#ZM

  Рет қаралды 9,982

Zagre Media

Zagre Media

Күн бұрын

#ZM ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ ነበር ረዘነ ተስፋይ (ወዲ ገዲም ተጋዳሊት ስውእቲ ህይወት ዓደን) አዳላዊ መደብ ጀማል ናቅፋ /Interview with veteran fighter Rezene Tesfay/ By Jemal Nakfa
Nakfa #ZagreMedia #Eritrea #HornOfAfrica #EPLF #ELF #Shabia #YPFDJ #YPFDJ #Redsea #Sahel #Asmara #Massawa #Nakfa #Assab #Ethiopia # RezeneTesfay # HiwotAden #Yemen #Aden

Пікірлер: 65
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 7 ай бұрын
ተጋዳላይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreancommunity7054
@eritreancommunity7054 7 ай бұрын
ብጣዓሚ ጹቡቅ ቃል ብጻት ኣብ መትከል ቡዝሕ መምሃሪ ቃል ምሃብ ምስ ኩቡ ገድም ተጋዳላይ ረዘነ/ሃይለ ዓብደላ ወትሩ ሱዉኣት ይዘከሩ ዓወት ንሓፉሽ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 7 ай бұрын
ረዜ❤❤❤
@saymonasmellash
@saymonasmellash 8 ай бұрын
zgre jigna ሓወይ መርሓባ ❤🇪🇷ከምኡውን ዛግረ 🙏🇪🇷❤💪👍
@user-sj7sx5kg5f
@user-sj7sx5kg5f 2 ай бұрын
አጆኩም ጀጋኑና በርትዑ አሕዋተይ ኩሉኩም like & share ንግበረሉ ነበራታዓዮ❤🎉❤🎉❤🎉
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 7 ай бұрын
Really I am crying now, mother Hiwet RIP.
@eriasmara4218
@eriasmara4218 8 ай бұрын
በርቂ ፡ ሓወይ ፡ መርሓባ ፡ ❤️🇪🇷 ፡ ከምኡውን ፡ ዛግረ ፡ 🙏🇪🇷❤️💪👍
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 7 ай бұрын
Thank you guys, I love the story of your mother Hiwet Aden,you are our hero.
@frezghiberhane7592
@frezghiberhane7592 7 ай бұрын
መጽሓፍ መጽሓፍ ዘይትጽሕፍ እዚ ታሪክ ነዞም መንአሰያት ኩናት ሕድሕድ ትርጉሙ መታን ክርድአና
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
A veteran ተጋዳላይ !!!
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 7 ай бұрын
ዛግረ ጽቡቅ መደብ- ወዲ ማማ ሂወት ጀግና ሓርበኛ ቅሰን። ከም ዘድመጽካ ማማ ሂወት ድማ ደቢስካያ ኢካ ቕሰን። ጣዕሳ ዘይብሉ።
@ibrahimidris5914
@ibrahimidris5914 7 ай бұрын
Thanks Zagre media for inviting Rezene Tesfay ( Ela Abdella, very interesting interview. Please keep it up, it's part of our history.
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 7 ай бұрын
ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ህዝቢ
@HaileWeldemichael
@HaileWeldemichael 8 ай бұрын
Grazie badawy & zagre good job
@danielzere9480
@danielzere9480 7 ай бұрын
❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ማይ.ስተ፣ ጅግና፣ ብጻይ።…
@Shiden_24
@Shiden_24 7 ай бұрын
Thankyou ❤❤❤❤❤❤
@teklenara9386
@teklenara9386 7 ай бұрын
መርህነት ዘይኮነስ ሙሉእ ሰራዊት ተ ሐ ኤ ውግእ ሕድሕድ ኣይድግፎን እዩ ነይሩ በቲ ይኩን በቲ ዘሕዝን ውግእ የሕዋት እዩ ነይሩ እንቃዕ እዚ ኩሉ ሐልፉ ነጻነትና ዝረከብና እዚ ዲማ ታሪክ ስዋኣትና እዩ ኣብ ኩሉ ዝተሰውኡ ውግእ ሕድሕድ ይኩን ውግእ ጸላእ ታሪክና እዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Thank you Kokob brother
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
There’s only One free Eritrea. Freedom is indivisible.
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
That’s the way to Go
@frewinighebrtnsae6890
@frewinighebrtnsae6890 8 ай бұрын
What Tareke Beraki teswiuu
@HaileWeldemichael
@HaileWeldemichael 7 ай бұрын
Selam fsehaye mearemtaka bi awentawi annibeyo ente kone gin merihnet sewrawi bayto nay widib meninet eyu adaliu beu kea admimitsna nab u n kinsedo ilomna
@msgananegzabihier8004
@msgananegzabihier8004 7 ай бұрын
Ewae entay smae u wedey nskas wedi za Mewadadrti albo Ade eka bahaki.
@natutsegay7764
@natutsegay7764 7 ай бұрын
❤❤
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ስድራ፣ ጅግንነት.....
@ghebrezgibereketeabekit1537
@ghebrezgibereketeabekit1537 7 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ ዛግረ መድያ መጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነይውልኩም ብምቕጻል እዚ ምስ ተጋዳላይ ሀይለ ዓብደላ ዝገበርክምዎ ቃለ መሕትት ብጣዕሚ መሳጢ እዩ ነይሩ ግን ዕቃቤታት ዝነበሮ ይመስል ብርግጽ ውን ነይርዎ እዚታሪኽ የሕዋትና እዩዘሕለፍዎ ስቓይን መከራን ገድሊ ተጋድሎ ሓርነት ይኹኑ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ታሪኾም ክዝንቶ ከሎ ሃህ ኢልና ኢና ንከታተሎ ስለዝ በጃኹም ደጊመ በጃኹም ክብለኩም ኣርካናት ገድሊ ደሊኹ ደላሊኹ መሳጥን ዓሚቑን ታሪኽ ኣቦታትና ኣውርሱና ዓወት ንሓፋሽ
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Interesting…..
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ታሪኽ፣ ይዕረ፣ ኢዩ፣ ዒላ።..
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 8 ай бұрын
@hiwetdawit9388
@hiwetdawit9388 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Let’s take the good part of ጀብሃ....
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
I have met Woldedawit and Sium ሓረስታይ፣ at Gondar University in 1965.
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 7 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Good to see your face brother…
@teclemariamteclegeray6785
@teclemariamteclegeray6785 7 ай бұрын
ዛግረ በጃኻ ንረዘነ ተስፋይ ገዛ ባንዳ እንዳስጋ ደቂ ቤትምህርቲ ኢና ኔርና ቴለፎኑ እንተሉካ ጽሓፈለይ ሓደራ
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
እወ፣ ውግእ፣ ሕ ድ፣ ሕድ፣ ጸሊም፣ ገጽ፣ ኣብ፣ ታሪኽ፣ ሓርነታዊ፣ ቃልሲ፣ ህዝቢ፣ ኤርትራ፣ ኢዩ።..
@Shiden_24
@Shiden_24 7 ай бұрын
Des zbl Tarik ❤❤❤❤
@frewinighebrtnsae6890
@frewinighebrtnsae6890 8 ай бұрын
Haftey
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
I have met ስዒድ፣ in Khartoum in 1976
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ኢላ፣ we need you at ህግደፍ፣ brother 🇧🇾🇧🇾
@fessehayefitwi9550
@fessehayefitwi9550 7 ай бұрын
ሰላም ኣዳላዊ መደብ ዛግረ መድያ:እታ ምስ ሓው ረዘነ ተስፋይ ገዲም ተጋዳላይ ናይ ተ-ሓ-ኤ ዘካየድካዮ ቃለ መሓትት ብጽሞና ተኻታቲለዮ:ንኣበርክቶኡን ኣብ ቃልሲ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝኸፈሎ ዋጋን የመስግኖ።ንሕጂ ሒዝዎ ዘሎ መርገጽ እውን የኽብረሉ ምኽንያቱ መሰሉ ስለ ዝኾነ።እንተኾነ ከምቲ ኣዳላዊ መደብ ብተደጋጋሚ ኣብ ዘረባኻ ናይ ክልቲኡ ውድባት ታሪኽና ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾነ ክንፈልጦ ይግብኣና እዩ ምባልካ ብልቢ የመጉሰካ።ብዝኽነ ኣብ ጉዳየይ ክምለስ ሓው ረዘነ ምስ ንውሐ ግዜ ብዙሕ ምርሳዕ ምዝንጋዕ ክህሉ ባህርያዊ እዩ።ንጉዳይ ሪፍረንዶም ዝምልከት ግን መሰረታዊ ዝኾነ ግጉይ ሓበሬታ ስለ ዘመሓላለፈ ዕሽሽ ኢለ ክሓልፎ ኣይመረጽኩን።ሰውራዊ ባይቶ ንጹር ዝኾነ መምርሒ እዩ ኣመሓላሊፉ።ንሱ ከኣ እንተደኣ እቲ ናይ ሪፍረንዶም ኮሚሽን ተቐቢልዎ ብናትና ናይ ኣባልነት ወረቐት ከነድምጽ።እንተድኣ ነጺገሞ ከኣ ከድምጽ እዬ ዝብል ኣባል እንተደኣ ኣሎ ኸኣ ምርጭኡ የልዕል እዩ ዝብል እቲ መምርሒ።ንዝያዳ ሓበሬታ ንናይ 1993 ናይ ጀርመን ፌስቲቫል ምውካስ ይከኣል እዩ። ንዝኾነ ወኸሰ በዚ ቁጽሪ ስልኪ ክትረኽበኒ ትኽእል ኢኻ። 616-828-7354 ምስ ኣኽብሮት ፍስሃዬ ፍትዊ 1:25:08
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
እዛ ማዘርን ፋዘርን ግን ኣይግድን ኣብዚ ዕድመ: ታሪኽ ዝፈጸሙ ገዳይም ተጋደልቲ ሙላቕ ቃላት ፋዘርን ማዘርን ክሕውሱ ቅቡል ኣይኮነን:: እንተ እዚ መደብ ትጽቡቕ መደብ እዩ
@frewinighebrtnsae6890
@frewinighebrtnsae6890 8 ай бұрын
Gumayeeee
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ሓፍተይ። …
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 7 ай бұрын
AZIKA NEFEEKA NAB SDKA MIMLASKA!! BUZUH EKUA TEGAGIKA ENTEKONKA, MALET NAT HIWET GUDAY KITREEA NIERIKA
@user-qe7ce8bb5h
@user-qe7ce8bb5h 7 ай бұрын
ተተሪኹ ዘይውዳእ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከምዚ ጌሩ ተትስነድ ክንደይ እኳ ብሉጽ ሙኾነ ኔሩ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክብሪ ንዓኻትኩም ጀጋኑ ኣያታተይ🇪🇷❤️💪✊ ብዕላል ሲ እንታይ ሰሚዓ ኣብ ጊዜ ሓዘና ናይታ ዋዕሮ ኣዴና ምስ ደወለ ናብ ስድራ ሓፍቱ ተቕቢላ እንኳ ሰባት ኣለዉ ርኸቦም ኢላ ን ክቡር ፕረዚደንት ኣራኺባቶ ንዓ እቶ ዓድኻ ኣይኣስረካን እየ ኣጆኻ ከም ሓውሲ ጆክ ኢልዋ እብሃል ኣብ ካልኣይ ትራኸብሉ ሕተተልና ኢኻ ሓቂ ድዩ እቲ ዕላል ብዝተረፈ ንበሩ ክበሩ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጻዕዳ !!!
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 7 ай бұрын
ሰላም! አብ ዝሓለፈ ቃለ-መጥይቅ ምስ ያሬድ ተስፋይ ዓዲ እንግሊዝ (Eritrean Embassy Media) ክትረክባ ትክእል ኢካ።
@teclemariamteclegeray6785
@teclemariamteclegeray6785 7 ай бұрын
ረዘነ ተስፋይ እንዳስጋ ጥቓ ባር ፒኮሎ ድዩ በጃኻ ንገረለይ ግራይ
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 7 ай бұрын
ተጋዳላይ ረዘነ ነታአዕ አብ መረብ ሮቡ ዕ መዓልቲዝነበረ ውግ ዕ ትዝክሮዶ ማለት እቲ ወልደዳዊት ወልደገርግሽ ብሞርታር ዝተሃረመሉ
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Rasta is Haile Sellasie of Ethiopia
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
In 1966 Kidane. ??? In Kessela
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 7 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ትህብ ኣሎኻ ግን ናይግዜ ምንዋሕ ክኸውን ይኽእላ'ዶ ይኸውን ኸባቢ ከረን ኣብ'ቲ ግዜ'የ መሪር ኩናት ይካየድ'ዩ ኔሩ ብጀብሃን ብህዝባዊ ሓይልታት መስዋቲ ውን ብሚዛኑ ብዛዕባ ናይ ራካ ግን ኣብ ሓሊብ-መንተል ዝነበረ ውግእ ተማሪኹ ህዝባዊ ግምባር ኣብ1977 ወጺኡ ኣንታይ ትደልዩ ምርጫ ተዋሂቡዎም ብዝገቦርኩምለይ የመስግን ታሪኩምን ተሪኽና ክነግሮም ዘሎኒ ብጾትና ስለዘሎ ናብኦ ንኽኸይድ ብዘፍቀድኩምለይ መሰረት ክኸይድ'የ ኣብ ዓወት የራኽበና ብጾት ኣብ ጀብሃ ተፋንዩ የቐንየልና ንድሕሪት ተመሊስኩም ታሪክ ትብርብሩ ዘሎኹም የሕዋት ኩናት ኩሉ መሪር'ዩ ምሩጻት የኽፍለካ እቲ ዝመረረን ጸሊም በሰላ ዝገድፍን ግን ውግእ ሓድ-ሕድ ዩ ሞረቱ ዝወዓለ ዩ ቃንዝኡ ዝሰልጦም ክብ ውግእ የድሕነና ይኣኽለና ዝሓለፈ ብሕጂ ኢድ ኒኢድ ተታሓሒዝና ሃገርናን ህዝብናን ንህነጽ ሓድነትና ዩ ሓይልና ሰላምን ቅሳነቱን የርእየና ሰናይ ዓመት ንኹሉ ሕዝቢ ኤርትራ።
@aabraham69
@aabraham69 7 ай бұрын
Amazing story. ❤
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ኢላ፣ your political position should be respected not necessarily followed D
@mulughetatesfamichael9729
@mulughetatesfamichael9729 7 ай бұрын
ኩላ አምጼአያ ኩላ አታ ናይ 1974---1975 ከዘክረካየ ባዕለይ ትግርኛሞ ተዛረብ ሕዉስዉስ አይተብሎ ምሳካ ነይረ እየ ቻዉ
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
ጀብሃ፣ ናይ፣ 1976፣ brand new 8-cylinder Landcover took from us, from the Ministry of Health of Ethiopia from Enticho, Tigrai in February of 1976.
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 7 ай бұрын
አብ 1997 መንደፈራ ብጀብሃ ተጠቂዓ ከምቲ ዝበሎ ከቢድ መስዋእቲ ተኸፊሉ አብ መንደፈራ አብ ፎርቶ ኮማንድስ አብ ቲቦ ድማ 31 ብርጌድ ዝበሃል ጦር ኔሮም ደሓር ኩማንዲስ ዳርጋ 40 ዝኾኑ ብለይቲ ሞሊቆም ንደቀምሓረ ናብ ሻዕብያ ኢዶም ሂቦም ጦር በይኖም ምስተረፉ ንሶም እውን ብለይቲ ሞሊቆም ብራማ ጌሮም ናብ ኢትዮጵያ ከይዶም ስለዚ አብ ካልአይ ግዜ ጀብሃ ብዘይ ውግእ እዮም ንመንደፈራ ሒዞማ
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Land rover
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Cento" ዝሳጉኡ፣ ናይ፣ ትግራይ፣ ጀነራል፣ Cento” ማለት፣ ዓረብ፣ ማለት፣ ኢዩ"... ኢሉ፣ ኣሳስ..
@teameneguse9717
@teameneguse9717 7 ай бұрын
Kkkkkk chentos arab😂😂😂😂😂
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Eritrea lost a veteran fighter….
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 7 ай бұрын
እዚ ቡዙሕ ዝተረሰዔ ቀንዲ ታሪክ አሎዋ። ታሪክ ተጋዳላይ ጀብሀ ወዲ ቀሺ (ወዲ እቲ ዐዲ ) ዶሽካ ሒዙ ዝነበረን ምንስሐብ ናይ ጀብሀን። አብ ጊዘ ቆዉዒ አእካል ዝአትወሉ።
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 8 ай бұрын
Kkkkkkk
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 32 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 32 МЛН