“ኣነ ዘቕርቦ ሓበሬታ ጠቒምዎም ዝቐሰኑን ህይወቶም ዝቐየሩን ዘይፈልጦም ሰባት ከመስግኑኒ እንከለዉ የሐጉሰኒ” ጋዜጠኛ ኻልድ ዓብዱ

  Рет қаралды 8,417

SBS Tigrinya

SBS Tigrinya

22 күн бұрын

www.sbs.com.au/language/tigri...
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝትንትን ነባሪ ሃገረ ሽወደን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ታሪኹን ዘካይዶም ንጥፈታትን ሰፊሕ ዕላል ኣካይድናሉ ኣለና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል ዕላል ብዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዘቕርቦ መደባትን ብመንእሰያት ዝኸይድ ዘሎ ተቓዉሞታት ዝምልከቱን ብዛዕባ ስርሑን ኣዕሊሉ ኣሎ።

Пікірлер: 81
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 21 күн бұрын
እዚ ብሩኽ እንድዩ! ጻዕዳ ልቡ ካልደይ ጂግና. I love him so much. እግዚብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንዓና ክሕሸና።
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@saraa.8672
@saraa.8672 20 күн бұрын
Khalid is a valuable asset for Eritrea. He is a brilliant and open-minded man. I immensely admire and respect Khalid.
@otcanful
@otcanful 18 күн бұрын
Brother kahld great respect for you. You are our teacher
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 20 күн бұрын
Kalid is such an inspiration to us, the lost people of Eritrea.
@gideonasress7484
@gideonasress7484 20 күн бұрын
THIS INTERVIEW MADE ME SEE HIM IN DIFFERENT PERSPECTIVE. GREAT MAN PROUD OF YOU.
@user-vf3uy3nn4u
@user-vf3uy3nn4u 20 күн бұрын
Ata anbesa abdu hawey adnaqotey abaka azyou lul u kexilo ❤❤❤💪👏👏👏 ሞያኻ ብጣዕሚ ኢኺ ተንጸባርቆ!👍🤝blux eka
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 20 күн бұрын
ካልድ ሐዉና አዚና ንፈትወካ ነከብረካ ንበረልና ኣቦ ሐቂ ድምጼ ውጸዖት። 🙏🏾💕
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 18 күн бұрын
Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebareka buruk hawey
@shifasalih7669
@shifasalih7669 20 күн бұрын
ሓው ኻልድ ኩሉ መደባትካ መሃርን ዘይሻራውን ምኾኑ እናነኣድኩ እታ ልዕሊ ኩሉ ዘድንቓ ብዛዕባኻ ግን እታ ፍልይቲ ናይ ነብሲ ተአማንነትካ እያ። ማሻአላህ። እንሻአላህ ደቅና ካባኻ ክማሃሩ። ቀጽሎ። ዱዓ ፈትውትኻ ይብዛሕ።
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 20 күн бұрын
ካሊደይይይይይይይይይይ ኣቦ ሓቅን ፍትሕን ኣቦ መናእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ፡ ናይ መጻኢ ሑጹይ መንግስትናናናናናናናናናናና !!!!
@zera1464
@zera1464 20 күн бұрын
He iş very intellectual person influential. Beal mergex zeywalawel Hadera bixotu ab mahyur zelowu keyteleme zikales zelo fithawin kelasin seb nay Bihaki seb.
@GodisGoodalltimeJesus
@GodisGoodalltimeJesus 22 күн бұрын
Aya kalid Abdu. Hade raiee malet ( vision) zelewo. Kubur eritreawi hawi muhulawuna. Aziye eye zkoriee … nay zi kulu xaerin dkamn one day u will see it …. I am proud of u
@ngstiyanet8866
@ngstiyanet8866 20 күн бұрын
ካልድ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@meley755
@meley755 20 күн бұрын
ካልድ ዓብዱ The Great🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 Сағат бұрын
ኣዝዩ ብሉጽ ተንታንን ተነባይን ከባቢናን ዓለምናን ካልድ ዓብዱ 💯💯💯
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 18 күн бұрын
Kalid lebam seb buzuh ena nmahar kabaka ajoka ketslo❤❤❤❤❤❤
@yonas.w
@yonas.w 20 күн бұрын
Fantastic ❤
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 20 күн бұрын
በየነ ዘይተወድኦ ኾንካ ንኻልድ
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 18 күн бұрын
Kalid abdu ❤❤❤❤❤
@samuelamanuel1429
@samuelamanuel1429 20 күн бұрын
thank you memhr kalid
@user-fg8kc7bv3u
@user-fg8kc7bv3u 20 күн бұрын
Well done
@Berhane-
@Berhane- 16 күн бұрын
ኻልድ ዓብዱ ፡ ❤🙏🙏👍😘💪🌹🌹🌹💙💙💚💙💙
@user-uj4nk2gn5w
@user-uj4nk2gn5w 20 күн бұрын
Hawilu abzia kuxri ena belkanas.ruhuq adi mehesewi
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 18 күн бұрын
ብርእሰ ምትሐት ዝሳቀ ድሙ 😂😂😂😂
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 20 күн бұрын
GBU
@Logosardatserona
@Logosardatserona 20 күн бұрын
Kaled ኤርትራና ከማኻ ዝአመሰሉ ለባማት እዮም ዘድልዩና።ጸበብቲ አተሐሳስብኦም ብጣዕሚ ብዙሐት እዮም።thx.
@ngstiyanet8866
@ngstiyanet8866 20 күн бұрын
ተባረክ
@danielhadgu1926
@danielhadgu1926 20 күн бұрын
You are right Mr.Kaled our people are most interested in fantasy platforms or programs not in important programs. Our people specifically parents and individuals must work hard to shape our Communities in the right way.
@filmonfisseha5769
@filmonfisseha5769 20 күн бұрын
Kald Abdu hade kabtom nhbreteseb hagerna kenkh leytn ketren zxier zelo nay zi zemen Jgna eu.
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 20 күн бұрын
ካልድ :- አዚ ኩሉ ብስለትን ፍልጠትን ብኣጋጣሚ ኣይኮነን, መሊሰ ኣኽብረካ ክቡር ሓወይ በዓል ሰፊሕ ልቦና.
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 18 күн бұрын
Great ❤❤ continue bro
@tadishwrm8431
@tadishwrm8431 20 күн бұрын
ኻልድ ሰብ ዓቢ ሰብ❤
@Sham-lr3wt
@Sham-lr3wt 20 күн бұрын
Wise men 💪
@DawitZemichael-ir8gw
@DawitZemichael-ir8gw 20 күн бұрын
Brave kalid gut jobs......
@michaelyehdego6691
@michaelyehdego6691 20 күн бұрын
Ane wun hade kabatom bimedia natka zitetekemku seb eye Kalid edmen tinan yihabka fetari❤️👍
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ኣቱም ተጋሩ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ብእዋኑ መልሓሶም ክሳዶም ቑረጽዎም
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 20 күн бұрын
ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ ብዓለገ!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
@@tomasmogos6239 ኣብ ዓፋር ሶማል ዎላይታ ስልጤ ሽናሻ ቅማንት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ.......... ኣብ መሬት ዓዶም ርኹስ ኣምሓርኛ ክትምህርዎም ቂቂቂ ኣብቒዑ ኽፍኣትኩም ኣብ ሓራ መሬት ኣገው ኣምሓርኛ ዝዛረብ ብሂወቱ ክንሓርዶ ኽትቃጸሎ ኢና
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 20 күн бұрын
@@adamhanibal3935 ኣስኩት ደምቢያ!
@jossijossi9613
@jossijossi9613 21 күн бұрын
Selam wesenay Akrabi SBS!! Ab sirahkan awetin asaliton ab hiwetka mulue tiena ymineyelka!! Nay Khalid qal wey medere ab 2014 eye semie,, kab shie kisab hji ab zeatewa wey zikedo geza eye keyde ziketatelo b zey eta natu Chanel,,, 100 kab 100 temahirelu,, N hiwet b kalie gex kirieyan abkienu,,, kibret yhebeley beleley eka,,
@AmenAsier
@AmenAsier 11 күн бұрын
Merhaba khalid ❤
@TsigheFissha
@TsigheFissha 21 күн бұрын
Yes
@Drar18
@Drar18 20 күн бұрын
እናሰሓቕና ንመሃር፡ 😂
@azebghebregerios8977
@azebghebregerios8977 20 күн бұрын
Khalid hawey niaka bitami ina nfetweka gin ab nezom sidtat SBS atiye kisemaka aykilin iye
@user-vt1fi4wc6x
@user-vt1fi4wc6x 20 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@rttr3992
@rttr3992 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
@searez7251
@searez7251 20 күн бұрын
ሰለስቴኤን ክፋላት ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ ሰሚዔየን። ኣብ ነውሲ ወከፍ ክፋል ናይ ሎሚስ ሓጺራ፡ ከንውሕዎ ነይርዎም እናበልኩ ሰሚዔየን።
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 13 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵👍
@Amanuel13_
@Amanuel13_ 20 күн бұрын
ezi wedi dehati delo tiena yeblu..... let him finish talking. don't interrupt him all the time
@yihayshfisseha4368
@yihayshfisseha4368 19 күн бұрын
ኣንታ ሓታቲ እንታይ ኮይንካ ኢካ ሓሳባቱ እንዳኮላለፍካ ሞክ ትርብሎ ዘለካ
@ngstiyanet8866
@ngstiyanet8866 20 күн бұрын
ካልድ ለባም መ ምህር ኢካ
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 20 күн бұрын
Ezi gazetena bizuh amselu aynet eyu xegie hgdef eyu kea
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ 150 ሚልዮን ህዝቢ ነመስገኖም ነኽበሮም
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 20 күн бұрын
መዘኻኸሪ ንጋዜጠኛ በየነ ኻልድ ዓብዱ ክንሰምዖ ንብህጎ ሰብ'ዩ እስኻ ሓሳቡ ከይወደአ ምዂላፍ ተብዝሕ ኮንካ ቍሩብ ቅር ኢሉኒ :: ብዙሕ ግዜ ሓሳባቱ ከሕጽሮ ተገድዶ ኔርካ : ብዝኾነ ንኻልድ ስለዘቕረብካልና ከኣ ነመስግነካ ! ኻልድ ሓውና ከአ ከም ኵሉ ግዜ ብሉጽ ኣዝዩ ብሉጽ ሓሳብ ሂብካና ብዙሕ ነመስግነካ !
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 20 күн бұрын
haw kihald wahdi teketatelti kihlwuka yikielu eyom gin eti kirebih zideli malet kimeharin hakena haberetan zdeli seb eyu teketalika slezi nketateleka ena nmeharelu ena bhaki
@Mennetey34
@Mennetey34 20 күн бұрын
ንዓይ ኣብ ዓለም እቲ ቐንዲ ዘባኣጭወኒ ነገር, ናይ ዞም ኣከለጉዛይ ክፍኣትን ተንኮልን ሕስብ ከብሎ ኮሎኹ እዩ 😢😭😢
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 13 күн бұрын
ካልድ ዝወቅስ ናይ ኣአምሮ ዘለዎ ጥራይ አዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ምጻሕጽሑ !
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 20 күн бұрын
Kkk
@habenn7407
@habenn7407 20 күн бұрын
ካልድ መልሓደኛ ንስኻ ካብ ዝጠቐምካዮም ዘጋገኻዮምን ገንዞም ዝበለዕካዮምን ሰባት ይበዝሑ😅😊😅
@tnsaietsion575
@tnsaietsion575 20 күн бұрын
kald ,መፍለስ ናይ ትግራይካ ዘይትገብር ስዊድንን ኤርትራን ሓደ እየን ዝብፃሓካ ።ዝተቀመጥካለን ጥራይ .።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ኣረጊት ኢሱ ኣፍወርቂ ዝፈርሓ ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከየቋረጽዎ እዩ ወዱ ብርሃነ ኢሳያስ ዝበሎ እዩ
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂ጠምባር ረጋጽ ሐርኡ ነተን ከምዶርሖ ሐሪዶም ዝጠብሕወን ዘለው አሕዋቱኩም ድምጺ ከነወን ተወጋሩ ጌም ኦቨር ባዞ ጋላ ኢትዮጵያውያን ስለዝኮንኩም ርሐቁ ነብሰ ምትሐት ቀቲሉኩ ፎእ 🤮
@GEO.16
@GEO.16 20 күн бұрын
በየን ጴንጠ ግን ለኽባጥ ኢኻ ክሳብ ከማኣ ኢልካ ኣለኻ ክሳብ ሎሚ መንግስቲ ኤርትራ ትብል ኣለኻ መንግስቲ ዘይለ ኣብ ኤርትራ። ካልድ ግን ጅግና ኢኻ መስመርካን መርገጺኻን ፍሉጥ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ኣየ ተጋሩ ኣምሓርኛ ብምዝራብኩም ሚልዮናት ህዝብታት ይሳቀዩ ከምዘለው ጠፊእኩም ? ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ክውሕደኩም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ተጋሩን ኦሮሞን ኣምሓርኛ ዘዛርበኩም ዘሎ መርገም ድዩ ጥረስጋ ?
@negagetachew974
@negagetachew974 20 күн бұрын
እንግሊዝኛ በታሪክ አጋጣሚ የአለም መግባቢያ ቛንቛ እንደሆነ ሁሉ አማርኛም በአንድ ታሪክ አጋጣሚ የኢትዮጵያ መግባቢያ ስለ ሆነ እንጂ ከሌላ በልጦ አይደለም ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
ጎጃም ሽዋ ጎንደር መንዩ ጥንቆላ ጥረስጋ ምራን ጠጠው የብሉ ይስርዩ መርጌታ ጋኔን ሕሹኽሹኽ መንዩ እዚኹሉ ኽፋእ ምሂርዎም ተዋህዶን ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ተጋሩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
@@negagetachew974 ደም ስቃይ ድንቁርናን ናይ ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ኣገው ዎላይታ ጉራጌ ሲዳማ.......... ብሰንኪ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ንዘመናት መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም መርገምኩም ይዓውይ ይጅምር ኣሎ ! ዝኸፍኤ ፌራ ፌራ ትፈልጦ ዲኻ ኣብዛ ምጭውቲ መሬት ክትሳቀዩ ኢኹም ፌራ ፌራ ናይ ኽሓድያን መግረፍቲ ሲኦል ሞት ለሚንካ ኣይትረኽባን ኢኻ ኣታ ወዲ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ኪድ ሕተተሉ ሸቲቱ ኣሎ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
@@negagetachew974 ቒቒቒ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን እዮም ዝመርሕኹም ! ሕዚውን ኣምሓርኛ መዛረቢኹም ንኦሮሞ ኣገው ክተሳቅዩ ! ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ውሒድኩም ቒቒቒ ቤንሻንጉል ትመስክር ብሂወቶም ተጋሩ ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ብመንዮም መንነቶም ተትጻረ ብተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 20 күн бұрын
@@negagetachew974 ኣብ ጎንደር ሻሸመኔ ቤንሻንጉል ሲዳማ ኣዋሳ ናዝሬት ዝዋይ ትማሊትማሊ ተጋሩ ብሂወቶም ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ዝነበሩ ብሰንኪ እንታይ እዩ ! ቒቒቒ መንነትኩም ኽሒድኩም ኣምሓራይ ስለተቀየርኩም ! መሻኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም ብድንቁርናን ድኽነትን ጥንቆላን ፈኸራን ጥረስጋ ስስዔን ክሳቀዩ ዝገበርኩም ርጉማት ኣብ ትግራይ ጽሩይ ትግርኛ ዶ ይጽወ እዩ ? ፌራ ፌራ ኸይመጸካ ተናሳሕ ተናስሑ ተናስሑ ተናስሑ ይዓውይ ቒቒቒቒቒቒ
@habteghebre785
@habteghebre785 20 күн бұрын
Kabzom mihurat eritrawiyan flteku bigiue nimenieseyat zekafl khald trah eyu kemiu kibezhu tesfa nigebr ab poletikawi tintaneu win bslet zelewon ab haki ztemerkosen geru eyu zgelx
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w 19 күн бұрын
ካልድ ዓብዱ ሀገር ክመርሕ ዝክእል ዓቅሚ ዘለዎ እዩ ኤርትራውያን ነዞም ሙስሊም የሕዋትና ዕድል ንሀቦም ሀገር ክመርሑ ናይ ልበይ እየ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 21 күн бұрын
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🌹🌹✌️✌️
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 9 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 1,1 МЛН
ሓቢእኪ ኣጠምቕዮ ኢዮም ኢሎማ Josias denden
25:43
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 47 М.
EMS የደብረ ብርሃን ዙሪያ ውጊያዎች July 2024
18:42
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 58 М.
ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና # New Eritrean Video 2024
47:01
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 42 М.
Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?
53:50
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 35 М.
New Eritrean Talk Show Tesfu Brhane እንዳቦይ ክፈልጥ ሓግዙኒ
26:01
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 25 М.