TMH - ተረርቲ ርኢቶን ሕቶታትን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካልኣይ ክፋል

  Рет қаралды 29,747

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

Пікірлер: 146
@marihuntadesse9756
@marihuntadesse9756 2 күн бұрын
ሕዚ ትግራይ ፖለቲከኛ ጥራሕ ኣይኮነን ዘድሕና። ኣብዚ ሕዚ ግዜ ንዑ ንትኣከብ ምኽሪ ክርከብ ይብሉ ትጋሩ።
@HaftuHayleslasie
@HaftuHayleslasie 2 күн бұрын
ናይ ደጀን ሓሳብ የሰማመ ዓኒ እዩ
@hadiabin610
@hadiabin610 Күн бұрын
አንቱም ንስልጣን ኢልኩም ህዝቢ ተነገላትዑ ዘለኹም ናይቲ ሓዱሽ ወለዶ ዝምጥን ፖለቲካዊ አተሃሳስባ ሒዝኩም ምርሕዎ መራሕቲ ህወሓት ይአኽለኩም ነቲ መንእሰይ ሓብሒብኩም ንእዋኑ ዝምጥን መርሒነት
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t Күн бұрын
ኣብ ግምት ዘለዉ ሰባ ንትግራይ ከጥፍእዋ ጥራይ ኢና ንሪእም ዘለና እዞም ሰባት ናይ ፌደራል ድሌታት ከደምቲ ኮይኖም ከሳስዩ ጥራይ ኢና ንርኢ ዘለናእታ መፍትሒት ኩሉ ፖለቲከኛ ይኹን ምሁር ትግራይ እንታይ እዩ ዝጠቅማ ዘተ ብምግባር መሰጋገሪ መንግስቲ ብምምስራት ስትራቸጂካዊ ዝኾነ ቆራጽን ፈላጥን ዝኾነ ግለሰብ ንመሪሕነት ኣምጺኻ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ጌርካ ንቅድሚት ምኻድ ጥራይ ኢያ እታ መፍትሒት
@GumesaAfokola
@GumesaAfokola Күн бұрын
ያሬድ ተስፋይ ኣስተውዕል ልቦና ይሓብኻ።
2 күн бұрын
Zara Media for the people of Tigray, where is & what is TMH’s stance on the failed political extravagance of Tigray❓💔
@amanuelamanuel3570
@amanuelamanuel3570 2 күн бұрын
,በህራዊ ደሕነት ህዝብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ጆነሳይት ዝነበረ እዩ ህዝብ ትግራይ ካብ ሓቅ ዝሓፈ ጅግና እዩ።
@AsefaKndeya
@AsefaKndeya Күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሚድያና ምዕርግቲ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ትግራይ❤❤❤❤❤
@KidaneGLIBANOS-me4qj
@KidaneGLIBANOS-me4qj 2 күн бұрын
ግምት ናይ ብልፅና ፅግዕተኛ ኮይኑ ናይ ባዕሉ ፓርቲ ክምስርት አሎዎ
@KomuhendoSywia
@KomuhendoSywia 2 күн бұрын
ኣነ ብጣዓሚ ዝገርመኒ ቡዙሓቲ ኣካላት ናይ ትግራይ ዞሎ ቁልፊ ፀገም ፀረ ኩሎም ዓይነት ፀላኣቲ ምቅላስ ዘይኮነሰ ፀረ ጆኖ ሳይድ ዝተቃለሰን ዘተቃለስን ዘቃለስነ ውላዲ ህዝቢ ዝኾነ ህወሓቲ ምንቃልንምጥፋኢን እንደገና ምርጫ ይገበር መማረፂ ኣቂርብና ናብ ሰልጣን ምውፃእ ክንድ ምባል ስልጣን ብኣቃራጭ ኣካፍሉና ይቡሉ ን2ተ ዓመት ሙሉእ ናይ ዳሓንዶ ኣይምጥንን
@NomarBegala
@NomarBegala Күн бұрын
ዓንዶም ጅግና እዋናዊ መግለፂን ሓቅን ዘረባ እዩ።
@EyobCamera
@EyobCamera Күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ሓደ ምስላ ኣሎ። " ሰለስተ ሰብ ርእስኻ ምሳኻ የላን እንተኢለሙኻ ርእስኻ ፈትሻ " ኢያ ትብል። መሲልካ እንታይ ኣምጻኻ እንተኢልኩምኒ፥ እተን ልዕሊ ሰለስተ ኣብ ትግራይ ዘለዋ ውድባት ንሕውሓት ርእስኻ ምሳኻ የላን ይብልኦ ኣለዋ። ስለምንታይ ኢዩ ርእሱ ዘይፍትሽ፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 Күн бұрын
@@EyobCamera ኩሎም ተበርጂንዎም ኣሎ። ነፍሰቅትለት ይፍጽሙ ኣለዉ። ኣቦታቶም ኣቦሓጎታቶምን ዝተጋገይዎ ጌጋ ከምዘላታ ይደግምዋ ኣለዉ። ብደቡብ (ብወረሰቲ ንግስነት 4ኪሎ) ተወጢንሎም ዘሎ መጻወድያ/ውዲት/ሴራ ኣይተረደኦምን። ንሳቶምብስም ደሞክራስን መሰልን ክውጩጩ ይውዕሉ፡ ወረስቲ 4 ኪሎ ከኣ ኣስተርሕዮም ውዲት ይፈትሉ። ብሓፈሽኡ፡ ትግራይ ብሊሂቃን ደቃ ነፍሰ ቅትለት ተካይድ ኣሎ። እዞም ተቃወምቲ ዝበሃሉ ኮሚደረ ረጊጾም ዘየንትዑ፡ ንትግራይ ከድሕንዋ ኣይክእሉን እዮም። ትግራይ ክፉእ ዘበን ይመጻ ኣሎ።
@SeareSG
@SeareSG Күн бұрын
ስለዚ ክፀርፈካ ተዘይኮንኩ አብ ጉዳይ ትግራይ አይምልከተካን ተጋሩ አብ ጉዳይ ትግራይና ብሓሳብ ፊት ንፊት ብሓሳብ ክንባላዕ ናይባዕልና ጥራሕ እዩ ቅንኢ ተሊካ ከአ ግልፂ ተዛራብ ሓሳድ ዛርቲ
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i Күн бұрын
ስቅ በል የፃርቃነሰ ካልሲ ሓፃቢ ታይ ኮኑ ዘይምልከቶ ትግረዋይ እድዩ​@@SeareSG
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i Күн бұрын
ስጀመር ምስ ኤርትራን እትሰርሑ ሕዋሓት አረአዩን ይሰርሕ ይከዉን እዩ ኢሎም ብግምት ናይ አያ ፃርቃን ዝአለምው ናይ ፀለመ ዉዲት እዩ
@abebeh.8145
@abebeh.8145 Күн бұрын
@@mussieabraha2014ካድረ ሕዋሕት ንሕና እንድሕር ሌለና ትግራይ ትጠፍእ ልብሃል ኣብቂዑ እዩ ይኣክል. ሕዋሕት ምሕሳብን ተዓፃፃፋይነትን ለይብሉ ልኣረገ ኣበሳ ኮይኑ እዩ. ልክ ልኣረገ ኣምበሳ መውዓል ፅናፁ ልብሃል ከሙኡ እዩ. ከይትክእ ባዕልቶም ሒዞም ኣብመንቀራቅሮ ኣእትዮምና!!
@WediMemher
@WediMemher 2 күн бұрын
It is not TPLF who is dividing and weakening Tigray. It is the Getachew network who promoting awrajawinet.
@oneeritrea
@oneeritrea Күн бұрын
ዘረባን ጥዕናን እምበር ኮንኩም ተጋሩዋኒ፡ ስራሕ ፍተዉ፥ ኢድኩም ንስራሕ ሕውስ እንዳበልኩም ድኣ።
@GumesaAfokola
@GumesaAfokola Күн бұрын
ዶክተር ደጀን ፅቡቅ ራእይ ፅቡቅ ሃሳብ ልኒኸካ ወዲሕዝቢ ኢኻ ቀፅለሉ በርትዕ ብውልቀይ ኣብ ጎንኻ እየ ሕዝቢ ምሳኻ እዩ ቀፅለሉ።
@NgoseHaregot
@NgoseHaregot 10 сағат бұрын
ትግራይ ካብ ህውሓት ናይ ዉሺጥይ ፀላኢ የብላን ምዕራብ ትግራይ እዉን ብናቱ ምክንያት እዩ ሽፍታ እዩ ብስሙ ንፀዎዖዮ ዋይ 😔
@GeberMekonon
@GeberMekonon Күн бұрын
ሓድ ሓድኦም ብኸባቢ ምሕሳብ ኣመል ገረሞ ቴምቤን ዞባ ኣይነበራን ኣውራጃ እምበር እቲ ብብዝሓቱ ከብ ትግራይ ዝፍለጥ ህዝቢ ኣውራጃ ዓድዋ እኳ ዞባ ኣይሓተተን ብኣውራጃ ኣንሕሰብ ቴምቤን ኣውራጃ እምበር ዞባ ኣነበራን
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 күн бұрын
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The King of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
@WezamWezam-kc7cb
@WezamWezam-kc7cb 2 күн бұрын
ደግተር ደጀን ህዋሐት ሐደጋ እንተኮናስ ምውቃስ ዘይ ኮነስ ብከምዚ እንተከድና እዩ ዘሐይሽ ዝብል እዶ አቅምጥ
@selamselam2754
@selamselam2754 Күн бұрын
እዚ ዓንዶም ዝብሃል ሰብ ግን ምንም ፖለቲካዊ አፍልጦ ፍጹም አይብሉን:: ትግራይ ብዓባያ ኣብ ሓደጋ እናሃለወት ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ከባቢያዊ ሃልወስ ይብል
@asgidayele4644
@asgidayele4644 2 күн бұрын
amslu kulukum
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 2 күн бұрын
ተጋሩ ሃሎውሎው ኣይትበሉ ኦሮማይ ትግራይ ነበርኮይናያ
@ሰላምለሁሉም-ኀ5ጰ
@ሰላምለሁሉም-ኀ5ጰ Күн бұрын
እቲ ቀንዲ ፀገም ህወሓት ገይሩ ዝወስድ ✍️ ስልጣን ብኣቋራጭ ክሕዝ ፈቆዶ ዋዕላ ዝህትፍ ዘሎ ወለዶ ✍️ብሽም ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስታዊ ትካል ዝተቆፃፀረ ሓይሊ ናብ መንግስትነት ክሰጋገር ላሕ ይብል ኣሎ✍️ናይ ፀላእቲ ሉኡኽ ከም ዘላታ ኣብ ትግራይ ከተግብር ብፍላይ ህወሓት መጥፍኢ ኩሎም ሽርሒ ክፍፅም ሓርጎፅጎፅ ዝብል ምስቲ ኣባል ይጋጮ ኣሎ✍️ጉዳይ ፕሪቶርያ ራሕሪሑ ኣብ ናይ ወንበረይ ከመይ ገይረ ናብ ቀፃላይ መንግስትነት ይሰጋገር ወንበሩ ከመቻቹ ሕርድግ ዝብል ዘሎ ግምፍት👌
@YordanosTeku-y2s
@YordanosTeku-y2s 2 күн бұрын
ጅጎና በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gueshdejen5814
@gueshdejen5814 2 күн бұрын
Yes
@neamihabtom7391
@neamihabtom7391 2 күн бұрын
Anta kinday kihsu eu ezi Tsedikan
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ 2 күн бұрын
ደ/ር ንቅድሚት💪💪💪💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amanuelamanuel3570
@amanuelamanuel3570 2 күн бұрын
ሀዝብ ትግራይን ህዝብ ኤርትራን ኣብ ዓለም እት ዝወሓደ ህዝበ ብእምነቱንብምስሉን ብትወልዱን ሓደ ዝኮነ ሕብተሰብ በዝሎዎ ጸጋ ከም ኩሉ ማሕበረሰብ ከነብሰረ ዘትገድፍዎ።
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix Күн бұрын
💪💪💪💪💪💪
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 2 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን እተውገዖ ዘለኻ ኹሉ ምስቲ ህዝቢ ዝሓቶ ዘሎ ናይ ህፁፅ ግዘ ብፅሑለይ ዝብል ሕቶ ኣይራኸብን። ናብ ቀልብኻ ተመለስ ህዝቢ ህዝቢ ዝጨኑ ዘረባ ተዛረብ ምስ ግለሰባትን ጉጅለን ህልኽ ንኽብርኻ ውን ዘውርደካ እዩ። ህዝቢ ዝሃበካ ክብሪ ብገዛ ኢድካ ኣይትንፀጎ። መወዳእትኡ ከየጣዕሰካ ምስ ልዑል ኣኽብሮት🙏
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 күн бұрын
እንታይ ይግበር ጎጅለ ጎባኤ ብሰንክ ሪስቲ ተመንጠልኩ አራት ኪሎ ወሽለኽለኽ ኣራት ኪሎ ምስተሳእነ ድማ አቅልጽበት ተኾሊፈይ ኢራኢሮ ከይኤተኽዋ ምስ ዝብል ሐደ እንኮን ዘጻሎኦም ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ምስ ዝብል እኳ እዩ ዝዛላዘል እሞኒ ቅንጮ መላኺ የድሕና ዶ ትብል???
@TESFAEnt
@TESFAEnt 2 күн бұрын
ውይ ግዜ ውይ ጉድ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 2 күн бұрын
ሕውሓት ንህዝቢ ትግራይ ካብ ድሕረትን ድንቁርናን ዘጋላገለ ውድብ ክንሱ፡ ሕጂ ዝስማዕ ዘሎ ቀንዲ ፖለቲካ ግን "ሕውሓት ስግኣት ትግራይ" ምኻና ከይሓፈሩ ዝምድሩ ታጋሩ ቁጽሮም ቀሊል ኣይኮነን። ድሕሪ ሓመድ-ድበ ሕውሓት እንታይ ከምዝመጾም ኣይተረደኦምን። Clearly, SELF-DESTRUCTION.
@YordanosTeku-y2s
@YordanosTeku-y2s 2 күн бұрын
ደጉተ ደጀን በርትዕ🎉🎉🎉🎉
@duliti7133
@duliti7133 2 күн бұрын
ደጀን ሕልሚ ነፃ እዩ አይቃወመካን ነገር ሓንቲ ሃገር ንምኻን ብዙሕ ሕውስውስ ሕልኽልኽ ዝበሉ ፓለቲካዊ ፣ ናይ መሬት አቀማምጣ ፣ኢኮኖሚያዊ ናይ ጎረባብቲ ሃገራትን ናይ ጎረባብቲ ክልላትን ከምኡውን ሕገመንግስቲ ነገራት እናሃለው ብዛዕባ ሃገረ ትግራይ ብመፅናዕቲ ዘይተደገፈ ዘርባዕባዕ ትብል ትስማዕ። ዝመኽረካ ነገር እንተሃለወ ብምኞት ጥራሕ ዝኸውን ነገር ስለዘየለ ብመፅናዕቲ አደግፎ
@kiflaysiyum
@kiflaysiyum Күн бұрын
ናይ ትግራይ ውድባት /ዓረና/ ህወሓት ይጥፋእ እንዳበልካስ ንባዕልካ ክትነብር ድካ መማረፂ ፕሮጉራም ብምቅራብ ህዝቢ ክጠልበካ ክንዲ ምግባር ናይ ደንቆሮ ፕለቲካ እዩ።
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl Күн бұрын
ናይ ዶ/ር ደጀን መብርሂ 100% ልክዕ ❤❤❤ ።
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 2 күн бұрын
ዓንዶም ብፅልኢ ዝዓወረ ሰብ እዩ ናይ ፅልኢ እንበር ፖለቲኸኛ ኮይኑ አይፈልጥን ሓቀኛ እንተኮይኑ ከም ደ/ር ደጀን ዘይኮውን
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 күн бұрын
❤❤ መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና መን መሲሉኩም ንደቂ ትግራይ ናይ ፓለቲካ ህ/ስብ ኢና ዝተማሀርና ኢና አድና ትግራይ ንፈልጣ ታሪካ ክነምህረኩም እንበር ክተምህሩና አይትክእሉን ኮካኮላ መንእስይ ትግራይ ከይጥፋእናኩም ጃዊሳ ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ ❤❤
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Күн бұрын
ዘይኣኸባን መረረትን ካሊእ ደይፈልጡ ግብዛት
@MebrahtomGe
@MebrahtomGe 2 күн бұрын
ፃድቃን ካንሰር ትግራይ
@AwetFissha-d9m
@AwetFissha-d9m 17 сағат бұрын
ከጨፈጨፈንና ፍቃድ ሰጥቶ ካስጨፈጨፈን አካል ጋር ወደክደክ እያላችሁ ከኤርትራ ጋር የትግራይን ጥቅም በማይጎዳ ወደክደክ ቢባል ችግሩ ምንድን ነው
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 2 күн бұрын
ተጋሩ ምሉእ ንሙሉእ ኣንፈቶም ኣጥፊኦም ኣለዉ። ቀዳምነታቶም ብግቡእ ክግንዘቡ ኣይክእሉን ዘለዉ። Sadly, Tigray is in the process of selfdestruction.
@tsegaygkirstosnegash3836
@tsegaygkirstosnegash3836 Күн бұрын
ካብዚ ምይይጥ ተበጊሰ 1.ካብ ኩለን ውድባት እንተንአሰ 3ተ አመራርሓ ክልቲኡ ሕወሓት ሓዊሱ 2.ካብ ሲቪክ ማሕበራት ብቁፅረን 1 ሰብ 3.ካብ መራሕቲ ሀይማኖት 1 ሰብ 4.ካብ ሰራዊት ትግራይ ከካብ አርሚ 1 ሰብ 5.ካብ ሙሁራት ልዕሊ 10 ሙሁራት ተአኻኺብካ ጊዜያዊ መንግስቲ መስሪትካ ስጋብ መረፃ መሰጋገሪ መንግስቲ ፈጢርካ ናብ ሉአላውነትናን ተመዛበልትናን ናብ ቦትኦም ምምላስ ኢኮነሚኻ ምህናፅ ህዝብኻ ካብ ጥሜት ሞት ስደት ክናገፍ ምግባር ዝብል አጀንዳ ንዓኹም አቱም መዳለውቲ አብዙይ ዘድህብ ናይ ምይይጥ ዓውዲ ክፈቱ ድሕሪኡ ክዕሪ እዩ የመስግን። @TMH❤🎉🎉
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 2 күн бұрын
ታሪኽ ኣፍሪስካ ታርኽ ምስናዕ ዝብሉኻ ከምዚ እዩ።
@YonasAbrha-b4d
@YonasAbrha-b4d 2 күн бұрын
ከምኡ ኡኮ አዪ ኣካይዳ ደቂ ሰባት ሓደ ታሪኽ ኣብ ሓደ አዋን ይሰርሕ ይዕወት ኣብ ካልእ አዋን ድማ ስርሑ የብቅዕ ይፈርስ ይመውት ካል እ ታሪኽ ድማ ይስራሕ ከምኡ አዩ ናይ ወድሰብ ኣካይዳ ከምኡ ኢሉ ድማ አዩ ማዕቢሉ አምበር ኣብ ሓደ ታሪኽ እንተዝደርቕ አሞ ኣብ ዘመን እኒ እ ኒ ምሃሎና ደቂ ሰባት አዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ኣብ ትግርኛ ን ኣምሓራን ዘሎ ኣትሓሳስባ ናይ ድርቅና ፖለቲካ አዩ ወያን ይኹን ሻኦብያ ናይ ኣምሓራ ኦሮሞ ሶማል ዝገደዱ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገታር ዝኾነ ህዝቢ እዩ
@YonasAbrha-b4d
@YonasAbrha-b4d 2 күн бұрын
አዞም ሕውሓት ዝብሃሉ ኣጋንን ቲ ኣለዎም ን ሰላም ክኾኑ ኣይክሉን እዮም ንኩናትን ክፍኣትን ዘርክቦም የብሎምን ንሰላም ንልምዓጥ ግን ኣይኮኑን አዮም አቶም ፖለቲከኛታት ይቕረታ ኣይፈልጡ ጽልኢ ጎስግሶም ንህዝቢ ናብታ ዝመልክዋ ኩናት ከእትዉ ጥራይ አዮም ዝሰርሑ ሓሳቦም ከተግብሩ ሕውሓት ተዘራሪቦም ብስምምዕ ዝዓጸውዎ ሽግር የለን ወይ ብኩናት ወይ ብቶንኮል አንተዘይኮይኑ ምስ ሻዕብያ ተስማሚዕና ኢሎም ኣብ ኣልጀርስ ከይዶም ስምምዕ ከይትግበር ን 20 ዓመት ኮለል ኣብሉና ሕጂ ድማ ፕሮቶርያ ከይትግበር ዕንክሊል የብሉዎ ኣለዉ ሓደ ግዜ ውን ቀደም ክንስማማዕ ኢሎም ጸዊዖም ደቂሶም ከለዉ ዝረሸንዎም ኣካላት ኔሮም ከምዛ ንፈደራል ሰራዊት ደቂሶም ከለዉ ዝደምሰስዎም ማለት እዩ ዝተረፉ ድማ ብ ኩናት ሻዕ ብያ ድ ኣ መጽዎም አምበር ካብኦም ዝገደደ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 күн бұрын
@@YonasAbrha-b4d እቲ ቀንዲ ገዛ ካብ መሰረቱ ዝባሐል እዚ እዩ እምበርከ ወያነ ሰሲኣ እምበሪ አለውሐ ምላሽ ኢላ ኢትዮጵያ ብሎክ ኽትገብር ኔርዋ
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 2 күн бұрын
ካብ ጌታቸውን ጀነራልን ፃርቃን ንላዕሊ ደርጊ መን አሎ
@ofg5595
@ofg5595 2 күн бұрын
ትግራይ ሽምጣ ተሰይራ እያ ደጊም ኣይትላዓልይ ፈጣሪ ነዞም ናይ ስልጣን ፅሚኢ ዘለዎ እንድሕር ዘየግሊሱ ከምቲ እንሪኦ ዘለና እዩ።
@kiflaysiyum
@kiflaysiyum Күн бұрын
እዚ ኣኬባ ናይ ትግራዎት ድዩ ትግርና ምዝራብ ዘአበዮም ሰባት ስለዝረኣኩ እዩ ገርሙኒ።
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 2 күн бұрын
ትግራይ ካብ ምድረገጽ ክጥፍእዋ ረዚን ዋጋ ከፉላ ህልዉንአ አረጋጊጻ እንተኮነ ግን ብስምምዕ ዉዕል ናብ ኢትዬጲያ ክትምለስ አብክልተ ተከፉላ አላ ዓምጺጾም ክመልስዋ ዝደሊዮን መሰላ ተሐልዮ ክትምለስ ዝደሊን ግጭት ፈጢሮም አለዉ ሐደ ምስ አብይ ተጸጊዑ አሎ እቲ ሐደ ህዝቢ ሒዙ አሎ መን ይስዕር ንርኢ ።
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 2 күн бұрын
ዓረናዓካስዉን ኣብርአሲ አርትራ ዘለኪ ሑሙምርአሲ ኣማሓይሺ ነፋሒቶ ዋሒድ
@teklaygebremeskel1053
@teklaygebremeskel1053 Күн бұрын
ድንዙዛት፣ ምስ ሻዕብያ ወደኽደኽ እዩ ዘዋፅእ።
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Күн бұрын
ኤሊታት ተጋሩ ከይተማህሩ ይፈላሰፎ...ምስ ተማህሩ. ከአ. ይድንቁሩ 😮😮😮😮😮
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 2 күн бұрын
ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝሸጡ ዘለው ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን እዬም
@haileseged1124
@haileseged1124 2 күн бұрын
TMH መአዝ ተጋሩ ኮይንኩም ? ናይ ሐደ ናይ ጽንተት ጉጅለ ቃል መቀበልቲ እኒ ዳደ ደስታ አብራርን ገጽኩም ትከወል ከዳዓት ሰረቅቲ ገንዘብና ናይ መኸተ
@tadessekidane720
@tadessekidane720 Күн бұрын
በዓል ጻድቃን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኲናት ከላዕ ኢዮም ዝደልዩ። መጀመርታ ክመጽእ ዘለዎ እቲ ዓለም ለኻዊ ዶብ፡ ብመሰረት ውሳኔ ቤት ፍርዲ ይወዳእ፡ ድሕሪኡ ምጥራር ዶብ ሰላምና ነርርጋግጽ ኣብ ክንዲ ምባል፡ ንውሳኔ ቤት ፍርዲ ረሲዑ ብድብዱቡ ነቲ ክልተ ግዜ ናብ ኲናት ዘእተወና ዶባት፡ ተመሊሱ ከባእሰና ኢዮም ዝጽውዑ ዘለዉ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Күн бұрын
ዋይዋይ ሕዚ መንማ ይዕምጨን እኒኦ ላይዓርስና ህዝቢ ዶኾነይ ጆኖሳይድ ልፍጸም ዝኒኦ ሻዕብያ እላበልኩም ህዝቢ ኣይትቨውዱታ
@selamawittsegaye4380
@selamawittsegaye4380 Күн бұрын
viva sr dejen
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 2 күн бұрын
Tplf viva wedi tigray tplf ❤❤❤❤❤❤❤ ajokam 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@semnegabraha4049
@semnegabraha4049 Күн бұрын
ኣታ ክንደይ ዓዘፍዘፍ ኢና ንሰምዕለና። ዴሞክራትየ በሃሊ ዶ/ር ደጀንስ መንግስቲ የድሊየና ግድን ብመረጻ ዝመጽእ መንግስቲ ክኾን የብሉን እንታይ ማለትዩ? ህወሓት ድሑር ኢዩ ብዘይመረጻ ስልጣን ክግብት ይብል ንሱን መሰላቱን ግን ብዘይ መረጻ ክግብቱ ይሓልም። ሕዝብና ፍርዱ ንዓኻ።
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 2 күн бұрын
Ayizokoum kutewoto ekoum 💯💪💪💪
@BereketBieki
@BereketBieki 2 күн бұрын
ፋራ ጨካን
@amanuelkidane168
@amanuelkidane168 2 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ክነብር እንተኾይኑ ቅድሚ ኩሉን ወሳንን ምስ ኤርትራ ዘሎዎ ሽግር ክፈትሕ ኣሎዎ ጉጅለ ጻድቃን ግን ህዝቢ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዕርቅን ሰላምን ክህሉ በፉጹም ኣይደልዩን ክሳብ ግዜየ ሞቶም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 күн бұрын
ምስ ኢሰያስ ምዕራቅ መንእሰይ ትግራይ መጻወቲ ኢሰያስ ክኸውን ማለት ዩ።
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Күн бұрын
@@semharkahsay1946ata denkoro intay maletka iyu?
@christinemabratu5053
@christinemabratu5053 Күн бұрын
So what they have right
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 2 күн бұрын
In a proper Democratic system of government, a state Is an agent while the people are principal, period
@haileyesusbirhane58
@haileyesusbirhane58 2 күн бұрын
TMH ፀረ ህዝብ ዝሰርሕ ዘሎ ብን ኣሉላ ዝምራሕ ኣብ ስርቂ ዝተዋፈረ እዩ
@wednay5272
@wednay5272 Күн бұрын
መን ዝፀሓፎ ድዩ ዘንቢብ ዘሎ እዚ ደንባር ካድረ ህወሓት ?
@SAWA772
@SAWA772 2 күн бұрын
ጻድቃን ርእሲ መልሓስ ኣብ ዘበንካ ንስኻውን ፎጣ ሻዕብያ ጌርካ ኣውደውዲኽካ ኢኻ
@TeklayA
@TeklayA Күн бұрын
ዓረናስ መን ከልኪልዎ ንሽረ ምኻድ
@BazeneyDesta
@BazeneyDesta Күн бұрын
Bravo Hizbawi weyane harinet Tigray. Ezi Wudub natsinet libehal gin hiziwun Hiwehat enehaleyet tewedadaray koinu siltan kirekib kemzeykiel terediu antsar TPLF zikales koinu rekibeyo aleku. Hagere Tigray enabele, Tigray zetsnete Haili nab Tigray mietawu wala hanti aybelen. Shame on you Dr. Dejen
@Asi4394
@Asi4394 2 күн бұрын
General xadkan xbuk geyru eyu n sheabya ekey gbri mkanom zfeltom.... kexlo
@WediTigray-e3t
@WediTigray-e3t 2 күн бұрын
እዙይስ ሙሁር የህድኣ ኣብ ክንዲ ፀገም ህዝቢ ትግራይ መፍትሒ ምቅማጥ ኣብ ናይ ግለሰባት ዓንኬል ተሰቂሉ ዕንክሊል ይብል ኣሎ
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 2 күн бұрын
ምትእምማን ኣብጨ33 ዓመታት ተበሊዓ....!
@SamaherSamaher-t6h
@SamaherSamaher-t6h Күн бұрын
Bዓብዪ አድልዎ አብ ሰዓት
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 2 күн бұрын
Huwahut network kordedat
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 күн бұрын
ኣያና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ማዕረግይ❤
@TsegalauelGebreamlak
@TsegalauelGebreamlak Күн бұрын
ንህዝቢ ሓሲብካ ሞይትካ ፃድቃን ኣሽካዕላል
@teklaynega7935
@teklaynega7935 2 күн бұрын
አይ ፃድቃን ንስካ ኢካ ተዓፃፃፍይ ወዲ 80 ዓመት አብ መጨረሻ ምስ ኢሳያስ ትአትዎ ህልኽ ተረዲእና እዩ
@WediTigray-e3t
@WediTigray-e3t 2 күн бұрын
ብትገክክል ዓጠምጠም ኢሉ ከም ዝኣረገ ሎሚ እየ አረጋጊፀ ሓንቲ ቁምነገር ዘይብሉ ብዓጀውጀው ወዲኡዋ ሓሳቡ
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 2 күн бұрын
ዘይውዳ ኣኬባታትን ዋዕላታትን ኣሎ ድዩ:ህዝቦም ብጥሜት ይዋረድ ንሶም ከኣ ሃብታማት ይህብቱሙ:ጻድቃን ብጀካ ዘረባ ቁምነገር የብሉን
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 2 күн бұрын
ጋጃ ዶ በሉ ራያቶት! ወይለይ እቲ ወደኽደኽ ዝብል ዘሎ ፃድቃን ምስ አቢይ ዲዩ ወይስ ካልእ? ምስ ሻዕቢያ ወደኽደክ ዝብሉ ዝበሎምሲ ብመንፈስ ዶ ወደኽደኽ ኣሎ እዩ?
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 2 күн бұрын
እዞም ምጫጩ ውድባት ኢና ዝብሉ ዝበዝሕ ህዝብና እዚኦም ከም ብሄራዊ ውድባት ገይሩ አይቆፅሮምን ህንፉፋት ደለይቲ ስልጣንን እዮም።
@ttplc8642
@ttplc8642 2 күн бұрын
ካብ ሓሸትን ድርጅት ነድሕንን ጊዚያዊ መንግስቲን ተነሓናሕቲ ፓርቲን ምውንጃል ዘይወጽእ መፍትሒ ሓሳብ ዘይብሎም ጭፍናት ናይ ሕዋሕት መርሓቲ ጸማማት ለ ዕዉራትለ 😡። ዓምዶምን ዶ/ር ደጀንን ሓሳብኩም ደስ ኢሉኒ አሎ።
@meshnet9106
@meshnet9106 2 күн бұрын
Is there grey area in politics??
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 2 күн бұрын
Ezu's so-called general is very hasawi. How come he is denying his people.
@ArgawiArgawi
@ArgawiArgawi 2 күн бұрын
ምምሕዳረይ ሒዘ እየ ዝምለስ ዝበለ ህዝቢ የለን ስልጣነይ ኣይለቅቕን ዝበለ ውድብ እንበር።
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 2 күн бұрын
ዋይ ሕማም ማለሊት ! እዞም ሕወሕት ወኪሎም ዝዛረቡ ካድረታት ቃልውን እኮአዬም ዘይቅይሩ፤ አለም ገብረዋህድ አኪቡ ዝነገሮም ከምዘላ ዘርጊፎምወን፤ እዞም ከም ሰብውን ክተሓስቦም ከለኻ ናይባእሎም ስብእና አጥፊኦም ምእንቲ ጸቢብ ጉጅላዊ ድሌት ክብሉ ህዝቢ ናጥፍኡ ዝመጽኡ፤ ሕዝውን ክንድዝአክል ክነጥፍእ ስልጣን ካባና ወጻኢ ንማንም አይግባእን ይብሉ። እቲ ዘሕዝን ናይባእሎም ዝብሀል ሓሳብን ስለዘይብሎም እታ አመድረኾም ዘምበልበልዋ ጆኖሳይድ ንምባል ተሰኪፉ "ግጭት" እልዎ፤ ዝጨፍጨፈና ሰራዊት ትግራይ ይእቶ ተባሂሉ ናበሉ የጋውሑ ሎሚ እቲ ዘመን ከም ናቶም ዘመን ካብ ሓንቲ ሬድዬ ጣብያ ናብ ሓንቲ ጋዜጣ ካብአ ድማ ናብ ሓንቲ television ሰአት ናቀያየርኻ ናይ ሓበሬታ ወናንን ባአል ዋና ትኾነሉ ገዜ አይኾነን። መንእሰይ ብሓፈሻ ሕዝቢ ብሙሉእ ጉዱል ብዛእባ መሪሕነት ህወህት ይፈልጥ እዩ። እቶም ተምልኽዎም ናይ ኽፍአትን ርስሓትን አቦ ጉጅለኹም ስብሓት ነጋ ዝተዛረብዎ መርዚ ነዚ ህዚ ዝተፈጠረ ኹነታት መሰረት ምዃኑ ክሓስቡ አይኽእሉ፤ አቦ ወንበርኹም "ንኣና ንመራሕቲ ሕወሕት ንምጽላም ሀደ ሚሊዬን ህዝቢ ጆኖሳይድ ተፈጺምዎ እናተብሀለ ይቅስቀስ፤ ማስረጃ ግን የለን" እሉ ከይተጠየቀ ዝተዛረቦ ህዝቢ ዝርስኦ እዩ ዝመስሎም። በዝመጻእኽሙ ምጽኡ ቃልሲ እዚ ወለዶዚ ክትሕንሽሹ አይትኽእሉን።
@eyobyergalem8284
@eyobyergalem8284 2 күн бұрын
Naza toreriest group shabia sabuk geru zaflta general sadkan eyu bahki yahgiskni tagru shabia ayfltkumon sabuk girkum
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 2 күн бұрын
General Tsadkan has to retier better to go to church, leave the postion to young generation.
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 2 күн бұрын
Different models of government are available, social democracy, liberal democracy, autocracy, clyptocracy and so on
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 2 күн бұрын
I can see the meeting all participant is a gsinst Tplf , more than 20 and only 2 Tplf are there that is not fair.
@selamawittsegaye4380
@selamawittsegaye4380 Күн бұрын
አያቶላ ለተሳታፊዎች 4!ደቂቃ እሱ 40ደቂቃ😂😂 ወሽራኽ
@SamsonTadesse-q4x
@SamsonTadesse-q4x Күн бұрын
Resah hmumu wedka nhzby tgrayn nhwahtn mdhan eyou tesewiu gn emeneni nhwaht nab hayli tdefafewa alekum kemzkemaka shkna resi hizka mulue edmeaka qumneger tezarybka aytfeltn
@michelle-i7o
@michelle-i7o 2 күн бұрын
ጻድቃን ንትግራይ ሰላም ከምጽአላ ዘይሕሰብዩ፣ ንዛ ተሪፋ ዘላ ትግራይ ለኪምዋ ክጠፍእዩ፣ ሕጂ ውን ሰላም ዘይኮነ ኩናት ከሳውር እዩ ዝሓስብዝሎ፣
@semnegabraha4049
@semnegabraha4049 Күн бұрын
ዳይረክተር ADRC ክርከብ ኣይግባኣንን። ተረኺባ ተመሊሳ ድማ ሓለውትና ትብል ኣላ። ስም ኣብ በረኻ ሰፊሩ ዘይተጣየሸ ሰራዊትና ብተዘዋዋሪ ትወቅስ። ንሳ ኣይተረዳኣንንያ ትብል፣ እዚ ግን ምስምስ ይበሃል። ንምዃኑ እቲ ዝቖጸራ ኣካል ናብዚ መጺኣ ፖለቲካን ሞያን ሓዋዊሳ ስራሕ ከይተበላሹ ክሕበሮ ይህባእዶ?
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 2 күн бұрын
Xadkan gebretensaie kanser nay tigrayy
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 2 күн бұрын
ኩሉ ጊዜ ኣኸባ ዘረባ ምብዛሕ እንታይ ይጠቅም ? ፀላእትና ብ32 ኣስናኖም ይስሕቁና ኣለዉ ! * ኣስናን ዘይብሉ ከልብስ ምንባሕ የብዝሕ* !
@Gebremehari-l9h
@Gebremehari-l9h 2 күн бұрын
መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣሎ ድዪ ?
@SamsonTadesse-q4x
@SamsonTadesse-q4x Күн бұрын
Smae kemey gerna tsbuq ksmeana ederta parti edabelka mahaym gahaf
@Tarikugebre-s8p
@Tarikugebre-s8p 2 күн бұрын
ፃድቃን ረሳሕ
@abrhatesfay9880
@abrhatesfay9880 2 күн бұрын
አቱም ሰብ ስብሰባ እትበዝሕ ትርጉም የብሉን ብመትኩል ሕዝቢ ረብሓ ይዳነ ብትግራይ ረብሓ ይርአ መትከል ይዳነ::
@WediTigray-e3t
@WediTigray-e3t 2 күн бұрын
ስልጣን ፈታዊ ኣያ ፃድቃን እዩ ትግራይ ዘፍርሳ ዘሎ ናይ ስልጣን ፃምእን ህርፈትን ከም ዝነበሮ ኣብ ልዕሊ ነበር ክቡር ጠ/ሚ መለስ ዜናዊ መፈንቅሎ መንግስቲ ዝገበረሉ ዕለት እዩ ብጋህዲ ተራእዩ ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎ ሰብ ድማ ኩሉ ግዘ ስለ ስልጣኑ ዝጭበጠሉ መንገዲ እምበር ንህዝ መፍትሒ ዝከውን ሓሳብ ከቀምጥ ኣይክእልን።
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Күн бұрын
ሕጂዉን ምስ ህዝቢ ኤርትራ ተዘይ ተዓሪቅኩም ገና ዋጋ ክትከፍሉ ኢኩም....ሻዕቢያ ሻዕቢያ አይትበሉ..ዉሽጥኩም ፈትሹ. ትርዱኡ ደአ አይኮንኩምን እምበር ::
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 197 М.