Zemen Alemseged - Were Seb/ Ethiopian Tigrigna Music 2019 (ወረ ሰብ )

  Рет қаралды 1,162,557

Venus music

Venus music

5 жыл бұрын

Google+ :- plus.google.com/u/0/118115574...
Facebook :- / yfmvideoproduction
Subscribe :- / @venusmusic896
Check Out New Ethiopian Musics,Eritrean Music,Comedy and More Videos by YFM KZbin Chanal
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2017: YFM KZbin CHANAL

Пікірлер: 950
@user-me5rk6kq6f
@user-me5rk6kq6f Жыл бұрын
ዘመን ኣለም ሰገድ ካብልበየ ዘድንቀካ ካብ 22-6- 2023 like ይርገጽ🇪🇷
@Mahari5965
@Mahari5965 5 жыл бұрын
ዘመን ካብቶም ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ዓቢ ምዕባለ ተምጽእ ዘለኻ መንእሰይ ኢኻ ሞ ኣጆኻ በርትዕ ዕድመ ከኣ ይሃብካ ካብ ኤርትራዊ ሓውኻ
@kudus1
@kudus1 Жыл бұрын
ግጥሚ 100 ዜማ 100 ድምጺ 110 ዘመነይ❤like 🇪🇷
@Fili-rs5jr
@Fili-rs5jr 6 ай бұрын
😅
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@samsungsa3725
@samsungsa3725 5 жыл бұрын
ዘመነይ😢😢እውይ ሰብ ሩጉም ንሰካን ራሄልን ከምታ ዓረቅኩምሰ ከመይ ከሕበን ነይረ😢
@aliteyhafeshawit1688
@aliteyhafeshawit1688 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ማራ ክሕጎስ ነይረ ግን ሰብ እንከለ 😭😢
@atchanel6181
@atchanel6181 5 жыл бұрын
ንዘመን ዝፈቱ ጥራይ like 🇪🇷
@amharaahyagondergonderyeah5946
@amharaahyagondergonderyeah5946 5 жыл бұрын
🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕Like bro desi yelka do wedi Hamasen terfe behri asia 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬?
@user-hq2re9rb7k
@user-hq2re9rb7k 5 жыл бұрын
love ጀግና ሊብያ ናይ Afrika from ትግራይ @ata wedi shermuta kelbi wahid resah zeytehxeb geda bedan
@Tes861
@Tes861 4 жыл бұрын
@@amharaahyagondergonderyeah5946 ብሩከይ ኣድራሻካ ተሓባበረኒ
@rhffhd4803
@rhffhd4803 4 жыл бұрын
ተዓረቁ በጃኩም
@hayledaniel7296
@hayledaniel7296 4 жыл бұрын
@@amharaahyagondergonderyeah5946 xerfi üyyy bejakum xbuq aykonen komu wun salka Selam nkeytnebr zanqf ayu beabiU hatyat ayu yehwat
@ephremfseha6098
@ephremfseha6098 5 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ትርጉም ዘለዎ ደርፊ ዝናፈቖ ሰብ ተሃልዩ ኣለኹ ይበል
@rahwameksen3107
@rahwameksen3107 4 жыл бұрын
aleku ane
@user-iu7ls8xy3h
@user-iu7ls8xy3h 4 жыл бұрын
Aleku
@jgihkvui3695
@jgihkvui3695 4 жыл бұрын
ዘመን ማለት ሓቁ ሎ አብ ፍቅሪ ሳልሳይ ሰብ ከተእቲ የብልካይ ::
@merimeri5928
@merimeri5928 4 жыл бұрын
Aleku nay hmam
@senaittsegay8743
@senaittsegay8743 4 жыл бұрын
Me tooo alku
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 5 жыл бұрын
Kab GERMEN Solomon🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Zeben hawey kemti tideliyo kikonelka ymne !!! Eske N zeben zifetu Eritreawiyan tray🇪🇷
@user-se5ze7cc2m
@user-se5ze7cc2m 5 жыл бұрын
ብስም ዘመነይ እባ ላይክ ሃቡኒ ተዛረብቲ ትግርኛ ጥራሕ
@kchnhafteybselamadamlesele8122
@kchnhafteybselamadamlesele8122 5 жыл бұрын
@ሃገረይ ኤርትራ wa men da
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 5 жыл бұрын
ትግራዋይ እና ሓደረ ዞኩርዕ መንነት ቪቫ ኣግኣዝያን ።
@amharaahyagondergonderyeah5946
@amharaahyagondergonderyeah5946 5 жыл бұрын
@ሃገረይ ኤርትራ nay zemen ey nay2000
@mesibahta1443
@mesibahta1443 5 жыл бұрын
ትግራውነተይ ፍሉይ መንነተይ embi
@wediatkaro9320
@wediatkaro9320 5 жыл бұрын
one love tigrinya
@user-nh6bc4li8q
@user-nh6bc4li8q 5 жыл бұрын
ብዘመንስ ክፅለል እምበር ኢለ ወይኔ እስከ ንዘመን ተድንቁ ላይክ ኣግርጩው
@DANIDani-yr8qy
@DANIDani-yr8qy 5 жыл бұрын
ካብ ናይ ኮመንት ክኣልየኪ እየ ኣስተካኪልኪ ትግርኛኪ ፅሓፉ ጓልታ ፅብቅቲ ጓሓፍ ናይ ኣምሓሩ
@danielmichael7692
@danielmichael7692 5 жыл бұрын
Hkmiy
@user-nh6bc4li8q
@user-nh6bc4li8q 5 жыл бұрын
@@DANIDani-yr8qy ህምባእ
@yeshiberihu641
@yeshiberihu641 5 жыл бұрын
ወዲ ገረበይ ፣ወዲ ውቅሮ ፣ብጣዕሚ ብዙሕ ዝሰርሐ ግን ብዙሕ ዘይተወረየሉ ፍሉይ ስነጥበባዊ ኣሸንኳይዶ ንባዕሉስ ንብዙሓት ስነጥበባውያን ዝከውንን ብዙሓት ሰብ ሞያታት ዘፍረየን ዘመን ኣለም ሰገድ ፣እንተ ደቂ ሎሚ እሞ ሓንቲ ነፀላ ዜማ ኣውፂኦም ዓለም የሕብርዋ
@user-nh6bc4li8q
@user-nh6bc4li8q 5 жыл бұрын
@@yeshiberihu641 ሳሕ ኣስሚረልካ ዝያዳይ
@user-bo9uq7eb8b
@user-bo9uq7eb8b 5 жыл бұрын
ኣለም ሰገድ ሓውና ካብ ልቢ የ ዘድነቀካ ጥዕና ይሃብካ ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ!peace for everrrrrrrr eritran&Tigray!√
@user-jc2fs8gk1x
@user-jc2fs8gk1x 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ሙዚቃ ናይ ዘመን ሙካና አይፈልጥን ነረ ዋው 😍💎🙏✅💯
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 5 жыл бұрын
ኣይደልን ኢሎምኒ ኢልካ ዘረባ ኣይደልን ክረግፍ ፍቅሪ ዕበባ!! ዘመነይ ብኣኻ ኹርዕቲ እየ እንካዕ ናትና ኾንካ👍❤😍😍ድምፅካ ግን ተቀይሩ ዘመነይ: ንዘመን ዝፈቱ 👉like👈 ፀፊዑኒ ይሕለፍ😊
@MOHA-pp6tq
@MOHA-pp6tq 4 жыл бұрын
ናይ መጀመርያ ደርፉ እያ እዚኣ
@rudruokojoga4484
@rudruokojoga4484 5 жыл бұрын
ዘመነይ ኣቦ ስነ ጥበብ ቀፅልሉ ትግራይ ዓደይ ብኹሉ ንቅድሚት ኣዮኩም ናይና
@tsgegigi9615
@tsgegigi9615 3 жыл бұрын
ብጃኩመ ምሰ ራሄር ተዓረቁ
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 5 жыл бұрын
ትግረዋይ ድፈቱ እስከ እዞም ከም ልብና
@samibeitsameitisameit8900
@samibeitsameitisameit8900 5 жыл бұрын
Habsha teftuw zey bele
@rakitube21
@rakitube21 5 жыл бұрын
100like
@mirefekr8174
@mirefekr8174 4 жыл бұрын
1000l
@hduudhdhdu4215
@hduudhdhdu4215 3 жыл бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 2 жыл бұрын
🌟ታንክስ🌺ዝወደይ♥♥✊🌟
@shewitboersma1435
@shewitboersma1435 5 жыл бұрын
ዘመን ኣስሊ ደርፍታትካ ኩሉ ኬፍ ኣለዎ ቀፅለሉ 👏👊👍
@betiteklehaimanot9545
@betiteklehaimanot9545 4 жыл бұрын
Aseyyy zemen eritrawit eye gn ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ንብዓት ድመጻኒ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ :: ምስ ሰብኣየይ ብሰንኪ ሰባት እዪ ንፋስ ኣትዩና ንሱ ዘረባ ሰብ ክሰምዕ መዓት ኔሩ
@Rut96969
@Rut96969 5 жыл бұрын
*ከማይ ትዝታ ዘለዎ በዛ ደሪፊ subscribe የእዱዮኒ😭*
@hayelomchannel4153
@hayelomchannel4153 5 жыл бұрын
😍😘ግጥሚ,ዜማ መን ከማካ ዘመነይ 😍ፉሊ ወዲ ትግራይይ 😍ኣጆካ ቀፅለሉ
@user-oi3ux7lq3r
@user-oi3ux7lq3r 5 жыл бұрын
ዘመነይ ሽኮርር ገለ ዓይነት ሙዘቃ ትዝታና ቀሰቅሰካልና መክሰብ ዕደምን ጥዕናን ያሁብኪ ሓበና ትግራይና 😍😍😍😍😘😘😘
@habenkahsay6965
@habenkahsay6965 Жыл бұрын
😊
@user-fo5kv5th5i
@user-fo5kv5th5i 5 жыл бұрын
ናይ ዘመን ድያ እዛ ደርፊ wowww 👉😘😘😍
@whereisthelove8844
@whereisthelove8844 5 жыл бұрын
yesssss
@user-fz6me6zi6x
@user-fz6me6zi6x 5 жыл бұрын
Ewe gn kdmi10amet eya wexya
@user-fo5kv5th5i
@user-fo5kv5th5i 5 жыл бұрын
የቅንለይ ሓባይብ ደቂ 👉🇻🇳💋
@saberinibrahim185
@saberinibrahim185 5 жыл бұрын
ኤሉና ናፋቂት ኣክሱም ezi derfi nay yonas Gerezgiher eyu 2013 Eritrea
@tseguhagoskoncher1200
@tseguhagoskoncher1200 5 жыл бұрын
እወ ብ 2001ዓ.ም ዘመን ደሪፍዋ ዮናስ ዝተበሃለ ኤርትራዊ ድማ ሰሪቕዋ
@dawityemane2645
@dawityemane2645 5 жыл бұрын
ኣታ እቶም ደስላክ ዝህቡ ዘለውስ ንምኻኑ ጥዑይ እዝኒ ኣለዎም ድዩ ኣብ ናይ እዝኒ ምስማዕ ጸገም ዝለዎም ክኾኑ ኣለዎም መሳኺን ምሕረት የውርደሎም ጥዑይ ጌሮም ክሰምዑ
@user-yx3pj3tx1k
@user-yx3pj3tx1k 5 жыл бұрын
ንስኻ ዉን ኣርሕወለይ ልብኻ ኣታ ሽኮር ፍቅረይ ኢለሙኒ ኢልካ ዘረባ ኣይደልን ፀድፍን ገደልን ኣይደልን ፍቅሪ ክሓርር በኣጋ ኣይደልን ኢለሙኒ ኢልካ ዘረባ ናይ ልበይ ሙዚቃ ይመችኻ ወዲ ትግራይ ሽኮር
@amerahagos3513
@amerahagos3513 5 жыл бұрын
ዘመነይ😍😍😍😍 መዓረይ ሽኮረይ ሙቁረይ ወለላይ ዝያዳይ ብጣዕሚሚሚሚሚ እየ ዝፎትወኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 😍😍😍❤❤❤❤
@bahtaberhane5134
@bahtaberhane5134 5 жыл бұрын
ብዛ ደርፍ ተዘክሮ ዘለዎ ሰብ like እስከ ያ ፡እነዓል ስደት ኣብ ሕልም ትነብር ኩሉ ግዜ ፡መልኡ ዘይመልእ ህወት።love u zemeney
@tijitiji4532
@tijitiji4532 3 жыл бұрын
አነ አለኩ ኩሉ ግዜ ይነብዕ 😢
@zabwellshow9415
@zabwellshow9415 5 жыл бұрын
እዛ ደፍሪ ቀደም እየ ዝፈልጣ ግን ናይ ዘመን ምኳና ኣይፈልጥን ነይረ....ናይ ሕጂ ደርፊ ከም ዘይኮነት ርግጸኛ እየ...ብዝኮነ ሓሪፍ ደርፊ
@mikiymar3143
@mikiymar3143 5 жыл бұрын
Woww knjoo new
@Wedizom123
@Wedizom123 5 жыл бұрын
9 ዓመት ገይራ
@techway9080
@techway9080 4 жыл бұрын
Betkikle natu day kia
@user-gg1le4pu3p
@user-gg1le4pu3p 4 жыл бұрын
ዋላ ኣነ
@mrsam9470
@mrsam9470 4 жыл бұрын
እንታይ ማለት እዩ ደፍሪ
@user-vw6ue1kr2q
@user-vw6ue1kr2q 5 жыл бұрын
ዘመን ወድዞም ጀጋኑ ዘርኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ዝሓወይ ኣጀኻ ኣለና ንሕና ክኣ ሓፍትኻ ካብ ?
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 5 жыл бұрын
ዘመን ትግራዋይ እንተበልኩካ ይአክለካ እዩ 👌
@danielhaile189
@danielhaile189 4 жыл бұрын
ወረ ሰብ ሰሚዓ ናይ ጋና ሪሒቓ ናይ ካሊእ ሰብ ኮይና ኣለዋ ግን ትርጉም ኣለዋ እኮ እዛ ደርፊ ካብ ዘይ ጭበጥ ዘይ ድህሰስ ዘረባ ቢላ ቢሎ ሰባት ሰሚዒካ ምውሳን የድሕነና
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 4 жыл бұрын
Daniel Haile ምን
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ዘመን ወዲ ትግራይ መቅሰን ንበረልና ብትግራውነቱ ዝኮርዕ Like
@shebermerhawi6663
@shebermerhawi6663 5 жыл бұрын
Genet Gerye Iam proud of tigray ya riley
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
እዛ ጉዳይ ከመይ ኢያ ማለት *ዘመን ኣለምሰገድ* ኣብ ዝሓለፈ እቶም ዝማራኽናዮም ምዕድና ሰዲድናዮም ክስልሱ ረኺብናዮም ትብል ደርፊ ዝደረፈ ድዩ እዚ ወዲ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je እወ ዘመን እዩ ሰበይ
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 የቀንየለይ ብጣዕምየ ዘመስግነኪ
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 4 жыл бұрын
@@entertainment-yf7je kkkkkkk kkkkkk kkk Tegaru si nmen ekum marikimo Tegaru seb konkum si kkkkk kkk lemani alet funfunnat alet foooooo
@user-ml9px7uj4n
@user-ml9px7uj4n 5 жыл бұрын
ናይ ዘመን ድዮ እዚ ደረፊይ ዋይ ዘመነይ ማዓረይ ናይ ቀደም ኣስታውካና
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ደርፊ I love it..from Eritrea
@user-tw7qe3lq5f
@user-tw7qe3lq5f 5 жыл бұрын
ዘመነይ እንካዕ ናብዚ ኣብፀሐካ ፅብቅቲ ደርፊ ድማ ሶ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ኣምላክ
@biniamnatuu2569
@biniamnatuu2569 5 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ዘመን አለምሰገድ ብሓቂ ይብለካ አብቂንቃ ምዕባለ ትግሪኛ ተበርክቶ ዘለካ ብሓቂ እብለካ አብህዝቢ ትግሪኛ ልብን ቀልብን ፈንጺሑ አቲዩ ደምናን ሰራውርናን አወናዊኑ የፈሰሀና አሎ ቀጽለሉ ብምቅጻል ንኩሉ ትገብሮዘለካ ካብልቢ የቀንየለይ ሰላምን ጥዕናን ንዓካ
@simonberhane
@simonberhane 5 жыл бұрын
ምስ ሂወተይ ምትእስሳር እሎዋ እዛደርፊ❤ ቀጽሎ ዘመን
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 5 жыл бұрын
እውይይ ዘመነይ ጅግና ክፈትወካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመካ ይንዋሕ ዘመነይ ኩሉ ስራሕካ ፅፉፍ ።
@habuthebest579
@habuthebest579 5 жыл бұрын
Aye tegaru dmxi derafikum zey tfeltu ezi yonas Gerezgiher zbhal eyu zderfa
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 5 жыл бұрын
@@habuthebest579 ኣላ ንስካ 😄😄👈
@tekluasrat8300
@tekluasrat8300 Жыл бұрын
ዘመን 🇪🇷 ደርፍኻ ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ 🥰
@benetebabatube1344
@benetebabatube1344 4 жыл бұрын
ትግሬ ውስጤ ናችሁ እኔ ወሎየ ነኝ ግን ዘረኛ አይደለሁም ከሁሉም ትግሬን እወዳለሁ imiss you ቆንቆውን ማነው የሚያስተምረኝ
@user-vv9kq5rs7l
@user-vv9kq5rs7l Жыл бұрын
እኛ ውድድድድ እናሰለምድሻለን ምን ችግር አለው
@hewanyedinglmareyamlijehew455
@hewanyedinglmareyamlijehew455 5 жыл бұрын
ዘመነይ ናይ ልበይ ከመይ ድየ ክፈትወካ ከክብረካ ምዓት እየ ክቡር ኮከብ ትግራይና ዘመንካ ይባረክ ማዓረይ መረውሕ ድምፁ ♥♦♥ኣብዛ ደርፊ ብዝሕ ተዘክሮታትት ኣለኒ ዘሙዋይ ኣስሊ 2001 በኢትዮጵያ ኣቆፃፅራ ሕጂ ክዓ ደግምካ ብምምፃእካ ከመስግነካ ይደሊ ዘይትምኖ ደርፊ እያ ጥበብካ ይስስን ማዓረይ
@zerubrhane6840
@zerubrhane6840 5 жыл бұрын
Hiiii Haftey Eza Derfi Astemaqrkiya dki Xawiat Yeqreb Alo
@hewanyedinglmareyamlijehew455
@hewanyedinglmareyamlijehew455 5 жыл бұрын
zeru brhane ewa nay mintay xawute eu hawey
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 4 жыл бұрын
ዘመን ሓውና ደስ ዝብል ሚዚቃ ኣብ ህይወትካ ሰላም ኣብ ስራሕ ኣስልጦ ይምንየልካ ወዲ ትግራይ ኪሑሎ
@user-pq4gd4wd3l
@user-pq4gd4wd3l 5 жыл бұрын
ዘመነይ ሓቢቢይ ጎቦዝ ናይ ትግርኛ ኣባት
@biniambini8378
@biniambini8378 5 жыл бұрын
በጣም የምወደውን ዘፈንን ድጋሜ ስለ ተለቀቀ ደስ ብሎኛል ♥♥♥♥♥
@galtigray7593
@galtigray7593 3 жыл бұрын
አሕሕሕሕሕሕ ዘመነይ ከብደይ በልዓትኒ እንታይ እሞ ሰብ እንታይ ዘየብል አይደልን እለሙኒ እልካ ዘረባ ትክክክል ናይ ልበይ ዘመነይ ዝፎቱ ላይክ ረጊፁ ይሕለፍ።
@user-nu2jo8mv2s
@user-nu2jo8mv2s 5 жыл бұрын
ዘመነይ ሽኮር ብጣዕሚ ዝፈተክዋ ደርፊ ደጋጊመ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ታንክስ ዘመነይ ወዲ ዓደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@alufkralufkr3346
@alufkralufkr3346 4 жыл бұрын
Konjott 💯💯✅️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@gglll
@gglll 2 күн бұрын
ዘመነይ ጅግና ትግራዋይ ተጋሩ ኩርዓት ኢና ብአኩም💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘💘💘💘
@fshikbelifebu3654
@fshikbelifebu3654 5 жыл бұрын
Wowwwwwww azekirkani qedem ab gezawutna Ms deqi gezawutey knsemia nwuel nerna deliye sineya nere hji gn rekibeya thanks zemeney
@weldushstudio5890
@weldushstudio5890 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ስሚዐያ ነይረ ግን ናይ ዘመን ሽኮር ኣይመስልንን ነይሩ ።ዋውውው ዘመን ጅግና!!!
@habuthebest579
@habuthebest579 5 жыл бұрын
yonas Gerezgiher zbhal eyu zderfa atiki reayo zemen ay konen
@wedikiros3409
@wedikiros3409 5 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/pHStaIBrrcqnpZI
@rakitube21
@rakitube21 5 жыл бұрын
@@habuthebest579 ናይ ዘመን እዩ ምስ መርትዖና እቲ ዝተደረፈሉ ዓመተ ምህረት ግን ከባቢ 2001 ዓ.ም (2009 ብዓ.ፈ) እያ ተደሪፍ ብ Yonas Gerezgiher ዝተበሃለ ኤርትራዊ ብ 2004 ዓ.ም (ብ2012ዓ.ፈ )ተሰሪቓ ኣብ You tube ኣትያ ትርከብ ዮናስ ሌባ ሰራቒ
@rakitube21
@rakitube21 5 жыл бұрын
@@wedikiros3409 ናይ ዘመን እዩ ምስ መርትዖና ዘይፈለጥካ ኣይትዛረብ እቲ ዝተደረፈሉ ዓመተ ምህረት ግን ከባቢ 2001 ዓ.ም (2009 ብዓ.ፈ) እያ ተደሪፍ ብ Yonas Gerezgiher ዝተበሃለ ኤርትራዊ ብ 2004 ዓ.ም (ብ2012ዓ.ፈ )ተሰሪቓ ኣብ You tube ኣትያ ትርከብ ዮናስ ሌባ ሰራቒ
@ichliebenurmeinemutter6326
@ichliebenurmeinemutter6326 5 жыл бұрын
@@rakitube21 gororo demxi zemen aytfeltiyon diki Berbere nay welkayt agitki alo nay Jonas eyu wela Geiz xahafi nay Jonas eya
@user-rz5lw4yl7e
@user-rz5lw4yl7e 4 жыл бұрын
Nic zemen Frome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
@samrisamrii5884
@samrisamrii5884 5 жыл бұрын
ዘመነይ መክሰብ ጥዑም ድምፂ ክፈትወካ ኮ ወዲ ዓደይ ፃዕዳ ፈታዊ ዓዱ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤❤❤
@albadrteslotealbadr647
@albadrteslotealbadr647 4 жыл бұрын
ዝምንይምክስብብይዝክምምስርህይልቲዕርቅ ግልኽም ምአንት ትሕቅፍ
@wellcometodey6639
@wellcometodey6639 4 жыл бұрын
ዘመን ሓወይ ብዘይ ቀለዓለም ውሽጠይ ረኪብካዮ በዚ ኣገጣሚ ይመስግነካ good lack neza derfi testemaqru laik gberuley jemeatey
@selam274
@selam274 5 жыл бұрын
ዘመን ሓውና ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ተድልየና ኢኻ
@merryqueen4252
@merryqueen4252 5 жыл бұрын
ዘመነይ ድምቀት ትግርኛ♥♥♥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ♥
@kibromhabte
@kibromhabte Жыл бұрын
ok
@HelenBarhe
@HelenBarhe 7 ай бұрын
ሙቁር ዘፈን ሰሚዐ ዘይ ሞንዮ❤❤❤❤❤ቀፅለሉ ዘመነይ
@kahsaytekle7404
@kahsaytekle7404 5 жыл бұрын
ናይ 1998 ጓል ሃገረሰብ ትብል ደርፊ ድጊምካ ስደደልና ዘመን ወድቶም ጀጋኑ
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 5 жыл бұрын
ዘመነይ ሓላል ከመይ ዲኻ መቅሰን ሓበን ትግራይና እንካዕ ዳሓን መፀእኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@efremwedigash5791
@efremwedigash5791 5 жыл бұрын
እሲ ሓሳዊት እዛ ደርፊ ሰሪቁዋ እዩ ።
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 5 жыл бұрын
@@efremwedigash5791 ክክክ ዝረአከምዎ ኩሉ ናትና እዩ ናትኩም ከምዞም አማሓሩን
@efremwedigash5791
@efremwedigash5791 5 жыл бұрын
@@user-ec9zx4ob9r እዚ ጎሮሮ ናይ የናስ እዩ ናቱ ጎሮሮ ጌሩ ከ ዘይደግማ ዘይሓፍር ሰራቂ ድምጹ ጠፊኡኒ ናዓይ ወረኛ ስቅ እስከ በሊ ሱቅ ዩ ዘምሕረልኪ ።
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 5 жыл бұрын
@@efremwedigash5791 ኩቡር ሓው እቲ ናይ ዘመን ጋል ሃገረሰብ ወለላ ዝብል እስከ ስምዕዮ እቲ ድምፂ ናቱ እዩ ሱቅ ኢልካ ሃለውለው አይትበል
@efremwedigash5791
@efremwedigash5791 5 жыл бұрын
@@user-ec9zx4ob9r ሰማይን ምድርን ንዕኡ ሰሚዐዮ ብፍጽም መራከቢ የብሉን ።ኡፉ እስከ ማሓሩና ኣመልኩም ዩ ምስራቅን ምሕሳዉን ።
@tsegazeab84
@tsegazeab84 5 жыл бұрын
ተዓረቑንዶ ምስ ራሄል
@merhawitmerhawit685
@merhawitmerhawit685 5 жыл бұрын
Yes
@ieritreafilmwedi7599
@ieritreafilmwedi7599 5 жыл бұрын
Ane keman yexeb alku alewu aytarekun kiseb hje
@wedigerea6302
@wedigerea6302 5 жыл бұрын
kkkkk entay da zahto
@user-zp5kl7sl5k
@user-zp5kl7sl5k 4 жыл бұрын
ምአዘኢና ታዓ ሪቆም ንሪኦ አምላክ አቦይ
@tsigetsige5028
@tsigetsige5028 4 жыл бұрын
Yesss
@amanred6475
@amanred6475 4 жыл бұрын
ተዘክሮ ዘለዋ ጥዕምቲ ደርፊ...🚶 ጉዕዞ ህይወት👏❤👏
@eyobnuguse1783
@eyobnuguse1783 Жыл бұрын
ኩሉ ጥበብ መሊኡ ሂቡኻ ዘመነይ ሰላምኩም ኽመጽእ ደሞ ቲሚኒተይ እዩ 👏👏👏
@lionetewelde4789
@lionetewelde4789 5 жыл бұрын
Eza derfi neafQaritey eyu derifwa alem seged jgna ajoka eske hawuka Eritrea 🇪🇷 👈🏻eye
@eritreanbeautifulcountry3228
@eritreanbeautifulcountry3228 5 жыл бұрын
Wawww nic song zemen ,were seb semia nay gana riehka nay kale seb koyna, aydelin fkri baga kharir,aydelin ab etsiw geza knebi ,aydelin knhalfo terehahikna ,aydelin hmak ksemi kabaki,aydelin elomni elka zereba ,aydelin kregfe nay fkri enbeba, tezekro zelewa derfi😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂.
@berinuarasa9750
@berinuarasa9750 5 жыл бұрын
ደራሲ ግጥሚ ዜማ ኣቦ ሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዘመነይ like sebscrab
@loveyoumamay3221
@loveyoumamay3221 5 жыл бұрын
zemen Konjo 👌👌👌👌👌🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@user-ow1fl7br6o
@user-ow1fl7br6o 3 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ ህግደፋዊ ብስም ዘመን ንዝፈቱ ኤርትራዊያን & ትጋሩ ዝፈቱ ላይክ
@aman7004
@aman7004 5 жыл бұрын
I used to listen This song may be before 10 years. But I could't Find it in you tube. I thought It is Eritrean music. Finally I knew It is for Alemseged. I Love you bro
@user-ek1tk2wh7e
@user-ek1tk2wh7e 4 жыл бұрын
ዘመንየ ስወድህ አይዞህ እሺ እንግዲ ምን የደረግ መለያየት ባይኖርም መተዋወቅ ጥሩ ነበር እንደሚባል ነዉ እና አጆኻ በርትዕ😥😥❤❤❤
@user-nh5hd6wy7y
@user-nh5hd6wy7y 5 жыл бұрын
Yene wed sewdehi ayzoki berta ILOVE YOU deki tigray shkorate
@YoniMeksen-qp4me
@YoniMeksen-qp4me 10 ай бұрын
ዘመነይ ቅድሚ 3 ዓመት ደጋጊመ ይሰምዓ ኔረ ሕጂ ድማ 2016 ደጊመ ይሰምዓ ለኹ ከምዚ ኸማይ ኣብዛ ዓመት ዚኣ ትሰምዕዋ ዘለኹም 👍 ረጊፅኩም ሕለፉ🎉🎉
@user-ht6wr9lw7b
@user-ht6wr9lw7b 6 ай бұрын
Me to🥰✌️
@user-rp2nd6xw7d
@user-rp2nd6xw7d Ай бұрын
❤❤
@frehailay3727
@frehailay3727 5 жыл бұрын
Enkan beselam metah zemu mearey💖😍tena fkr selam lanteyihun
@lidyamisgina3440
@lidyamisgina3440 5 жыл бұрын
Waewwwwwee eza derefi nekrekba kendey deyfeteniku thanks more zemen shikor natika mukana ayfeltin eye nere so belixiti derefi ajoka hawey natey qexulo 😘😘😘😘😘😘
@user-qy8fw9tr3p
@user-qy8fw9tr3p 5 жыл бұрын
bsem zemeny eti zefkro💘💔💔💔 ሞክስካ wedi ዓድካ ውቅሮ mara eu temechini derfka zemen ajoka ketlelu clip entezhluwa mexelell👍👍👍👍💘
@berhearegay7741
@berhearegay7741 5 жыл бұрын
እዚ ደርፊ ክንደይ እዋን ከምዝደጋገምክዎ ኣይዝክርን! ገራሚ ስራሕ እዩ
@atsedwanegn7056
@atsedwanegn7056 4 жыл бұрын
Hakka wedey wrla ane endey
@pacdrr7590
@pacdrr7590 4 жыл бұрын
ዘመንና እዩ ማዓረይ
@alemgezakirayeya7287
@alemgezakirayeya7287 4 жыл бұрын
Ich auch
@user-ln3ip7ht2s
@user-ln3ip7ht2s 5 жыл бұрын
ዘመነይ ናይ ልበይ ከም ገለ እምበር ትንክፍ ኣቢልካኒ በዛ ሙዚቃካ ኣብየት እወ ግጥሚ ዜማ ድምፂ ኣታ ንስካስ እንካዕ ናትና ኮንካ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ጅግና ሓቦኛ ኣጆካ እስኮ ቀፅሎ ዘመነይ ዝፎቱ #Like 👈😍
@zerubrhane6840
@zerubrhane6840 5 жыл бұрын
hiiii Habtey Ezi Seb Tefelitiyo do
@zerubrhane6840
@zerubrhane6840 5 жыл бұрын
Nirahel bal beta diu
@user-ln3ip7ht2s
@user-ln3ip7ht2s 5 жыл бұрын
Ewe yfelto eye nrahyel bal beyta neyru hanti ms weledu gin tefalalyom 😢
@geni3064
@geni3064 5 жыл бұрын
*ዘመነይ ኣስለይ ካብ ትወጽእ ክሳብ ሕጂ ሰሚዐ ዘይመንዋ ናብ ዘይፈልጦ ትዝታ ሃው ተብለኒ ክሳብ ሕጂ ሰምዕኩም ዘይትመንይዋ ኢንተለኩም Like*
@user-dr4cy7or2f
@user-dr4cy7or2f 4 жыл бұрын
ገኒየ ከም ልበይ እዛ ደርፊ ከም"ዚ ከማይ"ዶ ሰሚዕኪ ምምናው ስኢንክያ ሓላለይ!"
@aronbeletsom5302
@aronbeletsom5302 4 жыл бұрын
ane kea beaki helim ele i love you
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l 3 жыл бұрын
ገነታ ሓፍተይ
@user-nf9wk2fw4s
@user-nf9wk2fw4s 5 жыл бұрын
ውይ ዘመነይ ስኢነያ ነይረ ናይ ቀደም ሙዚቃ እያ ምስጋናይ ካብ ልበይ እዩ ዘመነይ የቀንየለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ይምነ
@AA-fw4kp
@AA-fw4kp 5 жыл бұрын
This is my favorite music I searched and searched for long time but I couldn't find.
@user-xi6jt1cv6g
@user-xi6jt1cv6g 4 жыл бұрын
ሰሚዐ ፍጹም ዘይመነኹዋ ጥበብ ብልክዕ ዝረኸበት ግጥምን ዜማን ድምጽን 100♡❤♥ ቀጽሎ ንፍዕ ።
@eribest4583
@eribest4583 5 жыл бұрын
Zemen shikor eyak Nice song
@merryyehaff7792
@merryyehaff7792 5 жыл бұрын
👑King of music zemene nayna 💛❤👌👍🏻
@msuyhsheni6764
@msuyhsheni6764 5 жыл бұрын
Eza drfi nay zemen aykonetni nay yonas eyi respect nay drafay Nehalu please 😍😍😍😍
@hadushmulualem598
@hadushmulualem598 5 жыл бұрын
ተጋጊኪ ናይ ዘመን እያ ድሕሪ ጎል ሃገር ስብ ዘውፃእ ኣነ ምስክኣለኩ ናይ ዘመን እያ ምስ ግጥሙ ዜማኡን
@msuyhsheni6764
@msuyhsheni6764 5 жыл бұрын
@@hadushmulualem598 Sorry bro tegage alka eza derfi 2012 eyi tderfa bi yonas 😉😉😉
@msuyhsheni6764
@msuyhsheni6764 5 жыл бұрын
@selam tube eza gual hager sebi tebal aba 2013 eyi wexi ezia derfa gen aba 2012 wela ati gororo wen bebyno eyu 😉😉
@tseguhagoskoncher1200
@tseguhagoskoncher1200 5 жыл бұрын
msu yhsheni ዘይትፈልጥዮ እስኪ ኣይትዛረቢ ዘመን ብ2009ዓ.ፈ ደሪፍዋ Yonas ዝተበሃለ ኤርትራዊ ድማ ብ2012ዓ.ፈ ሰሪቕዋ ሌባ
@msuyhsheni6764
@msuyhsheni6764 5 жыл бұрын
@selam tube ok sis🙄🙄
@siku9753
@siku9753 5 жыл бұрын
Nice song bro ዘመን ማለት ያኣኸ እስከ #like like ኣግርጭው ኣቡሉለይ ደቂ ዓበይቲ ?
@tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673
@tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673 5 жыл бұрын
ሓደ ሓደ ጊዜ ነገራት ፋሕ ክብሉ ከለው ምናልባሽ በቦቶኦም እናሓዙ ክከውን ይክእል እዩ፡፡✍🤝👈 qexlo Zemen 👌
@salamaasfa2422
@salamaasfa2422 3 жыл бұрын
ዘመነይ ተጋሩዋይ ብኩሉ ጀጋኑ ሰላምኩም የብዛሓለይ ኣምላክ ንበሩለይ ንዓና ንህዝብኩም ትብሉ ደቂ ኪሮሰይ ደቂ ኢያሱ ናይ መን ክትወስዱ ጥበብ ናይ ኣቦታትኩም በር💋💋💋💋💊💊💊💊💊💓💓💓💓💓💓💓💍💎💎💎💎💎
@zaminozami2574
@zaminozami2574 4 жыл бұрын
Wedi tigrigna gobez zemen. hawika from Akeleguzay
@user-sw3kv3le3n
@user-sw3kv3le3n 5 жыл бұрын
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ዘመነይ ሙቁርርር ኣጆካ ቀፅለሉ ጅግናየ
@user-ml9px7uj4n
@user-ml9px7uj4n 5 жыл бұрын
ዘመነይ ማዓር ኣታ መቅስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@michealtekle435
@michealtekle435 5 жыл бұрын
Xubuk srah ajoka jegana qatsel Zemen God bless you.
@eyeruswelay799
@eyeruswelay799 5 жыл бұрын
ንዘመን ዝፈቱ ጥራይ 😍😍😘😘👈
@tsegunguse7388
@tsegunguse7388 5 жыл бұрын
ዘመን ከም ሽምካ ዘመን ተሻገርቲ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ እሞ አጆካ ቀፅሎ
@zewdumegabe4664
@zewdumegabe4664 4 жыл бұрын
ዘመን ብጣኣሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ ቀፅሉ ግን ብጣኣሚ ዘሓዘነኹ ዘረባ ሰብ ሰሚኣ ናይ ጋና ዝበል ብጣሚ ኢየ ሓሪቀ
@user-ut7ei6uj4u
@user-ut7ei6uj4u 2 жыл бұрын
ዘመነይ ማዓርይ 😍😍
@TigrayVirtualSoftwares
@TigrayVirtualSoftwares 5 жыл бұрын
deki adey mearey deki Waero Tigray!!
@michealtekle435
@michealtekle435 5 жыл бұрын
Xubuk srah ajoka Zemen God bless you.
@dsdsrseser-je1ub
@dsdsrseser-je1ub 9 ай бұрын
ንዘመን ዝፈቱ like ርገፅ
@genetmezgebe2243
@genetmezgebe2243 5 жыл бұрын
ከመይ ዲካ ሓላል ተፈታዊ ዘመነይ ቀፅለሉ 😍💖
@mogosiniesta8509
@mogosiniesta8509 5 жыл бұрын
## eway ane enqa tigrina konku. 🇪🇷
@user-bx8sf1eb4u
@user-bx8sf1eb4u 5 жыл бұрын
*ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ደርፊ ነዚኣ ክረክብ ዘይበፃሕክዎ ኣይነበረን የቀኒየለይ ዘመነይ መክሰብ ዓለም*
@user-bx8sf1eb4u
@user-bx8sf1eb4u 5 жыл бұрын
@Amanuel Amanuel ከማኻ ከማን ማር 😘😘
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l 4 жыл бұрын
"ዘመን ብጣዕሚ ኣይምኖን እዩ ደርፍታትካ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ናትና ናትካ ስራሕ ዳኣ ታይ ከወፆ
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 жыл бұрын
I’m Eritrea sanef good dear brother song keep up
@user-np6pe1lp3m
@user-np6pe1lp3m 5 жыл бұрын
ዘመነይ ወረ ሰብ እወ መእመኒ ዘይብሉ ኣይትጥፋኣና ጥራሕ
@sabasaba4228
@sabasaba4228 5 жыл бұрын
ዘመን ሸኮር በጃኩም ምሰ ሪች ተዓረቁ ምእንቲ ጎልኩም ክትብሉ
@miliontesfagabr987
@miliontesfagabr987 5 жыл бұрын
Dmxi dea mrti nebere entay emo clip endo zeybla koynu enber buzuh mireaya neru 👍👍👍👍👍👍
Zemen Alemseged Goitay  Belni New Tigrigna Music.
6:35
Erka Tube
Рет қаралды 1,1 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 9 МЛН
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 21 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 61 МЛН
ኤፍሬም ታምሩ አልበም Album Ephrem Tamiru
39:03
PARROT MUSIC
Рет қаралды 340 М.
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31
Julia Fun
Рет қаралды 4,8 МЛН
19 июля 2024 г.
0:20
мишук круглов
Рет қаралды 9 МЛН