Пікірлер
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 7 минут бұрын
1. Habtom Abraha 2.Yemane Kidane ( JAMAICA Z COUSIN OF ISAYAS AFEWERKI) 3.Fsha Alemayoh #1 & #2 messangers of Meles & Sbhat were appointed secretly to witness zat BADME WAS PART OF ERITREA & NOT ETHIOPIA infront of ICC. File available at International Court of Justice. Zat is how Meles n Sbhat sabotaged Ethiopia! #3 FSHA ALEMAYOH was an accessary bull dog who coordinated z mission & funding with 5 million pounds.
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Сағат бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐኩም።
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 2 сағат бұрын
Kefu midya giosderi midya
@AwelAdem-z5g
@AwelAdem-z5g 2 сағат бұрын
ዘር ኡ ዘርእኻ ይብዛሕ ሓደ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበና ውህብት ኣላህ ንትግራይ ብሌን ዓይንና ኣላህ ጽቡቕ ሂወት ሰላም ይሃብካ ኣሜን
@KoremadeyiBogal
@KoremadeyiBogal 3 сағат бұрын
እንኳዕ አብፀሐና ኣቦና ንኦም ውን እድመ ጥእና የሓበለንና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KebromWaka
@KebromWaka 5 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
@TuaumTuaum
@TuaumTuaum 5 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@eskindertirfe8524
@eskindertirfe8524 5 сағат бұрын
Temezabelti? They were occupier. The land belongs to wolketay, tsgedian, tslemtis and Rayas and Eritrean land. What the hell you talking Temezabelt?
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 31 минут бұрын
@@eskindertirfe8524 the same as Aseb and the red sea belongs to Ethiopia,. For sure we will take it back soon from the weak Shaebia
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 6 сағат бұрын
ትኽክል ተጋደላይ ዳኒ ወዲ ነጋሽ🤞🎁🥰❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 сағат бұрын
ዘሩኡ ታይ እዩ ኮይኑ ተራስኑ ካብ ልቡ ዱዩ ኣብይ ነይሩ እዩ ሐዚ ተጠሊዑ ዝዚረብ ዘሎ ተማሊ ተፀጉዑ ንመራሕታና መቃመጢ ቦታ ክንሰረሐሎም ኣለና እናበለ ዘይነበረይ ኣየ ግዜየ ዲኛ ተኻብሮ ሰብ ዶ ታስእን 😢ናይ ደበረፂዮን ዘረባ መፂኡ ዘይተጋደለን ኣይታግራዊይን ዘሩኡወን ዘይሪህሪህ ኣይታግራዊይን እዚመንነት ግን ዙዋሃብ ዝክላኣ ዝመሰሎ ሰብ ዋላ ካብ ጀኖሳይድ ንዲሓር እዩ ዘይተማሃረ ታይ ማዓቱ ኣብራሃም በላይ ማንነቱ ክሚንጠል ማለት ዱዩ ሰራሑ ተዘይ ኮይኑ ዘሓቲቶ ብዘኾነ ዘሩኡ ካብ ጪፊ ራያ ክሳብ ጩፉ ኢሮብ ዚላ እንበስ ባሓፈሻ መላእ ትግራይ ኩሉ ጡዑይ ኣይኮነን ግን ብከምይ ክሰተካከል ኣለዎ እዩ ክባሃል ዘለዎ እንበር ።
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 6 сағат бұрын
ኣባጡዑም በርሀ ካብቶም ኣብትግርይሓዊ ንምአጋድ ላዕልን ታሕትን ክብልዝጸንሐ ሩኹስ ካህንየ ባሃሊዩ
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 6 сағат бұрын
ቆቢዕ ፈላሲ ዝገበረ ተጋዳላይ
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 6 сағат бұрын
ተሓሕት ዝበሀል ካንሰር ቆሪፅኩም ደርብዩ
@tigrignamedia1617
@tigrignamedia1617 7 сағат бұрын
Bxubk zreba zftah neger yelon100%. 4 amet zereba Trak.
@wedikeshimekerkaadey8011
@wedikeshimekerkaadey8011 8 сағат бұрын
belwo ne hewhat aqme yebln hrdwom kemzi elka fthi yelen
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@DestaBerhe-u3u
@DestaBerhe-u3u 10 сағат бұрын
ዋኒ❤❤❤
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 11 сағат бұрын
Pp mudya no
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 11 сағат бұрын
Thank You Megabe Aelaf Dr. Zeru . God bless you and yours
@-vb1gj
@-vb1gj 12 сағат бұрын
ፍትህ ለትግራይ ሙስሊሞች ፍትህ ለአክሱም ከተማ ተማሪዎች!!!
@abdulkaderhassen3541
@abdulkaderhassen3541 13 сағат бұрын
Tegraet xili aslmay meliom iu fo😢😮
@MebrahtomGebru-dc7sn
@MebrahtomGebru-dc7sn 13 сағат бұрын
God bless you Ahwatna, Kal hiwet yesmealna kburat abotatna🙏🙏🙏
@BerbereBerbere-m6h
@BerbereBerbere-m6h 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@miruethio3059
@miruethio3059 14 сағат бұрын
አሜን አሜን እልእልእል እንካን አደረሰን🎉 ፈጣሪ ህዝባችን ይመልከት
@wakainfotainment
@wakainfotainment 14 сағат бұрын
❤🧡💛 tebarek
@haregmusr5624
@haregmusr5624 14 сағат бұрын
May God bless you our hero Mr. Zeru,G !!
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@SaidSalih-m2c
@SaidSalih-m2c 14 сағат бұрын
ماشاء الله عليكم الله يسعدكم ويحفظكم
@hjxjdnxnc9403
@hjxjdnxnc9403 14 сағат бұрын
⛪⛪👎👹⛪👎⛪👹⛪👎⛪👎⛪👹⛪👹⛪👹⛪😤👅
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 11 сағат бұрын
ኣታ ደደብ ቁራፅ ሰይጣን
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 9 сағат бұрын
@HasietEye
@HasietEye 15 сағат бұрын
ቅድሚ ዕግርግር ከመይ ድዩ ነይሩ፡ከምኡ ዘይከደልኩም ክሳብ፡ንእሽተይ ተንፋስ ተረኽቡ፡
@AmarBESHIR
@AmarBESHIR 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@arayatesfaye882
@arayatesfaye882 16 сағат бұрын
in my view no more tplf
@AhimedMuhamaed
@AhimedMuhamaed 18 сағат бұрын
@AdemKasiya
@AdemKasiya 22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SaidYasin-uv2xb
@SaidYasin-uv2xb 23 сағат бұрын
Allah akber
@TamratGebremaryam
@TamratGebremaryam Күн бұрын
Enkuan beselam aderesachu.
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Күн бұрын
‎للهم صل وسلم وبارك على سيدنا محمد وعلى اله وصحبه وسلم
@abeetedros
@abeetedros Күн бұрын
ኣየ ተጋሩ በቃ ሓሶት ኣየሕፍረኹምን ንስካ ትግራዋይ እምበር ኤርትራዊ ከምዘይኮንካ ሓሶትካ የቃልዓካ ኣሎ ሓሳዊ ቆንዳፍ።
@AhmedMosat
@AhmedMosat Күн бұрын
صلى الله عليه وسلم ✅️✅️✅️✅️✅️🤍🤍🤍✊️✊️💔💔💔🤲🤲🤲
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Күн бұрын
انما المؤمنون اخوة، قال رسول الله صلى الله عليه وسلم. "تعلموا العربية وعليموها الناس" ሰይዳቺን ዘበሎዎ " ዓረብንያ ተማሂርኩም ንሰብ ኣምሀሩ" تحياتي من إريتريا.
@husssa.1169
@husssa.1169 Күн бұрын
فالأثر الأول: تعلموا العربية وعلموها الناس. ليس حديثا عن النبي صلى الله عليه وسلم وإنما رواه البيهقي وابن الأنباري في الإيضاح من قول عمر بن الخطاب. ورواه ابن أبي شيبة عن أبي بن كعب موقوفا...!!! kbur haw aregagixka post mgbar xbooqyu ( gdeta eyyu ) JZK
@NgoseHaregot
@NgoseHaregot Күн бұрын
ትግራይ ካብ ህውሓት ናይ ዉሺጥይ ፀላኢ የብላን ምዕራብ ትግራይ እዉን ብናቱ ምክንያት እዩ ሽፍታ እዩ ብስሙ ንፀዎዖዮ ዋይ 😔
@getachewworku6450
@getachewworku6450 Күн бұрын
ሓሳዊ
@eriwedi2222
@eriwedi2222 Күн бұрын
ቆንዳፍ ዓጋመ በዳን
@-vb1gj
@-vb1gj 12 сағат бұрын
ከልብ
@በሽርሁሴን
@በሽርሁሴን Күн бұрын
አይ የትግሬ አክራሪክርስቲያኖችመቸነው እምገባቸው?ይኽው ሸራቸው በየዘመኑ ያሶቃቸዋል
@FjfDo
@FjfDo Күн бұрын
ን ተኸተልቲ ኣመንቲ እስልምና ትግራይ ዘለና ክብሪ ሙሉእ እዩ ። ዘላኣለማዊ ክብርን ሓድነትን ሓበራዊ ቃልስን ልምዓትን ክህልወናን ክኸውንን ዝግበኦን እዩ ። እንተኾነ ግን ዝኸበርኩም ሙስሊም ሐዚ ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ኩነታት ናይ ደገ ፀላእቲን ናይ ውሽጥናን ፀገማት ንምፍታሕ ንሕበር ።
@husssa.1169
@husssa.1169 Күн бұрын
Entay maletyu !! emo maaetebka awxiee betekrstian exew emo shuu ... newgiee😀
@-vb1gj
@-vb1gj 12 сағат бұрын
አይሰማም
@alifitwi9220
@alifitwi9220 Күн бұрын
እዚ ደ/ር ደጀን ዝባሃል ዉልቀ ሰብ" ብሕልሙ'ዉን ህወሓት እንዳበለ ዝሓድር እዩ ዝመስል::ኣብ ዝኾነ መረኽ ብዘጋጠሞ ቁፅሪ ህወሓት ከይተራገመ ወፂኡ ኣይፈልጥን::😅 He is really sick 🤒 person. እዚ ሰብ እዙይ ብጀካ ፅላኣት ህወሓት ካሊእ ናይ ህዝቢ ዝጠቅም ክዛረብ ይኹን ከበርክት ሪኤዮ ኣይፈልጥን:: ብጀካ ቃላት ቃላት ናይ መፀላልኢ ህወሓት::ነዙይ ድማ እየ ሕሙም ዝብሎ ዘለኹ:: ብኻሊእ'ድማ ከም በዓል ዓረና ዝመሰለ party ብኽልተ ማንካ ዝበልዑ" ንኣምነት ብልፅግና ኣብዝወረረና ግዝየ " ምስ እቶም ዝጨፍጨፉና አካላት ኮይኖም ዝዕንድሩ ዝነበሩ ኣካላት ሕጂ ተሓለቕቲ ንተጋሩ ኮይኖም ንምርኣይ ነዓይ ከም ባጫ እየ ዝሪኦ:: ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይን ወልቃይትን እዉን ክሕንጭጩ እዮም ዝረኣዩ" ምኽንያቱም ምዕራብ ትግራይ ኣብ ኢድ ጨፍጨፍቲ እንዳሃለወ ኣንምለስን ዝበሉ ተፈናቐልቲ " ብስጋት ምኽንያት ናብ ካሊእ ምስባብን ንህወሓት ንዉቃዕን ዝግበር ሓሶት ተቐባልነት የብሉን:: ምዕራብ ትግራይ ዝፍጠር ዘሎ ብአምሓሩን ብ ብልፅግናን ስርዓትን በጨቕ ዘይበልካስ ፎራዕራዕ ማለት ኣብ ህወሓት ተቐባልነት የብሉን:: ብመጨረሻ: ነቲ ምስለኔ ም/ም/ት ብግቡኡ ስሩሑ ክሰርሕ መዓድዎ " ዝሰርሕ ኣእምሮ እንድሕር ሃልዩዎ⁉️ ምኽኒያቱም ህዝቢ ትግራይ" ምስ ጨፍጨፍቱን ሓረድቱን ዓመፅቱን ክነብር ኣይኽእልን"ክምለስ እዉን ኣይኽልን ብዘይ ደቁ ዝሕልዉዎን ስርዓቱን" እዚ ለማስ (ግምት) ዝሓዘ ይሓዞ ህዝቢ ይመለስ ዝብል ደንቆሮ ኣባሃህላ ደዉ ከብል ኣለዎ:: ዝተመለሱ ብዘይ ሓለዉቶም ፀለምቲ ይቕተሉን ይባረሩን እዮም ዘለዎ:: ኣሰተዉዕል ህዝቢ ትግራይ ካብዞም ምስለኔ ዝኾኑ ልኡኻት ብልፅግና መልመፅቲ ኮረመለ ሽዋዉያን::
@jvuhggi7179
@jvuhggi7179 Күн бұрын
نعم صحيح بارك الله فيكم صلى الله عليه وسلم😢😢❤❤👌👌
@ShalomGebere
@ShalomGebere Күн бұрын
Jeberti do adi aleki eau sebe e Kate exi ketewoxi kabe adi ckirstiyan
@eriwedi2222
@eriwedi2222 Күн бұрын
ኣታ በዳን ክስታናይ ቆንዳፍ ሰብ ኮንካስ ሰብ ክትሰጉግ ረሳሕ ፉንፉን ፍጥረት ብነብሰ ምትሐት ትሳቀዩ ኣለኩም ደቂ ስላሴ ክክክ
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 Күн бұрын
ربن يوخن معوكم يا اخوتن فيالله
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Күн бұрын
ሕጃብ ይግበራ ችግር የብሉን።
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 Күн бұрын
ኣነ አርትራዊ'የ። እዚ ኣብ ልዕሊ ሙስልሚን ተጋሩ ኣኣሓዋትና ዝግበር ዘሎ ግፍዒ ደው ክብል ትግርዋይ ክኹንኖ ይግባእ። እዚ ብገለ ጥሩፋት ተጋሩ ዝግበር ዘሎ መዳህለሊ ንኣክሱም ምስ ማካን መዲናን እና ኣዋዳደርካ "ንሕና ኣብ ማካ ወይ መዲና በተክርስትያን ክንሰርሕ ስለ ዘይፍቀደና ንስኹም ውን መስጊድን ቀብርን ኣይፍቀደኩሙን'ዩ" ዝብል መሰል ሙስሊም ትግራይ ዝግህስ'ዩ። እቶም ሙስሚን ትግራይ ወጻእተኛ ኮይኖም ድዩ ዝስመዖም ወይስ ገባትን ዓማጽን ባህርያቶም ንምንጽብራቕ'ዩ? ከምዚ ዓይነት ስነኣእምሮ ዘለዎም ንትግራይ ሓደጋ ስለዝኾኑ ብኩሎም ተጋሩ ክኹነኑ ይግባእ።
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Күн бұрын
ሱቕ በል ጀልጃል ሞኽኑድ። ኣብ ሜካ ቤተክርስቲያን ክስራሕ እዩ መጀመርያ ብድሕሪኡ ንርእዩ። ጉዳይ ተጋሩ ንተጋሩ ግደፈሎም። ጀልጃል ሞኽኑድ
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 Күн бұрын
@ኣነእየ-ቐ5ኰ ኣንታ ሰብ እንተኰንካ, ብዘይ ጸርፊ'ኮ ኣሎ'ዩ መልሲ🤔። ማዕለሽ እቲ ጸገም ርእሲ ንኢሳ ክንዲ ዕንጉለ ስለዝኾነት'ዩ። ከምዚ ናትካ ወላ ንስድራበቱ'ዩ ጾር። ነዞም ሙስሊም ተጋሩ'ኸ ተጋሩ'ዮም ኢልካ ዶ ትኣምን?
@husssa.1169
@husssa.1169 Күн бұрын
​@@mohammedaliheyabu9553 agenaae !! JZK
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 13 сағат бұрын
ጆኖሳይድ አብ ልዕሊኦም ክካየድ ከሎ መስጊድ ቤተ ክርስትያን ክቃጸል ከሎ ሙስሊም ኤርትራ ከበሮ ትሃርሙ ኒርኩም ምስ ሰራዊትና ትብሉ ኔርኩም? , አክራሪ ረሳሕ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 10 сағат бұрын
@ ጽቡቕ ኣለኻ ዝዓርከይ። እዞም ጀልጃላት ኣስላም ክብረት ምሃብ መሊሱ እዩ ዘዋርደካ። ኣስላማይ ዓኳር ረሳሕ ክብረት ኣየፍትዎን እዩ።
@seidedris3325
@seidedris3325 Күн бұрын
Stop genocide on muslim tegaru .