Пікірлер
@user-mq8gt8og8w
@user-mq8gt8og8w 5 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammedimam9717
@mohammedimam9717 18 сағат бұрын
💔💔💔😭😭😭😭😭
@merhawi5795
@merhawi5795 18 сағат бұрын
ካብ ስንዓፈ ንባድመ ማዓልትን ለይቲን ዝወስድ ርሕቐት አይኮነን ዎዮ ደእ ውስልትና ስለ ትፈቱ እምበር ኤፍሬም ግደ ዝወዓልና አለና ብሂወት ለኸመኛ
@merhawi5795
@merhawi5795 18 сағат бұрын
ካብ ስንዓፈ ንባድመ ማዓልትን ለይቲን ዝወስድ ርሕቐት አይኮነን ዎዮ ደእ ውስልትና ስለ ትፈቱ እምበር ኤፍሬም ግደ ዝወዓልና አለና ብሂወት ለኸመኛ
@JacobNayadina
@JacobNayadina 20 сағат бұрын
❤️❤️❤️👍🏽
@yohannesghebreluul5824
@yohannesghebreluul5824 Күн бұрын
ነመስግነኩም ኤርትሪያን ሜድያ ኔት አስመራ 1 እቲ ተቅርብዎ መልእክቲ ብጣዕሚ አገዳስን ጠቃማይ እዩ ንክትቅጽልዎ ንምሕጽን ብፍላይ ንሓርብኛ ጀማል ብአገላልጽኡን መብሪሂኡን ብሱል ብልቢ ነመስግኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።ቀጺለ ግን ክተብርሃልና ዝደሊ ካብ እቲ ውዲ ትሽዓተ ወርሒ ስጋብ እቲ ምንአስ የሕዋቱ ንጀማል አብ ምንታይ ኩነታት አለዎ አስፊኩ ናይ የሕዋቱ ኩነታት እተትብርሃልና ጽቡቅ ኔይሩ ? ስለ እቲ መደብኩም ዲጊመ የመስግነኩም ንሃገርና ኤርትራ አምላክ ይሓልወልና ዓወት ንሓፍሽ ።❤❤❤
@user-og7lp8xl4b
@user-og7lp8xl4b Күн бұрын
Thanks for your service ጀማል ሐውና ዕድመን ጥዕና ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ ይክአሎ ዋርሳይ መንደላይ ዓወት ንሐፍሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷👍🏾🙏🏽💐💐💐💐
@smret.6783
@smret.6783 Күн бұрын
ዋዕሮ ኤርትራዊት ኣደ ❤🇪🇷🇪🇷❤
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
Write the Zagreb media here
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
Good plan
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Күн бұрын
ኣይ ኣታ ገለ ክንሰምዕ ኢና ንስካስ ን ሽወደን ኣመስጊንካ ዘይትድቅስ ታይ ገደሰካ ኢዩ ሃለውለው 😂
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
Thanks our brothers
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
❤❤❤❤
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Күн бұрын
Thanks for your effort
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Күн бұрын
Welcome❤❤❤❤❤
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 Күн бұрын
ኣዝዩ ብሱል ማዕዳ ኩቡር ጅግና ሓው ጀማል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HilasAdem
@HilasAdem Күн бұрын
الله يحفظكم يا أبطال
@liasium9571
@liasium9571 Күн бұрын
aezu tirek des zebal tigadaly jimal hewayin nimasginak wed aeryyy jigan aeiratra kebare manenat ❤❤
@liasium9571
@liasium9571 Күн бұрын
beqadimint aefarim hewayin betam nimasginakom ❤
@almazfikadu823
@almazfikadu823 Күн бұрын
Kebrren mesganan naqum yqun jeganuna nesgdlqum nemsgnqum kem amlak nezlalmmm Wetru awet nehfs semitatna wetru ab lebna 😍😍😍😍😍♥️♥️♥️😍😍🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamweldeab
@selamweldeab Күн бұрын
Eri❤🎉🎉🎉
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Күн бұрын
Welcome deqi Eriyyy Good job ❤❤❤❤❤❤
@rutahabte8262
@rutahabte8262 Күн бұрын
Jemal jegena Efrem ged jegena btaemi abien maharen tarik. Edemen tenane yhabelna fetari. 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
@mohammedatta236
@mohammedatta236 Күн бұрын
❤🎉❤🎉❤like like 👍 ❤
@zenawiyemane5689
@zenawiyemane5689 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍❤️
@melakeyosef8542
@melakeyosef8542 Күн бұрын
አዋይ ሓቦ ናይ ሉላስ ናይ ብሓቂ መወዳድርት የብልይን ኢንዲኢ ኣነስ መግለጽ የብለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pd4if5xz4x
@user-pd4if5xz4x Күн бұрын
Asey neufat🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@melakeyosef8542
@melakeyosef8542 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-uc3oh7yx7b
@user-uc3oh7yx7b Күн бұрын
Thank you, Jemal brother 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@alemaraya4000
@alemaraya4000 Күн бұрын
ሰላም ሰላም ኤፍረም ሐወይ ከመይ ቀኒኹም ኩልኹም ደቂ ኤረይ ሐላላት እዛ ናይ ጀማል ታሪኽ ብጣዕሚ ተንካፊት ታሪኽ ናይ ኤርትራዊ ታሪኽ ዘዝገደደ ኢኻ ትሰምዕ እንሻላህ እዘን የዒንትኻ ሐደ መዓልቲ ይኽፈታልካ ይኾና ብሓይሊ አምላኽ 🙏🏼 አዛ ናትካ ቻነል አይፈልጣን እየ ነይረ ካብ ሕጂ ግን ክከታተል እየ ንኹልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ 🙏🏼ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@yonastsehaye7213
@yonastsehaye7213 Күн бұрын
Btaemi meharn des zbl tarikn
@user-us4dx3uf3l
@user-us4dx3uf3l 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐❤️❤️❤️❤️❤️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💐💐💐💐💐
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 2 күн бұрын
ሰላም ኤፍሬም & ጀማል, አዞም 10%ወይ 5% መበቅሎም ኤርትራውያን ኮይኖም ቀንዲ መራሓትወይ ሃንደስቲ ምስቶም 90% ወይ 95 ክሳብ 98%ዝኾኑ ተጋሩ ኮይኖም ክሳብ ሂወት ኑጸሃት ኤርትራውያን ዝሕልፉ ዘልዉ አሞ ከኣ ተጋሩ ኣጀኹም ሒነና ትፍድዩልና ኣለኹም አና ተባሃሉ ዘገብርዎ ዘለዉ ገበን ይቅረ ዝበሃሎ ኣይኮነን መን ባላል መን ምኻኖም,ሃገርን ህዝብን መንግስትን ብጉቡአ ክፈልጦ ዘለዎ ኮይኑ....... ንኹሉ ከኣ ግዚየ ኣለዎ.
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 2 күн бұрын
❤❤
@meazagehbreab6153
@meazagehbreab6153 2 күн бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽❤️
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ታሪክን ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ ሓቀኛን ክውንነታውን ከም ምኳኑ መጠን ብኣያታትናን ኣቦታትናን ፈጸምቱ ብመራከቢ ብዙሃንን ብፈጸምቱ ኣብ መንእሰያትና ክዝርጋሕ ይግባእ እዚ ድማ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ግዴታን ሓላፍነትን እዩ ብፍላይ ከኣ ኣብ 4 ይ ግንባር ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ንርከብ ብገንዘባዊ ይኩን ስነ-ሓሳብ ዓቢ እጃም ከነበርክት ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@messir363
@messir363 2 күн бұрын
መርሐባ ጀጋኑ አያታትና💚❤️💙🇪🇷
@tzeghayeseab1278
@tzeghayeseab1278 2 күн бұрын
ሰላም ኤፍሬም ግደየ ምስ መሳርትካ፡ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በቲ ትገብሮ ታሪካት እናምጻካ ነዚ ኣብ ቀረባ ደሎ መንእሰይ ንምንቃሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ💐❤ ጀማል ሓውና ከኣ የቀንየልና ስለ እዛ ሃገር ሰንኪልካ ሙሉእ ዕድሜካ ከርቲካ ደኪመ ከይ በልካ ኣብ መትከልካ ጸኒዓ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤❤💪💪🇪🇷🇪🇷 ኣብዛ ናይ መድያ ግን ኣለዉ ድረሳኩሞም ደይ ገለጽኩሞም ከም ብዓል ወዲ ጣባ ኣብ ውሽጢ ሕምብርቲ ናይ ወያነ ድነበረ ኩሉ ጉድ ናይ ወያነ ደውጽኦ ንመንእሰይ ዓቢ ተራ ተጻዊቱ እጻወት ኣሎ፡ ኩሎም ኣብ ጌጋ መስመር ደነበሩ እዮም ግን ኩሎም ኣብ ልቦም ተመሊሶም የናቃቁሑ ኣለዉ፡ ነዛ ሃገር ድበደለ ሕልኑኡ ክቀስን ኣይክእልን እዩ፡ ❤❤❤😄
@user-qm1zj2xl4s
@user-qm1zj2xl4s 2 күн бұрын
❤❤❤❤ 31:25
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 2 күн бұрын
Jimmy ARKEY kibur BTSAYE EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA 🇪🇷♥️🇪🇷
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 күн бұрын
ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ኤፍሬም ግደ በቲ ተቅርበልና ደለካ ማሃርን ሃናጽን ዛንታ ኣዚና ነመስግነካ ንጅግና ተጋዳላይ ጀማል ምቅራብካ ዘቅርቦ ዛንታ ክትኣምኖ ዝገርምዩ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ቅያ ስርሓት የለን ጽን ኢልካ ክትሰምዖ ይገርምዩ ጀማል ድማ ጽቡቅ ጌሩ ተንቲንዎ ከማካትኩም ውጻእ ማዓት ብሂወትኩም ምትራፍኩም ድማ ንዓና ከተዘንትዉልና ዓቢ ዕድልዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@Razan-hx2ir
@Razan-hx2ir 2 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 күн бұрын
ጀማል ሓውና ጽቡቕን ዘዕግብን ሃናጽን መሃርን🇪🇷 ክንፈልጦ ዝግብእና ጅግና ሑቡን ወዲኤረ🇪🇷 ኤፍረም ሓውና ጽቡቕ ኣቀራርባብ ነመስግነኩም🇪🇷👍 ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበር🇪🇷👍🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷🍁🇪🇷🌹🇪🇷🪻🇪🇷💪🇪🇷
@yosefasfaha
@yosefasfaha 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Issunselam-bt1xk
@Issunselam-bt1xk 2 күн бұрын
brother Jemal what u say all is true. I m proud av u. God may bless u.
@MetkelHzGn
@MetkelHzGn 2 күн бұрын
ቅርስታትና ኢኹም ጀጋኑና፡ ኤርትራ ዋጋኹም እያ፡ ንዘልኣለም ሞጎስን ክብርን ንዓኹም❤🇪🇷👍
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 2 күн бұрын
ጀማል፡ ልብኻኸ ተደፊኑድዩ? ኣብ ሃገርካ መንግስትኻ እናኣለየካ ኮፍ ዘይበልካ ደኣ? መንግስቲ ሽወደን እናቐለበካ እናኣሐከመካ እናምሃርካ ኩሉ ኣገልግሎት ብነጻ እናሃበ የንብረካሎ፡ኣብ ሃገርይ ዘይኸብኩዎ ጸጋ ኢልካ ኣመስጊንካ ምንባር' ጥራይ'ዩ ዘድልየካ። ብዛዕባ ክድዓትን ፍትሕን ቅዋምን ዲሞክራሲን መሰልን ግን ብውሑዱ ካብ'ቲ ዘንብረካዘሎ መንግስትን ህዝብን ሕግን ሽወደን ዘይምምሃርካ ለባም ናይ ዓያሹ ካድርዩ ዘብል። ኤርትራ ብዙሓት ብፍትሒ ዘመሓድርዋ ኣለውዋ፡ትብሎ ክድዓት እንተሎ ግን ንስኻውን ሃገር ጠሊምካ ኣብ ዲያስፖራ ምህላውካ ዘክር።
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 күн бұрын
ውጻእ እስከ ዓቅምኻ ድለ ሓተላ ግለት ብዓል ንስኻ ዶንጎላ ብዓል ጀማል ስለዝተጋደሉ ከማን ሂወት ጌርኩም ከማን ትቋመሩ ኣለኹም🤮👃
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 2 күн бұрын
@@michaelmarikos8813ብጹሑፍካ ምርስረት ኣይተጋደልካን ማለት'ዩ? ደይ ከምኡ'ዩ ዘዛርበኒ ዘሎደኣ፡ገድሊ ኣይትፈልጡ ግዝኣተ ሕጊ፡ሓተላ ኢልካ ጸሪፍካ፡ ኣነ ኣይጸፈካንየ። እታ ናይ መወዳእታ ፍልጠትካን ዓቕምኻን መዚነ።መጀነርታ ግን ተመሃር ብዙሕ ኣንብብ፡ሕግን ፍትሕን ንዓኻ'ውን ስለዘድሊ።
@emabianalyst120
@emabianalyst120 2 күн бұрын
@@DasnaMefrena sekt kehadi. Hager wana alewa; Hatela
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Күн бұрын
እዝስ ከኣ ፍሉይ እዪ ንሕና ብዝሰራሕናዮ ትሕከም፡ይክደን ይበልዕ ይሰቲ ንዓና ከኣ ከድዓት ይብለና ኣሎ 😂
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena Күн бұрын
@@user-et1ls7pk8k ዓይነ-ስዉር ኢለ ኣፍኩስ እንተበልኩሉስ ልቡ ድፉን ምኹኑ ዝያዳ ገሪሙኒ።
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 2 күн бұрын
Hi Gemal weldka do
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 2 күн бұрын
Ewe Seleste deqi alewuwo
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 2 күн бұрын
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷