Zemen Alemseged (Nieleyom) ዘመን ኣለምሰገድ (ንእለዮም) New Tigrigna Music 2024 (AI Music)

  Рет қаралды 13,818

SONIC ENT

SONIC ENT

Күн бұрын

Пікірлер: 69
@sonic_enter
@sonic_enter 18 күн бұрын
ግጥሚ ሰብ ውልቀ ድልየት ሰብ ክልተ ክሕደት ሰብ ናፅላ ዓወት ሰብ ሰበር ዜና ብሰንክኹም ዓደይ ወላድ መኻን ኮይና መፁ ቐተሉኪ ዘይሮም ወሓጡኺ ኣጆኪ ጠንክሪ ኣስጥሚ ቕናትኪ ጅግና ወላድ ጅግና ኣዮኪ እናበለ ምንባራ ኣክቢዱ ሞታ ምስ ኣቕለለ ከበሮ ደኪሩ ጓይላ ዘጀመረ ዓቕሙ ዘይፈልጥ ፊደል ዘይቖፀረ ምሒር ምስ ኣድከማ ልክዕ ከም ፀላኢ ኩርኣ ነጊፉ ብውሉዳ ቐያዒ ሚልየናት ኣጥፊኡ ከምቶም ዘጥፍኡኪ ኣይጠፍአናን ክብል ከይደረቐ ደምኪ ልዕሊ ቐተልትኺ ቕድሚት ዝታኾሱ ብድሕሪት ዝወግኣኪ እንተዘይ ነጊሱ ምውራድ ከቢዳቶ ካብታ ሰቐላኪ ኣይወርድን ክብል ዳግማይ ቐቲሉኪ ኣብ ናይ ደም ማዕበል ዝደሊ ክሕምብስ ርህራሄ ዘይብሉ ንፁህ ደም ዘፍስስ ነቲ ንነፃነት ዝተቃለሰ ህዝቡ ባርነት ዘግዘመ ናብ ዕዳጋ ኣቅሪቡ ወርቂ ተነፂፉ ሰገር ዘማዓዲ መንበሪ ስኢኑ ሚስክናይ ትዉልዲ ዕድሉ እወ ኮይኑ ናብራ ስደት ብሰንኪ ገዛእቲ ናይ ሌያቡ ክሕደት መንነቱ ክሸጥ ናይቲ ፅሩይ ህዝቢ ብዕስለ ሃመማ ክቅይር ንንህቢ ይጓየዩ ኣለዉ ቓሎም በሊዖም ኣሽሓት ዕሸላት ንፁሃት መስኲዖም ኣብ ሰላም ዘይነብር ብዜካ ኣብ ህዉከት ንጥፍኣት ዝልዓል ዘይደሊ ዕቤት ናብ ጉድጓድ ሰዲዶም ኸለዉ ሓደ እግሮም ኣሽሓት መላምል ስሌኦም ቐቢሮም ደጊም በቃ ዳግማይ ከይድገም ዓሚ ዝፈሰሰ ናይቶም ንፁሃት ደም ዓቅሚ ዘለካ ትግራዋይ ኩልካ ተቃለስ ምኩሕ ፀላኢካ ክምብርከክ ክድምሰስ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Neverforget2020
@Neverforget2020 18 күн бұрын
ብዙሕ አይስማዕን ደጊምካ ከምትደርፋ ተስፋ ይገብር ዘመን ሓወይ
@RejalalmaAlma
@RejalalmaAlma 14 күн бұрын
ቡሉፅ ድምፃዊ ዘመነይ ንበረልና❤
@HermonTeklehaymanot-w6i
@HermonTeklehaymanot-w6i 15 күн бұрын
ዘመነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️💊💊💊
@Kakuma_YouTube_Channel
@Kakuma_YouTube_Channel 16 күн бұрын
🎉🎉❤❤ዘመን ሓወይ 🎉ዓርከይን በርትዕ ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ
@s0lovon
@s0lovon 6 күн бұрын
Tigray is a country ❤
@KadriHadri
@KadriHadri 15 күн бұрын
haki zemen 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 17 күн бұрын
ዘመን ኣይሰመዐን ድዩ ኣንወርድን ኣንእለይን ምባሎም
@tomab4035
@tomab4035 15 күн бұрын
Zemeney ❤❤❤❤❤
@s0lovon
@s0lovon 6 күн бұрын
Tigray ❤❤❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 17 күн бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዘመነይ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@HaylomBrhan
@HaylomBrhan 17 күн бұрын
ዘመን ጅግና እናስ አተክክልወ ምዝቃዋ❤
@s0lovon
@s0lovon 6 күн бұрын
I haaaa ihaaaaa 🎤 it bro
@KahsuTsegay-n4e
@KahsuTsegay-n4e 18 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉ግርም አሕዋትና እን ገብሩ ፋኖ ጠርጣራውን ግርማይ ሃይለስላሰን አበበ አርያን ካልኦትን ውን ካብ ውፈር ተበገስ ክወፁ ተስፋ ከግብር
@VxGd-bl7ym
@VxGd-bl7ym 17 күн бұрын
ዘመነይ ጎይታ
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 18 күн бұрын
ምእላይ ጥራሕ ዘይኮነስ ዕድሜ ልኪዕ በት መኣሰርቲ ክፍረዱ ኢኒኦም !!!!!
@qjvjvvx8907
@qjvjvvx8907 17 күн бұрын
ዘመነይ😥😥😥😥
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 18 күн бұрын
Zememey proud of you Tigray seb alewa like you 💪💪💪🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💖
@mashimashi1214
@mashimashi1214 18 күн бұрын
Selamki yemleslki tgray adey zemen bulutsey❤❤
@YibrahGeremeskel
@YibrahGeremeskel 18 күн бұрын
ገራሚት zeyma eya zemen
@Hsh-w5p
@Hsh-w5p 12 күн бұрын
😢❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 18 күн бұрын
ነመስግን 🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍 ግንአይስማእን
@IsmaelYacob
@IsmaelYacob 18 күн бұрын
Selam nehzbena 🎉 wel come back zemen alemseged 🎉
@HiwiHiwi32
@HiwiHiwi32 17 күн бұрын
ዘሙ ብሉፅ ❤ ደምሩኒ እስኪ ክቡራት ኣሕዋት🥰
@zaksum2398
@zaksum2398 18 күн бұрын
ሙዚቃ በዚሓ አይስማዕን
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 18 күн бұрын
Wow artists Tigray betami dse bahli I really appreciate zemen big respect all the best artists off Tigray 😢 😢
@fisehakidanemarlam1805
@fisehakidanemarlam1805 18 күн бұрын
በርትዑ ትግራዎት ንስኹም ኢኹም
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 18 күн бұрын
Tigray welelay ❤❤❤❤❤❤
@rajaosman1192
@rajaosman1192 17 күн бұрын
👍🏽👍🏽👍🏽🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@mullerm9648
@mullerm9648 18 күн бұрын
I listen just melody
@LijKbrom-v2y
@LijKbrom-v2y 14 күн бұрын
ዘመነይ ድምፅካ ግን ክስማዕ ኣይካኣለን ኣስተካክሎ
@AtsbehaAt
@AtsbehaAt 18 күн бұрын
ፃሕሊ እንተአሪጋ እንተነቂዓ ምቅያር እዩ ዘለዋ
@YibrahGeremeskel
@YibrahGeremeskel 18 күн бұрын
Dreat this song❤❤❤❤❤ 16:22
@YoniTes-q5c
@YoniTes-q5c 18 күн бұрын
Anay aynet kedi derftate eu zwexa zelo nay lomi buzhu zeysma ati kalate
@nanutasew42
@nanutasew42 18 күн бұрын
❤❤
@Ashebrtadese1987
@Ashebrtadese1987 18 күн бұрын
Aygdn Zemen Alemseged classical dmxi ablilwo aysmean eyu ati trugum please amahaysha
@selamnbetekrstyan2014
@selamnbetekrstyan2014 18 күн бұрын
Ane eritrawit eye selam zdeli n2hzbi eritrean tigrayn bmedhanialem da yhlefelen enber deqen kefilen gebiren zeyhalfelen😅
@deguadegua3745
@deguadegua3745 3 күн бұрын
👍👍👍👍👍💙💛🧡❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏 TDF
@geryekidane-jl7ns
@geryekidane-jl7ns 17 күн бұрын
እዚ ድምፂ ኣሰተካክልዋ ባ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 18 күн бұрын
👍👍👍👍
@MikiMaiko-js5kc
@MikiMaiko-js5kc 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@amareatsbha6087
@amareatsbha6087 18 күн бұрын
Zemen etu getemi aysemaen zelo betshuf ab screen tsehfelna
@sami-dn2hn
@sami-dn2hn 18 күн бұрын
Xhfet gberelu ❤❤❤❤❤❤
@šãmQūēēñ-v1u
@šãmQūēēñ-v1u 18 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤🙏🥰
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 18 күн бұрын
ንእለዮም!! ጻሕሊ ምቅዩያርር ንጸብሒ ኣየጥዕሞን ኢዩ። እቲ ጸገም ህዝቢ ትግራይ ኣብ እዚ 31 ዓመት ግዛኣት ወያነ ዘፍረዮም ወለዶታትን ሓፍለፍቲ ሊምዳውያን ጀነረላት ሰውራታት ሃይማኖት ፖሊትካን ስለ ዘይሓለፉ ሉሙጽ ዉሕሉል ፖሊትካዊ ምስግጋርር ክፍጺም ኣይክእልን ኢዩ። ኣብ ትግራይ ኪኖ ኣብ ዓዲን ዓለትን ተጃጂልካ ምስራቕ ምቅቲታል ኪኒኡ ዝኸይድ ሉቦና ዘለዎ ትግራዋይ የለን። ብጺሊኢኢ ምጥሊላም ሰኺሩ ዝዓበየ ወለዶታት ነንሕድሒዱ ኪኖ፡ምቅቶታልል ኣይሓሊፊን ኢዩ። ርእሲኽንን የእጋርኪን ከምዘይረኽብ ገርና ኣልሚስና ገዲፍናክንን። 25 ዓመት ኢርትራ ንምውራር ዝዓበደ ህበይ ትግራይ ኣብ መወዳእታ 10000 ቅቲልናልና ኣልሚስናዮ ኣለና ንሕና ደቂ ባሕሪ
@delina2002
@delina2002 18 күн бұрын
ፀፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤ የድንቅ ግን ዘይተረደአኒ ንምንታይ እዩ ልዔሊ 5 ኸይ 6 ደቂቃ ዘይኾን ነዊሑ just ሪኢቶይ
@geryekidane-jl7ns
@geryekidane-jl7ns 17 күн бұрын
እዚ ናይ ኩነታት ዘለናዮ ዝገልፅ እበር መሳሰዒ ኣይኮነን እቲ ግጥሚ ሰማዓዮ
@AnTesfay
@AnTesfay 18 күн бұрын
ኢንታይ ዚበልዎ አዩ ገለምተም music
@FikruAsefa-i4n
@FikruAsefa-i4n 18 күн бұрын
አነ አይተረደአንን ናይ ተቃውሞ ደርፊ ስለዝከነ ድዩ ድምፁ ቱሕት ኮይኑ
@sisaygerewahd2983
@sisaygerewahd2983 18 күн бұрын
Intelligence muzica now ketishiwdu
@rona7755
@rona7755 18 күн бұрын
ዕላማ ናይ'ዘን ሎምቅነ ዝወፃ ዘለዋ ደርፍታት መልአኽቲ ናብ ህዝቦም ንኽበፅሕ ዶ ኣይኮነን'ዩ? ግን ፍረ ነገሩ ክንሰምዖ ኣይካኣልናን። ክንሰምዖ ዝግባኣና ግን ከይሰማዕናዮ ዝሓልፍ ዝባኸነ ይመስለኒ ሎ። ፍረ ነገሩ ክንደሊ አእዛና ተመጢጡ።
@الياسالإثيوبي
@الياسالإثيوبي 18 күн бұрын
ነቲ ዘለናዮ ኩነታት ዝገልፅ እዩ😢😢😢😢😢
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 17 күн бұрын
ናይ ግዜ ገደብ እዉን ኣይትውስንን ግዲ ክሳብ 20ደቂቃ ትከይድ ኢያ ይመስለኒ
@Welday-x2w
@Welday-x2w 18 күн бұрын
Kab libi hariqna😂😂😂😂
@الياسالإثيوبي
@الياسالإثيوبي 18 күн бұрын
ኣብ ፈስቡክ ሸር ክንብሎ ኣለና ኣጀንዳ ንምቅያር ኣሕዋት ክላትና ደይ ድምፂ ንኩን ኣሕዋት ከይተወዳእና😢😢😢
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 17 күн бұрын
ኣብ ደረፍቲ ትግራይ ጥራይ ዝጥቀሙላ ዘለው ኣኒምነሽን ክላስክ ናይ ድምጺ እፍረም ሰለማዊት ማህለት ዘመን ግጥሚ ግን ኣይተጻሓፈትን
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 17 күн бұрын
መንንን መንን ይተኣለዩ ብጅምላ ኣየዋፅእን። vague message ዘለዎም ደርፊታት የወፀለው። መፍትሒ ፀገም ህዝቢ ትግራየ መልእኽቲ ሓዘል ደርፊ እንተቸውፅኡ። ንእለዮም ጥራሕ ምባል እቲ ሓደ ነዓይ ኣይኮነን እቲ ሓደ ኣይምልከተንን እዮም ዝብሉ ለለው። ኣነ ክእለዩ ኣለዎ ዝብሎም ጌታቸውን ፃድቃንን ይተኣለዩ በሃላይ እየ።
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it 15 күн бұрын
ከየንቲ ድምፂ ህዝቢ ምዃኖም ፅቡቅ ኮይኑ ፍረ ነገሩ ግን ኣይሰማዓን
@Neverforget2020
@Neverforget2020 18 күн бұрын
እቲ ግጥሚ ጥራሕ እዩ ድሌቶም ንሱኮ ተዘርጊሑ እንሄ ግን ንግዜ ንሃቦ መን እዩ ካሓድ ውግእ ዝደልን 😊
@YibrahGeremeskel
@YibrahGeremeskel 16 күн бұрын
Bmtayka dika tsema😅😅
@FikruAsefa-i4n
@FikruAsefa-i4n 18 күн бұрын
እዙይ ህዝቢ ንምንታይ ሱቅ እልኩም ከይብለኩም እምበር ደርፊ አይኮነን
@FilmonBerhe-e4n
@FilmonBerhe-e4n 18 күн бұрын
ታይ አዮም ኮይኖም ዘሞ ከያነት ዚ ሙዚቃ ክሰማኤ አየኮነን ግደ ደርፎም ናይ ኩሎም ዘዬ ስማ ዋላስ አበየንይ አዩ አሕዋት አአስት ርእቶኩም አቡን
@tesfalemmengistab7377
@tesfalemmengistab7377 18 күн бұрын
AI አዩ ንሶም ኣይኮኑን ደሪፎሞ !
@Sidestegna
@Sidestegna 7 күн бұрын
​@@tesfalemmengistab7377 ብምንታይ ይስራህ 🙏
@narutomirach6793
@narutomirach6793 18 күн бұрын
It's poor quality
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 18 күн бұрын
ተጋሩ ድሓን ዲኩም ኣብዚ ክልተ ሰሙን ተውጽእዎ ዘለኩም ደርፍታት እንታይ ኢዩ ኣቲኩም ዶስ ብልሓት ኣለዎ ኢዩ ፋሕ ኢልኩም እሞ ድማ ከምዛ ተላባዒት ሕማም ነቶም ዝበለጽኩም ደረፍቲ በልማማ ትብክለኩም ኣላ ኣነስ ካብታ ሰለማዊት ዘውጻኣትላ ናብዚ ዘውጻእኩም ኢየ ተከታቲለ ናይ ሕማው ሕማቅ ኣለኩም
@TedrosGuesh
@TedrosGuesh 11 күн бұрын
Fake እዮ ዝመስል ግን እቲ ሙዚቃ
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
New Eritrean Music 2025 - ጥውይ - Twiy -  Amanuel Goitom - Awdamet Music
13:10
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
Ajoka Hawey
6:37
Release - Topic
Рет қаралды 54 М.
Eden Keste - Berah Wedi - New Eritrean Music 2024 (Official Video)
5:04
Nahom Records Inc
Рет қаралды 790 М.