Пікірлер
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 9 минут бұрын
😢😢😢😢😢😢💔💔💔
@liaberhane9973
@liaberhane9973 14 минут бұрын
ኪዲ ረሰሕ ራያ
@eeee4739
@eeee4739 15 минут бұрын
😢😢😢😢😢
@ንግሰቲጋልራያ
@ንግሰቲጋልራያ 19 минут бұрын
😢😢👌💔
@FgFg-r6x
@FgFg-r6x 22 минут бұрын
መሐዘኒ😢😢
@אדלואדלה
@אדלואדלה 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MussaSuleman-ry3um
@MussaSuleman-ry3um 8 сағат бұрын
Beautiful girl
@HaytAs-v7w
@HaytAs-v7w 17 сағат бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@dunya271
@dunya271 22 сағат бұрын
ኣየ ግዜ ካብ 300 ናብ 30000 በፂሑ
@SALAMA-z8g
@SALAMA-z8g Күн бұрын
❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Күн бұрын
አረ ኣብ ስዑድ ዘለና ኩ ምንም ዘይብሊና ቤተሰብ ከውፅእሊና ዶ መልስለይ ጓል ራያዋ እዋ ተኸኑ መልስኽ ናብ ስዑድ ክመፅእ ይኪእለ ዶ
@HvVc-j4x
@HvVc-j4x Күн бұрын
😂😂
@SemiraEthiopia
@SemiraEthiopia Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 2 күн бұрын
ንዓይ እዉን ብህፁፅ ዝትፈልጥዎ ሰባት ብፁሑፍ መልሱለይ ከምዚ ዝብል ዘረባ ሰሚዐ አብ ስዑዲ ዓረብ መጁሁል ዘይሕጋዊ ነይርካ ተታሒዝካ ንዓዲ ተከይድካ እንደገና ብሕጋዊ መንገዲ ትመፅእ ተደሊካ እቲ ዝፐስምካዮ ፎርማ ይምልሰካ ይክእል ድዩ ከምኡ ሰሚዐ
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 2 күн бұрын
ጓል ራያዋይ ቁፅሪ ስልኩም እባ ተሓባበርኒ
@HegYeg-i4z
@HegYeg-i4z 2 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 2 күн бұрын
መቀለ ጀሚሩ እዶ ኣይሰማዕኩን ጋል ራያ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 күн бұрын
የቀንየልና ጋል ራያ ሓፍተይ ግን ዋላ ናብ ኢሮፖ ኣዉስትራልያ ለድዩ ከሙኡ ዝሰልጠካ ዝያዳይ መልስለይ
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@rigbeAregay
@rigbeAregay 2 күн бұрын
ኣብ ሳዑዲ ዝጠፈአና ከ
@Tsgieyeyo-w3z
@Tsgieyeyo-w3z 2 күн бұрын
ጋልራያዋይ ክስዑዲ ናብ Ethiopia ክንከድ ከለና ዓሸራ ንህብ ኢና ምስ ከድና ክልተ ግዜ ዓሸራ ኣይወሃቢይ ማለተይ passport ክነዉፅእ ከለና ዓሸራ ንህብ ኢና ኢሎምና መልስለይ ብማርያምኪ❤❤❤ክልተ ግዜ ዝከኣል ተኮኑ ዓሸራ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 Күн бұрын
passsport ምስ ናይ ስዑዲ ዓርብ ዓሻራ ዘራክብ የብሉን ናይ ሃገር መታወቂያ ማለት እዪኮ 🌹❤
@feedfwwr6998
@feedfwwr6998 2 күн бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኺ ጋልራያየ ቤተሰብ ግበርኒ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤❤
@hsyhehu6879
@hsyhehu6879 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 2 күн бұрын
❤❤😂
@shxbcgfhv-sq8nw
@shxbcgfhv-sq8nw 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@Laktam99
@Laktam99 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerihaGerekidan
@BerihaGerekidan 2 күн бұрын
kulu gilxi eye txs kal rayawaye❤❤❤
@gualraya
@gualraya 2 күн бұрын
❤❤❤🙏
@አዝመራካሕሳይ
@አዝመራካሕሳይ 2 күн бұрын
🎉🎉
@HdttRee3
@HdttRee3 2 күн бұрын
Wow❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 2 күн бұрын
ጓል ራያ ሓፍተይ ንሓበሬታኺ ካብ ልበይ የመስግነኪ።ብምቕጻል በጃኺ ዝሓፍተይ ፍቓደኛ ተኾይኪ ክረኽበኪ ይደሊ'የ።ምኽንያቱ ብሰንኪ ፓስፖርት ንዓመታት ስድራይ ክርኢ ኣይከኣልኩን።ድሕሪ ኲናት ድማ ከምቲ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ዝበጽሐ ስድራይ ዳርጋ ፍርቆም ብሂወት የለውን ከይደ ክቐብጽ ይደልሞ ብዘይ ፓስፖርት ግን ክኾነለይ ኣይከኣለን።ናተይ ጸገም ድማ ካብቲ ዝተዛረብክዮ ወጻኢ እዩሞ በጃኺ ሓገዝኪ ኣይፈለየኒ🙏
@gualraya
@gualraya 2 күн бұрын
ቁፅርኺ ፃሓፍለይ🙏
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 2 күн бұрын
FB ትጥቀሚ ድኺ ብመሰንጀር ክጽሕፈልኪ?
@nebatalemeu6145
@nebatalemeu6145 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MhretKhsay
@MhretKhsay 2 күн бұрын
ጋል ራያ ሓፍተይ (mekele Immigration coseltency) ኣድራሻ ከመይ ገይረ ከምዝረክቦም ድትፈልጥዮ ተሃልዩ ምኽርኺ ለግስለይ ማዓረይ 🙏?
@MhretKhsay
@MhretKhsay 2 күн бұрын
ጋል ራያ ሓፍተይ ሓንት ነገር ካሸግረክ ኣብ Google ስርች ተገበርኹ ኣይወረደለይ በይዛኽዶ ማዓረይ ናይ ( mekele Immigration coseltency) ኣድራሻ ከመይ ገይረ ከምዝረክቦም ድትፈልጥዮ ተሃልዩ ምኽርኺ ለግስለይ 🙏?
@ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ
@ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ 3 күн бұрын
ኣነ ኣይተረደአንን ሓዚ ሓፍተይ ንሱዑዲ ክመፅእ ናበለት ትርብሸኒ ኣላ ኣነግን ናብ ካሊእ ዓዲ ብሕጋዊ ክሰዳ ደልየ ነይረ ሐዚ 30 ሽሕ ከፊለ ክሰልጠላ ይክእል ማለት ድዩ ወይስ ንምግውነይ ብቻ እዩ ዝሰርሕ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 3 күн бұрын
ናይ ፐርዝደይ ማለት ከ እንታይ እዩ ማለተይ ንሕና ኣይንፈልጥን ተወሊድና ዓቢና ካላስ
@ተግራይዝዓደይ
@ተግራይዝዓደይ 3 күн бұрын
ጎለሰ ዓደይ ሸኾር ❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 2 күн бұрын
@@ተግራይዝዓደይ ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ 🥰
@MoloKsa
@MoloKsa 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@senaitberhe7614
@senaitberhe7614 3 күн бұрын
Selam zhafty. nay hadush k kendy ywede ?
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 2 күн бұрын
@@senaitberhe7614 ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@danishow2
@danishow2 3 күн бұрын
❤🎉
@GanaaatSlam
@GanaaatSlam 3 күн бұрын
ጋል ራያ ሽኮር ❤❤❤❤ደቂ ዓደይ ንዕን ንደማመር ሚድያና ሰሳትና ነዕብዮ❤ ዝደመርክናኒ ኩለክ ክድምረክን እየ❤❤
@نورمحمد-ظ5ش2ز
@نورمحمد-ظ5ش2ز 3 күн бұрын
ጹቡቅ ምንም አይተረደእነን ግን ናይ ኢደኪ ዘሎ ካቲም አስተወዕለሉ ሓዳሽ ደያ ኢድኪ ምውዝዋዝ በዚሑ😅😅😅😅
@ahmadk4740
@ahmadk4740 3 күн бұрын
ትክክለኛ ስምኪ እባ መን እዩ ጋል ራያዋይ
@NeatoAna
@NeatoAna 3 күн бұрын
በትንሹ.ተረዳሁሽ.የቃንቃ.ችግረ.ውዴ.እናመሠግናለን
@غلادوشي-و1ث
@غلادوشي-و1ث 3 күн бұрын
ብውክልና ክሕደስ ይኽእል ዶ ተገዲስኪ መልስለይ
@devidtube-1227
@devidtube-1227 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ 😢በሉኒ ብወላዲትኩም😢
@NnccVvbnnn
@NnccVvbnnn 3 күн бұрын
መፃእኩ ጛልራያ❤❤❤❤❤❤❤
@frehiwotdade3385
@frehiwotdade3385 3 күн бұрын
× happy birthday, instead say birth certificate
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 күн бұрын
@@frehiwotdade3385 ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ