ስነ ጥንቲ ኣፍሪቃ - ብክኢላ ክፍሊ ምርምር ስነጥንቲ ኢሰያስ ካሳሁን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 801

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Күн бұрын

ስነ ጥንቲ ኣፍሪቃ - ብክኢላ ክፍሊ ምርምር ስነጥንቲ ኢሰያስ ካሳሁን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ - study of anthropology and archeology

Пікірлер: 2
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 5 ай бұрын
ሓደ ንአፍሪቃዊያን ብፍላይ ዘመልክት አብ ካልአ ሕዝቢ አህጉራት ዘየለ ሓቂ ኣፍሪቃዊያን ብዛዓባ ኹሉ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኢዮም ዝዛረቡ። ብዛዕባ ሃገሮም አይኮነን ዝዛረቡ። እዚ መግለጺ አፍሪቃዊያ ጥንታዊ ታሪኽ ስልጣኔ ስለዘይብሎም እዩ። ታኽሪ ፋሮአዊ ግብጺ ፥ ታሪኽ ሜሮአዊ ሱዳን፥ ታሪኽ ምደረ ግእዝ፣ ታኽሪ ምድረ ባሕሪ፣ ታሪኽ ኣፍሪቃ ኣይኮነን። ንምንታይ ታሪኽ ኤሪትራ፣ ታሪኽ ምድሪ ባሕሪ ዘይተጽንዕን ዝይትማራመሩን። ታኽሪ ቃልሲ ኤሪትራ ብፍላይ ታኽሪ ሻዕቢያ ኣብ ታሪክ ሕዝቢ ዓለም መዳርኽቲ የብሉን። አነ ምድሪ ባሕራዊ ኤሪትራዊ ኢየ። አፍሪቃዊ ኣይኮንኩን። ሃተፍተፍ ብአፍሪቃ ይትረፍ።አፍሪቃ ታኽሪ የብሉን። ታኽሪ ምድሪ ባሕርን ኤሪትራን መጀመሪያ ኣጽንዑ። ካብ ቻይና ትማሃሩ ድሕሪት ከም ከደምትን ደናቁርን አፍሪቃዊያን ኮይንኩም ከይትተርፉ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DanielTella
@DanielTella 5 ай бұрын
እዝዩ ጽቡቕ መደብ እዩ፣ ስለዚ ሃገርና ማእካል ናይ ጥንታዊ ስልጣኔ ከምዝነበረት ክረጋገጽ ካምዝክኣል የብርሃልና፣ ነዚ ድማ ዓቕምን ግዜን ብርቱዕ ጽእዕርታት ዝሓትት ስለዝኾነ ምሁራትና ቅርጡው ስትራተጂ ኣውጺኦም ተወዲቦም ክሰርሑ ኣለዎም፣ ልዕሊ ኩሉ ግና ራኢን ዕላማን ክህልወና ይግባእ። ኸምዚ ዓይነት መደባት ብሰፊሑ ክቀርብ ኣለዎ፣ ምኽናቱ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣናን ታሪኽናን ሓባሪ ስለዝኾነ። ናይ ሓሶት ታሪኻት ኣቐዲሙ ተተሪኹን ተጻሑፍዎን ተጋዊሑን ስለዘሎ ንዕኡ ሓሶት ሙኻኑ ኣረጋጊጽካ ወለዶ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ክምለስ ኣለዎ።
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 135 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 11 МЛН
DW TV "ብልፅቲ ጓል ኣነስተይቲ" ወ/ሮ ለተብርሃን በርሀ
14:58
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН