Пікірлер
@naodmekonen2047
@naodmekonen2047 23 минут бұрын
Halfta girlka alo
@fthawifthawi4252
@fthawifthawi4252 24 минут бұрын
Welkom ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Wedinakfa77
@Wedinakfa77 Сағат бұрын
ኢንታይ ክትሪኢ ደሊኻ ካብዛ ዘቕረብካያ ኢንታይ ኢና ክንማሃር ኣድማ ክንገቢር ካብ መንግስቲ አሪትረ ንላኢሊ ሓለይቲ ኣቦይ ሓላያይ ሰሚኢናካ ክክክ
@tedroskahsay1920
@tedroskahsay1920 2 сағат бұрын
Lekbat
@wetezare7277
@wetezare7277 2 сағат бұрын
Kubur hawbikem invest kingebr nikiel ke
@rimonrae1048
@rimonrae1048 2 сағат бұрын
ድምጺ 0000 ተዓብሱ
@downdownw7374
@downdownw7374 2 сағат бұрын
🇪🇷❤️🌷🌹🌹🌹🌷🌷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌷🌷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghirmaysibhat1716
@ghirmaysibhat1716 3 сағат бұрын
እዚ ኹሉ ወርቂ ኣበይ ይኣቱ ይኸውን። እንተ ሃገር ግን ሞይታ እያ። ኤሱ ባዕሉ የላን ይብለኩም ኣሎ።
@DejenDeke
@DejenDeke 4 сағат бұрын
ብዙሕ ዓጀውጀው ኣቲኻ ዩቱብካ ካብ ትኽፈት እየ ዝፈልጣ ብዙሕ ግዜ ውን ኢኻ ትጠፍእ።ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጽቡቅ ነይርካ።ሕጂ ግን ሕክምና ተረኤ።ንናልባት ልዕሌኻ ንፈልጥ ንኸውን ኢና።ተጥንቀቅ።ሃገርና ከመይ ኣምጺእናይ ንፈልጥ ኢና።ከመይ ነቀጽላ ውን ንሓስብ።ጻዓዱ እንታይ ይገብሩ ኣብ ሃገራቶም ጽቡቅ ጌርና ኢና ንፈልጥ።ጋውና ዋሒድ።ንዓና ብጻዓዱ ዘዝተመልኡ ኣህባይ ተላኣኣኽቲ እንታይ ከም ንገብር ኣትነግሩናን ኢኹም።ፓፓጋይ።
@DejenDeke
@DejenDeke 4 сағат бұрын
ቁሩብ ጸገም ዘለካ ትመስል ዕጉብ ኣይኮንካ ወይ ካብዞም ዓንቀፍቲ ኢኻ ትመስል።ድባርባ ትፈልጣ ዲኻ በየን ከም ዝርከብ ትፈልጦ ዲኻ ስቅ ኢልካ ጻዓዱ እንዳ ላሓስካ ዘይትነብር ስደተኛ ዋሒድ።
@DejenDeke
@DejenDeke 4 сағат бұрын
ኣብ ናይ ኤርትራ ዕደና ብኸመይ ሸር ትኣቱ ወይ ኢንቨስትመንት ትገብር ወይ ብርኪ ትኣቱ።ክትነግረና ምኻኣልካ'ዶ።
@FalaFala91
@FalaFala91 4 сағат бұрын
ሞይታትካ
@gebreamlakkahsay9303
@gebreamlakkahsay9303 5 сағат бұрын
You are doing nothing except crying
@BuyaSapiens
@BuyaSapiens 5 сағат бұрын
Asmara abay mister nay hisbin mengsten ab internet siihesu
@kibreabkibreab9266
@kibreabkibreab9266 5 сағат бұрын
ብሰንኪ እዛ መርከብ እነርነት ኢዩ አብ ኤርትራ ተቓሪጹ ክትብል ትኮይንካ ትጋጊኻ አለኻ ።
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmoromtesfazghi9032
@asmoromtesfazghi9032 8 сағат бұрын
እቲ ምዝርጋሕ ጸገም የብሉን እቲ መንግስቲ ኣይኮነን ኣብ መንኩቡ ክስከሞ እዚ ትብሎ ዘሎካ ጣጡኡ ከ እንታይ ዩ ንሻዕብያ ሓያል መንግስቲ ዝገብሮ እንታይ ከም ዝደልዩ ጠፊእዎም ኣይኮነን ነዘን ትብለን ዘሎካ ሃገራት መብዛሕታኣን ብክድምና እሺ እንዳበላ ዝከዳ እየን እንተኣብየን ድማ እንታይ ከም ዝመጾም ስለ ዝፈልጡ ንመንግስቲ ኤርትራ ግን እዚ ግበር እዚ ኣይትግበር ዝብሎ ዘይብሉ ቀስ እንዳበለ ሕልምታቱ ዘተግብር ንማንም ዝይክድም ሃገር ምካኑ ዩ
@Remey1991
@Remey1991 8 сағат бұрын
Bro how can get involve in this mining project pls I need information how to get share in this project thanks
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 10 сағат бұрын
God bless you brother and all 💐💐🇪🇷
@yemaneteckie8155
@yemaneteckie8155 10 сағат бұрын
እቲ ተሰሪሑ ዘሎ ዘይትዛረብ ካብ ኣልታዊ ጥራይ ምዝራብ ጥቅሚ የብሉን ምሕረት የውርደልካ
@mahmudali9977
@mahmudali9977 14 сағат бұрын
እቲ ደምካን ኣዕጽምትኻን ዘፍሰስካሉ መሬት ጋሽ በርካ ብኸምዚ ሳይንሳዊ ፍልጠት ክትገልጾ ከለኻ ሓበን ይስመዓኒ.
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 14 сағат бұрын
ጥዑም ወረ ዓደይ ዓዲ ወርቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@estefanosg1
@estefanosg1 15 сағат бұрын
Well presented 🇪🇷
@humhum3511
@humhum3511 15 сағат бұрын
እንታይ ኢኻ ጫር ኢልካ ትበኪ ። ኣብ ቢሻ ከም ዝረኣናዮ ብቁዕ ዝኮነ ከባብያዊ ምክንካን ኣሎ ። ሕጂ ንስኻስ ካብታ ጤል ንላእሊ ተእዊ ዘሎኻስ ስለምንታይ እንታይ ጭብጢ ኣሎካ ። ዕደና ግድን እዩ ፡ ምዕቃብ ከባቢ ድማ ማእሪኡ ። መንግስቲ ኤርትራ ብክንክን ከባቢ ዝሕመ ደይምዃኑ ግና ኣይትረስእ ። ኩሉ ሻእ ሚኒን ፡ ፖለቲካን ሃገርን ፈላሊኻ ጠምት። እኹል ነጥቢ እንተሎካ ተዛረብ ኣይኮነን ግና ኛር ዘብጸሓካ የብሉን ። ሳላ ቢሻ ሃገር ድሒና ፡ ከባቢና ከም ሃገር ክፈርሱ ከለዉ ንሕና ግና መኪትና ዓጢቅናን ኢና ።
@mahmoundomar9243
@mahmoundomar9243 15 сағат бұрын
Thank you for the benefit information.Continue your research on this field.
@DaeroMedia-l9w
@DaeroMedia-l9w 15 сағат бұрын
I wonder why lot of people don’t follow this channel. Very insightful
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 15 сағат бұрын
Thank you!
@Bitew12
@Bitew12 15 сағат бұрын
abey alo eti kab bisha ziatewe genzeb. ab jiba iseyas alo . hizbi eretra entay rebihu kab bisha zero.
@AWET605
@AWET605 16 сағат бұрын
እዚ ናትካ መደብ ዳህሳስ ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን ሓበሬታ እዩ::ኩሉ ናትካ መደባት ሪአየን ኣገደስቲ እየን::እፍሊ ዘይረብሑ እኻ ክዛረቡ ይውዕሉ ኣለው እሞ::ንስካ ዝያድ ጸቂጥካ እንተትሰርሓሉ ጽቡቅ ምኮነ የቀንየልና 🎉🎉👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 15 сағат бұрын
ይቐንየለይ🙏
@chamejohn6593
@chamejohn6593 16 сағат бұрын
Shame on you😢
@anbesainfocenter8139
@anbesainfocenter8139 16 сағат бұрын
Ne hzbi ertra ezi mereka zeykones mergem’u. Hzbi 5 samtim reyou ayfeltn’u
@temesgenfetari6531
@temesgenfetari6531 17 сағат бұрын
ሰላም ዝሓወይ ኣብቲ ወፍሪ ሕጂ ክነውፍር ንኽእል ዶ?
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 16 сағат бұрын
እወ፡ ናይ Alpha Exploration ብርኪ ክትዕድግ ትኽእል ኢኻ። ናትካ መጽናዕቲ ግን ምግባር ከድለየካ'ዩ። 👇 Alpha Exploration Ltd. (ALEX) shares can be bought from the following exchanges: Frankfurt Stock Exchange: J0C:FRA Stuttgart Stock Exchange: J0C:STU CVETSXV: ALEX:CVETSXV PNKGrey Market: ALXPF
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 17 сағат бұрын
ሰላም ከመይ ኣለኻ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሱ ድማ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዕደና ንኤርትራ ኣብ ክሊማ ሃስያ ከዉርደላ ይክእል'ዶ ?❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 16 сағат бұрын
ዝኾነ ናይ ዕድና ስራሕ ብግብእ እንተዘይተማሓዲሩ ስዕቤን ኣለዎ። እቲ ሳዕቤን ግን ኣብ ክሊማ ዘይኮነስ፡ ኣብ ኣከባቢ እዩ። ማለት መሬት፡ ማይ ስኣመሰለ ማለት'ዩ።
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 16 сағат бұрын
@@AsmeraAbay ኣብ ማይን ኣከባቢን መሬትን ብከላ የስዕብ ማለት ድዩ እንድሕር ከም'ዚ ኮይኑ ኤርትራ'ከ ግቡእ ምክትታ'ዶ ትገብረሉ ድያ? ሶሪ ሕቶ ኣብዚሐልካ
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 18 сағат бұрын
Thank you for useful information.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 16 сағат бұрын
You are welcome
@Bereket-w3t
@Bereket-w3t 18 сағат бұрын
Amlakh nhagerna ybarekhelnan yehaluwelnan❤
@amikiassamuel9060
@amikiassamuel9060 18 сағат бұрын
God bless Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 18 сағат бұрын
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natunatu-vk1km
@natunatu-vk1km 20 сағат бұрын
ጽቡቅ ሓበሬታ ብዛዕባ ህላወ ጋዝን ነዳድን ኣብ ኤርትራ ከኣ ሓበሬታ ኣምጻልና ❤❤
@biniamwerede9013
@biniamwerede9013 20 сағат бұрын
Thank you ab kexali knxbeyka ena
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 16 сағат бұрын
You are welcome
@debesay6707
@debesay6707 20 сағат бұрын
ንፉዕ ቀጻሊ ከተቕርበልና ክንጽበ ኢና።
@Eriboy
@Eriboy 21 сағат бұрын
መርሺ ሃገረይ ! 🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@silvum1974
@silvum1974 Күн бұрын
You are a layer one seems eritrean making your name asmera ebay stop deceiving people
@silvum1974
@silvum1974 Күн бұрын
Eritrea where undersanction for more than 15 years not to buy and make not to make free zone
@jossytm6814
@jossytm6814 2 күн бұрын
Eritrean government is keeping the people in Darkness 😒
@M_jemal7545
@M_jemal7545 2 күн бұрын
"መጽሓፍ ብገበሩ ኣይምዘንን" ከምዝብልዎ'ሲ ንስኻ ከኣ ከተንብብን ክትትንትንን ከለኻ ምሁር ትመስል፡ ጥር ኢልካስ ብዛዕባ ኢንተርነት ትዛረብሲ እዛ ሃገር እንታይ ኮይና መብራህቲ ዘይብላ፡ ማይ ዘይብላ፡ ከምድላያ ነዳዲ ዘይተእቱ፡ መድሃኒት ዘይተእቱ፡ ቅያር ንብረት ናይ መካይንን ናይ ነፈርትን ዘይተእቱ.... ወዘተ. ኢልካ ትሓስብ'ዶ? ግደፎ'ሞ እዚ ኩሉ ዝጠቐስክዎ እኹል መግብን መድሃኒት ከይተእቱ ዝተኣገደት ሃገር ኢያ'ኮ ኤርትራ! ነዚታት ግን ኣይትዛረብሉን ኢኹም ክፋእ ናይ ሃገርን መንግስትን ኢኹም እትኣርዩ።
@Teameteklu-ci7sx
@Teameteklu-ci7sx 3 күн бұрын
Kkkkkkk emo neaka entay habeteka ab hagerna ኪድ ዑሱብ.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 2 күн бұрын
🐂😜
@mikaelzemo1191
@mikaelzemo1191 3 күн бұрын
Abzea alo nefat drbay komal agame
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 күн бұрын
🐂
@erihagerey4626
@erihagerey4626 4 күн бұрын
የመን ካላኣይ ግዜ ብትኽትክ ዘየብልዎ ግዳ ሕጂ :: የመን ቆራጽ : ኣመሪካ ዓዲ አንግሊዝ አዘን ኮራኩር ምዕራባውያን ኮይነን : ብድልየተን ምንገዲ ስለ ዘይክድና አገዳ ጌረን :: ኤርትራ ንኩሉ ሰጊራ ቦሎኽ ኢላ ቀዳመይቲ ወጺኣ ሃገርና ማይ ዓቂባ አክላ ኮታስ ኩሉ ብጽፍራ ኩሉ ዛዚማቶ ብርክትን ቅድስተን ህዝባን ምንግስታን ዋርሳይ ይካኣሎ ስራዊት ምክልኻል ኤርትራ ሻዕብያ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ስለ ዝኾና አዩ ❤💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@esuhabte4879
@esuhabte4879 4 күн бұрын
Bnatka calucation tiray aytreyo nebsi free breakfast yelen
@HabtomTsegay-e4q
@HabtomTsegay-e4q 6 күн бұрын
Endela eza hagernas dehrit terah tegutet ala