ኤርትራ 3 መራኽብ ኣዛርባጃን ኣሲራ ፥ ኣብ ትግራይ ኣክሱም ሕጃብ ተኸልኪሉ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 18,815

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 115
@EdirsEbrahim
@EdirsEbrahim 21 күн бұрын
Eritrea muslams and tigray muslams brothers💪💪💪💪💪💪🕌🕌🕌🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 22 күн бұрын
ይክኣሎ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ንቃልስናንን ህዝብናን ዓንቀፍትን ዝኮኑ ሰባት ከተቅርቦም ኣለካ ።ዋላ ተቃለስቲ መሲሎም ንቃልሲ ዝዕንቅፉ ከማን ክቃልዑ ኣለዎም።
@AfeYowhnes
@AfeYowhnes 22 күн бұрын
ይካአሎ ካብዚ ዘለካዬ ንፋዕ ሰብ ካባካ ብዙሕ ነገር እዩ ዝጽበ አጆካ እግዚአቢሄር አምላክ ዉጹዓት ደቅካ ረአ አሜን አሜ ን አሜን
@danielteclehaimanot2538
@danielteclehaimanot2538 22 күн бұрын
Keep it up Ykealo viva brged nhamedu.
@merhawigebray6197
@merhawigebray6197 18 күн бұрын
ኣብዚኣ ናይ ሕጃብ ክንዛረብ ተኾይና ንሃይማኖት ዝዉክል ኣብ ቤት ትምህርቲ ጽቡቅ ኣይመስለንን፡ይክኣሎ መደብካ ብጣዕሚ ዝድነቅ ኢዩ ብራቮ
@SumSergo
@SumSergo 22 күн бұрын
Welcome 🙏 ❤❤❤
@tsigeredakifle7396
@tsigeredakifle7396 23 күн бұрын
እእምቢ አነስ አይግዛእን የ እንቢ አነስ ባርያ አይከውንን የ👍
@YonasAbrha-b4d
@YonasAbrha-b4d 23 күн бұрын
አዛ ናይ ሳንድያጎ ሓፈሻዊ ሓቂ እዩ ተዛሪቡ ብዛዕባ ምድጋፍን ዘይምድግፋን ኣይኮነን
@Lali-m4r
@Lali-m4r 23 күн бұрын
ኣሕዋተይ ደሙርኒ ክምልስ እየ 🙏❤️❤️
@tesfamichaelhaile7528
@tesfamichaelhaile7528 23 күн бұрын
ያኪ ጽቡቅ አብ ኤርትራ ኩሉና ብሐንሳብ ኢና ነብዕል፡ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ አለካ ጎይታ
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 22 күн бұрын
ስመአ ዝሐወይ ዘይትፈልጦ ነገር ተዘይተዛረብኻ የሕየሽ ምኸንያቱ ታይ ኸምዘሎ ብድሕሪትን ዘእበየና ስለዝኾነ ታይ ሕጊ ኸምዘሎ ይፈልጡ እዮም ስለዝኾነ ድማ ብቲ ሕጊ አኸሱም ይግዝኡ ሐይማኖቶም አብ ገዝኦም
@Nightmare-sr6go
@Nightmare-sr6go 22 күн бұрын
ሰላም ይካአሎብመጀመረታ ኣነ ጎል አኩሱም እየ ተወልደ ዛዓበኩ እየ ኣቡኡ ውን ተማሃረ።ሲለዙይ ብዛዕባመሲግዲ ዚቨልካዮ አብ ኣኩሱም ከም ዘይሲራሕ መሲልም ተጋሩ ኣፅብቆም ይፈልጡ እዮም ።ሐዲሺ ነገረ ኣይኮነን።ብዛዕቫ ሕጃብ ዚምልከት ዲማ ሐዲሺ ነገረ ኣይኮነን ።ኣብ ቤት ትምህረት ኣብ ትግራይ ኪረሲትያን ይኩንኣሲልስማይ ዚኮነ ይኩን ነፀላ ተከዲንካ ምእታው ኣይፊቀዲን።ካልእ ይትረፊ ወዲ ውን ቆቢዕ ኪግብረ ኣይፈቀዲን እዩ።ብዛዕባ ነፀላ ዚነበረ ሕግ ኪነግረካ መጀመረታ ነፀካ ገሩ ዚመፀኤ ኣካል ይሕደግ 2,ግዜየ ተከዲኑ እንተመፅኣኡ ብገንዘብ ትቅፃዕ 3 እቲ ነፀላትቃፀል እዙ ይ ዩ ነይሩ።ሲለዙይ ሕጂ ብሲም ሕጅብ ካልእ ተልእላ እዩ ዘለዋ።
@Jay-og3xn
@Jay-og3xn 22 күн бұрын
ሀጠዉ ቀጠዉ ተጋሩ ቁማልኩም አጽሪዩ ፈለማ / ሰብ ጥራዩ አይዉጻእ እምበር ኑቡር ምኽዳን ነዉሪ የቡሉን። ተጋሩ ግን ካብ ናይ የዉሐንስ ዕጫ ክሳዱ ዝተበተኸቱሉ ምኽንያት አይተማሀርኩሙን /
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 22 күн бұрын
​@@Jay-og3xndo you know that in alnegashi there is not church. They don't alowed too
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 22 күн бұрын
Jayo Muslim Dika tikewn zeleka
@AdonaySelasie
@AdonaySelasie 22 күн бұрын
ናይ ሳንድያጎ ጽቡቅ ግምትዩ ግን ወላ ምዕኦምዩ ዝጸርፎም ዘሎ
@solomonliza
@solomonliza 22 күн бұрын
በርትዕ ይካኣሎ ወዲ ማይጆጉሮ ብራቮ 💙💙💙
@ibrahimnassray9424
@ibrahimnassray9424 22 күн бұрын
Bravo that’s why I like you
@RafuWoldegebriel
@RafuWoldegebriel 22 күн бұрын
Amen
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 23 күн бұрын
እዚ ናይ ኣኽሱም ዝነበረ ናይ ቅድሚ ሕጂ ሕጊ ኢዩ።ሕጂ ነቲ ሕንፍሽፍሽ ተጠቒሞም እቶም ኣስላም ዝገበርዎ ዘለዎ ምትኹታኽ ኢዩ ስለዚ ይከኣሎ ዘይትፈልጦ እቲ ናይ መስቀል ከመይ ክኸውን ዩ ምባል ኣይምልከተካን ኢዩ ።ከምዜና ዘሎ ጥራይ ኣመሓላልፍ።
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 22 күн бұрын
💙🌿💙💙💙💙🌿💙💙💙💙💙🌿💙💙💙💙💙💙
@bitwededjigna6028
@bitwededjigna6028 22 күн бұрын
ሰላም ይከኣሎ ቲቪ፣ ርሑስ ዓውደ ዓመት፣ ርሑስ በዓል ልደትን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልካ ምስ ስድራኻ። ነታ ኣልማዝ ዮሃንስ ግን ኣይትሓዘላ፣ መኻን እንታይ ትወልድ፣ ጭካነ ከም ዝበሃል፣ ንእግዚ ኣብሄር ገዲፍካ ናብ ድያብሎስ ኢሰያስ ክትኣምን ተጀሚርካ፣ ገና ካልእ ክንርኢ ኢና። ሰመያዊ ሰዉራ፣ ስጋብ ኣስመራ !💙💚💙✊✊✊
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 22 күн бұрын
Yekalo tv is good
@sabaabraha6527
@sabaabraha6527 23 күн бұрын
Amen amen amen 🙏 🙌 👏 ❤️
@SagaySagay-g4e
@SagaySagay-g4e 22 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abfetheyeamen5203
@abfetheyeamen5203 23 күн бұрын
Bravo 👏
@medeber0077
@medeber0077 21 күн бұрын
ይክአሎ እዚ ንተጋሩ ዘይኳነ ንኩሉ ተዎህዶ ዝምልከት እዩ ልክዕ ከም መካ ዝኳነ ክርስትያን ሙሽ ክማሃረላ ብመንገዲ ክሐልፍ አይፍቀድን እዩ ናይ አስላም ቁድስ ቦታ ስለ ዝኳነ አኩሱም ድማ ንተጋሩ ዘይኳነ ንኩልና ዝምልከት እዩ ንአምሐሩን ኤርትራዊያን ውን ይምልከት እዩ
@johnhazard7416
@johnhazard7416 23 күн бұрын
Rhus hadish Amete selam rahwa qsanet💙💙💙💙
@haneber7369
@haneber7369 22 күн бұрын
......ይካ🏖ኣሎ...... 💙🗼ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት🗼💙
@Nightmare-sr6go
@Nightmare-sr6go 22 күн бұрын
ኣኩሲም ናይ ተረረሲት መፊረይት ኣይኮትን ቅዲሲት እያ እንተደልዮም ብዓል ጀልጃላት ይታሐበቁ
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 22 күн бұрын
Yes ahberu
@Bilu689
@Bilu689 23 күн бұрын
💙💙💙💙
@YySs-qx9wi
@YySs-qx9wi 22 күн бұрын
ይከኣሎ ኣፍልጦ ዘየብልካ ብዛዕባ ምስሊም ናይ ኣክሱም ተሓላቂ ክትከውን ኣይትፈትን
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 22 күн бұрын
Haki u tezaribu ,ant um Anti Kristian
@fnanbrhane3074
@fnanbrhane3074 23 күн бұрын
Thanks yka hawey kem wetru blux srah❤❤❤❤.
@merry7267
@merry7267 23 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙👍👍
@AlemMehtson
@AlemMehtson 22 күн бұрын
Alem. Mehtson 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@atakltibeletse
@atakltibeletse 23 күн бұрын
Amen amen
@luwamsium646
@luwamsium646 21 күн бұрын
ይቅሬታ እኮ ብልሂ ኢዩ ። እትን እትን ከይበልካ ይቅሬታ ኣኻሊ ኢዩ ነይሩ ። ኣብ ኤርትራ ብቀደሙ ካቶሊክ ኮነ ኦርቶደክስ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኢዩ ዝበዓል ። ንምእመናን ክርስትያን ምባል እኹል ኢዩ ።
@tsghearaia1833
@tsghearaia1833 22 күн бұрын
Wenshar
@bereketandemariam755
@bereketandemariam755 22 күн бұрын
Great ykreta mbalka bsletyu nfue
@MeseretJohn
@MeseretJohn 23 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@YosiefOkubaywolday-mf3rx
@YosiefOkubaywolday-mf3rx 22 күн бұрын
እዚ ጉዳይ እዚ ካብ እሙናት ምንጭታት ኣይመስለንን። ብዝያዳ ኣብ ትግራይ ፕረስ (ብርሃነ ገብረገርግስ ዝገለጾ) ስምዓዮ።ኣጀንዳ ትግራይ ዳርጋ ዋና ዘይብሉ ስራሕ ኣክቲቢስት ኮይኑ ኣሎ።
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 22 күн бұрын
ይክአሎ ብዙሕ አይትሰከፍ አዙይ ሀጠው ቀጠው እዩ ካብ እግሪ አፍ ይዕንቀፍ ገጅፍ ተኹላ ኮፍ አቢልካስ በዚ ዘይጠቅም ቦእ 🩵🩵
@yordag9538
@yordag9538 23 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
@abduadem1780
@abduadem1780 22 күн бұрын
እዚኣ ኣልማዝ የውሃንስ ትበሃል ሰብኣይ ሓፍታ ኮረኔል ስለ ዘለዋ እያ ንመንግስቲ ኤርትራ /ንህግደፍ ትድግፍ
@ibrahimsiraj9906
@ibrahimsiraj9906 23 күн бұрын
Kembel belle ember Aytekeawen. Etti gezey kemu intebello gega Aykonen. 🙏🏽⛪️☮️⚖️☮️🕌🙏🏽
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 22 күн бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@gergshelsa4592
@gergshelsa4592 22 күн бұрын
Ab Eritrea ke meas nekbro aytfeltn malet diyu dehar kea eti xegem kab merahtihaymanotkum eyu bzeyka tewahdo kali aytfeltun ekum
@isacsaimon6757
@isacsaimon6757 22 күн бұрын
Nezi ketenbib tedengst.
@TsehayeFessehaye-d6c
@TsehayeFessehaye-d6c 22 күн бұрын
😂😂 ንመን 😂😂😂 ጎሓፍ 😊😢
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 22 күн бұрын
ይካኣሎ ኣብሽር ኣስፒሪን ኣስፕሮ ኢዩ።
@minaGebremichal
@minaGebremichal 23 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbrahamAraya-i1n
@AbrahamAraya-i1n 22 күн бұрын
ሃስዊ ፋኖ ኣብ መርየቶም ይዋግኡ ኣለዉ ከማካ ኣብ ኢሮፓ ኮይኖም ዝህስዉ ዘለዉ ከይ መስለካ ኣታ ወዲ ወልደ ገባ ወዲ ከድአ ግዝካ ትራይ ተጸበ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 күн бұрын
Uniform gerka eyu bettimihrti zikiyed silemintay ekum kalat tikiyiriwo yigermena alo.
@Lali-m4r
@Lali-m4r 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 23 күн бұрын
ስላም ይካአሎ ናይ እስላም አክሱም ዋላ ሀንቲ ፀገም የለን ባአክ ቻ በሎ ዝፋሀስዎ ተንኮል እዩ ንምንታይ ሀገር ምስ ኮነት ትግራይ ዋጋ የብሎምን አምሀራይ ብሄር ስለዘይኮነ ስለዚ እዚ እዩ ዘጉርኦም ዘሎ ዘምፅኡ የምፅኡ ህሶት አብ ትግራይና ትግራይ ቦታ የብሎምን ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ከም ቀደሙ ከይህወስ እዩ ዘረጥረጥ አቢልውልም ዘሎ ❤❤❤❤
@Jay-og3xn
@Jay-og3xn 22 күн бұрын
ፎፎፎፎፎፎፎ ትግራዎት ርሐቁልና መሬት ኤርትራ ከይተበላሹዉዎ ቁሩሱሳት ።
@awetsolomun7872
@awetsolomun7872 23 күн бұрын
Amen ygberlna kem kalka
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 23 күн бұрын
ሰላም ሓዊ ይከኣሎ
@yikealotv
@yikealotv 23 күн бұрын
selam
@Kasangom
@Kasangom 22 күн бұрын
Rasu😂​@@yikealotv
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 23 күн бұрын
ዕለት 7/ 01 / 2025 ናይ ኣብ ዓለም ዘለዉ ተዋህዶ ክርስትያን ማዓልቲ ልደተ ኩሩስቶስ ኢዩ :: ኣብ ሰደት ዘለዉ ክርስትያን ኤሪትራውያን ኩሎም ምስተን ዝነብሩለን ዘለዉ ሃገራት ኣመንቲ ሃይማኖት ካቶሊኽን ከንሻን ዓመት ዓመት ዕለት 25 ታሕሳስ ኢዮም ልደተ ክሩስቶስ ዘብዕሉ :: ዋላ ተዋህዶ ይኹኑ ምስቶም ህዝብታት ናይተን ዝነብሩለን ዘለዉ ሃገራት ከብዕሉ ናይ ሰላምን ፍቕርን ምልክት ስለ ዝኾነ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ :: ዳሓር ድማ ኩሎም ክርስትያን ስለ ዝኾኑ ሓቢሮም ከብዕሉዎ ከለዉ ደስ ኢዩ ዝብሎም :: ኣመንቲ ካተሊኽ ከንሻ ይኹኑ ዋላ ኣመንቲ ተዋህዶ ሓቢርና ከነብዕሎ ናይ ኩላትና ናይ ሃይማኖት ክርስትያን ኣመንቲ መግለጺ ሓጎስና ብሙኻኑ ናይ ኩላትና ደስታ ኢዩ :: ቀደም ኣብ ኤሪትራ ባዓል ልደት ክርስቶስ ናይ ተዋህዶ ኩላትና ካተሊኽ ከንሻ ተዋህዶ ሓቢርና ኢና ነብዕሎ ነርና :: ከምኡ ውን ባዓል ልደተ ክርስቶስ ናይ ካተሊኽ ከንሻ ምስ ኩሎም ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትያን ሓቢሮም ኢዮም ዘብዕሉዎ ነይሮም :: ሩሑስ ባዓል ልደተ ክርስቶስ ንኣመንቲ ሃይማንት ክርስትያን ክባሃል ከሎ ንኹሎም ብዘይ ምፍልላይ ኣብ ዓለም ዘለዉ ህዝቢታት ክርስትያን ማለት ኢዩ :: ስለዚ እቲ ዝበልካዮ ሩሑስ ልደተ ክርስቶስ ንኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትያን ዝበልካዮ ልክዕ ኢዩ :: ብህዝቢ ክርስትያን ድማ ቁቡል ኢዩ :: እቶም ብኣሉታ ኣታሓሳስባ ርኢቶ ዝጻሓፉልካ ኢዮም ገገኛታት ::
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 22 күн бұрын
Sandyago fah alato mengsti malet abalat party eyom henti party tewadadra heger temerh ,sandyago mengsti zemerh abal party mikanu tefwo aymeslenin
@GhebruKesete-r3c
@GhebruKesete-r3c 22 күн бұрын
ትግራይ ኣብ ኢትዮጲያ ዶ ኣይኮነት ትርከብ ሃላው
@afeworkilegesse614
@afeworkilegesse614 22 күн бұрын
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ምስ ኦርቶዶክስ ቤተ ርስትያን: ኩሉ ዓበይቲ በዓላት(ልደት: ፋሲካ: ቅዱስ ዮውሃንስ.....) ብሓንሳብ እዮም ዘብዕልዎ::
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 күн бұрын
Eti beal nay orthodox eyu mitihiwiwas ayigibeon eyu kibri kulu jade ayikonen kekibru alewo.
@Justice141
@Justice141 22 күн бұрын
አላም ይከኣሎ ኩሉ በዓላት ኣብ ምድረ ሓበሻ ናይ ካቶሊክ ይኹን ናይ ኦርቶዶክስ ብሓደ አዩ ውዕል። ምክንያቱ ዝጥቅምሉ ስርዓትን ካላንደር ሕደ ለዝኮነ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 күн бұрын
Bizeyka orthodox kalie ayebieliwon eyom abzi dege christmass ayekbirun eyom.
@YoditTekle-p4s
@YoditTekle-p4s 22 күн бұрын
😂😂😂😂😂😅😅😮ሓሶት😂😢😢
@edenGebrehiwet-n5z
@edenGebrehiwet-n5z 22 күн бұрын
Aflto zeyblka aytzareb donkoro leminka yeabi dekka tray
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 22 күн бұрын
By the way do you know that in alnegashi there is not church too??? In axume there is not musque. But in 21 century we should change
@Haregu-z4w
@Haregu-z4w 23 күн бұрын
Ageb nitemaharo kezi kigber yeblun
@yonastesfom3564
@yonastesfom3564 22 күн бұрын
🥰❤️💙🫶🏼
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 23 күн бұрын
ያይክኣሎ ኣኹየ ባዕሎም ዘዕበይዎ ገበል ተመሊሱ ንዖኦም ውሒጡዎም ማለት እዩ። ንስቶም ናብ፡ህዝቢ እምበዛ ትኣማንነት ነይርዎም ድሓን ህዝብና፡ከውጽኣና እዮም ዝብሉ፡ነይሮም። ህዝቢ ግን መራሕቱ ዝእሰር ትኣሲሩ እቲ ዕድል ዝረኸበ ማለት ከም መስፍን ሓጎስ ሃይለ መን ቖርዮስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ብላታ ምሓመድ ንህዝኖም ጠንጢኖሞ ከይዶም ካብዞም G15 ብዓል መስፉን ሓጎስ ጄ. ዕቕበ ኣብርሃ ሜ.ጄ. ብርሃነ ገ.እዝጋቢሄር ፐጥሮስ ሰሎሙን እዚኣቶም ዓቢ ጽልዋ ኣብቲ ሰራዊት ዝነበሮም እዮም ንኣብነት ኣብቲ ተጋደልቲ ኣድማ ዝገበርሉ ንኢሰያስ ብኳለቱ ሓኒቖም እዮም ካብ፡ቤት ጽሕፈቱ ንጪጮሮ ዘምጽእዎ። እሞ እንታይ ማለተይ እየ እቲ ሰራዊት ሓይሊ ነይርዎ። ንምንታይ ነዚ ሰራዊት እዚ ክሕዝዎ ኣይክኣሉን። ኢንፋክት ኢሰያስ ንብዓል ስብሓት ንባዓል ፍሊጶስ ንባዓል ውጩ ሒዙ ተጻዊትሎም። ህዝቢ ድኣ መራሕቱ፡ገሊኦም፡ትኣሲሮም፡ገሊኦም ሃዲሞም ምስርኣየ ተዳሂሉ እቲ፡ጠበንጃታት፡ኢሰያስ እዩ ተቛጻጺርዎ። ህዝቢ ድኣ ኣብ፡ጥራይ ኢዱ እንታይ፡ክገብር?
@GerezgiherHabtemariam-k2u
@GerezgiherHabtemariam-k2u 22 күн бұрын
ትአጋአገ,አሎኻ,ብዛዓባ,ሕጃብ,ገፅ,ምሽፋን,ጌአጋ,መስቀል,ስእቱራ,እዩ,ትዛሮቦ,ፍአሎጦ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 күн бұрын
Higidef bizeyka toksi kalie yebilomn.
@samig1932
@samig1932 22 күн бұрын
Xibuku aleka don't apologize them, , January 7 is our lord christ birthday only celebrate by orthodox
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 23 күн бұрын
ንህዝቢ ኤርትራ ናብ ክወጽኣሉ ወይክእል ኩለ-መዳያዊ ውድቀት ዘብጽሖ፣ ታሪኽ ገድሊ'ዩ። ነዚ ሓዱሽ ትውልዲ ዓንቂ ኮይኑ ቀይዱ ሒዙዎ ዘሎ ቀንዲ ተሓታቲ ኸኣ፣ እዚ ናይ ገድሊ ወለዶ'ዩ። ኣብዚ ኣተኲርካ ኣበርቲዕካ ስራሕ ይከኣሎ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 22 күн бұрын
Ezen kemzien zimeseka kigilekan kinitsekan alewen.
@luwamsium646
@luwamsium646 21 күн бұрын
ሕጃብን መስቀል ምእሳርን ዘራኽ የብሉን ። እስከ ክሓተካ ኣብ ዝኾነ ቤት ትምህርቲ ኤርትራ ሕጃብ ወይ ዙርያ ጥልፊ ሽፎን ገርካ ምእታው ኣይፍቀድን ኢዩ ዩኒፎርም ኢኻ ትኽደን እዚ ከኣ ጽቡቅ ኢዩ ። ኣብ ክሳዳካ ወርሒ ወይ መስቀል ማዕተብ ኣይትስቀል ዝብል ግን የለን ። ኣብ ትግራይ ሕጃብ ምኽልካሉ ስለምንታ ቀጨውጨው ይብለኩም ኣሎ ። ዲቪዛ ገዲፍካ ሕጃብ ተኸዲንካ ናብ ትምህርቲ ምኻድ ምስ ማዕተብ መስቀል ምእሳር ውን ዘርኽብ የብሉን ።
@wediharestay685
@wediharestay685 22 күн бұрын
Ab Eritrea keloka katholisch seb reika aytfeltn dika?tfelt ente konka meas ke ybeal?
@gitup7918
@gitup7918 23 күн бұрын
EWAY Sandiago ATA arigu ember. Hadimu na Uganda kaa semieena.
@welduzeray3632
@welduzeray3632 22 күн бұрын
ኣቤት መዓል እዚኣስ ዕድመኣ ኣብ ስደት ዝወደአት ዉሹማ ወዲ መድህን በራድ ትልዉጥዮ የለን
@Higuain1995
@Higuain1995 22 күн бұрын
እዚኣ ኣልማዝ ወጋሕታ ኢያ ናይ ጀብሃ ጽባሕ ኢያ ነራ አብ ጀርመን ልዕሊ 40 ዓመት ተቀሚጣ ሚስ ዳህላክ ባንድ ትደርፍ ነራ. ሰነፍ 40 ዓመት አብ ፍትሒ ዘሎዎ ሀገር ተቀሚጣ ሰብኣውነት ሞራል ዝጎዶሎ ክትዛረብ ደንቁሮ ኢያ
@semharbelay8167
@semharbelay8167 22 күн бұрын
Ykalo that's half apologise, you know we Catholic and Orthodox celebrate Ldet ,faciga,yohans,meskel all these holidays celebrated at the same day. I am not satisfied with your apologise Ykalo negnag😂😂😂😂
@legesseasmellash2589
@legesseasmellash2589 22 күн бұрын
Ab gize60tat ab Eritrea iwn awald mendil riesi geren klass katwa aifkeden neyru
@nahomdawit6956
@nahomdawit6956 22 күн бұрын
666 natuku frdi hawi tray
@user-yq3ml3bb4h
@user-yq3ml3bb4h 22 күн бұрын
Bitami tegagika aloka eritrawiyanko auropawuyan aykonan katolik zeyeblu akebabidika abika temelisika hiseb mesiluni aytibel . ? Tezeykoynu calander mikuxargin catolik tiray aykonen binay auropa zitikem.
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 23 күн бұрын
kela ez dea hasaw tray zeykones balu nsu hasot eu
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 22 күн бұрын
You make a mistake since when Catholic in Eritrea celebrating25/12?
@Kasangom
@Kasangom 22 күн бұрын
Rasu😂😂
@Gashsetit377
@Gashsetit377 23 күн бұрын
ከዚኦም ዓይነት ሰብኣዊነት ዚጎደሎ ወለዲ ካብ ዝህልውኻ ኣብ ኦርፋን ምዕባይ ይሓይሽ።
@AbrahamAraya-i1n
@AbrahamAraya-i1n 22 күн бұрын
ሃሳዊ ድርባይ
@SamiMahari-c5p
@SamiMahari-c5p 23 күн бұрын
ይከኣሎ ሓቀኛ ስሚ ሓሰውቲ
@tsegaytea
@tsegaytea 22 күн бұрын
ተጋሩ ተጋግዮም ንእስልምና ዝትንክፍ ሕጃብ ምትንካፍ ብዙሓት ጸላእቲ ምፍጣር ብዉሑዱ ምስ ጎረቤቶም ህዝቢ ዓፋር ከባእሶም ይኽእል
@mikiabr4410
@mikiabr4410 22 күн бұрын
Aytegageyun alem hijab tegedfo ezeom kea nab hijab megemerta ay gizion ezi neger 2 kea ayenay aslamay fetawi tigray b Kunst amsilu haymanotawi tehanu zewsea aywehaden bemaedo dea kab quhalti amsilom aykorti tekilkil eyo ashnquay teamima tekefita kea men yedelya ne aslameyti zey neska memsal shime Ekul eyu emnet seb nemeflat
@nadi7857
@nadi7857 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 22 күн бұрын
👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
🛑 5 ዝገርም ሃፍቲ ዘለዎን ተጋሩ ድረፍቲ ? top 5 millionaires
8:03
ሶሎሞን ንህግደፍ ተጻዊትሎም | Yikealo Tv
25:53
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 32 М.
እሱ እዩ ኣቲ ዘጋጥም፣
18:25
Nahu senay, ናሁ ሰናይ
Рет қаралды 1,4 М.
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН