ጓል ራያ ብዛዓባ ሂወታ ተናግሪ ቀዳማይ ክፋል😘

  Рет қаралды 30,290

Gual Raya

Gual Raya

Күн бұрын

Пікірлер: 279
@ፀዳለየማርያምልጅ
@ፀዳለየማርያምልጅ Жыл бұрын
መስቀል ኣውፂእኪ ሰንሰል ኣሲርኪ በቃ ብዙሕ ሰብ ይምህር እምበር ተግባረ 000እዩ ዘይትነብሮ ዘይምንጋር ይሕሽ ነዛ ዓለም ኢልኪ ልምንታ ንጌታ ነሕዝኖ መዓረይ ብማርያም እምነትኪ ኣፍልጦ ይሃልኪ ካብኡ ፅፍሪ ለ ናይ ሰይጣን ምልክት እዩ
@hiwankiros21
@hiwankiros21 Жыл бұрын
ጓል ራያ ሓፍተይ ታይ ወሪዱኪ ዶ አረ ናብ ቀደምኪ ተመለሲ በጃኪ 😪😥😥😥
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ Жыл бұрын
በስመአብ ንሳ ድያ አምላክ አቦይ😥
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ Жыл бұрын
@@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ እንታይ ጎዲልዋ እዩ ሓሳብኺ ዘይትህቢ
@brkti_tube
@brkti_tube Жыл бұрын
ክክክክክክ
@delinagrmay4665
@delinagrmay4665 Жыл бұрын
Nay bhaqi gal Raya haftey nab kedemki temelesi🥺🥺🥺😥
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
@@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ ኩሉ👌😥
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ጓል ራያ ሽኮር ብወገነይ ቀደም እኺ ፅብቕት ሕሩጭ ዘይብሉ ልጋብ ፅፍር ዘይብሉ ከም ኣደታትኽ ዓሳድ ራያ እኺ💞
@AKI-o5t1e
@AKI-o5t1e Жыл бұрын
ዊይ ጓል ራያ ብጣዕሚ ሓዚነ ካብተን ብናይ ተፈጥሮ ፅባቅኤን ደቂ ኣንስትዮ ዘድንቀኪ ነርኺ ሐዝስ ኹሉ ገርኺ እሺ ሕልፍ ኢልክስ ፅፍሪ ኢድ እውን ኣርቴ ዊይ እዚ ለውጢ ኣይኮነን ባች 🥺🥺🥺
@lemalmotigray5363
@lemalmotigray5363 Жыл бұрын
Ay seb.... Ati ahwat tay eyu gudkn.... Seb leygebro diya geyra weys knie eyu
@AKI-o5t1e
@AKI-o5t1e Жыл бұрын
@@lemalmotigray5363 ለየናይ እዩ ልቅንኦ ኣትዮ ኣየ ድኣም 🤔
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ Жыл бұрын
@@lemalmotigray5363 እንታይ እያ ትቃንእ ሰለ ሰይጣን መሲላ ዝመፀእት ድዩ 😥 እግዚአብሔር ዛሃበና መልክዕ ንስካ ዛሃብካና አይንደልን ናበልና ዘይ ምሰል ናመሰልና
@ዉድነኝለናቴ
@ዉድነኝለናቴ Жыл бұрын
@@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ ታእዩ ዝቅንኦ ኣይይይይይይ😄😃😄😃😄😃
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ Жыл бұрын
@@lemalmotigray5363 ሕሙምቲ እዙይስ የቅንእ
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
መስቀል ዘይብለይ😥😥ከይሪየኪ ድሕረሀዚ ትክሳዳ ዘኒኦ ከ አምላኬ ፈፀምቲ ግበረና ዝባሃልካ ከምዚ እዩ😥
@selamselam918
@selamselam918 Жыл бұрын
ማዕተብ እንተተኽብርዶ ምስሊም ሓቒፋ ትሓድር ኣላ?
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Жыл бұрын
@@selamselam918 ካብዚ መሓረኒ እዩ ዘብል ብሓቂ
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
@@selamselam918 ናይ ሓቂ ድዩ ብሱሩ😥ወይይይ እመቤቴ
@arsuarsu6070
@arsuarsu6070 Жыл бұрын
ኣርቱ ሽኮር ቀፅልዮ ኣትን ኣዋልድ ግን ሓሳዳት ገረምቲ ኢክን ሓደ ሰብ ከም ድሌቱ ክክደን ክመስል መሰሉ እዩ ሕጅስ ኣብ ምንታይ እዩ ኣግሪሙልክን ካብዚ ንገድድ ኣብ ቲክቶክ ላገበርክን፣ላረአክን ናዋዓልክንስ ብከመክ እዩ ብናይ ኣርቱ እሞ ከኣ ኖርማል ኣከዳድናስ ነውሪ ጌርክንኦ ? ብከመይ እዩ ናይ ኣርቱ ፍሉይ ኮይኑ ? ሕስድና መሊኡ ፈሲሱ ኩሉ ግዜ ብናይ ባህል ስለትመፅእስ በቃ ናታlife ኮምኡ እዩ ማለት ድዩ? ኃል ግዜ እንድያ ንግዜ ከኣ ትመስል ።በቃ ወንጨርጨር ኢላ ዘይመፀትስ ይቅረ ይበለልኪ፣ናብ ልብኪ ይምለስኪ ዶ ገለ ዶ ዋ መን ኢክን ንስካትን ?ንባዓልክን ካብዚ ዝገድድ ኣከዳድና ኢክን ትክደና ኣይኮነን ናይ ዚኣ ናቹራል ፌስ ሒዛ ቀሪባስ።በቃ ድዩ ንኣርቱ ምዝናጥ ከምዘይምልከታ ጌርክን ወሲድክንኦ ? ብሱሩከ ከም ደስ ዝበላ እምበር መን እዩ ፈራዲ ጌሩክን ሓሳዳት ቀናኣት ውይ ብፍላይ ኣዋልድ ኣብ ስዑዲ ዘለክን ኢክን መብዛሕቴክን እቲ ኮመንትክን መፅልኢ ይቅር ይበልኪ ትብላ ዋ ንዕነባ መን ድኣ ይብልኩን ነብስካ ምእላይ ፅርይርይ ምባል መን እዩ ሓጥያት ጌርዎ ? እውይይይይይይይ ሓበሻ በስመኣብ ስደትን ከርተትን እውን ክንእሰና ሓሳዳት
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
ክብረተይ ብዛዕባ አከዳድናኣ ዘይኮነስ እቲ ፅፍራ ከ እንታይ እዩ ናይ ሳጥናኤል ዝመስል ብአርአያ ስላሴ ዝተፈጠርና ንባዕልና ዘይንመስል ናይ ምዕራባውያን እንታይ ይጠቅመና ጓል ራያ ከዓ ከም አነ ብጣዕ ዘክብራን ዝፈትዋን ዘክብራን እየ ኔረ ሐዚ ግን እንታይ አምፀኦ ከም ሽንቲ ግመል ንድሕሪት
@hiwilove19
@hiwilove19 Жыл бұрын
ጋልራያ ዓይነይ ዝፍተወኪ ሓፉተይ ከምዛ ናይመጀመርታኺ ኢኺ ብጣዕሚ ፅቡቁቲ ንቡዙሕት እዋልድ መርእያ ናኾንኺ ብዙሕት ናብ ባህልንንክሞለሳ ትገብር እዩ ዘጥዕመልኺ እና ከምናቃድም ናኻንኺ ንዒ ዘኽብረኪ ሓፈተይ ባህልናን ሃይማኖትናን ተከቲልና እብ እንኸድ ብጣዕሚ እዩቆንጆ ስለዘቅርበኪ እዩ ሓፍተይነተይ
@ሳራ-ቘ1ሸ
@ሳራ-ቘ1ሸ Жыл бұрын
ዋይ ጓል ራያዋ ኩሉ ፅብቅቲ ኢኪ ዋ ጭፍርኪ ግን ጭፍሪ ደርሆ መሲልኪ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Жыл бұрын
ብፍፁም ከምዚ ተፀብየኪ ዘይፈልጥ እቲ ጭፍርኪ ኣፍሪሑኒ ናይ ባዕልኪ መሲሉኪ ክትሓኪ'ሞ ከይጎድእኪ ምቅርተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ シ︎🤣🤣🤣🥺🥺
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@nebyattafere9800
@nebyattafere9800 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@amubrhanu
@amubrhanu Жыл бұрын
ጓል ራያ ሽኮር ናይ ኣደታትኪ ይሕሽክ ማዓረይ 🙏🙏
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ Жыл бұрын
ዉይይይ ናይፅፊር ነገር እንደዕ
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ Жыл бұрын
@Askale you tube እሽ ጓል ዓደይ
@Eritranasmerashkor
@Eritranasmerashkor Жыл бұрын
Hhhhhh
@brhangaiembrhan8516
@brhangaiembrhan8516 Жыл бұрын
ይገርም እዩ
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 Жыл бұрын
Well come ኩሉ ዘጸብቀላ ምቕርቲ😘😘.. እቲ classical ድምጺ ኣትሕት ኣብልዬ .ድምጽኺ ብሓይሊ እየ ዝሰምዖ ዘለኹ Sweetheart
@ገነትጓልድንግልማርያም
@ገነትጓልድንግልማርያም Жыл бұрын
ካብ ኸዚ ንድሓር ንሰብ ምምኻር ዘይኮነስ ንዓኺ ምኽሪ የድለየኪ ኣሎ ጓል ራያ ዓሳዲ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
you are beautiful 💏🍫💋ኣሩቱየ ዋላ ሐዚ እየ ልፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣብ ስራሓኪ ኣስልጦ ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ💛❤💋
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ Жыл бұрын
ጓል ራያ ሓፍተይ አብ ድሕሪት ከለኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ መክበሪት ባህላን ሃይማኖታን ነይርኪ አብዚ ሐዚ ዘለክዮ ግን ተባላሺኪ በጃኪ አዴታትኪ ምሰሊ ይቅሬታ አክቢረ እየ
@بريبري-د2و
@بريبري-د2و Жыл бұрын
ጓል ራያ የና ንደልይ🙄🤣 ዝሮ እንኳዕ ብስላም መፀእኽ♥️ ማዕተብ ደይተገብር ግን🤔
@asmahsaen2015
@asmahsaen2015 Жыл бұрын
ክላሲካል ብጣዕሚ ይርብሽ ነይሩ እቲ ቪድዮ ደጊምኪ ረአዮ ኣብ 2ይ ክፈል ከምሓየሽ ንደሊ ብዝተረፈ ፅቡቅ ኣለኪ 😂ንመጀመርታ ግዜ ምግቢ ከይሓዝኪ ቪድዮ ሰሪሕኺ 🍾 🎊
@gelasefaw
@gelasefaw Жыл бұрын
ጓል ራያ እዲእኺ እዩ ባርክኒ😁😁 ኹሉስ ጨለዋ ጫማኺ ዘይረኦናዮ 😁😁 አብየት ጓል ኸተማ። ቡሱሩኮ መንያ እየ እለ🙄😁🙄🙄🙄💝
@muluftwi8656
@muluftwi8656 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Жыл бұрын
ኣቱም ተጋሩ የሕዋተይ ኣብ ክንዲ ትምዕድዋ ኣይመንገድክን ትብልዋሲ ኣብዚ ኣቲኩም ተድንቅዋ ኣድናቂትኪ ጎበዝ ገለታት ትብልዋ እንታይ እዩ ዘደንቅ ገይራ በተለይ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ትክተሉ እረ በስመኣብ ከምሎሚ ደንጊጸ ኣይፈልጥን መዓተባ በቲካ ኣጨፋራ ናይ ስይጣን ጭራሽ ኦ ጎይታይ መጨረሻና ኣጸብቀልና
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
ክብረተይ ዘስተዋዓለ ዓገብ ይብሎ ልብና ዝጠፍአና ከዓ የድንቅ አለዋ ብሓቂ ከም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር ድያብሎስ አብ ክንዲ ምፅራር ናቱ ተገዛእቲ ክንኮን አምላክ መስተዋዓሊ ይዓድለና
@ትግራይሓላለይ
@ትግራይሓላለይ Жыл бұрын
እውይ ትምኩሕ ዳኣኮነይ ቀደማይ ብልሹይ ለባም ለባም ዝፃወት ሰብ ፀላእኩ😏
@hrta2079
@hrta2079 Жыл бұрын
ዋውው ጓል ያራ ሽኮር👌ግን ድምፃ ትሐቱ
@azmerawerat7473
@azmerawerat7473 Жыл бұрын
😤😤😤👎😈😈
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
አብ ምታያ እኒኦ ሸኾር አነ ከም ዝመስለኒ ነቲ ንፀለኦ ሰብ ኢና ሽኾር ንብሎ ይማሓረና
@azmerawerat7473
@azmerawerat7473 Жыл бұрын
@@እምነትካብምስማዕእያ 👍🌄
@ሄዊጓልተዋህዶ
@ሄዊጓልተዋህዶ Жыл бұрын
እቲ ፅፍሪ ናይ እማትካ ንግደፎ ኣሕዋተይ ኣምላኸይ ይቅረ በለልና ከይ ፈለጥና ብስሕተት ፈሊጥና ብድፍረት ንገብሮ ዘለና ይቅረ ግበረልና 😥😔
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ Жыл бұрын
ጓል ራያዋይ ባሃልና ከይጠፍአና ሓደራኪ እቲ አፅፍር ናብ ጉሓፍ ድፍእዮ
@ገነትተምቤን
@ገነትተምቤን Жыл бұрын
ባህልኪይ የፅብቀልኪይ ጋል ራያዋ ድሕሪኡ 95%ይፀልኣኒይ ኣጋላት ዝበለኪይ ግን ገይጋ እዩ ሰብ ንሕማቅ ተግባር እምበር ሰብ ኣይፅላእን ብዓልኪይ ፀልኣኒይ ኣይትበሊይ ጋላት ንጋላት ብዓልና ተዘተከባቢርና መን ድኣ ከከብረና ❤❤
@letish3773
@letish3773 Жыл бұрын
ጋል ራያዋይ ፅብቅተይ ዛምቤተይ 😘❤❤
@letishlove9110
@letishlove9110 Жыл бұрын
ጋል ራያ ሓፍተይ ብጣዓሚ ፅቡቅቲ አኪ ግን ዝያዳ ናይ ባህሊኪ እዩ ፅቡቅ🥰ዝሮ ዝሮ ይመችኪ🥰😘🥰(
@Lwam.21
@Lwam.21 Жыл бұрын
ኣባህልኪ ትኩረት ግበሪ ኣርቱየ❤️‍🩹 ብልፅቲ💋🥰
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 Жыл бұрын
ጓል ራያዋ ምቅርቲ ትዕግስቲ መሊእኺዩ ተዓዲልኪ በሓቂ💝🙏
@shewitbahta4494
@shewitbahta4494 Жыл бұрын
ጓል ራያ ጽብቕቲ : ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ : በርትዒ 💛❤
@ጓልትግራይ-ወ4ጀ
@ጓልትግራይ-ወ4ጀ Жыл бұрын
ጓል ራያ ናፍቀያ አምፅእለይ
@lamialamia7524
@lamialamia7524 Жыл бұрын
ዋይ ኩሉ እየ ዘጥዕመልኪዋ ናይ እማትኪ ፅፍሪ ኣይት ግበሪ ወለላይ💘💘💘💘💘💘
@bfjtjfggh2583
@bfjtjfggh2583 Жыл бұрын
የኔ ቆንጆ ሁልም ያምረብሻል😍😍😍😍💖💖💖
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 Жыл бұрын
ባህላዊ ናይ ባዕልና ካብ ኩሉ ሰብ ኣነ እየ ዝፈተኪ ጎል ራያ ዓይነይ 🌷♥️🌷
@merrygere9739
@merrygere9739 Жыл бұрын
ታይ ይምልከተኪ ጠንቋሊት🤬🤬🤬😂😂😂😂😂
@genet3442
@genet3442 Ай бұрын
ጋል ራያ ማዓረይ አረ ደሰ ኣይብልይ ዝሓፍተይ ከም ናይ ቀደምኪ ይሕሸኪ ዝሓፈተይ ናይ ቀደምኪ እዩ ማራ ደሰ በሃሊ ነይርኪ ታይ እዩ እዝይ😢❤❤🎉
@johnwick7208
@johnwick7208 Жыл бұрын
you look so beautiful sister ❤❤💛💛
@Haweyhawey99
@Haweyhawey99 Жыл бұрын
😘😘❤❤ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ላይክ ብምግባር ተሓባበሩኒ😍😍
@Banatb-e8h
@Banatb-e8h Жыл бұрын
ጨለ ዋ እሙ ፀባቀኪ ናይ መውድእታ ድዩ ወላ ካብኡ ዘበልፅ ኣለኪ ኃል ራያ ዓይነይ😂❤
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 Жыл бұрын
ጋል ራያ ሽኮር ናይ ቀደምኽ እኽ ፅርይት ሃም ኣደታትኽ ሽፍንት ምንም ነገር መጋየፅ ዘይትጥቀም ማራ እየ ዝፎትወክ ኸዚለ እዚ ናሰይጣን ፅፍር ግሓፍዮ መስቀልኽ እሰር ከምና ቀደምኽ ጋል ራያ ሽኮር ናይ ዓለም ነገር ሓላፍ እዩ ንኣደኽ ማርያም ምሰል ትሸፍን ከም ቀደምኽ ወለላ ዋ ዘሮ ንሕና ንምዕደክ ካባኽ ፍልጥና ዘይኾነ ግና ደስ ትብል ብባህልኽ እዩ ማዕርግ ሰማይ መርየትይ ምሳ ቀደም ❤❤❤❤
@wsex2543
@wsex2543 Жыл бұрын
ዋይ ናይ ጭፍሪ ነገር ከ ከመይ እዩ ዝኮን ዘሎ😁😁🥰🥰
@ጋልሰሓርቲግጀት
@ጋልሰሓርቲግጀት Жыл бұрын
መዓረይ ታይ ኮይና ጎይታ ናብ ልብና መልሰና ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ካብ ባዕለይ ትሕዘ ንጋገ እና ብጸርፊ ዘይኮነስ ብምክሪ እዩ ሰብ ዝምለስ አይንጻረፍ አሕዋት
@ምፅላልይቱብ
@ምፅላልይቱብ Жыл бұрын
ኣኞኪኪኪኪ ዘንጢ ናዓኪ ጥራሕ ዘሸከመኪ የለን እቲ ባህሊ
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
ዋይ እኒኤካ ፅባቀ ብጃማ ገይርኪ እዩ ዘጥዕመልኪ ብሱሩ🙂
@herilove431
@herilove431 Жыл бұрын
🤣🤣🤣
@jesusisgreat8724
@jesusisgreat8724 Жыл бұрын
Gual Raya, hafty ktzarebi keleki musica atfeyo.....❤❤
@zemedateka1891
@zemedateka1891 Жыл бұрын
ሰብስ ንቅድሚት ይከይድ እምበር ንድሕሪት ጋል ራያዋ አነስ ትቀደም ፍቱው የብለኪ ነይረ 😘
@rakiirakii1731
@rakiirakii1731 Жыл бұрын
era yegrma eyou nazasa bizay biltanta meselwa dyou eba tsfira abida gala gar tamts akidadna takiyar besmama
@Naturalism85
@Naturalism85 Жыл бұрын
Gal Raya shikor mechiki shikor konki mexiki ka😘😘ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርእየኩም ምስ ትፈትዉዋ የንቡርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ስደትና የሕጺረልና ፍቅሪን ሰላምን የዉሪደልና ዝታሰረ ይፍታሓልና ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሓዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏
@ተዋህዶ-ጠ9ጰ
@ተዋህዶ-ጠ9ጰ Жыл бұрын
አታ አምላኽ አቦይ በቃ ጡዑይ እናበልካዮ ዝፀናሕካስ ወድያው ቅይር ይብል ሐዚ ጋል ራያ ክትመክር ከምኡ አይትግበራ ክትብል እየ ዝሰምዕ ግን ንባዕላ እቱ ፅፍሪ ታይ አምፆኦ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ Жыл бұрын
ሰላም መዓረይ ጽፍርኺ ግን ናይ ብሓቂ ናይ ሂበይ ይመስል
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Жыл бұрын
ዋይ ጠፋእና ስሪሕካ ኣይትለዉጠኒ ወይ ፅፍሪ ኣይትግበራ ዶ ትብሊ ኣይነርክይ ታማ ጠሓሒስክዮ ድርኡ ሃይማኖትካ ተቀይርካማ ከምኡ እዩ እምበር ዋይ ምሕረት የዉርደልኪ ዝሓፈተይ
@ተዋህዶሃይማኖተይድንግልማ
@ተዋህዶሃይማኖተይድንግልማ Жыл бұрын
ወይ ካብ ክልተ ምኻን ይሰውረና ቡቃ ድዩ ማዕተብኪ በቲኪ አረ በስመስላሴ😥😢😓 እንደገና ፅፍሪ ወሲኪ ዋይ መፀፀፅ😒😏😏
@girmayabera9753
@girmayabera9753 Жыл бұрын
You have a potential and start your own show
@smairhsmairh1707
@smairhsmairh1707 Жыл бұрын
እቲ ድምፂ ኣጥፍእዮ ኣይስማዐሎን ድምፅኪ
@yetewhadoljoch
@yetewhadoljoch Жыл бұрын
@Askale you tube እሺ ንስኪ እውን ንዒ
@Yes-of7rf
@Yes-of7rf Жыл бұрын
ኹሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ማዓረይ❤❤❤
@laylaal7008
@laylaal7008 Жыл бұрын
ወዲ ቃሺ ዘላምደኪ እንግልሽ የይይ አይትበልና ኢፍ መጀመሪያ ሃይማኖትኪ አስተካክሊ ማ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ውይ ክልተ ግዘ ኣይተርእየኒ ጎይታይ መዓረይ ጓል ራያዋ ላብ ቀደምኪ ተመለሲ ብዝኮነ ታይ ከም ትናገርለኪኳ የሰማዕኩይ
@ፋኑስጓልተዋህዶ
@ፋኑስጓልተዋህዶ Жыл бұрын
ናመከርክና ነርክስ ንበባዓልክማ ታወረድኪ🤗🤗🤗
@ምፅላልይቱብ
@ምፅላልይቱብ Жыл бұрын
ንባዕለን እናዘነጣ ቦያ ናተሓበፃ ባህለን ባኣኪ ክፋለጥ ይደልያ
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ኣይ ሃለውለው😁😁😁😁😁 ወሳሊት ለማዓንስ ኩሉ ነገራ ኣፅሊኣ ድሕሪት ናሃለየት ምክሕቲ ኔራ ሪያድ ምስመፀት ካፍቱ ትምከሖ ንላዕሊ ኮይና ወይ ጉድ
@seliseli3381
@seliseli3381 Жыл бұрын
ጋል ራያዋይ ንሰብ ናመከርክኪ ናዋዓልክስ ጭፍርኪ ግን😂ፅብቅቲ እኪ ታይ ክወፀእኪ♥😘
@wezi112
@wezi112 Жыл бұрын
ኣርቱየይ ምቅርቲ ኩሉ የጥዕመልኪ በተለይ ባህላዊ ትሕዝቶታትኪ ብጣዕሚ ሙቁራት ዮም ዋላ እቲ ዘማናዊ ኣካዳድና ባዕሉ ናይባዕሉ መልክዕ ኣለዎ ኣባኪ ኣርቱየይ በርትዒ ምቅርተይ ካብ ፈታዊትክን ኣድናቂትክን ወዚ
@amx1104
@amx1104 Жыл бұрын
ኣርትየ ይመችኺይ❤️❤️
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Жыл бұрын
ጓል ራያ ሸኮር ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘድንቀኪ ❤❤❤❤❤❤
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ Жыл бұрын
ዋው ጓል ራያ ለውጥማ ኣሎ🙄😂💘💘💘
@melitube7284
@melitube7284 Жыл бұрын
ኣነ ካብ ኩሉ ነጊርኪ ደቢሩኒ እኒኦ ናይ ኣነጋግራ ኣክትኺ ምቕያርኪ ጁ ለየጥዕመልኪ ብስሩ ነብስኺ ምስሊ ወይ ካብ መጀመርያ ካምዙይ ኢልኪ ምመፃኺ ታይ ዩ ፊሚሰ ኢልካ ምሕርፋፍ
@fretgraweyti7687
@fretgraweyti7687 Жыл бұрын
ፀፊርኪ ጏል ራያ ዋይ እቲ ናይ ቀደም ኻኪናይና መሲልኪ ዓቀን ግበርሉ እቲ ፅፉሪ😂😂😂
@redblutens9341
@redblutens9341 Жыл бұрын
ኃል ራያ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ነይረ ሎሚ ግን😡ናይ ጭፍሪ ገሪምኒ ዘይጽበዮ ካባኪ በሊ ብልደቀስኪ ከይተንቁርዮ ዓይንኪ ክብረተይ😁😁😁😁😁ብዝተረፈ ይፈትወኪ እየ
@arsuarsu6070
@arsuarsu6070 Жыл бұрын
ከም ደስ ዝበላ እንታይ ይምልከተኪ ንስኪ ደስ ዘይብልኪ እንተኮይኑ ዘይምግባር መሰልኪ እዩ ንሰብ ግን ከምዚ ግበር ኣይትግበር ክትብሊ መሰል የብልክን
@ababatasfay3036
@ababatasfay3036 Жыл бұрын
አረ ምፅአት አለም ፀፋር ድኸነ ግዝየ🙄😂
@tigraylegacy
@tigraylegacy Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ባህ ዝብለኪ ጦራይ ግበሪ። ከምቲ ልሙድ ንዓኪ ደስ ዝብለኪ ደቂቅ እውን ትኩን ንሰብ ክተሐጉሲ ኢልኪ ከይትሰርሒ ሰብ ኩሉ ሓደ ኮይኑ ኣይፍለጥን። ሰለዚ...ነብስኪ ኩኒ 🙂
@trhasbrhane6259
@trhasbrhane6259 Жыл бұрын
አነሰ ታይ ከም ተበለ አየሰመዐለኩይ ዋ ቱደመፂ አኛ አጠፈአዩ ከቡኡለ በጠዒሚ አየ ዘፈተወኪ ግን ናበ ዘይ መሰመረኪ ተከዱ አለኪ መሰቀለኪ አሰሪ ከቡኡለ ፀፈረኪ ናይ በዓለኪ ገበሪ መለከዐኪ ቆንጆ ነሀለኪ ነመነተይ ነመተኪ ተጠቀሚ ሰለዘ ናበ ነይ ዓነተወኪ ተመለሰ ጓል እንይ😢❤
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ጓል ራያ ዓሳዲ❤️💛❤️💛❤️💛💊💊💊😘😘😘
@ቋንቋዬነሽድንግልማር-ጨ9ጨ
@ቋንቋዬነሽድንግልማር-ጨ9ጨ Жыл бұрын
ጓል ራያ ጣዕማም😍😍😍🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞
@dassfast3386
@dassfast3386 Жыл бұрын
ጋል ራያ ምንም ምኩሕሓል ኣየጥዕመልክን ብተፈጥሮኺ እኺ ቆንጆ
@akitew.6741
@akitew.6741 Жыл бұрын
Gual Raya you look beautiful ♥️♥️♥️😍👫🙏
@avg4628
@avg4628 Жыл бұрын
ቆናጆ ግን ማዕተብኪ ሓርፍኪ ድኪ ዘየለ ዎይ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ Жыл бұрын
ኣይይ ፅፍርኪ ኣፈጊሩኪ ዘየጥዕመልኪ😂😂😂
@brhangaiembrhan8516
@brhangaiembrhan8516 Жыл бұрын
አነ ዘታሓሳስበኒ ዞሎ ሕቶይ ግን ስለ ምንታይ መስቀልኪ ዘይቲ አስርዮ 😥😥
@tamenganamleki6088
@tamenganamleki6088 Жыл бұрын
ኣየጥዕመልኪ ከሙዚያት ጨፈርፈር ዝበለ ናይ ቀደምኪ ይሐሸኪ
@ksaksa7530
@ksaksa7530 Жыл бұрын
ኣይ ሃሳሳ ናቲኪ መነንት ፊልጥና ታይ ካዓብሰና እዩ ዋላ ባረያ ዋጣ ኩኒ ኣይምልክትናይ🙄😋
@ለምለምማሓዛደስታ
@ለምለምማሓዛደስታ Жыл бұрын
ሓፍተኒ ጭፍርኪ ዓይነይ ከንቅረኒ ይቤላዋ ጋሓፍዮ ብሃይማኖትና ኣይፍቀድን ዝከለይ ተስፍ ናገበርና ሰ ጋል ራያ ዓይነይ ንስኪ እውን ዓንጀልጀል ትብለኪ መስቀል ደማ እሰሪ
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Жыл бұрын
ፅፉሪ ግን ደስ ኢሉኪ ድዩ ገይርክዮ ሓፍተይ
@msgnahadush758
@msgnahadush758 Жыл бұрын
አርትዋይ ኩሉ የጥዕመልኪ እዮ ባህላዊ ልጋልራያ ብቻ እዮ ልበለ መን እዮ 🥰🥰🥰
@tgmedia4075
@tgmedia4075 Жыл бұрын
ጓል ራያ ሽኮር ክላሲካል ዓብሊሉኪ ድምጽኪ ብዙሕ ኣይስማዕን
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Жыл бұрын
ጋል ራዬ እባ ኣቅርብና ዝሓፍተይ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Жыл бұрын
😁😅
@lina.fajji.75
@lina.fajji.75 Жыл бұрын
🤣🙈
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ Жыл бұрын
😁😁
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ Жыл бұрын
ወየኔ ወየኔ ማለት ሐዝ ዩኡ ፅፈር ነውሕ
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን Жыл бұрын
ዋይይይ ሕርፍና ማልት ናይ ፅፍረ ነገሪ ጭረሽ አይኸደልኺይ😂😂😂☹️☹️☹️🤑
@mashoha4150
@mashoha4150 Жыл бұрын
😅😅😅 ጓል ራያ ኣነ ይፈተኪ እየ
@fidleytube
@fidleytube Жыл бұрын
ዋውውው ጓል ራያዋ ቆንጆ 🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@እምነትካብምስማዕእያ
@እምነትካብምስማዕእያ Жыл бұрын
😒👌😥
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 Жыл бұрын
ወይ ጋል ራያ ክክክክክስ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ጋል ራያ ማራ እየ ዝፍትዎኪይ እና በጀኪይ ሃይማኖትኪይ ኣይትጋገየይ መዓርይ ታይ ኮይንኪይ መስቀል ዘይትገብርይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ Жыл бұрын
ፅብቅ የለክን ጓልነዋ ክክክክክ
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray Жыл бұрын
ዋይ ጓል ራያ ድያ ኣታ 🙄🙄🙄🙄❤ማራ ኢኺ አባ ሽኮር
@milletflane4190
@milletflane4190 Жыл бұрын
ጓል ራያ ሺኮር ኣነስ ክፈትወኪ 🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛
@ቀባፅጓልተምቤን
@ቀባፅጓልተምቤን Жыл бұрын
ሸነን በሊ ናተይ💛
@saral600
@saral600 Жыл бұрын
እንታይ እዩ እዙይ ኢድኪ ዕሾክ መስልኪ ጓል ራያ ሽኮር😁😁😁❤❤❤❤
@genethagas7716
@genethagas7716 Жыл бұрын
ነይ ፅፍሪ ነገር😋😋🙄😹
@user-TDFdemey
@user-TDFdemey Жыл бұрын
ኮሞቲ ክንብብ እየ መፂኤ ጭፍሪኪ ግን ኣይጣዓመናይ የኔ ቆንጆ
@bereketaraya2351
@bereketaraya2351 Жыл бұрын
Entay u demxeki eti tewsaki demxi daytetfyo aww abeli demxeki WA
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ Жыл бұрын
ዋይ በስመአብ ናይ ፅፍር ታይ ማዓቱ
@almemu1214
@almemu1214 Жыл бұрын
ክክክክክ ከምድላያ እኮ ኢኪ😃
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 Жыл бұрын
ዋ😂😂😂😂ናይ ፅፍርኪ ጉዳይ ከ
@ደቅንኤይፋናልበይክንራኸብ
@ደቅንኤይፋናልበይክንራኸብ Жыл бұрын
ኣቤት እት ጽፍርኽ ካፍርሕ በስመአብ😥
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Жыл бұрын
አይ ዘይንስካ ምምሳል🤔 ግን ጓል ራያ ሓፍተይ ከምታ ናይ ቀደምኪ ምሐሸኪ
በአባቴ ምትክ እሱን ሰጠኝ ፡ ፍቅርን በሱ ነው ያወኩት 💝
41:45
መዳኔ ቲዩብ / MEDANE TUBE
Рет қаралды 70 М.
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,3 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 33 МЛН
አብርሽ እና ሩታ ታረቁ.ዛሬ የደስታችን ቀን ነው❤️💕
21:13
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 181 М.
@IYE.G.F ጋል ራያ ምስ ወዲ ቐሺ
16:10
IYE,G,FAMILY
Рет қаралды 12 М.
Gual Raya  ወግዒ ገዛና😂❤
1:48:10
Gual Raya
Рет қаралды 12 М.
ጉድሽን ደረስኩበት
15:55
ayu & buze
Рет қаралды 21 М.
🤔🤔🤔ጓል ራያ  በኽያ 😥
8:34
Gual Raya
Рет қаралды 62 М.
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН