Breaking News ቢንያም ሕጂ ኣብ ፓሪስ ኦለምፒክ ዝረኸቦ ዓውት፣ ፕ/ኢሰያስ ንሰራዊት ኤርትራ ዝሃቦ መምርሒ july 27 2024

  Рет қаралды 61,397

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your KZbin channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Пікірлер: 215
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ደብሪጭ ደብረ ጽንተት ። ኤርትራ ካበይ ካበይ ክትወጽእ ትደልያ ?? ንጽር ዝበለ ዘይትዛረብ ?? በዓል ጠዋያት ልቢ ።!!
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@GoboWeriez-nn8zo 🐉አወ
@godisgood7456
@godisgood7456 2 ай бұрын
Gedfo endo etiopia mesh aytgezana eyom zeblu 4 amet gezinayom alena😂
@hameyqalbeymishizbey2018
@hameyqalbeymishizbey2018 2 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
@IndeliAsmera
@IndeliAsmera 2 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 king of Africa 🌍
@flimonflimon
@flimonflimon 2 ай бұрын
ደብረጽየን ርእሲ ብርጭቅ ከኣ ኤርትራ ክብል ጸሓይ ዓሪብዎ 😂😂😄 ናይታ ቀደም ኣብ እንዳ ማርያም ኣስመራ ጸሓይ ዝጽለዋ ዝነበረ ቦታ ናፊቑ መስለኒ 🤣🤣🤣🤣😂
@EmaTekk
@EmaTekk 2 ай бұрын
ደብሪፅ ከም ኢሱ ዓርጣም ኣረጊት ከይ መስለካ 7 ሃገራት ፈናጢሑ ካብ ቆላ ተንቤን ደቡብ ኣፍሪካ ወስዱ በፍንጫ ብሮ ዘታሓዞም ንባዓል ኣቢዪ እዩ ከም እሱ ኣይ ኮነን ኣብ ሓንቲ ወንበር ዝኹየጥ ን30 ዓመት
@flimonflimon
@flimonflimon 2 ай бұрын
@@EmaTekk መን ኢየን 7 ሃገራት 🤣🤣🤣🤣
@robelchelsawi9513
@robelchelsawi9513 2 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk😂😂😂😂😂
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 2 ай бұрын
​@@EmaTekkkkkkkkkkkk😂😂😂😂
@ftl6230
@ftl6230 2 ай бұрын
Eritrea nay east africa, Russia ya koyna zela ❤ 💪
@Eritreana1991
@Eritreana1991 2 ай бұрын
🤦 ኣይ ደብሪጺ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ 😂 ወዲ ሓሊማ ብዓረብ ዝተዛረቦ ብ10 ኢድ ዝበለጸ ይሪዳኣካ 😂😂
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 2 ай бұрын
Peace for sundan and eritrea .Sudan honest people no like our gorebet Ethiopia so we support Sudan our brother and sister. God bless eritrea and sundan
@Borntowin-s4v
@Borntowin-s4v 2 ай бұрын
Kulom hde eyom sudan do aykonun enda aseru 1000$ kfelu elom asartyomna... gorbabtnas hmam eyom..hji tray dem hade Eritrean wn ente kone ktfe yeblun yeaklom yhewtna mseakin serawit.selam ygberelna
@hananidris1090
@hananidris1090 2 ай бұрын
Donkoro ​@@Borntowin-s4v
@Bitaniya12
@Bitaniya12 2 ай бұрын
Eritrea adey egziabher yhalki 🇪🇷🙌🏼
@samsonelias2971
@samsonelias2971 2 ай бұрын
ኣንታ እዚ ደብረጼን ኮመዲያን ድዩ? እንታይ እዩ እዚ ዘረብኡ ዋላ ዘይርደኣኒ ኣብ በይነይ ድዩ? ይዕልል ድዩ ዋላ እታ ላፕቶፕ እንታይ እያ ፋሽና፡ ኣንቱም ሰባት መስኪናይ ዘይትገድፍዎ እዚ ወዲ፡፡ ስቕ ኢሉ ዘረና ኣይክእል ፖለቲከኝ ኣይኮነ፡ ትግራይ ብሓቂ ድዩ ሰብ ስኢና? ኣብምንታይ እዩ ደብረጼን እባ ሓይሉ፡፡ እተን ጋንቲ ጥራይ ጌሩ ናይ እንስሳ ሕክምና ድዩ ትምህርቱ? ምርዳእካ ኣቢና፡፡ ምኒን እዋይ መስኪናይ ከደንግጸኒ ስቕ ኢሉ ከብደይ ይበልዓኒ፡፡ መይመይ እንዳበለ ይዛረብ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ደብረ ጽንተት ከሙኡ ኢዩ ፡ እቲ ዘሕዝነካ ካብ ተጋሩ እቲ ዝሓሸ ሰብ ሙዃኑ ኢዩ ።
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👌
@TeshomeHaile-n1w
@TeshomeHaile-n1w 2 ай бұрын
እቲኣ ሓንቲ ከምታ ኣቀዲምና ዝበልናያ እያ።መስኣ ዝተጣበቀትያ።ምስኣ ኣልገብ ኣቢልና ውን ከምታ ኩሉ ግዜ ንብላ እያ ።ስለዚ እታ ቀዳመይትን ካለአይትትን ዝተኣሳሰራ እየን።ክክክክክክ ኣየ ድብሪጽ ኣነኮ ሰሓቅየ ዝመውት ብዘረብኡ
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 2 ай бұрын
ድያቆን እዩ ! ደፋፊኦም እዮም ኣብ ኩናት የእትየሞ።
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@thedawnlight3902 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ገደደ ዲያቆን ድያብሎሳት
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ሓሳዳት ሰለ ዞኮንኮም ኣይሃልፈልኮሞን ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 2 ай бұрын
ኣንታ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ብ ትግርኛ እባ ተርጉሙልና
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@huruyghidey5700 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@eritrea700
@eritrea700 2 ай бұрын
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ማማ ጥልያን🇮🇹🇮🇹🇮🇹🇮🇹❤️❤️❤️❤️❤️
@RussomTsegai
@RussomTsegai 2 ай бұрын
ደብረጽየን ብጥዕንኡ ብውንኡ ድዩ ዘሎ ? 1- ፕሪቶርያ ንሕና ኣይፈረምናሉን ይብል 2-ውዕል ፕሪቶርያ መሊኡ ኣይተተግበረን ይብል
@MeseretDesta-c5e
@MeseretDesta-c5e 2 ай бұрын
Derix😂😂😂😂
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@RussomTsegai ስረ ኣሙሊቁ ሩዱኡና ዝበለ ደብርሰይጣን ሓዊ ኮቪድ ዘይኮነን🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ሰርቂ ናትኮም ኢዩ ዕዳ ኣታ ሓሳድ ⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 ай бұрын
ኦይይይ ደብረጽየን ዝብልዎ ባእባእ !! ኣለኹ ማለት ሓንሳብ ኣብ ጉብጥሽ ኮንካ ሓንሳብ ኣዲስ ኬድካ ኣብ ትሕቲ ኣብይ ምስጋድ ሱቅ ኢሉ ሸንኮለል ይብል ሃለፍታ ይገብረሉ ኣሎ ምስኪናይ !!መን ምስ ቁምነርገር ምስሓሰቦ እታ ኤርትራ ትብል ቃል እንተኮነ ኣቡነዘበሰማያቱ እያ ብዘይ ኤርትራ ኣፉ ኣይከፍት ኣይዓጹ በቃ!!
@MussieWeldegergis
@MussieWeldegergis 2 ай бұрын
ደብርጭ ካኣ ወደይ ዕላልካ መታሓዚ ዘይብሉ ዕላል ናይ እንዳ ስዋ ኣምሲልካያ😂
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@MussieWeldegergis 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@abebasolomon1742
@abebasolomon1742 2 ай бұрын
God is good 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🏽🤲🏽🤲🏽❤️
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ኢዘኦም ኮሎዎ ሰላም የለን ♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷♥️🇪🇷⭐️♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@filmonmenghistab1377
@filmonmenghistab1377 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
❤ቢኒ ናትና አንቋዕ ብሰላም ዛዘምካ💪❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 ሱዳን ፍታሕ ይፍጠረልኩም ዎዲ ኣፎም ፈጣሪ ይሓፍዝ 💪🙏🙏🙏❤🇪🇷 ደብረ ሰይጣን ሱቅዩ ዝሕሸካ ሱቅ ማይ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ምስ ውኑኡ የለን🤣🤣🤣🤣🤣🤣🐀 ዝጠልቀየ ባኮ 🐒
@kefabairu8809
@kefabairu8809 2 ай бұрын
ደብረጽዮንን ዕንክሊልልልል እዩ ዘረብኡ ........ዋይይይይ መሰልቸውውውው 10 ይደግማ ንሓንቲ ዘረባ..... ንዓይ ዝገርመኒ ግን ከምዚ ዓይነት ሰብሲ ከመይ ገይሩ እዩ መራሒ ናይ ክልል ነይሩ😢😢😢
@RussomTsegai
@RussomTsegai 2 ай бұрын
መሪሕነት ወያነ ፈሺሉ *ብስትራተጂ ምፍሻሉ ዝኣመነ ውድብ *ብስትራተጂ ምፍሻሉ ዝኣመነ ኣመራርሓ # ብሕልና ብሞራል ተመሊሱ ኣነ ክመርሓኩም ክብል ኣይግበኦን
@dalac_93
@dalac_93 2 ай бұрын
Eway hfret!! Kemey geirom eyom ab silthan zelewu
@OmerAbdu-c3i
@OmerAbdu-c3i 2 ай бұрын
Wwwwwww eretria ❤❤❤💪💪💪👍👍
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 2 ай бұрын
አየ ደብረጸን ንሰላም ግዳ ዘይትምነ ሕጂኸ ንመን ክትልክም ኢኻ በስምአብ ዘይትብል። ሰላም አውርደልና ንበል🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@grmayselemun3527
@grmayselemun3527 2 ай бұрын
ደብረጼን ንህዚብካ ዝጠቅም ሕሰብ መንሰይን ህዝቢ ኣይተጥፍእ ቅድሚ ምዝራብካውን ሕሰብ
@temesgenamlakey5294
@temesgenamlakey5294 2 ай бұрын
ብኒ ጅግና ንሱ ዉን እኩል ኢዩ ኣብ ድካም ቀኒካ ንክብሪ ኤርትራ ኢካ ኣቲካዮ እሞ ብራቦ። ደብሪጽ ሰራዊት ሻዕብያ እንተዜይ ኢሉ ተቀባልነት ኣይትሬክብን ኢካ ኢዮም ግዲ ዝብልዎ ኮይኖም ብዘይ ኤርትራ ዜይኮነሉ ምሕሬት የዉርደልኩም።
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 ай бұрын
Welcome 🎉Kb. Bini senay ys'abka bselam ktzazm fetari msaka ykun
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ኣታ ሓሳድ ጎኒ 20 ኣመት ኩፍ ኢልኮም ዳሃን 🇪🇷♥️⭐️🇪🇷♥️🇪🇷♥️⭐️🇪🇷♥️⭐️
@jddbxx4445
@jddbxx4445 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@fanueltekleab7185
@fanueltekleab7185 2 ай бұрын
Ane gerimni zelo serawit eritrea kabey eu kwxe zbel zelo qofqaf agame neti 20 amet kof elmo znebruo diu
@hananidris1090
@hananidris1090 2 ай бұрын
ከም ወያነ ብኸብዱ ዝግዛእ መሪሕነት ኣይራኹን😂
@jddbxx4445
@jddbxx4445 2 ай бұрын
Game over
@HermonTekle-dj3su
@HermonTekle-dj3su 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@علهفقعقه
@علهفقعقه 2 ай бұрын
እዛ ሕስርቲ ፍትሕቲ ስረ ሕጂ እውን ክትዓፍር ጀሚራ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መርየቶም ግደፍ ወያነ ማንቲለ ዓለም ታአኪባ ስድሪ መርየtu ክትወስድ ዓቕሚ የብላን ኣለዉ ጀጋኑ ሰብ ሕድሪ 🇪🇷🇪🇷🐆🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreaonelove
@Eritreaonelove 2 ай бұрын
ደብሪጽ ርእሲ ህበይ ካበይ ኢዩ ክወጽእ ሰራዊት ኤረትራ ካብ መሬት ኤረትራ
@kebedekebede5757
@kebedekebede5757 2 ай бұрын
Viva shabiya
@GebrihiwetTekie
@GebrihiwetTekie 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኣነ ሓደ ካብቶም ተከታታሊ መደብካ ካብ ዝኸውን 5 ዓመት ጊረ ኣለኩ ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ ብእተቅርቦ ዜና እዛ ናይ ሓለቃ እስታፍ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ወደባዊት ፖርት ሱዳን ዘስምዖ ታራኻዊ መደረ ነቶም ዓረብ ዘይሰምዑ ኣብ ትግርኞ ተርጉምኻ ከተቅርቦ ይግባእ እናበልኩ ቀጽሎ በርትዕ ይብለካ።
@TheMakas89
@TheMakas89 2 ай бұрын
ካብ ታሪክ ዘይማሃር ኤሊታት ተጋሩ ነቲ ሰላም ምስ ኤርትራ ተጠቂም ህዝቦም ብሰላም ክነብር ካብ ድክነት ክወጽእ አብ ክንዲ ምግባር ብህልክን ክፍአትን ህዝቦም አደዳ ስደትን መስዋእትን ጌሮሞ
@DawitMengs
@DawitMengs 2 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ሃለውለዉ እዪ እዚ። ክክክ.... ደብሪጭ ዘረባ ኣይክእልን እዩ። እዛ ትግራይ ሰብ የብላን ድዩ?
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ኢዘ ወደብ ኮሎ ሰላም የለን ❤❤❤❤
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 2 ай бұрын
ከምኡ ኢልካ ኣይተሕመኒ!! ንሕናን ወደብናን!! ብሓይሊ ኣምላኽ!! 🇪🇷🐪🐪🇪🇷❤️
@First-Eri
@First-Eri 2 ай бұрын
ኣበይ እዩ ሰራዊት ኤርትራ ሒዙልና ዝብሎ ዘሎ?
@hameyqalbeymishizbey2018
@hameyqalbeymishizbey2018 2 ай бұрын
Kab Badume iu zebel zolo izi futuh😂😂
@hananidris1090
@hananidris1090 2 ай бұрын
KB ZENA TGRINA በጃኻ ብትግርኛ ጾሚቅካ ኣቅርበልና ወላ መትሓዚ ሲኢናሉ መደርኡ ደብርጭ።
@khasaihailetedla8105
@khasaihailetedla8105 2 ай бұрын
Saebiya king of Africa
@mezekrgashe3050
@mezekrgashe3050 2 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ይብል ኣሎ ኣብ ሓንቲ ቦታ ዕንክሊል ይብል ዕንኪላሎ
@MelakeHaile-gj5mc
@MelakeHaile-gj5mc 2 ай бұрын
Eti zehguseni shaebya kedem Abgze kalsi naashtu jalabuna Eyen nswakin zkyed neyru Beten nay sudan Abeyti merakb kaa ngrem nerna gn gze tekeyari mukonu Baaynna Arieyna Btaemi hayli bahrna nkdmit wedi halima Ab nay yemen desetat hansh zukur Abi tara ztexewete konerel Eyu hji wun Ab naysudan mriggae kelil serah kemzeyserh Emuntona Eyu bzey shaebya zsrah selam yelen Ab kerni Afrika
@mewaelsemere717
@mewaelsemere717 2 ай бұрын
ደብረ ጥፍኣት እንታይ ዩ ስንእንእ ዝብል ዘሎ ሕጂ ውን ኤርትራ ኤርትራ ይብል ኣሎ ክንደይ ተጋሩ ከጥፍእ ኣዳልዩ ኣሎ?
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ናኣ ኣባዶመ ኒራከብ ኣታ ሓድድ ❤❤❤❤❤
@omeryoussef39
@omeryoussef39 2 ай бұрын
BINI KING 💪🏿
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ай бұрын
@@omeryoussef39 🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🍾💪
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 ай бұрын
Welcome KB
@yordanostewelde8388
@yordanostewelde8388 2 ай бұрын
ካብ ሖሉፍካ ተማሃር መስክናይ ህዝቢ. ዘይናትኩም ክትጥምቱ ኣብ ዓዘቅቲ ኣእትኽሞ ኣምላኽ ምስ ቁንዓት እዩ ተንኮል ኣርሕቁ ፍቅሪ ይቅረታ ሕተትዎ ንህዝቢ ኤርትራ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ደብሪጭ ሓተላ /ዕደ / ነገረ ትግራዋይ ኮይኑ ድዩ ፡ ዘረባኻስ አይብላዕ አይስተ ፡ አየውፍር አየእቱ ፡ በቃ ዕንክሊል ።
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 2 ай бұрын
አዋይ ደብረ መሀይም ለኽባጥ። እዋይ ሰዚመሀይም ምምሐርና የሕዝን
@mekonensamuel5821
@mekonensamuel5821 2 ай бұрын
ካብ በተደጋጋሚ ምኒን ምባል ተታሒዝና ዝብልዎ ቦታ ብኑጹር ዘየቅርብዎ ፍሹላት
@ወዲሓረስታይ-ጠ3ዸ
@ወዲሓረስታይ-ጠ3ዸ 2 ай бұрын
ሻዕብያ ናይ ካልአ ሃገር ባሕሪ ክሕሉ ጀቢሩ ሕጂ ኣብ ሱዳን ተወር ትብል የላን ካብ ዓይኒ ሻዕብያ ዝክወል የለን ❤❤
@efyabrha9839
@efyabrha9839 2 ай бұрын
እዞም ዶናቁርር ጀነራኣላት ሱዳን ሱዳኒያ ሱዳኒያ ክብሉ ኣይሓፍሩን ከተማ ካኣርቱም ኣዕንዮማ ሕዝቦም ከኣ ቆቲሎምምን ኣመዛቢሎምምን ሶ ሱዳኒያ ሱዳኒያ ከኣ ይብሉ ከይሓፈሩ ዶናቁር እንስሳ
@ቨማበረሃነ
@ቨማበረሃነ 2 ай бұрын
ቨንኮለልክዲ በሊ
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 2 ай бұрын
ካበይ እዩ ክወጸልካ ደብርጭ ሸንኮለል" ክንምለስ ኢና ክትጭፍጨፍ ኢኻ
@michaelhailemichael6916
@michaelhailemichael6916 2 ай бұрын
ኪቢ ሓውና እዚ ዜና ትህቦ ኣብዚ እዋን እዚስ ኣሸልቻዊ ይኸውን ኣሎ።ጸሙቕካ ክንዲ ተምጽኦ ኩሉ ዝተዛረብዎ ጽቡቕ ኣይኮነንን ።ከም ተኸታታሊኻ ስከዝ ጸሙቕካ ባዕልኻ ዘርዝሮ
@Ead77
@Ead77 2 ай бұрын
Eritrea precious 🎉✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🇪🇷✨️🎉.
@ኣሕላምዓብዱ
@ኣሕላምዓብዱ 2 ай бұрын
ኤርትራ ፎግ💪🇪🇷
@wenititewelde9012
@wenititewelde9012 2 ай бұрын
ደብረጽዮን ዕደ ዛኩላ መንእሰይ ካርታ ተጻዊትካላ ደቂሰካ ትሐድር አለካ ባእባእታ ሐሳብ አልቦ ታሪክ አልቦ ?
@amanestifanos6064
@amanestifanos6064 2 ай бұрын
ዘይትምሕር ውጽኣት ትሓዝካ ባእባእ.
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
ኣየ ደብረ ጽንተት ወላ ምምሕያሽ ከምጺእ ኣይከኣለን ወታእታእ ጥራሕ ክብል ግዘ ተወዲኡዎ ጁንታ ኣለና ትብል ዘየላ ክንሳ !!!"
@HagosTeklesenbet
@HagosTeklesenbet 2 ай бұрын
ወዲ ሓሊማ ሽኮር መራሒ ብርጌደይ ነበር❤❤❤❤
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 ай бұрын
ATA,EZE,fegur alo deu
@samuelmichael-teame8733
@samuelmichael-teame8733 2 ай бұрын
First ❤️❤️❤️❤️❤️111
@filimongebre8553
@filimongebre8553 2 ай бұрын
ካብ ምስ ማእካላይ መንግስቲ ምስ ኡኩባት ግጅለ 😅😅😅😅
@alemyowhans191
@alemyowhans191 2 ай бұрын
👍
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 2 ай бұрын
ደብርጭ !! ከም ሽንቲ ገመል እባ ንድሕሪት ተጎሲስኪ 😂
@filmonmenghistab1377
@filmonmenghistab1377 2 ай бұрын
Debrexen Edee
@HusseinAhmedin
@HusseinAhmedin 2 ай бұрын
🎉🎉🎉
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 2 ай бұрын
ሕወሓት ጎማ እግራ ክክክክክክ
@Voiceheaven-i3d
@Voiceheaven-i3d 2 ай бұрын
ኣንታ እዚ ደብሪጽሲ 😂 እቶም ሰባት ከኣ አምበር ይጽሕፉ ክክክክክ
@samsonelias2971
@samsonelias2971 2 ай бұрын
ደብረጼን ኣብ ቅድሚኡ ስእሊ ናይ ኢሰያስ ጌሮም ድዮም ዘዛርብዎ ዘለዉ? ኣቱም ሰባት ምስ ምንታይ እዩ ዝምደብ እዚ ደብረጼን ዝብልዎ፡፡ ኣቢ ኣይፈልጠኩምን ማሽ ኢልኩም? ብሓይሊ ባለና ኩሉ ጌም ኦቨር ኮ ኢልኩም፡፡ ገለ እንተ ኢልክን ኣቢ ነጊርክን እዩ ድሕሪ ደጊም ትግራይ ሰማዒ እዝኒ ዘለዋ ኣይመስለንን፡፡ ፕሪቶሪያ ክትብሉ መቦኮሪያ ዕጣን ኮንኩሞ ንህዝቢ ትግራይ፡፡ ተካላት ካብ ጌጋ ዘይመሃሩ፡፡ እወ ሕጂ ኣይኮነን ጥውይውይ፡፡ መስኪናይ ደብረጽየን በጃኻ ንስኻስ ጓንቲ ጌርካ ተጸጋዕ፡፡
@medrekrussom7475
@medrekrussom7475 2 ай бұрын
Aboy gebrhana zekone debrix
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 ай бұрын
መሕፈር ሓይሊ ባሕሪ ሻዕብያ ሃገረ ኤርትራ ትብል ቃል ኣየውጽአን
@rezenetekleab9207
@rezenetekleab9207 2 ай бұрын
Tegray nab nbor hiwetom kmleso bal neseka taleyo kan seltan.
@tesfitkiflay809
@tesfitkiflay809 2 ай бұрын
Menia kolelllllll abey aleka zeybelukas abzi aleku demu wahid
@weldubrhane
@weldubrhane 2 ай бұрын
Teway libu tigraway
@ማማኤርትራ
@ማማኤርትራ 2 ай бұрын
ኮሜድያን ደብርጭ ክኣ ወደይ ክክክ ዝኸበሩ ጠቕላይ ምንስቴር ክክክክክክክ
@gezaemebrahatu2238
@gezaemebrahatu2238 2 ай бұрын
አንታ እንታይ ኢዩ እዚ ፍረ ዘይብሉ ዕንክሊል እዚ መራሒ አዋይ ወደት
@yanasmariam4766
@yanasmariam4766 2 ай бұрын
Zere a nay debrestion zeyrdeani kolelllll😢
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 2 ай бұрын
ነዚ ጎሳስ ደብረጼን ናብ ዋልደባ ወድምሲድኩም ገበዝ ግበርዎ ተዛሪቡ ኣየስምዕ ቃቄጣ በሊዑ ኣይጎስዕ መሪሑ ኣይነፍዕ ኣብጓይላ ተዓኒዱ ኣይስዕስዕ ኩላቶም የብሎምን ዲ'ዩ ዝሰምዕ
@hennidave1373
@hennidave1373 2 ай бұрын
እዋይ ደብሪጽ ሲ ዋላ ሕክያ'ያ ዘይናቱ ፖው!
@RussomTsegayweldu
@RussomTsegayweldu 2 ай бұрын
ኣታ ነዚ ዓባስ እዚ ዘይተውሪዲዎ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 2 ай бұрын
Setawit Eritrea bi edme nay mengisti federal e u atu,silezi zerebakha mis federal ember mis serawit Eritrea aykonen tistus chenawi.
@MohamedAli-qe1dx
@MohamedAli-qe1dx 2 ай бұрын
Hasawey kurkur leyba
@tirhasmebrhatu8963
@tirhasmebrhatu8963 2 ай бұрын
Ewayyyy debrxi long time nafiknaka entay alo hadish ayttfana tzhlena aleka
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ኣንታ ረኣይሎይ እግሮም ናይቶም ሱዳን ዓለምተይ ገርሙዎም ክክክክ
@tesfitgerye-ok9fc
@tesfitgerye-ok9fc 2 ай бұрын
Hasawi entay eyu kirdaeka zeykiel 🤑🤑🤑
@helloheart7431
@helloheart7431 2 ай бұрын
Dawla seqira wedi haram 😊
@eritrea63
@eritrea63 2 ай бұрын
ኣየ በዓል ሰማያዊ ጓንቲ ኤርትራ ክትብል ነታ ክልልካ ሲንካያ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 2 ай бұрын
Bisuru kiblu kem sur ab meret kitefu eyom kkkk
@dannyg7947
@dannyg7947 2 ай бұрын
Never ever trest tegaru
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 2 ай бұрын
ደብረ ጽንተት are you ok😅
@selamisak3739
@selamisak3739 2 ай бұрын
Kkkkkkkkk eway moyte
@kibreabnugusse
@kibreabnugusse 2 ай бұрын
ኣድግስ ካብ ሙማታ ሙጉታታ እዚ ዘረባ ደብረጼን ዘይትገድፉና ዘየላ ውድብ ሂወት ክትሰኽዑላ ህርዲግ ትብሉ ዓሚ ዝምተት ሕውሓት ።
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq 2 ай бұрын
ከመይ ዝበለ ረሳሕ መንግቲ ህዝቢ ኤርትራ ከጽንተና ኢዩ ዝደሊይ ዘሎ ወዲርግምቲይ
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ 2 ай бұрын
welcome kb
@kesiehope1627
@kesiehope1627 2 ай бұрын
Debresit wetae
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ሃምለይ ኮን ኣታ ሓሳድ ❤❤❤
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 113 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,5 МЛН
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 22 МЛН
የ ቀን የአማርኛ ዜና ጥቅምት 8 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
8:13
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 113 МЛН