይ ዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ይተሓንፈፁ፣ ሰራዊት ኢ/ያ ናብ ትግራይ ብህፁፅ ይእቶ፣ ኣብያተ ምኽሪ ትግራይ ይተኣገዳልና ዝብል ጥርዓን ዘቕረበ ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ሕዚ ድማ ብሽም ካቢኔ ብመግለፂ መልክዕ ከውፅእ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ። ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣብ ናይ ውልቁ ሕቱኽቱኽን ዓርሱ ናብ ስሩዕ መንግስቲ ንምስግጋርን ህዝባዊ ስርሓቲ ረሲዑ ዝፀንሐ እዚ ውፅኢት ኣልቦ ጉጅለ ነቲ ጉዳያት ህዝቢ ንኽርኢ ፀዊዕዎ ዘይፈልጥ ካቢኔ ፀዊዑ ንይምሰል ነንባዕሎም ዝዋቕዑ ነጥብታት ብምልዓል ቀንዲ ኣጀንድኡ ግን ኣብ ትግራይ ውልቀ ምልክነት ንምእዋጅን ሰራዊት ትግራይ ኣፍሪስካ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክኣቱ ንምፅዋዕን ብማሕተም ካቢኔ ንምፅዋዕ ዝዓለመ እዩ። ጉጅለ ክሕደት ብሽም ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ከውፆ ኣዳልይዎ ኣብ ዘሎ መግለፂ ~ ጌታቸውን ፃድቃንን ከም ኣጀንዳ ሒዘሞ ናብቲ ካቢኔ ዝመፁ ናይ ክልተ ዓመት ፃኒሒት ግምት ብጥንካርን ድኽመትን ገምጊም ቀፀልቲ ኣንፈታት ንምቕማጥ ዝዓለመ እዩ ይብል። ግምት ኣብቲ መድረኽ ድኽመተይ እዩ ዝበሎ ተወዲበ ኣይመራሕኹን ይብል እሞ ከም ኣመሉ ተወዲበ ከይመርሕ ዝገበረኒ ድማ ህወሓት እዩ ዝብል ክሲ ዝሓዘ እዩ። • ነተን ልኣላዊ ስልጣን ህዝቢ ዘረጋግፃ ኣብያተ ምኽሪ ብመሰረት ዝተወወሃበን ሓላፍነት ዘውርድኦምን ዘደይበኦምን ዘለው ሓለፍቲ ስራሕ ጥሒሱ ብውልቀ ሰብ ዝሽየሙ ዘለው ገበነኛታትን ምስ ፀላኢ ተሻሪኾም ዝሰርሑን (ኣብነት ከንቲባ ከተማ መቐለ ኢሉ ዝመደቦ ብርሃነ ገብረየሱስ) ኣጣናኺሩ ክቕፅለሉን ውሳነ እተን ኣብያተ ምኽሪ ከምዘይቕበልን ብሽም ውሳነ ካቢኔ ከውፅእ ይዳሎ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ንመሰል ዓርሰ ውሳንኡ ዘካየዶ ቃልሲ ዝጎሲ ምልክነት ብዕሊ ንምእዋጅ ይዳሎ ኣሎ። • ሰራዊት ትግራይ ክፈርስ በቲ ሓደ ወገን እናሰርሐ ክሳብ ሻቡ ድማ ሰራዊት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ ኣየእትወኩምን ዝብል ረቒቕ ኣዳልዩ ኣሎ። ነቲ ምእንተ ብሄራዊ ህልውና ንዕላማ ዝቃለስ ዘሎ ሰራዊት፤ ህልውና ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉ ኣብዚ እዋን ኣይግድሸኩምን ንምባል ዘኽእል ሞራል ዘይብሉ እኳ እንተኾነ ብድፍረትን ትዕቢትን ብሽም ካቢኔ መግለፂ ከውፅእ ይዛተየሉ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ድማ ሰራዊት ትግራይ ከም ናይ ባዕዲ ሰራዊት ናብ ካምፕ ይእቶ ትግራይ ፓሊስ ይኣኽላ እዩ ዝብል ይካተት ኢሎም ዘልዐሉ ኣለው። • ንመንግስቲ ፌደራል ኣብ ትግራይ ኢዱ ከአቱ ግልፂ ፃውዒት ንምቕራብ ይዝትየሉ ኣሎ። • እቲ ጉጅለ ልክዕ ከምቲ ኣብ ፌደራል ኬዱ ዘቕረብዎ ጥርዓንን ስምዕታን ኩሉ ውድቀቱ ናብ ህወሓት ብምድርባይ ንዓርሶም ካብ ፀገም ሓራ ንምውፃእ ኩሎም ዘጋጠምዎም ውድቀታት ብሰንኪ ህወሓት ምዃኑ ዝድምድም መግለፂ ንምውፃእ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ። • ኣብ ስልጣን ንምቕናይ ኩሎም ዓይነታት ድሕረት ዝጥቀም ዘሎ ጉጅለ ክሕደት ሕዚ እውን ንገለ ዞባታት ‘ዝሸፈታ ዞባታት’ ብምባል ህዝቢ ከምህዝቢ ብምፍራጅ ህዝብና ነንባዕሉ ክጠራጠር ብመልክዕ ውሳነ ካቢኔ ከውፅእ ኣርቂቑ ኣሎ። • ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ ስርዓት ውልቀ ምልኪ ንምትካል የዐንቅፉኒ እዮም ንዝበሎም ህወሓትን ሰራዊት ትግራይን ብምብታን ኹሎም ድሕረታት ተጠቒሙ ሓድነት ህዝብናን መንፈስ ቃልሲ ህዝብናን ብምድኻም ወንበሩ ንምድልዳል ዝሰርሕ ዘሎ እቲ ጉጅለ ናይ ጥልመት መንገዱ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። መንገዲ ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት መንገዲ ጥፍኣት እዩ።
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 8 сағат бұрын
Basha THE IRON MAN. good to see you. 💐
@ninaabay2140
@ninaabay2140 18 сағат бұрын
Thank you Bashai
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 20 сағат бұрын
ጀ/ ፃድቃን ካብ ልቡ ድዩ እቱ መድሕን ትግራይ አፍሪሱ እቱ ምስ ጎረቤት ዓድታትተሓባቢሩ ንሕዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፈን ኣዶ ትግራይን ሕፃውንቲ ትግራይን ዝደፈረን መድሕን ሕዝቢ ትግራይ ክኾን ሐሲቡ ወይስ ይእተው እሞ እቱ ዝተረፈ ሕዝቢ እውን ይወዳአዮ እዩ ዝብለና ዘሎ እዙ ሰብ ብእቱብ ዝሰርሕ ዘሎ ናይፀላኢ እላማ እዩ ናይሕዝቢ ትግራይ ስቃይ ክንዲ ፍረ ጣፍ እትኽውን እኳ ሓልየት የብሉን አይግድሾን እውን ክህደትን ጥልመትን ውርደት እዩ
@ትግራዋይ-አ3ኘ
@ትግራዋይ-አ3ኘ 19 сағат бұрын
ብትክክል 👍👍❤👌
@tirhaswelu
@tirhaswelu 10 сағат бұрын
Welcome Basha 🙏❤️‍🔥✊💊👌
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 19 сағат бұрын
ጥልመታዊ ጥምረት ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ብዝኾነ ይኹን ርትዒ ንህወሓትን TDFን ኣፍሪሶም ንዳግማይ ጀኖሳይድ ከሳጥሑና ዝፈቕደሎም ትግራዋይ የለን። ውድቀት ንጥልመታዊ ጥምረት ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ዓወት ነቶም ብህላወ ህዝቦም ዘይዋገዩ ህወሓትን TDFን።
@LjalemAdane
@LjalemAdane 19 сағат бұрын
ባሻ ደሰታ❤ዕድመ ይሃብካ
@AmirAmir-w9h3z
@AmirAmir-w9h3z 16 сағат бұрын
በሩቱ ወንድሞቻችን በጣሞ ደስ የሚል ውይይት ነው።
@saraabraham2202
@saraabraham2202 17 сағат бұрын
ባሻ ጅግና!! ዋይ ዝሓወይ መድሓኒት ዝኾንካ ጅግና🫡
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 5 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 19 сағат бұрын
እኒ ጌታቸው(ከዳ) አብ እብዳን እዩም ዘለው ስለዚህ ስራዊት ትግራይ ክውስን አለዎ ሕዝቢ ትግራይ ናይ ምሕላው ግቡኡ እዩ ❤❤
@Sebeye321
@Sebeye321 13 сағат бұрын
ኩቡር ሐወይ አብት ጊራይ ሰላም ክትነብር ዝደልይ ምስ ኤራትራ ምዕራቅ ብሐጊ ዝተወሰነ ምቅባልብሕጊ ዝ።ዋህብዋ ካልእ አርእስቲ ምልዕል ትጊራይ ናብ ጎህሪ ምትርአስ
@Fanatigray
@Fanatigray 20 сағат бұрын
Slema. Stlima❤❤🎉🎉
@saraabraham2202
@saraabraham2202 17 сағат бұрын
ኣንታ ባሻ: ባጀተይ ንቐለብ ሰራዊት: ስለ ዘውፃኹሉ ይበተን ዝብሉ እኮእዮም መፅዮምና ዝንሀው😢😢😢
@FantayeTesfaye-y3z
@FantayeTesfaye-y3z 18 сағат бұрын
ፃድቃን ናይ ማይ ዓለቅቲ ማለት እዩ
@berndadesta9679
@berndadesta9679 19 сағат бұрын
ጌታቸው ረዳ መሬት ትግራይ ሽይጥዎ ኢዩ: እዙይ ሐሳዊ
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 18 сағат бұрын
Selam ahwatey ❤❤❤❤
@TtTt-jp4
@TtTt-jp4 13 сағат бұрын
100❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍
@solomonalem3834
@solomonalem3834 17 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉
@Vip-j8f
@Vip-j8f 19 сағат бұрын
ስታሊን ጅግና ወድህዝቢ
@mai_seraw-.9063
@mai_seraw-.9063 49 минут бұрын
Humoraaaaaaa
@yirdawgebremariam4554
@yirdawgebremariam4554 16 сағат бұрын
ሓደ ከላሽን ልዐሊ 150000 እዩ ዝሽየጥ። ንሓደ ተጋዳላይ 90000 ፌር (እኹል) አይኮነን
@QwerhjiiiHjiii
@QwerhjiiiHjiii 17 сағат бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@ninaabay2140
@ninaabay2140 18 сағат бұрын
Thank you Stalin
@HHanan-p4d
@HHanan-p4d 21 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 14 сағат бұрын
ስጡም ዘይሕለል ስርሒት ንሓድነት ፖለቲካውን ማሕበራውን ምትእስሳር ተጋሩ ንኽህሉ ለይትን ቀትርን ምስጸላእቲ ሃገርኩም ትግራይ ብኩለመደያዊ ቃልሲ ( ሕንቆን 20:33 ሕልኮን ) ግጥም በዲህኩም ዝወጻእኹም ጀጋኑና እንኴዕ ከምትልሙድ ብሓንሳብ መጻእኹም ::
@GebremeskelMekonenMekom
@GebremeskelMekonenMekom 20 сағат бұрын
ሰላም መዳለዊ ዛራ ሚድያ ኣነ ናይ ማንም ፖለቲካ ደጋፊ ኣይኮንኩን ፈለማ ማራ ይምችወኒ ነይሩ መደብካ ሎሚ ግን ኣስተካክል።
@Mika-l4h6s
@Mika-l4h6s 20 сағат бұрын
Adgrat ymechiyom😅❤😅
@shewitasgedom5368
@shewitasgedom5368 18 сағат бұрын
ሓደ ሓደ ትድኤፍ ከይ ኣተወም ኣፍርቀሞን ኣለዊ እንደተለቅሑ
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 18 сағат бұрын
👍👍👍❤️❤️❤️
@solomontesfai8308
@solomontesfai8308 20 сағат бұрын
ይበል ይበል ትንተና:: ንዝርድኦ ሰብ ::
@musegetanehttsadik
@musegetanehttsadik 20 сағат бұрын
ካበይ ጀሚሩ ዶብ ኢሉ ዝፀወኦ
@saraabraham2202
@saraabraham2202 17 сағат бұрын
እዛ "ጊዝያዊ መንግስቲ "ትብል ግና ክንደይ ተናድድ
@abrhamhailu-c1s
@abrhamhailu-c1s 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t 14 сағат бұрын
Zete. Zehazen Abe gonu. Bandera. Tigria. Bedem. Eshelat atsemin. Hiwetn. Zekomet. Bandera. Wedke. Banda. Kenji newri.
@BIRHANUfisseha
@BIRHANUfisseha 17 сағат бұрын
TDF is working without salary and is suffering. This problem needs immediate solution from Tigrian people, not from our enemies including Tigrian betrayers. Let us do something to support TDF.
@teshomezerihun2152
@teshomezerihun2152 18 сағат бұрын
እሥታሊን የትግራይ politics ከሆነ በትግረኛ ብቻ ነው ዜና የምሠራ።
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY 15 сағат бұрын
ፖለቲካ ኖሚ ወዲቅካ ናይ ፅባሕ ፖለቲካ ክተጥዕ ኣይትክልን:: ናይ ፖለቲካ በትሪ ሰራዊት እዩ ነይሩ ንሱ ኣብ ዝፈረሰ እዋን እጫ መልሃስ ውሕዳት ፖለቲከኛታት ትግራይ ክድምና ይኸውን፡፡ ከምቲ ናይ ምእራብ ኣፍሪካ ዝነበረ ፕረዚደንት ዝገብሮ ዝነበረ ሚኒሰተራት ይሸውም ኹሎ ፈለማ ዝገብሮ ነገር እግሩ ክኻፅቦ ይገብር መሊሲ ሕፃብ እግሩ ክሰትዮ ይገብር እዙይ ማለት ግልፂ እዩ እታይ ከምፅበየሉም ካብ ኣርባእተ ኪሎ በቴመንግስቲ፡፡ እቲ ዘሐዝን ኣብ 21 ክፍለዘመን ድንቁርና ከመይ ኣሲሉ ኣብ መራሕቲ ትግራይ
@almazatsbha932
@almazatsbha932 17 сағат бұрын
Tikikil ane tegadalit neyire kinsenabet kelena 15000neyiru ziwehabena gin tsadikan 2000 tiray hibu abariruna
@kiflaysiyum
@kiflaysiyum 4 сағат бұрын
ባሻ ደስታን ስታሊንን ፕሮጉራምኩም ፅቡቅ እዩ። ሓቢርኩም ከምዚ ዓይነት ፕሮጉራም ደጋግምዎ በተለይ አብዚ ሕዚ እዋን ኣድላይ እዩ።
@TtTt-jp4
@TtTt-jp4 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💪💪💪💪💪💪💪👌❤❤❤❤💛💛💛
@abrhamhailu-c1s
@abrhamhailu-c1s 18 сағат бұрын
አየኩም ንድሕሪት ከይትምለሱ ቀፅልሉ
@GeseseBerehe
@GeseseBerehe 20 сағат бұрын
Basha desta koshasha ashea sew hono new seltan neteka adlm keseltan mebarer new algebachum ende
@EbH767
@EbH767 18 сағат бұрын
He is well versed and knowledgeable
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY 15 сағат бұрын
መን እዩ ብድዛይ ትሕቲ ቅርፂ ዝርሀብ ሓፍቲ ትግራይ የውድሞ ኣሎ ንምታይኸ እቲ ኣብ ጫፍ ዘሎ ኣመራርሓ ጠጠው ከብሎ ዘይካኣለ  ሓለፍነት መን እዩ ዝወስድ አረ ብሔራዊ ክብሪ ሞራል ሓለፍነት የሓልኹም ኣቱም ዐናጅል ንቅድሚት ምእማት እኻ ሓሪሙኩም እድዩ እቲ ንደሕሪት ምልስ ኢልኩም ትግራይ መሪሕነት ተሰማእነት ጫፍ ብልሒ ዝነበረሉ እዋን ሕዚ ኣብ ሎንጊ ተረግሪኩም ብዛእባ ሕዝቢ ትግራይ ዝፀንተሉ ሃፍቲ ትግራይ ዝወድመሉ ተመቻቸዉ ዘለኹም ድርባያት ደቂ ስሳ ደቂ ሰብዓ ኮንኩም ዝካነ ፅልኢ ተሐንጊጥኩም ትግራይ ሕዝቢ ምስ ኣልመስክሞ ስልጣንኩም ናይ ሓደ ማዓልቲ ጥራይእያ ኣጋጣሚ ናይ ምንባር መሰል ብሰናይ ድሌት እቶሞ ሓርገት ፀላእቲ ጥራይ እዩ፡፡
@GeseseBerehe
@GeseseBerehe 20 сағат бұрын
Awyat aweyu awayo twegaro
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 20 сағат бұрын
ዶንቆሮ።
@GeseseBerehe
@GeseseBerehe 20 сағат бұрын
Zara,dedebit ,microphon,tigray online,tgrmalachu twegaro fertumat
@teweldegebru-bi3rs
@teweldegebru-bi3rs 20 сағат бұрын
በስባስ ንስኻ ን ኸብድኻ ነ አዴኻ ቀቲልካ ትኸድ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 сағат бұрын
አይ ትህዝብናስ እንታይ እዩ ኮይኑ ስው ኦሉ ዝርያ ዘሎ. ይገርም እቲ ብጦርነት ዘይረኸብዎስ ብተገዛእቲ ተጋሩ ፀላፍትና ይእልሉለው ታይ ማለት እዩ አረ ትግራዋይ አይትኽእላን. ተለማሞፅካ ኑሮ ብገናኻ ተበራበር እንቢ ንመግዛእቲ. እንቢ ንውል ደርቢ በል።
@AhferomAf
@AhferomAf 19 сағат бұрын
ዕጥቋት ወፀዮመ ይብል ኣሎ ተፈናቀላይ ዳኣ ዘይምልስ ሓሳዊ
@kinfeasgdom8625
@kinfeasgdom8625 19 сағат бұрын
TDF ንገታቸዉ ክእዝ ቢኢድ አዘር ብአይ አሕመድ ዘይእዝ እነተከይኑ ክፈርስ ከምዘሎዎ እዬም አሜኖም ዘለዉ። ሰለዚ ብቲይ ከነ በዘይ ሕወሀት ተሸኒፋ ማለት እዩ። እዘይ ከዐ ኢድኳ ምሀብ ማለት እዪ። ጀነራለትኗ ክበክዪ ሐቆምእዬም።
@AhferomAf
@AhferomAf 19 сағат бұрын
ቂመኛ እዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 сағат бұрын
እሞ እኩይ ደአ እትም ግዚያዊ መንግስት እዮም ምስ ፌደራል ኮይኖም ዘኹእትዎለው. በአበይቲ. መሳረሒታት ገይሮም ፈሊጦም እቲ ሌብነቶም ክሽፍኑ እዮም ዝፅእሩለው ንኢትዮጵያ ምንዛሪ ዶላር መእደጊ እዮም ዝህብዎ ዘለው ህዝቢ ትግራይ ግን ፆሚ የሓድር ግን እትም ናይ ትግራይ ሰራዊት ክኸልኡ አይኽእሉን ድካም ኮይኖም ሰራዊት እኮ ህዝብን አድን እዩ ዝኽሉ ንዞም አም ግዚያዊ ዘለው ሸየጢ አዶምን ህዝብ ምን ከመይ እዩ ተአጊስዎም?
@siraknegusse5868
@siraknegusse5868 3 сағат бұрын
ስታሊን ባሻይ ሃይለ ዕንጉለ ካባኹም ንላዕሊ ጎጠኛታት ሃልዩስ ምሕማይ ጀሚርኩም አቱም ሓሰውቲ ቅንፊዛት
@tamutafu528
@tamutafu528 20 сағат бұрын
Eze. Lekate. Abeye. Nereka ?
@deguadegua3745
@deguadegua3745 18 сағат бұрын
ሀሰውቲ።
@GeseseBerehe
@GeseseBerehe 20 сағат бұрын
50 amet arachbet sebhatizm ashea alkesu
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 20 сағат бұрын
Stay away from Tigray politics.
@TewiZ12
@TewiZ12 18 сағат бұрын
ኣየ ስታሊን በቃ ወሪድካ ወሪድካስ ሒዝካዮም ትቀርብ ኣጋይሽ ባሻ : ነበር ተጋደላይ : ጉጅለ ልምዓት ጥራሕ ኣረ ግደፍ
@sofiaahmed3039
@sofiaahmed3039 17 сағат бұрын
ደንቆሮ ትግራዋይነት ካብ ባሻ ተምሐር።
@ghiwot908
@ghiwot908 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 19 минут бұрын
❤❤❤❤❤
EMN - ዘይፈርሕ  መራሒ ረኺብና እለና። - Eritrean Media Network
46:52
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
#zaramedia -ፋኖ የማነው? የሶሪያ ተሞክሮ -12-17-2024
1:22:27
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 18 М.
ፃድቃን ያፀደቁት የአብይ መንግስት! ትግራይ የምትሞሽረው "አየለ ጫሚሶ"
1:58:46
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 20 М.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН