Tigray Media Network ጄኖሳይድ ተፈፂምና እዩ አይንበል ጀነራል አበበ ጆቤ(ዑስማን) Dec 30, 2024

  Рет қаралды 8,896

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 31
@BKMGA
@BKMGA 2 күн бұрын
ዓዶም ከብዶም.the right word at the right time❤❤❤❤❤❤
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 күн бұрын
ኣይትብከ አንድዩ ዘብክየኒ ።ኣይ ንትግራይ ኣይ ንኤርትራ 27 ዕመታት በደል ጥራሕ። ሙሁር ሰብ ተካኢ ዘይብላ ክልል።ናቲ ሓውና ዘሕዝኑ ።ነቲ ትግራይ ኢንተ ዝዕብዩ ንኩሉ ምአኸለ።ስሃራ ገሩና ንኩልና ።change is needed listen to PA.❤❤❤
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 2 күн бұрын
"ኤርትራ ከይተንከፉ ዘይኮነሎም" ጉዳም ኤሊታት ትግራይ!! ኤርትራ ግደፉዋ ተጋሩ!! ብኹሉ መለኪዒታት ባይታ ኢኹም ዘቢጥኩም ዘለኹም ንኽትስኡ ጽዓሩ!! ንኤርትራ ሕጂ ክትዕንቅፉዋ አይትኽእሉን ኢኹም!!!!!
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 күн бұрын
❤❤❤
@TNe-vu4ie
@TNe-vu4ie 2 күн бұрын
Felitat seb bajella .I like it
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 2 күн бұрын
ዝኸበርኩም ለባማት ደቂ ትግራይ ምሁራት፣ ኣብቲ ጀኖሳይ ዝተባህለ ወታሃደራዊ ገበን ወያኔ እንታይ ነይሩ ተራኦም? ንኣብነት ኣብ ማእኸል ህዝቢ ኮይኖም ዝትኩሱ ሚሊሻታት ከዋፍሩ ከለው፣ ወይ ኣብ ቤተክርስትያናትን መሳጊድን ኴንካ ክትትኩስ ከለኻ?
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 2 күн бұрын
tplf ፅቡቕ ዝሠርሐቶ ታይ ኣሎ እሰኪ ሓደ በል ? ንትግራይ ?
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 2 күн бұрын
Good afternoon
@godislove9390
@godislove9390 2 күн бұрын
Isayas eza nay meles ab 94 asenbidato eya zeytetsebeyo eyu tetelimu .but real hero 🇪🇷
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 2 күн бұрын
😂😂,,, Natu. Ezi nay kedem eyu.!! Yemane. Hji kabtom kendi n kunat zgusgus. Kendi Xelai Eritrea n Tgray na mamma Xadkan kurkur eyu
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 2 күн бұрын
ጆቤ፡ ንኹልኹም ድኣ ትኣኽለኩም ድያ ትግራይ? ንበይንኹም እኳ ጸቢባትኩምሲ ትኽእልዎ ዲኹም ኢለ እየ።
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 күн бұрын
Tegaru ezi kulu abseb zegeberkumo amlak yefedeyekum allo gena, gena 27years and treating Eritreans inhumanly took all their properties and treated us Ethiopians as u wish God doesn't sleep.
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 2 күн бұрын
ትግራዋይነት ብ tplf ኣይመፅአን ምእንቲዙይ tplf ዘምፀአቶም ፀገም ናብ ህዝቢ ኣይነውርዶ ።
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 2 күн бұрын
ጽቡቅ ተዛሪብኩም ዝዕረ የለን ዝረባ ጥራይ ዩ ጨለ ሽመት ዋሃብ ቆለውዕኹም ግን ብሑሱር ኣግልገልቲ ጎሓላሉ ክብ ምኻን እይድሕን ዩ
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 күн бұрын
27years habtam geremuka what else do u want .
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 2 күн бұрын
ሕወሓት ክዕረ ዘይክእል ውድብ እዩ። TPLF MUST BE GONE FOR GOOD PHISICALLY AND MENTALLY FROM TIGRAY AND IT'S PEOPLE.
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 2 күн бұрын
ሰላም ነቲ ዘይቁኑዕን ሓሶትን መልሲ ክትህብሉ ተስፋ ይገብር ንኣብነት ወያናይ ክትከዉን መሰል ርእሰዉሳነ ኤርትራ ክትቅበል ኣለካ ዝብል ሓሳብ ብመሰረቱ እቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝምስረት ስጋዕ ሽዋ ዝኣቱ ብሂወትን ንዋትን ኣይሓገዝናን ዲና እዚ ከኣ ምእንቲ እቲ ዉጹዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ድሕረት ድኽነት ስደት ክድሕን ተባሂሉ ነዚ ዝገበርክሞ ክሕደት ከኣ ዋጋ ክትከፍልሉ ግድን እዩ ።
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 2 күн бұрын
Fera ab meda eritrea 🇪🇷 koynu kikales aseltununi endabelet weyane daa naxnet eritrea deykbel endhir koynu men meseltena hji afe chole iytkunu efli mahaym
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 күн бұрын
ናይ ኤርትራ ናጽነት እንተዘይ ትቕበሉ'ኸ ? ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ናጻ ኣይምኾንናን መሲሉካ? ንትግራዎት ኣሚኖም ዲዮም ኣቦታትና መታሕቶም ከበስኦም፡ ኣስላማዮም ክርስትያኖም፡ እቲ ኹሉ 9ተ ብሄራቱን፡ ናጽነቱን ባንዴርኡን ደልዩ እምቢ ንመግዛእቲ ኢሉ ናብ ገድሊ ወፊሩ! ባዕልኹም ዝፈብረኽሞ መጻሓፍቲ ገዲፍኩም ብዛዕባ እዛ ሕያወይቲ ጎሮቤትኩም ኤርትራ ክትፈልጡ እንተ ደሊኹም ብኤርትራውያን ዝተጻሕፈ ታሪኽ ኤርትራ ኣንብቡ።
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Barry-m3w
@Barry-m3w 2 күн бұрын
ትግራዋይ እንታይ ኣግንዩ????? ትግራዋይ ዘግነዮ ማ ንስኻን ከማኻን ዝገበርከሞ ረሳሕ ጌጋ እዩ:: እመን!!!!
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 2 күн бұрын
ለባም ለባም ኣይትጻወቱ፡ እቲ ኲናት ክግበር ከሎ ትግራይ ትዕወት ትብሉ ዝነበርኩም ሕጂ ከም ጲላጦስ ኣእዳውኩም ክትሓጽቡ ምዃን ምስ ኣበየኩም።ልዕሊ ወያነ ተሓተትቲ ኢኹም።
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 2 күн бұрын
ተግሩ ኣበይ ነይርኩም ክሳብ ሕዚ ? ፅንፈት ተጋሩ ኣንቂሕኩም ። ሓምሳ ዓመት ወዲኢልኩም ብዛዕባ tplf መንነት ምዝራብ ? ሕፈሩ ሕፈሩ ። ሐዙውን ኣይትፍርሑ ምስ ህዝቢ ጎኒ ደው በሉ መስዋእቲ ኽፈሉ ። ተጋሩ ኣድሕኑ። በቃ ይኣክል በሉዎም ን tplf ሓላፍነት ትግራይ ንሓዱሽ ወለዶ ነቱ መንእሰይ ክኸውን ዙለኩም ዓቕሚ ተጠቒምኩም እውን እውን ግበርዎ።
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 күн бұрын
ናጽነት ኤርትራ ብስሬና ዋጋ አእላፍ መናእሰይ ወዲ ጋል ከፊልና ኢና ወያነ ንባዕላ ነጻነት ክትረክብ ሰጋብ አዲስ አብጺሑኩም ግን ተገልቢጥኩም ኪሒድኩምና አመንኩም አይአመንኩም ባዕልና ንአምነሉ ናትኩም ምእማን አየድልየናን ግዳ ህዝብኹም ካብ ዓዘቅቲ አዉጽእዎ ካብ አብፈቀዶ ሚድያ ኤርትራ ሻዕብያ ኽትብሉ ግዜኹም አይትወድኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👈
@dendendenden1276
@dendendenden1276 2 күн бұрын
በዐል ዕደ ምደ ስጋብ አብ ኤርትራ ዘለኩም ነጻነት ኤርትራ ዘይ ምእማን ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ
@brookzeleke
@brookzeleke 2 күн бұрын
አታ ሃሳዊ ሰራቂ ወዲታ ፈንጫጭ
@Ipraypeace
@Ipraypeace 2 күн бұрын
ነዞም ወያነ ናጽተት ኤርትራ ይኣምን ነይሩ ትቡሉ? ኢ.ሂ.ደ.ን and ኢ.ሂ.ኣ.ፓ ናጽነት ኤርትራ ኣይ ኣምኑን ነይሮም። ብፍላይ ኢ.ሂ.ኣ.ፓ ቅድሚ ህ.ው.ሓ.ት እዮም ዕጥቃዊ ቃልሲ ጀሚሮም። እሞ እንታይ ኮይኖም ድኣ ቂሂሞም ተሪፎም ኢልኩም ዘይትሓስቡ። በንጻሩ ወያነ ሓይሎም ኢልኩ እንታዩ እቲ ምስጢር ኢልኩም ኣይትሓስቡን ዲኹም! ትግራይ ካብ ኦሮምን ኣምሓራን ካልእ ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ስለዝበልሑን ዝበዝሑን ዶ ይመስለኩም ይኸውን?
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
ቅዋም ብ ኣወል ስዒድ / CONSTITUTION BY AWEL SAID
1:07:35
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН