Пікірлер
@erena-africa5909
@erena-africa5909 31 минут бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☦️☪️☦️☪️☦️☪️🇪🇷🇪🇷💯
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 56 минут бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tesfa325
@Tesfa325 Сағат бұрын
ወንጌል ገበን አይኮነን ስራሕኩም ስርሑ 😂
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 6 сағат бұрын
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@SuperMobly
@SuperMobly 6 сағат бұрын
መንእሰይ ኣብ ፈቖዶ በረኻ ወሲድኩም፡ ደቀንስትዮ መጻወቲኹም፡ ደቂ ተባዕትዮ ባሮትጌርኩም፡ ግዳይ ኣልኮላዊ መስተን ሽጋራን ጌርኩም ተብርስዎ ተጽንትዎ ዘለኹም ከይኣክል፡ ነቲ ካልእ ዓቕሉ ጸቢብዎ ዓዱ ራሕሪሑ ፈቐዶ ሃገራት ጠፊኡ።😢 ነቶም ዉሑዳት ዝተረፉ ካኣ ክትሃድንዎም ትውዕሉ። ተሕፍሩ።
@SuperMobly
@SuperMobly 7 сағат бұрын
ህዝባዊ ግንባር ን ዴሞክራስን ፍትሕን ካኣ ይባሃለለይ። ዴሞክራሲ ኣይትፈልጡ ፍትሒ የብልኩም ተሕፍሩ። ጨቆንቲ ። ምስኪን ህዝቢ ረኺብኩም ትገብርዎ ጠፊእኩም።
@BrhanHaki123-1
@BrhanHaki123-1 7 сағат бұрын
እንታይ ማለትዩ ዘይጋዊ ሃይማኖት ከ?
@brktirezene5144
@brktirezene5144 10 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@andayaman4097
@andayaman4097 10 сағат бұрын
ንሳሙኤል ንኤርትራ ኣየድልያንዩ ይተሓነቅ። ዜግነቱዉን ይጻረ፡ ሓሳድ ኤርትራዊ የብልናን። ብሩሑቅ ጎረቤት ከይከዉን።
@brktirezene5144
@brktirezene5144 11 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@brktirezene5144
@brktirezene5144 13 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@brktirezene5144
@brktirezene5144 13 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@Sami-id7ni
@Sami-id7ni 14 сағат бұрын
Adi 2 haymanot ya yxareyu eten xuruyat Islam ☪️ Christian ✝️ yxareyu
@brktirezene5144
@brktirezene5144 15 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@brktirezene5144
@brktirezene5144 16 сағат бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤❤🎉
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 17 сағат бұрын
ባሕሪ ሒዙ ናብ ዲጋ ዝጎይዪ ወልቀመላኺ ኢሰያስ ጥራይ ኣብ ዓለም ሙሉእ😄😄😄🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 17 сағат бұрын
ገበነኛ ኪቁርፈድ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ብ መልክዕ ሃይማኖት እና ምሰልካ ጻድቅ ጻድቅ ምጽዋትን መንእሰይ ምልማስን ኣብ ኤርትራ ዘይፍቀደ ዓቢ ገበን እዩ ብሓጺሩ ገበነኛ ምቁርፋድ ጥራሕ እዩ
@mikitesfa663
@mikitesfa663 17 сағат бұрын
Netom pente trray dagunom.
@mikitesfa663
@mikitesfa663 17 сағат бұрын
Shelel belom ni lomi serihom enber ayserekun dehan shelel mibalom ayhasn eu.❤
@user-nm5tz3qe3i
@user-nm5tz3qe3i 19 сағат бұрын
ህግደፍ ሰታይ ደም ህዝቢ ትግርኛ ንህዝቢ ኤርትራ አፅኒትዋ ኢሳያስ ጦርነት ሞት ስደት መከራ እስርቤት ጥምየት እዩ ህግደፍ ሰታይ ደም ትግርኛ አብ ቀረባ ክጠፍእ ዩ
@tesfaldeweldeyessus6886
@tesfaldeweldeyessus6886 20 сағат бұрын
እምነት ናይ ጸዓዱ ነኣና አይውክልን'ዩ❗️ዋላ እዛ ካቶሊክ ትበሃል ናይ ጥልያን ሃይማኖት ግብረሰዶም ክትድግፍ ጀሚራ'ላ ምስጓጎም'ዩ
@AbrehetTsegay-rn5mq
@AbrehetTsegay-rn5mq 21 сағат бұрын
Orthodox for ever
@bahabolommihretab9237
@bahabolommihretab9237 22 сағат бұрын
ዲክታተራት ኮይንኹም እምበር ሰብ ኣብ ድላዩ ክኣምን መሰል ኣለዎ
@user-up7zs1mx7x
@user-up7zs1mx7x 23 сағат бұрын
Eway ezia koyna terfa hegerna namlik tesagugu
@user-up7zs1mx7x
@user-up7zs1mx7x 23 сағат бұрын
Amlik ayesern eyu
@user-up7zs1mx7x
@user-up7zs1mx7x 23 сағат бұрын
Mesakin amentiy ab kufue zeyrkebu eyom mekbertiy hegerom,gn eaatom ktetifue dikas sienkum Amlik hine kfedyelom eyu
@user-up7zs1mx7x
@user-up7zs1mx7x 23 сағат бұрын
Mis Amlik tebaeskum mo ktwdue ekim
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@Rahel318
@Rahel318 Күн бұрын
Eza kula bente mesia ber abza media kkkkk kab abzi comment tisihufu eritra kedkum tezarebu abia kea tiirekbuwa😂😂😂
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Күн бұрын
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏🙏
@mnasealem3462
@mnasealem3462 Күн бұрын
Nay ezi kulu ab leli amnti sabti yesus zefexemkumon tefxemuwo delkum geben nehzbi eritrea kebid waga akifluwon yekiflon kemdelo teterdeue. Kemey xebuk neru kulu zezerakumowo dema kitaxdewo ekum tensehu n kirstos aytekawemuwo mat keywerdekum
@amirabrham6801
@amirabrham6801 Күн бұрын
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ 9: ሽዑ ንመከራ ኣሕሊፎም ኪህብኹምን ኪቐትሉኹምን እዮም። ብዛዕባ ስመይ ከኣ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኰኑ ኢኹም። John 16 ትግ - ዮሃንስ 2: ካብ ቤት ጸሎቶም ኬውጽኡኹም እዮም፡ ኤረ ዝቐተለኩም ዘበለስ ንኣምላኽ ኣገልግሎት የቕርበሉ ኸም ዘሎ ዚመስሎ ጊዜ ኽትመጽእ እያ። John 16 ትግ - ዮሃንስ 20: ንስኻትኩም ክትበኽዩን ክትሐዝኑን ኢኹም፡ ዓለም ግና ባህ ኪብላ እዩ፡ ንስኻትኩም ክትጕህዩ ኢኹም፡ ግናኸ እቲ ጓሂኹም ናብ ሓጐስ ከም ዚልወጥ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። John 15 ትግ - ዮሃንስ 19: ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ ዓለም ነቲ ናታ ዝዀነ ትፈትዎ እያ እሞ፡ ምፈተወትኩም ነይራ። ኣነ ደኣ እየ ኻብ ዓለም ዝሐሬኹኹም እምበር፡ ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን፡ ስለዚ ዓለም ትጸልኣኩም እያ። John 15 ትግ - ዮሃንስ 25: እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፥ ብዘይ ምኽንያት ጸልኡኒ፡ ጽሑፍ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዝዀነ።
@zamsalh2724
@zamsalh2724 Күн бұрын
🇪🇷👋🇪🇷👋❤️🇪🇷
@gebrehiwotgebresllasie8119
@gebrehiwotgebresllasie8119 Күн бұрын
Melihasu kuretsuwo
@user-su4yd8zx1v
@user-su4yd8zx1v Күн бұрын
ዜና ቢ ዓረብ ገበሩልና ምእንቲ ከንሰሚዕ
@FamilyMovies-gd6xf
@FamilyMovies-gd6xf Күн бұрын
Nezom bihaymnot zerasihu kebid mekxaeti kibiyen alowo
@Kize2732
@Kize2732 Күн бұрын
👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽ደናቁር መሃይማን ኣክንዲ ትስተር ትግተር ይብህል:: ኣንታ መን እዩ ክሐፍረልኩም ኣብ ዓለም ነጻነት ሃይማኖት ዘይምህብ ገበን ምካኑ ገና ክርድኣኩም ዘይምኽኣሉ ዘሕፍር እዩ:: ውድቀት ነዚ መንግስቲ ዝመርሖ ዘሎ ዕሉል ክዳዕ ኣረሜን ዲክታቶር እስያስ ❌❌❌❌❌❌👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽
@rigbegebre4853
@rigbegebre4853 Күн бұрын
ዘይ ሕጋዊ ሃይማኖታዊ መጽሓፍ ቁዱስ መጽሓፍ ቁዱስ ትብሎ ዘለካስ በዓልካ ሓቂ ተዛሪብካ መጽሓፍ ቁዱስ ሕዙ ዝተረክበዝ ጥርጡር ክበሃል እንታይ ማለት ንሓቂ ናበይ ተብላ ኣሎካ
@Marhu777
@Marhu777 Күн бұрын
እዚስ ንብረቱ ክትከትርዎ ኢኩም ደሊኩም እምበር እዚ ኣነ ነጻ ምለቐቕክዎ ነይረ ❤❤❤❤❤
@Marhu777
@Marhu777 Күн бұрын
aye nuskum zeyhgawi do belkum .emnet nay wulki hager nay habar ikum tiblu neyrkum keytebelashekum kelekums😂😂😂
@yoha7441
@yoha7441 Күн бұрын
ንሰረቅቲ ኢዶም ቁረጽዎም
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f Күн бұрын
እቱ ዝገርም ድማ ሕጂ አመሪካ ኤምባሲ ምስ ከፈተት ምጅማሩ እዩ እዚ ብስም ሀይማኖት ንካልእ ዕላማ እዩ ጽቡቅ ስራሕ ፖሊስ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራድአ ካብ ጥንቲ 2ሀይማኖት ዝውንን እንድዩ ክርስትና ምስልምና እንታይ አድለዮ ካልእ
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f Күн бұрын
ህዝቢ ኤርትራ 2 ሀይማኖት አለዎ ምስልምና ከርስትና እንታዲኦም ክገብሩ ይጉስጉሱ ብስም ሀይማኖት ካልእ ዕላማ ነሩዎም ክሕዞም ኮሎ ድማ ሕጽ ግድፍ ምባል አይኮነን እዚ ነገር ካብ ቀደም ዝተፈተነ እዩ ንምታይ አብቲ መጀመርያ ስጉምቲ ስለዘይተውስደ
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f Күн бұрын
ሕጂ ግርም
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 Күн бұрын
HAQEGNA WENGEL Hizibe Hara yewitsi wengilawit betechristiyan fiqud eyu.
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 Күн бұрын
TSIBUQ Sirahi
@ephraimtik920
@ephraimtik920 2 күн бұрын
አገና ፖሊሲ ኤርትራ🎉🎉🎉🎉 ቀጽሉ!! ኤርትራ ዘድለያ$$$$$$ እዚ ጡኡም ገንዘብ ትምህርት ስርሃ ልምአት እበር 😂 እዚ ግዚኡ ዝሃለፎ ልበ ወለድ አረብ ከምእውን መጽሐፍ ቅዱስ ወንጌሊ ትርጉም ዘይብሉ የ ይሁዲ ልበ ወለድ አይኮነን!! እቲ እየሱስ መሃመድ ዝብሃሉ ሰባት ክልቲኦም መደናገርቲ ሃሰውቲ እዮም😂😂😂 አቶ መሃመድ ቁርአን ኮብ ሰማይ ወሪዱ ኢሉ ይህስው😂😂😂 ከምእውን አቶ እየሱስ አብ እስራኤል ክፍውስ ዶ ወዘተ ኢሉ ከደናግር ብ ፖሊሲ ተቀይዱ ተቀጺኡ ክስቀል ዋላ ሃደ አየገበርን ጥርይ ብኺትን ሃሶትን ነብሱ ዘየኮላከል ሃሳዊ😂😂 ሞይቴ ተስኤ ዝብል ሃሶት😂😂😂😂 *ብፍላይ አብ እዚ እዋን ኩሉ ኤርትራ ዊ ብተጠንቀቅ ጠጠው ክብል!! ጸላእቲ ኤርትራ ኩሉ ተወዲኡ # ከም ብሃዲሽ ብሽም ሃይማኖት ቀቢላ ህዝቢ ክገማምኡ ይሰርሁ አለው ን ጠቀቅ!! አብ ሰራዊት* ም ምህዳር* ቤት ትምህርት* ወዘተ ሃይማኖት አረጊት ዘየጠቅም ምኽኑን ህዝቢ ኮብ እዚ ዱሁር እምነት ተረዲእወ ከልግስ አስተምህሮ ክወሃብ!!!!! ሃይማኖት ተዝጠቅም😂 ኢትዮጵያ መሃለፈላ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ሃይማኖት ተዝጠቅም😂 ሱኡዲ መሃለፈላ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ን ሱኡዲ ዝቀየረ ነዳዲ ክ ከውን ከሎ!! ሱኡዲ አብ ሃገራ ትኽተሎ ሸሪኢ ምስልምና ክንደይ እረበሃ ስኢና 🎉ህጂ ነዚ እረሳህ ምስልምና ክትአሊዮ ትሰርህ አላ!! ጎረቤትና😂 ሱዳን ብሰንኪ ሸሪአ ምስልምና ን ክልተ ተገሚአ😂😂 ከምእውን ናብ ህድ ህድ ውግእ አቲያ!!! ክቡርት ኤርትራውያን ነስተውእል ዶ!!! መጽሐፍ ቅዱስ ይኽን ቁርአና እንታይ ይጠቅም???????????? ሃደር!! ህዝቢ ኤርትራ ትማል ብኽደይ መስዋአቲ ዘምጻሃይ ሃገር ብ ቁርአና😂መጽሐፍ ቅዱስ ወንጌል ገማሚኡ ነ ንህድኮ ከየትባላእ ተጠቀቅ!! ዝኽን ሃይማኖት ክሰብኽ እየ ዝብል ሰብ ክትረክብ ከሎሃ ከየቀተልኮ ትህቲ ማአጥኡ ብ በትሪ ሰለአዮ!!! ከምእውን ን ፖሊሲ ጸጥታ ወዘተ አረክቦ!! #አብ ከባቢሃ ዝግበር ኩኔታት ተጸናጸን!! # አብ ዝኽን ቦታ ሰባት ዝገብርወ እርክብ ብ አይንሃ አስተውእል!! ሃደገኛ!! ኮብ ኢትዮጵያ ኔሩ ወይ ከይዱ ዝመጸ ሰብ ዘረብኡ ተግባሩ አስተውእል!!! ከምኡን ኮብ ወጻኢ ዝመጸአ ክምስ እዳበለክ ተግባሩ አብ ግምት አ እትው!! አብ ወጻኢ እንተ ብድንቁርና ክፍእ ብ እምነት ዝተጨማለቅ ከምዘሎ ነስተውእል!! ፖሊሲ ኤርትራ ነዚኦም እከይ ግብሮም ብሽም ሃይማኖት ጉልባብ ዝቃሳቀሱ ተኾሉ አጽሪወም😂😂😂😂😂😂😂 አወት ን ሃፋሽ!!!
@user-fn9ti1ow6g
@user-fn9ti1ow6g 2 күн бұрын
አምበርከ እግዚአብሔር ትአምኑ ዶ
@use-Helen77
@use-Helen77 2 күн бұрын
ሕፍርርር በሉ መን ተሓጎሶሉኹም ኣሎ ዩ ኣብ ዜና ከይሓፈርኩም ዘይሕጋዊ ሃይማኖት ትብሉ ካብ ዘዕ ወርኩሞ ኣምላኽ ዕንቲ ልበናኹም ይኽፈተልኩም ወንጌል ኣይኣሰርን ዩ ስደትትት ከይዱ የሱስ ዘይፈለጠ የለን መልሱ ዳ ኣስፋሕፊሑ ወንጌል ኣብ ህዝበይ ኣብ ኤረትር ያ ዘሎኩም ኣጆኹም ኣምላኽ ፍትሒ ፍትሒ ከውፅል ኩም ዩ ኣጆኹም ኣብ ኣግዛብሄር ተስፋ ኣሎ ኣሜን
@use-Helen77
@use-Helen77 2 күн бұрын
ኣዋይ ኣሕዋቶይ ዘይሕጋዊ ሃይሞኖት ትብልዎ ዘሎኩም ኣመንቲ ድኹም ኣምላኽ ብሓይሉ የናግፎም ምበር ሶምስ ገበነታት ኣይኮኑን ዮሱስ ጎይታ ዩ ኣብ ኤረትር ያ