Zema yared ክፋል 5 | ሰለሰተ ተወዳደርቲ ዝሓለፍሉ መድረኽ ውድድር ዜማ ያሬድ

  Рет қаралды 16,345

Zema Yared

Zema Yared

Күн бұрын

Пікірлер: 66
@TomBeba-ts1gv
@TomBeba-ts1gv 9 ай бұрын
1ዳያኑ ዜማ ያሬድ ናይ ፀጉ ነገር ደግምኩም ረአይዎ ኣባኹም ደለና እምነት ኣይተጉድልዎ ብሓፈሻ ዜማ ያሬድ ብጣዕሚ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ መደብ እዩ በርትዑ ኣየኹም ይፈትወኩም 💖💖💖
@shalom5798
@shalom5798 9 ай бұрын
ኣዜ ዘድንቃ መራሒት መድረኽ❤❤ ኣዘራርባ ትግርኛኣ ይበል ዘይተባረዘ እንተዝኽውን ደማ ዝያዳ ምኮነ!!
@akilove3701
@akilove3701 9 ай бұрын
ዜማ ያሬድ 💕💕💕💓💓❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@naodtv
@naodtv 9 ай бұрын
Tewedaderti btaemi yom nfuat gn ksab hji ab nay hmora zderefe ashu zbexhe bkat yelen hmora zderefe kokob u beka............❤
@solomonbeyen5747
@solomonbeyen5747 9 ай бұрын
Kexiluwo from love brother eritrean ❤ tigrayyyyyy
@destagebrecherkos5942
@destagebrecherkos5942 9 ай бұрын
ሄለን ጥዑም ድምፂ ኣለዋ ብሉፅ ኣቀራርባ ምስ ፅቡቅ ኣከዳድናን መድረክ ኣተሓሕዛን በርትዒ ሄሉ ሽኮር
@Zanta81
@Zanta81 9 ай бұрын
ዜማ ያሬድ እንታይ ክብል ከም ዝኽእል ኣይርድኣንን ዘሎ ስምዒተይ እውን ክቆፃፀሮ ኣይከኣልኩን ? ግን ንምንታይ ብኸመይ መለክዒ እዩ ካብዚ ውድድር እዚ ተኣልዩ ወይ ክተርፍ ተደልዩ ኣይተረደኣንን ? ኣብ ጥበብ ሙሉእ ሰብ የለን ዋላ እቲ ብቁዕ ትብሎ ሰብ እውን ገለ ነጥብታት ናይ መአረምታ ዘድልዮ ስሕተታት የርእዩ እዮም ? ናብ ናይ ፀጉ እንትንመፅእ ከምቲ ሽሙየ ዝበሎ ቁርብ ናይ ድምፂ ሓይሊ ምትሓት ነይሩ ኣብዚ ልክዕ እዩ ምንም ኣየዘራርብን። ኣብቲ ሪቲም ዶ ገለ ዶ ዝብል ናይ ቅጥፈት ዘረባ ግን ኣይስማዕመዐሉን እዚ ኮነይ ኢልካ ፀጉ ንኽተርፍ ዝተኣልመ ድርሰት እዩ ። ፀጉ 85% ንመሕለፊ ዝኸውን ነጥቢ ናይ ምርካብ ዕድሉ ኣብ ቦትኡ እዩ ። ግን ንምንታይን ንኸመይን እዩ ክተርፍ ተደልዩ ብጣዕሚ ይሕዝን ። ካብ ብታሕቲ ክሓልፉ ዘይግበኦም ብስሩ መሕለፊ ነጥቢ ደረጀኦም ታሕቲ ዝኾኑ እናሓለፉ ንፀጉ ምትራፍ ዓብይ ስሕተት እዩ ። ህዝቢ ይፍረድ ዋላ እውን እቶም ሙዚቀኛታት ይፍረዱ ። 😢 ናይ ፀጉ ነገር ኣወዳድቅኡ ገለ ነገር ዘይበርሀለይ ነገር ኣሎ ??
@alulamedia-3278
@alulamedia-3278 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም
@abebakebede1270
@abebakebede1270 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@benzemayibrah9498
@benzemayibrah9498 9 ай бұрын
ይበል ተወዳደርቲ ደያኑ ሙቁር ዝኾነ መደብ ❤
@danielhabte7100
@danielhabte7100 9 ай бұрын
ደያኑ ከየድነቅክኩም ኣይተረፍኩን።❤
@trhashagos216
@trhashagos216 9 ай бұрын
እንካዕ በሰላም መፃእኹም
@MuluAraya-wd7fj
@MuluAraya-wd7fj 9 ай бұрын
ወዲ ኃይላት ዘይምድናቅ አይከአልን ❤
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 9 ай бұрын
My people ❤❤
@milew1252
@milew1252 9 ай бұрын
ደያኑ ኣጀኹም ገቡዙ❤❤❤❤
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 9 ай бұрын
Helen demonstrates a multitude of strengths that set her apart. Her passion, meticulous preparation, appropriate dress code, captivating natural voice, and evident potential for a successful singing career are all noteworthy. On the other hand, Arsema's performance falls short. As evidence, I have listened to Helen's song nearly four times while writing this comment, highlighting her exceptional performance. This serves as a significant indication of her impressive abilities.
@Aleko10
@Aleko10 9 ай бұрын
Welcome ዜማ ያሬድ ድምቀት ናይ ትግራይና በርትዑ ቀፅልሉ ግን ኣብ ኣርእስቲ ክትፅሕፋ ከለኩም ከምልሓለፉ ኣይትንገሩና ገና ከይረኣናያ ከምልሓለፉ ንፈልጥ ተኮና ይድብሩ ካብ ከምኡ ልገርም ዉድድር ልተረኣየሉ ብሉፅ ዉድድር ምናምን ተትጥቀሙ ልሓሸ ይመስለኒ ሰለስቲኦም ተወዳደርቲ ልሓለፉሉ ቴልኩም ግን ቁሩብ ይድብረካ ኢዩ already እቲ result ታይ መካነ ቀዲምካ ስለትፈልጦ
@javajavaint1
@javajavaint1 9 ай бұрын
ናይዚ ቀዳማይ ተወዳዳሪ ይሰደድ ኣስተያየት ተመልከቱ ምላሽ ኣብ ምሃብ ትዝንግዑ ለኩም
@tesfamariamfeshatsan4913
@tesfamariamfeshatsan4913 9 ай бұрын
ፕረግራምኩም ይዓንብብ ብጥኣዕሚ ጽቡቕ🙏💙
@GedyGedy-xr8sh
@GedyGedy-xr8sh 9 ай бұрын
ናይ ተወዳዳሪ ፀጉ ግን መሊስኩም ሑሰቡሉ
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 9 ай бұрын
ዜማ ያሬዳውያን ብሓቒ ፀጉ ክሓልፍ ዝግበኦ ኣውዲቕክምዎ እዛ ተጋይሸ ዝደረፈት ግን ካብ 10/1 እያ ተምፅእ ክትተርፍ ይግበኣ።
@naodtv
@naodtv 9 ай бұрын
Xgu malet eti nay abrham gebremdhn zderefe di u
@FunCorner5332
@FunCorner5332 9 ай бұрын
brwa Arsu eta zifetwa derfi keshinata Helen mo fliti eya beyond my words
@Halamadr146
@Halamadr146 9 ай бұрын
ኣቤት ተጋይሸ ሓሊፍኪ ኣለኪ ብሓቂ ኣዝማዳ ኢዮም ክክክ
@tsegat6873
@tsegat6873 9 ай бұрын
Ewuy ሄለን ናዓይ ውን ገለ ተዘዝ ክብለኒ ገርክኒ ገለ ዉርር ኣቢሉኒ ዉሽጠይ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ታሓምበሊ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Haben-vo
@Haben-vo 8 ай бұрын
Nay berihu yelen
@kdsankds2141
@kdsankds2141 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 9 ай бұрын
❤❤❤
@fyeriteame7623
@fyeriteame7623 9 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉
@melenadan1670
@melenadan1670 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Geralta
@Geralta 9 ай бұрын
ንፉዓት ደያኑ ቀፅሉሉ❤
@Bruklove87
@Bruklove87 9 ай бұрын
Segu dagmay yireay
@John-e2j3t
@John-e2j3t 9 ай бұрын
👍👍👍2🎉🎉🎉🎉❤
@AzebAzebgeb
@AzebAzebgeb 9 ай бұрын
ናይ ፀጉ ነገር መልስኩም ተትርእይዎ ሓርፍ እዩ ብጣዕሚ ሓርፍ እዩ አቅርቢ ንስካትኩም እውን ሰባት ስለዝኮንኩም ትስሓሐቱ ትክእሉ ኢኩም አብ ውሳኔ ስለዚ ናቱ ተመልስኩም ረአይዎ ያቀንየለይ
@Wehazit564
@Wehazit564 9 ай бұрын
😢love you music ❤
@hailehaile5470
@hailehaile5470 9 ай бұрын
🥰🥰🥰
@habtiw4360
@habtiw4360 8 ай бұрын
Tegayshe nay Mengsteab Ge/gergsh ya nay Abrhet Abdu aykonetn::
@MulugetaGoitom-pt6li
@MulugetaGoitom-pt6li 9 ай бұрын
Helen🎉🎉🎉🎉
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 9 ай бұрын
ንመምህር ፀጉ ድምፂ ተመልካቲኹም ብምርኣይ ክትመልስዎ ይግባእ ምክንያቱ ብዘይተፈለጠ ኢኹም ኣውዲቕክምዎ እሰከ ክቡራት ደያኑ ምስ እዛ ዘሕለፍክምዋ ናይ ኣብረሀት ዓብዱ ዝደረፈት ኣነፃፁሩልና ናይ ፀጉ ልዕሊ 80% ተሰሪሑን ኣቕሪቡን እዩ ዝነበሮ ኣተሓሕዛ መድረኽ ምስቶም ሙዚቓኛታት ዝነበሮ ምውህሃድን ዝበለፀ እዩ ስለዚ ነተን ዝነበራ ክፍተታት ተኣሪሙ ክሓልፍ ምተገበአ ብዝተረፈ ካብ ሕጂ ንድሕሪት ዘሎ ውዽራት ከም ዝኸብድ ዝፍለጥ እዩ ግን እቶም ክሓልፉ ዝግበኦም ኣይተትርፉ ሰላምኹም ይብዛሕ ደቒ ትግራይ።
@meleananas9211
@meleananas9211 9 ай бұрын
ዳያኑ ግን ካብ ጸጉ ዘይበልጹ ላሕለፍኩም ልጸጉ ብምውዳቅኩም ተሕፍሩ
@TeklaiAddis
@TeklaiAddis 6 ай бұрын
A +
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 9 ай бұрын
good job!!!!
@trhastrffsy3016
@trhastrffsy3016 9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Segen91
@Segen91 9 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ኢኩም ተቅርቡ ዘለኩም ቀጽልዎ፤ ግን እታ መጀመርያ ደርፊ ናይ አብርሃት ዓብዱ ስለዘይኮነት፤ ዋንነት ደራፊ አክብሩ፤ ምስ ብዙሕ ሰላምታ።
@fitsumyowhans1094
@fitsumyowhans1094 9 ай бұрын
Denayt kithalf ay gibaen neyru
@colorview5698
@colorview5698 9 ай бұрын
Copy right tegayshe
@imissmama3978
@imissmama3978 9 ай бұрын
ትግርኛ ኣጻሕፋ ኣይትጸይቑ ከምዚ ,ዩ ዝፀሓፍ 5ይ ክፋል✔️ not 5 ክፋል። ደያኑ ነድንቐኩም ኢና💙👍😊
@asefaabrha8777
@asefaabrha8777 9 ай бұрын
እታ ናይ ሶፍያ ዝደረፈት ብልፅቲ እያ ዋላ ተከዳድና ይበል እዩ ,ግና ብ ናይ ዓዲ ክዳን ሶፍያ ለይኾነት ንግስቲ ሓየሎም እያ ብ ዓለባ ዓዲ ትፍለጥ
@MeargTesfay
@MeargTesfay 8 ай бұрын
Des behali aydol eyu nay tsegu gn hseblu kahalf ygbeo eyu
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 9 ай бұрын
ደያኑ ግን ብዙሕ ጌጋ ኣለኩም ' ያው ' እና ' ምስትዋስ ዝብል ቃላት በዚሖም ? ? ?
@Halamadr146
@Halamadr146 9 ай бұрын
ኢንታይ ማለት ኢዩ ዝድዋይ ብፕሊስ
@ZemaYared1
@ZemaYared1 9 ай бұрын
ZY ማለት ን ዜማ ያሬድ ኣሕፅሮተ ቃል እዩ። ክብረት ይሃበና።
@Halamadr146
@Halamadr146 9 ай бұрын
@@ZemaYared1 OH ክብረት ይሃበለይ ❤
@Meklit11
@Meklit11 9 ай бұрын
❤❤ ናብ ውድድር ኣይዶል ዜማ ያሬድ ❤❤ ❤😢 ካብ ተወዳዳሪ ፀጉ 😂❤ ብመጀመርያ ምስቲ ፍቱውን ማእገር ተተካእቲ ድምፃውያን ትግራይ ኮይኑ ምስ ዝሰርሕ ዘሎን ሙሉእ ኣባልኩም ከመይ ኣለኹም? ብምቅፃል ኣነ( ፀጉ ወለማርያም ) ዝተብሃልኩ ካብ 2ይ ዙር ናብ 3ይ ዙር ኣይሓለፍካን ዝተብሃልኩ ተወዳዳሪኹም ካብ ኩሎም ተወዳደርቲ ብዝሓመቀ መልክዑ ንናይ ዳዊት ሽላን ደርፊ ብምድራፈይ ንኣወንታታተይ ዜሮ ብምግባር ንዘለኒ ኣሉታዊ ጎኒ ኣጉሊሆም ምንም እንተይተሓገዝኩን ጌጋይ ክፈልጥ ብዘይካ ምግባርን ካብ ጨወታ ወፃኢ ክኸውን ተገይሩ ዩ። ኣነ ፅሩይ ወዲ ማይቅነጣል ዝኾንኩ ትግራዋይ የ። ኤርትራዊ የኾንኩን። ትግርኛ ፣ ኣምሓርኛ ኦሮምኛን እንግሊዝኛን ደርፍታት ብጣዕሚ የ ዝፈቱን ዝደርፍን። ቀዳማይ ዙር ብናይ ኪሮስ ኣለማዮህ ተወዳዲረ ሓሊፈ። ሕዚ ድማ ናይ ዳዊት ሽላን ምድራፈይን ምስ ዝሓልፉ ዘለዉ ካልኦት መወዳድርተይን ክሪኢ ከለኹ ብጣዕሚ ዩ ኣድልዎ ተፈፂምለይ። ኣነ ንማንም ተወዳዳራይ የቃወምን። ንኹሎም ተወዳደርቲ ግን ይሪኦም ለኹ። ብጣዕሚ ጎበዛት ኣለው። ዝተወሰኑ ድማ ናተይ ዓይነት ጌጋ ዝፈፀሙ ክሓልፉ ከለዉ ኣነ ድኣ እንታይ ጌረኩም ተውድቁኒ። ዕድለይ ንምንታይ ብማዕረ ዘይ ፍረድ? ንምንታይ ክብደት ደርፈይ ካ ተራእዩ ንዘለኒ ንእሽተይ ፀገም ንኽመሃረሉ ከምቶም ተበረታቲዖም ዝሓለፉ ተሓጊዘ ዘይሓለፍኩ? ## ብዝተፈለየ መልክዑ ድማ ## ዜማ ያሬድ ናይ ህዝቢ ድምፂ ብውነ ከዳምፅ ይግብኦ።## ኩሉ ዝውሃብ ዘሎ ኮመንትታት ይሪኦ ለኹ። ህዝቢ ዩ ዓሚልኩም። ንዓይ ጥራሕ ማለተይ የኾንኩን። ካልኦት ተወዳደርቲ ከይ ጉድኡ ውን ብጣዕሚ ተጠንቀቁ። ** ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ** ኣነ ( ፀጉ ) ዋላ ሕዚ ውን ወዲቀ ኢለ ተስፋ ዝቆርፅ ኣይኮንኩን። ናብዚ ወድድር ፍትሓውን ብናይ ሙዚቃ ጥበባዊ መዐቀንታት ንኽዳነን ዓርሰይ ንኽፈልጥን ኢለ የ ተወዳዲረ እምበር ብኣድልዎን ካብ ናይ ጥበብ መዐቀንታት ወፃእን ክብረይ ንኽገሃስ ኢለ የኾንኩን። ከምቶም መወዳድርተይ ብፈትሓውነት የተዳነኹን ብሓፂሩ!! ዜማ ያሬድ ነዚ ተረዲኡ ድማ ኣብኮሜንት ይወሃቦ ንዘሎ ሓሳባት ተረዲኡ ዳግም ንኽርኣየለይን 2ይ ዙር ምስዘይወድኡ ዘለው ተወዳደርቲ ዳግም ዕድል ንኽበንን ብትሕትና የምልክት። ❤❤ ሕዚ ውን ነቲ ኮመንትታት እናርኣኹ ብምፅናሕ ንዝወሃበኒ ምላሽ ክፅበ የ። ከሉ ኣባል ዜማ ያሬድን ተመልካቲ ህዝብን ነዚ በፂሕኒ ዘሎ ፀገም ንኽፈርደለይ ድማ ብተስፋ ይፅበ። ጥበብ ይመርሕ ( Art precedes! ) መምህር ፀጉ ( ተወዳዳሪ ኣይዶል ዜማ ያሬድ ) Wish u all z best!
@edon7537
@edon7537 9 ай бұрын
ተወዳድር ኢድካ ዋይ ተመልኪቱ ኣይ ተረዲአኩኩይ ከብሮ ሓወይ 😮
@javajavaint1
@javajavaint1 9 ай бұрын
ቀዳማይ ተወዳዳሪ ተቆሪፁ ሙሉእ ይሰደድ
@TeklaiAddis
@TeklaiAddis 6 ай бұрын
No Atire ombeba
@Hereawnet
@Hereawnet 9 ай бұрын
ተስታውስያ እንትንዶ ግዛዕምዛዕ ኣታዮ እቲ ትግርኛ ኣውጉዑ በይዛኩም
@dawitandu7719
@dawitandu7719 9 ай бұрын
ሰረቅቲ ተጋይሽ ናይ ኤርትራ ኢያ
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 9 ай бұрын
deyanu Malet giega zrumu malet eyu Eziom gn nbalom Yaw , Ena , mstwas , yaw ,Ena Endabelu Tigrina Zeykle Tegaru Eyom 👎👎👎👎 Nay hzbi rieto zeytkbelu dereqat deyanu
@حسينالحجوري-ع7ق
@حسينالحجوري-ع7ق 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@saramm8772
@saramm8772 9 ай бұрын
❤❤❤
@RatibRigbi
@RatibRigbi 9 ай бұрын
❤❤❤
@freykahsay8738
@freykahsay8738 9 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abrahagrmay9855
@abrahagrmay9855 9 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 13 МЛН
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
Epic Reflex Game vs MrBeast Crew 🙈😱
00:32
Celine Dept
Рет қаралды 39 МЛН
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57