Пікірлер
@RobelJETRO
@RobelJETRO Сағат бұрын
😂👉🇱🇷🍗🍖🦮💨🇪🇹😠🤭
@RobelJETRO
@RobelJETRO Сағат бұрын
😢entey belka hyziketa entayiu zbillo znie hhziketa⁉️☝️👂👁👁😠
@hadastesfazion4678
@hadastesfazion4678 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weinisolomon8932
@weinisolomon8932 4 сағат бұрын
ሃስው
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 5 сағат бұрын
አነ ዝገርመኒ ኲናት በላኢ ሰብ ኮይኑ ተጋሩ ድማን ስለ ዝጠፍኡ ንመራሕቲ ህወሓት ተጠየቕቲ ክግበር ይስማዕ እቲ ኲናት ግቡእ ኲናት እንተኮይኑ መራሕቲ ህወሓት ክህተቱ አይግብኦምን እቶም ዝተሰውኡ ተጋሩ ድማ ሰማዕታት ኮይኖም ክበሃል አለዎ አይ እቲ ኲናት ግቡእ ኲናት እንዘይኮይኑ ድማ መስዋዕቲ ተጋሩ ጥራይ ዘይኮነ ብብድዕ መራሕቲ ህወሓት ዝተገብረ ኲናት ምስ ጎረባብቲ ትግራይ ካብ ኣምሀራ ክልል ካብ አፋር ክልል ካብ ኤርትራ ዋላ ብወገን ፌደራል መስዋዕቲ ዝኾኑ ኩሎም መራሕቲ ህወሓት ከምዝኾኑን ተሓተቲ ድማን ከምዝኾኑ እንድሕር ዘየስመርኩምሉ ትግራይ ሰላም ትርከብ ማለት ዘበት ምክንያቱም ጠንቂ ኲናት መን ከምዝኾነ እንዳፈለጥኩም ንመስዋዕቲ ተጋሩ ጥራይ ተሓታቲ ምግባር እቲ ጎንጺን ቅርሕንቲ ጽልኢ ምስ ጎረባብቲ ስለ ዝቕጽል ስለዚ እቲ ዝወረደ ጥፍኣት አብ ተጋሩ ጥራይ ዘይኮነስ አብ ጎረባብትኹም'ውን ዝወረደ ጥፍኣት ተሓተቲ እንዳገበርኩም ንሰላም ዘምሩ
@SemretDebesay1980
@SemretDebesay1980 6 сағат бұрын
ክኽክክኽ ናት ናኤል አዚ ዩ ዘዛርበና ነይሩ ቀደሙ
@ShelaM415
@ShelaM415 6 сағат бұрын
እታ ብተዳጋጋሚ ምስ ሻዕብያ ኾይኖም ትብላ ዘረባ አብ ውሽጣዊ ጉዳይ ናይ ኢትዮፕያ አይትጥቀሳ😟 ኤርትራ ሰላማ አውሒሳ አብ ልምዐትን ህንጸት ሀገርን እያዘላ🇪🇷🇪🇷❣
@SeidiAdem
@SeidiAdem 7 сағат бұрын
ዓፋሪ ዓፋሪ ዓፋሪ
@maroso7422
@maroso7422 8 сағат бұрын
አቱም ሰባት ትግራይ መጋባኢያ አመሪካ ኮይና አንጻር ኤርትራ ደም አፍሲሳ ። ንኤርትራ ከቢድ ገበን ፈጺማ እያ። በዓል ጻድቃን ዕሱባት አሜሪካ እዮም። ሕጂዉን አብ ኩናት ንመንእሰይ ትግራይ ገንሸል ይጽዕሩ አለዉ። ህዝቢ ትግራይ በዞም ሃደምቲ ሸፋቱ ክደናገር የብሉን። ልቢ ግበሩ። 🙏
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina 8 сағат бұрын
ኣሜን አሜን ትክክል ናቲ እንካዕ ደስ በለና ናይ 50ዓመት ቀንበር ተስይሩ ❤❤❤❤❤
@Barry-m3w
@Barry-m3w 8 сағат бұрын
ምንጭብጫብ ኣመል እንተዘይኮነ ይምራጽ!!!!
@Barry-m3w
@Barry-m3w 8 сағат бұрын
ቅንጣ ምንጢ ዘረባ ወዲ ሳምረ::
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 9 сағат бұрын
ههههه ትጋሮ ፂጋብ ሲሊ ዜይኩሉ ኣብ ዊጊ ኣትዩም ኣብ ትጌራይ ሓዲ ሲብ ኢቢ ንዊጊ ዚቡሊ ኣይት ራዪን الشبع يغير التبع القارو. ما يقدر علي الشبع كما لا يقدرو علي الجوع
@meazahabtay1272
@meazahabtay1272 9 сағат бұрын
Natu good
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 9 сағат бұрын
Good morning
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 9 сағат бұрын
Good morning
@tigraymedianetwork2018
@tigraymedianetwork2018 10 сағат бұрын
gofund.me/bce08e83
@tigraymedianetwork2018
@tigraymedianetwork2018 10 сағат бұрын
gofund.me/bce08e83
@tigraymedianetwork2018
@tigraymedianetwork2018 10 сағат бұрын
www.gofundme.com/f/help-senait-overcome-her-health-challenges?attribution_id=sl:dc4e7386-dc0e-4147-bd83-5e222ccbb584&
@eliashiluf-t2o
@eliashiluf-t2o 10 сағат бұрын
የወጣቶች መሪ
@hirtiwold1838
@hirtiwold1838 10 сағат бұрын
🙏🙏🙏👍
@ytewolde9350
@ytewolde9350 11 сағат бұрын
ጊታቸው ክዛረብ ይኽእል ኢዩ ግን ኣብተግባር የብሉን።ማዓንጣ የብሉን
@M12-l8e
@M12-l8e 12 сағат бұрын
አታ ውድብ ናድሕ እትብሲ ህዝቢ እያ ታጥፍእ ዋይ ህዝቢ ነድሕን ዝብል ለባምዶ የብላይን ?
@ethioritrea1538
@ethioritrea1538 12 сағат бұрын
ለትግራይና ለኤርትራ በጠቅላላው ለዚያ አካባቢ አደገኛው ጌታቸው ረዳ ሳይሆን ህሊናውን የሸጠው ለስልጣን የማይደራደረው ጀኔራል ጻድቃን ሰለ ሆነ እሱ የሚያቀርበውን ሀሳብ በሙሉ እጅግ የተስተዋለ ጥናበት ያስፈልጋል ጌታቸውን ለመርዳት ከጻድቃን አማካሪነት ማራቅ ወይም መለየት ነው አለ በለዚያ ትግራይ ራሷን አትመራም ይህ የግሌ አስተያየት ነው። የጻድቃን ጀግንነት እንዳለ ሆኖ። ጀኔራል ጻድቃን የእውነት ትግራይን የሚጠቅም ለውጥ ካሳየ ተንበርክኬ ይቅርታ እጠይቀዋለሁ።
@gelau777
@gelau777 12 сағат бұрын
ርኢቶ ዝሃብኩም ሃንቲ ነገር ክሃተኩም። ቅድም ክብል "አያና፣ ጅግና፣ ናይ ውግእ መሃንዲስ" እናበልኩም ብዛአባ ፃድቃን ትዛረቡን፣ ትፅህፉን ኔይሪኩም። ኸዚ ድማ "ባንዳ" ኢልኩምዋ። አነ ኩሎም ናይ ህወሓት አመራርሃ ናብ ህጊ ክቐርቡ አለዎም ዝብል ቅዎም እዩ ዘለኒ! ንስካትኩም ንፃድቃን ባንዳ እትብልዎ ዘለኩም ናይን ደብረፂዮን ሰሚኡኩም ድዩ? ውግንነት ሂዝኩም ማለት ዲዩ? ህቶይ ተትመልሱለይ ደስ ይበለኒ
@hanaisler3325
@hanaisler3325 12 сағат бұрын
Hamed belae resah!!!!!
@hanaisler3325
@hanaisler3325 12 сағат бұрын
Hamed belae adgi!!! Nay shaebiya tewekali!!!
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 12 сағат бұрын
ዝለመድካዮ ዝጸገበ ሌባ ይህሸካ ህዝበይ ። ሓደሽቲ ለያቡ ሕጂውን ጌቾን ጻድቃንን ክዳን ቀይሮም ናብ ውግእ ከእትዉኹም ኢዮም ብአብይ አሕመድ ተቖጺሮም ዘለዉ !!!! ትግራዋይ ብምሒር ሥስዐ ናብ እንጠሮንጦስ ዘእትዉ ሰባት ትመርጹ አለኹም። ጻድቃንን ጌታቸውን ብአብይ አሕመድ እንበር ብህዝቢ ትግራይ አይተመርጹን፡
@forceforgood4669
@forceforgood4669 13 сағат бұрын
Mr. Nathaniel: The lady from the 80s is a treasure, who saw far enough to predict possible outcomes of missteps. I think you should try to find her if she is still alive. In this difficult time she is the type of leader Tigray needs.
@HilufTesfayHindeya
@HilufTesfayHindeya 13 сағат бұрын
እና ቦታና ምምላስ የብልናን ማለት ድዩ
@selam696
@selam696 13 сағат бұрын
Mtsu bhayli belu halngi shabya ka aba trekba
@خليفةابراهيم-و3ص
@خليفةابراهيم-و3ص 14 сағат бұрын
Kulu amlakh kereyena ab gorebabitnan ab alemna nay gizye hito eu welom bhimaq tarikh kizikeru eum tarikh aymihirin eu edme zelowo kul kerie eu
@TsigeAdal
@TsigeAdal 15 сағат бұрын
Ab haqi mexika kulom hade eyom. Hzbi tgray msom fit nfit ms kulom koynu wsanie u ktgbr edl ywahabo
@TsigeAdal
@TsigeAdal 15 сағат бұрын
Natu mensey eziom mrexuni eyu zbl zelo
@CarlosThefox-w6c
@CarlosThefox-w6c 15 сағат бұрын
ጌታቸው ሰካራም የነ ሽመልስ አብዲሳ መቀለጃ ። አዲስ አበባ ጠርተው ውስኪ አጠጥተው ሚስጢር ያስለፈልፉታል ሲጀምር ;ሰላሜን የሚጠላ የለም ። ነገር ግን ሰላም ባንተ ፍላጎት ብቻ አይመጣም ሰላም ስትከባበር ነው የሚመጣው ። ትጥቅ ፈተህ ባዶ እጅህን ሁነህ ብሔርተኛ ጠላቶችህ ሊምሩህ???😁😁😁
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 15 сағат бұрын
ጌች ወዲ ረዳ አቦ ሰላምን መናእሰይን ፀረ ዓለታውያን ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን ጉጅለ ልምዓት ሸራሙጥን ሽረን ዓድዋን ስብሓታውያን አብ ስረክም ሽኑ የለን ገዲም ስልጣን አትም ደም ህዝቢ መጢጥክም ዘይሽልትክም 😢😢😢😢😢❤❤ጌች አብ ጎድንካ አለና ህዝቢ እንደርታ ❤❤❤❤
@tsegaande9299
@tsegaande9299 15 сағат бұрын
👍♥️♥️♥️♥️
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 15 сағат бұрын
❤❤❤
@buonavita4175
@buonavita4175 15 сағат бұрын
I’m happy to see this freedom my beautiful people 🎉❤
@buonavita4175
@buonavita4175 16 сағат бұрын
Natue your dream come true… you were working hard to get the honesty and congratulations 🎉❤ Natur
@buonavita4175
@buonavita4175 16 сағат бұрын
True go go my beutiful people ❤❤❤❤
@gebrehiwottesfandrias1028
@gebrehiwottesfandrias1028 16 сағат бұрын
ናትናኤል ኣስመላሽ ናይ ብሓቂ ኣደኒቐካ ናይ ሰላም መራሕቲ እየ ዝድግፍ ብምባልካ
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 16 сағат бұрын
ናቱ ሐወይ ከሐተካ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ንጌታቸውን ጳድቃንን ከ ንሰላም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ይደሊዩ ኢልካ ድካ ተአምን? ደብረጲዮን ከ ንሰላም ዘይደሊዮ ዲዩ ከይኑ?ጌታቸው ወይ ጳድቃን ብገንዘብ ዶ አይከኑን ታዓሲበም ዝባሀሉ ዘለው በተለይ ጳቅጣን ዝብሉወ ሌባ ንህዝቢ ትግራይ ከደናግሩ ኢዮም በዓል ጳድቃን ወዲ ወረደ ዝፈትሕወ ፍታሕ የለን ሐቢርና ክንሮኦ ኢና የታሉሉ ኢዮም ዘለው እምበር ገንዘብ ኢዩ ዘገድሶም በዓል ጳድቃን ወዲ ወረደ ናይ አብይ አሕመድ ከደምቲ ኢዮም ኢዮም ኢለ ኢየ ዘአምን አነ በዚኦም ሰባት እዜአቶም ሰንኪ ኢና ኩልና አብ ዕክሊል ንነብር ዘለና ናቱ ሐውና ንሕና ኤርትራዊይን በዞም አዛብእ ሕወሐት ዝብሉወም አብ ዕክሊል ንነብር ዘለና በዚኦም ሰንኪ ኢና ናቱ እዞም ሕወሐት ናዓና እንተዘይ ክሕዱ አብይ አሕመድ አምጰገበን ኔሩ እዚኦም ግን ናዓና ሕማቅ ጎሮቤት ኢና ረኪብና ናቱ ሐውና።
@gueyyemane1810
@gueyyemane1810 16 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷💚🙏❤️🙏😚💚💚❤️🇪🇷
@job3404
@job3404 16 сағат бұрын
kzbin.info/www/bejne/hnPVeH6uipmWg8ksi=rhQAeQPd2UEAXT3v
@SemretDebesay1980
@SemretDebesay1980 18 сағат бұрын
አዚኦም መርገጺ ዝበሃል የብሎምን ናትናኤል ሓውና አት ህዝቢ ግን ኖ ይኣኽለና ክብሎም ኣለዎ, ጽቡቅ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ ቀጽሎ ኣጆኻ
@musieogubai9704
@musieogubai9704 18 сағат бұрын
hasawi banda
@SemretDebesay1980
@SemretDebesay1980 18 сағат бұрын
ብህዝ ትግራይ ጅባኩም መሊኣኹም ከይኣክል ብደም ደቁን ብባዕሉን ትላገጹ ሉ ኣለኩም ኣንቱም ስስዓት ጃንዳ, ደጊመ ዝብለካ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ይኣኽለና አንቢ በሎም
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@amanabdulsamed3171
@amanabdulsamed3171 19 сағат бұрын
እንታ ንስዝካስ ከመይ ዝበሉኻ ነውራም ኢኻ ኣብ ልዕሊ መለስ ዜናዊ ዝርሎካ ጽልኢ ካብ ፖለቲካአኢ ፍልልይ ሓሊፉ ፡ ሰበይትኻ ዝመንዘዓልካ ኣምሲልካዮ፡።እንበርዶ ንስኻስ ትግራዋይ ኢኻ? ። ካ ትግራዋይ ኣቦ,፡ወይ ካብ ትግራወይቲ ኣደ ምውላድ ወይ ውን ኣብ መሬት ትግራይ ምውላድ ጥራይ ትግራዋይ ኣየብለካን ኢዩ። ንስኻ ድማ ካብ ዓቅምኻ ንላዕሊ ብሽም ሕዥቢ ጥጝርእይ ኣንተተመጻደቕካ ትግራዋይ ኣየብለካን ኢዩ። ካብ ኩሉ ድማ ንሕና ኤርትራውያን መለስ ውግእ ባድመ ንበይኑ ኣብ ኣዝኬባ ከም እህእደግ ከም ዝተቓወመ ኩሎም ካልኦት ብምሉእ፡ድምጺ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ውግእ ክእወጅ ከም ዘድመጹ ንፈልጥ ኢና ፡ ፡ ውግእ ባድመ እህእደግ/ወያነ ንመለስ ብድምጺ እንተዘይ ስዞርዎ ነይሩ ካብ 150 ሽሕ ንላዕሊ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘይረብሕ ውግእ ኣይምጠፍኡን ነይሮም። ስለዚ እቲ ዝተዛረብካ፡ተዛሪብካ ምስ መለስ ክትራገም ከሎኻ ንመን ከትሓጉስ ከምትኽእል ኣይፈለጥናን። ተእረም ። ተእረም፡ ተእረም፡ ፡ ዓረና ድማ ቀዳሞት ጸላእቲ ናይ መንግስትን ህዝብን ኤርይራ ምዃኖም ንፈልጥም ኣኢና ሞ ብዛዕባዛኦም ፕሮፖጋንዳኻ እይተስምዓና ብፍላይ ንኤርትራውያን ዓረናዶ፡ ሳልሳይ ወያነዶ ባይቶናዶ፡ መንዶ መንዶ ዝበሃሉ ሓሳስያ ኢዮም።