Пікірлер
@Merhawiaberham
@Merhawiaberham 32 минут бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪
@semerekidane9479
@semerekidane9479 58 минут бұрын
kab selam zabi yelen ata denkoro helna zeyblu barya
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 Сағат бұрын
Yekalo tv is good
@rahelberihu964
@rahelberihu964 Сағат бұрын
Ade korchach bdergi ab srah bwetehedder Aya teketila .azi Tarik felt do.neze resu .selam alu yderf alo .kemzi atehesasba ayu zedli.
@BleuRevolution
@BleuRevolution 2 сағат бұрын
ይከኣሎ ሓውና ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ❤
@garykifle8817
@garykifle8817 2 сағат бұрын
Anta yekalo entay weriduka edris jebena da mewdie zeybelu lekbat belo
@sabahaile5969
@sabahaile5969 3 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉
@Habesha28
@Habesha28 3 сағат бұрын
ንዝርድኦ አሽንኳይዶ አሽሓት ኪሎ ሜትራት ኬይዶ አብ አፍደገ በጺሖምሲ ዋላ ሓንቲ ስጉቲ ከማንሲ ክትምስገንን ክተባባዕንዪ ዝግብኦም።
@saminoh1449
@saminoh1449 3 сағат бұрын
Chid loqmax
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 3 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 4 сағат бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና❤❤❤🎉🎉🎉 ናቱ ሂብክሞ እንብር ጸሎሎ ሚድያ ጽረ ሰላም ታይ እዩ ግን ወሪድዎም ግን ስለ ሰላም ዘጉርዕ ዘሎ ጸሎሎ ዝኾነ ወዲ ሰይጣን ጥራይ እዩ ሰላም ዝጸልእ እፍፍፍፍ ኣምላክ ምስትውዓል ይሃብኩም ኣሕዋትና😢
@YohannesMesfin-t2z
@YohannesMesfin-t2z 4 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ጸለሎ ሚድያ ዝሰምዕ ሰብ ኣሎ ማለት ድዩ?
@merryhailay
@merryhailay 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@selamselam2754
@selamselam2754 5 сағат бұрын
ንአብይ አሚንኩም ምስ ህውሓት እንተተጻሊእኩም ናይ ሓደጋ ሓደጋ እዩ‼️ አብይን መሓውሩን በፍጹም ዝእመኑ አይኮኑን:: ምክንያቱ ሕልሞምን ብነዊሕ እውን አሚቶም ዝከድዎ ዘለዉ ክያዶን: ተጋሩን ኤርትራውያንን አዳኪምካ ባሕሪ ምውናን ስለዝኮነ‼️
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia 6 сағат бұрын
🎉🎉❤❤
@zerayabraha7747
@zerayabraha7747 6 сағат бұрын
ደሓን ግደፎም ጥራይ !ከምዛ ናይ ሞሳድ እግሪእግሮም ዳኸድካ ክልቀሙ ዮም ፡ንግዜ ንግደፎ ጥራይ።
@TemesghenTsegai
@TemesghenTsegai 6 сағат бұрын
Anna endo yeetwuna kkkk Nxbe eko alena
@letinak4559
@letinak4559 7 сағат бұрын
ኣማኒኤል ኣይግድን ኣይግድን
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 7 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 7 сағат бұрын
ነኣንጻርካ ዘሎ ናባኻ ንኽመጽእ ትሰርሕ እንተዘይመጸ ግን ክንጽነጽ ትገድፎ 44።
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 7 сағат бұрын
ንባዓል ሐሰና ኣይንገደሰሎም ምኽንያቱ ሐሰና ምስ ጉጅለ ደብረጼን ትውሽኽ ስለዘላ ኢያ ነዚ ጠፋሽ ምኽንያት ተምጽእ ዘላ።
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 8 сағат бұрын
Bidho etom resahat higdf eyom
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 8 сағат бұрын
Bidho higdf ziwedebom aworagawoyan
@kyiarmohamed9785
@kyiarmohamed9785 8 сағат бұрын
ትኽክል ምስ ህግደፍ ክይተባተኽ ካ ዝመጽ ለወጢ የለን
@awettsegezeab4209
@awettsegezeab4209 9 сағат бұрын
💙💙💙💙🙏💯💯💯
@eyaqubhadallah3464
@eyaqubhadallah3464 9 сағат бұрын
💙💙💙💙💙
@fishaleeba9
@fishaleeba9 9 сағат бұрын
Yki habibi ajena
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 10 сағат бұрын
👌👌👍👍💪💪💐💐🎉🎉💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@BakrEmaha
@BakrEmaha 10 сағат бұрын
እሞ መግስቲ ስለ ዘምሃሮ ኒዝኾነ ግፊዕ አብ ህዚብ ክርዕም ማለት ዲዩ ሕዋኒ አልበሽር ተማሃር ።
@fshaemha4000
@fshaemha4000 11 сағат бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን እዩ፡ በቲ ዝወሶኖ በርጌድ ንሓመዱ ዋላ ኣይሰማማዓሉ ስቅ ኢልካ ትሓልፎ እንበር ክትጻረፍን ክትነቅፍን ፈጺሙ ኣይግብኣካን እንተዳኣ ተቃዋሚ ኮይንካ።
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 11 сағат бұрын
😂😂😂 eski wza hadash nay dekalu film knezeba ski
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 11 сағат бұрын
🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
@mussieberaki2606
@mussieberaki2606 11 сағат бұрын
Tawanda temeliska anta enklil hamed ble kelhasawi
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 12 сағат бұрын
💙💙💙💙💙👍🥰
@shebab9
@shebab9 12 сағат бұрын
ደቂ ወዶ ገባ እቲ ህድማ ናይ ኣቦታትኩም ኣይተጋደፈኩምን ።እንታይ ደኣ ሃዲምካ ተመሊድካ ድርባይ ።ደንበ ሸንኮለል ሓንቲ ትክእልዋ ኣብ ሚድያ ወጺካ ዳውን ዳውን ኢሰያስ እንዳ በልካ ከም በዓል ሑሩይ ተላ ባይሩን ኣብራር ዑስማንን ኣብ ስደት ምእራግ ኢያ 4ነጥቢ
@FgGg-l8o
@FgGg-l8o 12 сағат бұрын
ከመይ ዝበለ እዩ ዱፉን ልቡ እዙይ ፆሎሎ ሚድያ ግደፍ
@yosiefgebru3798
@yosiefgebru3798 13 сағат бұрын
ኦሮታ ባህላዊ ሃያሲ 😂😂😂
@NicePhoe-bu3pc
@NicePhoe-bu3pc 13 сағат бұрын
ይካኣሎ ሓወየ ሓንቲ ምክሪ ክበካ መደብካ ኣብ ሶሙን 2 ማዓልቲ ክትገብሮ ይሓይሽ ይመስለኒ ኣቲ ሳዓቢካ ዉሱን ይኮንሉ ኣጆካ ብሮ ዳዊት ፒርሎ ካብ ጾሮና 💙💎🌿👈🙏
@nahomkassete
@nahomkassete 13 сағат бұрын
Ajona yikealo 👏🏿
@ibrahimmahmoud4856
@ibrahimmahmoud4856 14 сағат бұрын
ኣየ ዕጎ እርይራይ እቲ ጸገምዶ በልካ ትግራዎት ኢኹም ዘይፍሉጥ መንነት ኢዩ ዘለኩም ብርጌድ ንጎድፉ ዘይተርፎ ምጉሓፉ ጭለዳ ዕጎ
@MeronMeroñkidane
@MeronMeroñkidane 14 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪
@NatiNati-j5s
@NatiNati-j5s 14 сағат бұрын
ያኪ ደመይ ያሆ👑🌿💙💙
@berhemeharena8512
@berhemeharena8512 14 сағат бұрын
Enkae biselam temeleska anbesa ekialo hawey biakum azina tehabina Ena Egziabher edmen tienan yhabka 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ibrahimmahmoud4856
@ibrahimmahmoud4856 14 сағат бұрын
ሰውራ ዕጎ ብርጌድ ንጎድፉ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተባሪሮም ካልእ ግዜ ከይትመጽኡና ተባሂሎም ትግራይ ትግርኚ እርይራይ ኣንጻር ኤርትራ ኣብ ሜዳ ኣቲና ክንጋደል ኢና ኢሎም ነዞም ደርበይቲ እምኒ dumpsters ቀሪብናሎም ኣሎና ።እርይራይ ሰውራ ዕጎ ወይለኽን ወስ ትብላ መጥፊእኽን እዩ
@Kahasit-o2l
@Kahasit-o2l 15 сағат бұрын
እምብር ፆሎሎስ ፆሎሎ እዩ ከምስሙ 😢ኡፍፍ ሰላምን ፍቅርን ዘይደሊ ሰይጣን ጥራሕ እዩ😢
@akberethaile9072
@akberethaile9072 15 сағат бұрын
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙
@Selamey-v9p
@Selamey-v9p 16 сағат бұрын
Kid goreroka axri ata gurja lemani mebli gerkya hzbi ena alaelka kulutkum hasewti ekum degeftkum tekawemtkun hasewti ekum ketkum abta hager kema gberu 😢😢😢😢😢denakur 😢😢😢😢😢
@علياحمد-د2خ3ع
@علياحمد-د2خ3ع 17 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 17 сағат бұрын
ይክኣሎ በላሕ መንእሰይ ክብለካ
@Merimeri-w8z
@Merimeri-w8z 17 сағат бұрын
💙💙💙💪💪💪