Пікірлер
@thepurposeourlivesistobeha4553
@thepurposeourlivesistobeha4553 Сағат бұрын
ኻልድ ጎበዝ ሓሳብ!
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 Сағат бұрын
ኣዝዩ ብሉጽ ተንታንን ተነባይን ከባቢናን ዓለምናን ካልድ ዓብዱ 💯💯💯
@yenko123
@yenko123 11 күн бұрын
ከምዚ ናትካ ብቅልውላው መንነት ዝሳቐ ሰብ ብዙሕ መጸውዒ እዩ ዘለዎ። ተወሊጀ፥ ላንጋ ላንጋ ሞተ፣ ሰብኣይ ክልተ ነው ነጀው ክብል ሞተ፣ ኣይ ንግራት ኣይ ንዓውዲ፣ ሓዲግ መዲግ፣ እንዳ ክልተ ኣፉ፡ ወዲ ማልሻ ስርናይ፣ ወዲ ደርጊ፣ ውዒጊን፣ ኪሮስ ኣስፍሃ....ወዘተ 🙈🙈🙈🙈
@AmenAsier
@AmenAsier 11 күн бұрын
Merhaba khalid ❤
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 13 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵👍
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 13 күн бұрын
ካልድ ዝወቅስ ናይ ኣአምሮ ዘለዎ ጥራይ አዩ
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 13 күн бұрын
Way ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንካልድ??? ትግራዋይ ኢየ ምሽ ኢሉና ??🤔🤔
@Berhane-
@Berhane- 16 күн бұрын
ኻልድ ዓብዱ ፡ ❤🙏🙏👍😘💪🌹🌹🌹💙💙💚💙💙
@simreth3954
@simreth3954 16 күн бұрын
ናይ ክልቲኡ ተወላዲ ምካን ጸገም ኣይኮን እቲ ጸገም ግን ነታ ዓድና ናይ ጎረቤት ክትገብራ ምድላይካ እዩ
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 17 күн бұрын
Our king
@SelamErey
@SelamErey 17 күн бұрын
ኣየ ብዓል ተመን ራድዮ ሒዝኩም ድላይኩም ትፍንዉላ ሕውሓት ብዝምውለኩም እንዳተራኸብኩም ብዛዕባ ዘይትምልከተኩም ኤርትራ ክትልፍልፉ ኤርትራዊ ከተቃትሉ ትውዕሉ ኣለኹም ገና ምስ ረኣናዮ ከም ዝመጸ ከምተቅርበ ኣብዛ ናይ ግልኹም ንብረት ፈሊጥና ኢና ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ክፈድየኩም ዩ ጠላማት ህዝቢ ኤርትራ ተገሪሁ ሓቊፍኩም ኣምሂርኩም ከሓድቲ ሰበርቲ ጻሕሎም ምስ ኤርትራዊ ኢኹም ዓቢኹም መንነትኩም ንፈልጦ ኢና ቤተክርስትያን ክኣ ትኸዱ ስራሕ ሰይጣን እንዳኸድኩም ብዓል በየነ መራሕቲ ኤርትራ ኣምላል ይባርኮም ንብዓ ንዓኹም ኣትማን እዮም ሒዞም ኔሮም።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 17 күн бұрын
Mature politician man 💙💙💙
@otcanful
@otcanful 17 күн бұрын
Khald ናይ ስደት መምህረይ, ኣያይ.
@HayeleHadush
@HayeleHadush 18 күн бұрын
ንፉዕ ከልድ
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 18 күн бұрын
ኤርትራ ንትግራዋይ ዓዱ እያ ሰረት ስልጣነ ትግራይ ክሳብ ዝኮነት ኤርትራ ። ወለድና ምስ ደቂ ጎንደርን "ምስ ደቂ ላሊበላን ክማጎቱ ከለዉ አብ ሃገርና ኤርትራ. ብቋንቋ አዴና ነናብረኩም አለና አብ ርስቲ ወለድና ይብልዋም " ደቂ ጎንደርን "ደቂ ላሊበላን እንታይ ትውንንዋ አለኩም አብ ታሪክ መልሲ ግና የብሎምን ። ስለዚ ተለቆሖም እንበር ዝተለቃሕካዮ የብልካ አይትሰከፍ ።
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 18 күн бұрын
Great ❤❤ continue bro
@otcanful
@otcanful 18 күн бұрын
Brother kahld great respect for you. You are our teacher
@GgG-vw7pq
@GgG-vw7pq 18 күн бұрын
እንታይ ዴኻ ኣእተወካ ብዛዕባ ኤርትራ ቃልሲ ከኣ ኣብ ባይታ ወሪድካ እዩ ድሩዝ
@habtomtesfamariam2785
@habtomtesfamariam2785 18 күн бұрын
Bravo kalied ❤
@tgeb6431
@tgeb6431 18 күн бұрын
“ኤርትራዊ ዲኻ ትግራዋይ ኢሉ ንዝሓተኒ፡ ክልቲኡ’የ እንተ በልክዎ እንታይ'ዩ ክብል ዝኽእል I tell you you are a big fat liar
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 18 күн бұрын
Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebareka buruk hawey
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 18 күн бұрын
Kalid lebam seb buzuh ena nmahar kabaka ajoka ketslo❤❤❤❤❤❤
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 18 күн бұрын
Kalid abdu ❤❤❤❤❤
@tess8603
@tess8603 18 күн бұрын
ተጋሩ አዩኻ ናይና አንተበሉኻ ሐቂ ከይመስለካ። ጽልአዬ ፍተዎ ኤርትራዊዩ ሐዉኻ። አፍታሕ ዓይነክ።💒➕🕌🟰❤️ERITREA
@calitusabonitucalitusaboni2994
@calitusabonitucalitusaboni2994 19 күн бұрын
ይገርም ካልድ ሽምካ አፍንጫካ ከለርካ ካብ ትግራይ ኤርትራ የብልካ መልሐስካ ኢዩ አብ ትግርኛ ዘብለካ ፈጣሪ 7/ቅርጽ እፍን ጫ ሰሪሑ ናትካ ካብ አስያ እካ እንግሊዝ ደሐን አይእቶ ካብ አብ ዓለም ካብቲ ናብቲ አካኪቡ ከልጂ ዓለም አጨማሊቅዋ፡
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 19 күн бұрын
Great khalid ❤
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 19 күн бұрын
Khalid Bravo keep it up
@arayaiasu9311
@arayaiasu9311 19 күн бұрын
አነኻኣ በደኻ ድኻ በቦኻ ኤርትራዊ ወይ እትዮጵያዊ ምበልኩኻ?
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w 19 күн бұрын
ካልድ ዓብዱ ሀገር ክመርሕ ዝክእል ዓቅሚ ዘለዎ እዩ ኤርትራውያን ነዞም ሙስሊም የሕዋትና ዕድል ንሀቦም ሀገር ክመርሑ ናይ ልበይ እየ
@yihayshfisseha4368
@yihayshfisseha4368 19 күн бұрын
ኣንታ ሓታቲ እንታይ ኮይንካ ኢካ ሓሳባቱ እንዳኮላለፍካ ሞክ ትርብሎ ዘለካ
@tsegaygebru
@tsegaygebru 19 күн бұрын
ኣቦኻን ኣዴኻን ኢትዮጵያውያን እንድዮም ንስኻ ከኣ ኢትዮጵያዊ ትኸውን። ድልየትካ ኤርትራዊ ክትከውን እንተደለኻ ንሱ ብዓልኻ ክትከውን ማለት እዩ ግና ብሕጊ እንተሓቲትካ መንግስቲ ኤርትራ እዩ ዜግነት ኤርትራ ድኣ እምበር ብኢደ ዋኒንካ ኤርትራዊ ምዃን ስለዝደለኻ ኤርትራዊ ክትከውን ማለት ኣይኮነን።
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 19 күн бұрын
ኣንታ ሓውና ትግራዋይ እየ ዘይትብል። አንታይ እዩ ብሕማም ነብሰ ምትሓት ትሳቀዩ
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 19 күн бұрын
ቆማል ክልቲኡ ስለ ዘይከኣል ሓዲኡ ኩን ይብለካ
@Amanuel13_
@Amanuel13_ 20 күн бұрын
ezi wedi dehati delo tiena yeblu..... let him finish talking. don't interrupt him all the time
@helenheydemann7223
@helenheydemann7223 20 күн бұрын
Kemaka donkoro Eritreawi yebelenan 😂😂😂😂
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 20 күн бұрын
ካሊደይይይይይይይይይይ ኣቦ ሓቅን ፍትሕን ኣቦ መናእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ፡ ናይ መጻኢ ሑጹይ መንግስትናናናናናናናናናናና !!!!
@YemaneTYohannes
@YemaneTYohannes 20 күн бұрын
Mr Khalid Abdu. A man with principles and integrity.
@danielhadgu1926
@danielhadgu1926 20 күн бұрын
You are right Mr.Kaled our people are most interested in fantasy platforms or programs not in important programs. Our people specifically parents and individuals must work hard to shape our Communities in the right way.
@user-vf3uy3nn4u
@user-vf3uy3nn4u 20 күн бұрын
Ata anbesa abdu hawey adnaqotey abaka azyou lul u kexilo ❤❤❤💪👏👏👏 ሞያኻ ብጣዕሚ ኢኺ ተንጸባርቆ!👍🤝blux eka
@azebghebregerios8977
@azebghebregerios8977 20 күн бұрын
Khalid hawey niaka bitami ina nfetweka gin ab nezom sidtat SBS atiye kisemaka aykilin iye
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 20 күн бұрын
ካልድ ሐዉና አዚና ንፈትወካ ነከብረካ ንበረልና ኣቦ ሐቂ ድምጼ ውጸዖት። 🙏🏾💕
@Logosardatserona
@Logosardatserona 20 күн бұрын
Kaled ኤርትራና ከማኻ ዝአመሰሉ ለባማት እዮም ዘድልዩና።ጸበብቲ አተሐሳስብኦም ብጣዕሚ ብዙሐት እዮም።thx.
@fortunaghebrezghiamenkibri4460
@fortunaghebrezghiamenkibri4460 20 күн бұрын
Ewae emo entay dae witim witm zebl aloka serihika blae
@meley755
@meley755 20 күн бұрын
ኻልድ ዓብዱ ዝበለጸ ሰብ፣ ነዚ ሓድሽን ንኡስን ወለዶ ኣብነት ዝኾነ ሰብ🥰🥰🥰🥰
@meley755
@meley755 20 күн бұрын
ካልድ ዓብዱ The Great🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@habenn7407
@habenn7407 20 күн бұрын
ካልድ መልሓደኛ ንስኻ ካብ ዝጠቐምካዮም ዘጋገኻዮምን ገንዞም ዝበለዕካዮምን ሰባት ይበዝሑ😅😊😅
@zera1464
@zera1464 20 күн бұрын
He iş very intellectual person influential. Beal mergex zeywalawel Hadera bixotu ab mahyur zelowu keyteleme zikales zelo fithawin kelasin seb nay Bihaki seb.
@joniaforki373
@joniaforki373 20 күн бұрын
ኻልድ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሙቁሉል ቡሱል ሰብ !🙌👍
@yemanemengsteab5759
@yemanemengsteab5759 20 күн бұрын
Abi seb ❤🎉
@yonas.w
@yonas.w 20 күн бұрын
Fantastic ❤