EMNA ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ጥንቲ በበይነን ሃገራት'የን። እዚ'ዩ'ቲ ሓቂ። ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 10,200

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ጥንቲ በበይነን ሃገራት'የን። እዚ'ዩ'ቲ ሓቂ። ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 76
@sabasimon4736
@sabasimon4736 2 ай бұрын
እነቋዕ ዳሐን መጻኹም ደቂ ኤረይ መደብኩም ኩሉ ጊዜ ማሃሪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽልዎ ብሃረርታ ኢና ንጽበየኩም የቐንየልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TsegazabBahta
@TsegazabBahta 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ መደቢ
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 2 ай бұрын
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelasgedom8754
@amanuelasgedom8754 2 ай бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ታሪኺ ብጽፉፍን ዝድነቅን ኣናብባ መታዓቢቲ ኤፍረም ግደ( ወዲ ጸሃይቱ )❤❤❤❤❤❤
@ERi291MM
@ERi291MM 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትረኻ።
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሰላም ተመለሰና
@SFGTD-72116
@SFGTD-72116 2 ай бұрын
EMNA ብፍላይ ከኣ ኤፍሬም ግደ ብተቅርብዎ መደብ ኣዝና ንሕበንን ንኮርዕን ሓቀኛ ታሪክ ካብ ሓቀኛ ህዝብን ሃገርን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 2 ай бұрын
Merhab deqi er xbuq mereb ❤🙏🙏🙏🌿🌿🌿😁😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 2 ай бұрын
Thanks, Efrem hawna, for your hard working. keep it up ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 ай бұрын
መሃሪ ታሪኽ ብጣዕሚ ጽቡቅ። Thank you EFREM!
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 ай бұрын
መርሓባ በርባሪ ታሪኽና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯❤️❤️👍👍🎉🎉🇪🇷🇪🇷
@MichaelHabte-i2c
@MichaelHabte-i2c 2 ай бұрын
ክብረትን ንጥዕናን ምሃብካ ነቲ ሐቒ ታሪክና ነዚ ንኑኡስ ወሎደና ምትሕልላፍካ ክፈልጡን ታሪክ ሃገሮ ኤሪትራ ንምፍላጥ ሰናይን ሓቀኛታት መምህርን ከየመስገንክዎ ክሐልፍ ኣይ ደልን ክብረትን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሉ ስድራካን ብሰላምታ ይፍለየካ። ምስ ትጫዕተ ብሄራትና ሰላምታይ ሓበለይ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 ай бұрын
እቲ ሓቂ እሱዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matiwosanday5827
@matiwosanday5827 2 ай бұрын
Welcome efar ❤❤❤🎉
@mohammedatta236
@mohammedatta236 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍
@thumzgytsadik2283
@thumzgytsadik2283 2 ай бұрын
That's true
@giromkidane2994
@giromkidane2994 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🥀🥀🥀🥀ኤፍረም ሓውና በዚ ተቕርበልና ብልቢ ነመስግን ቐጽሎ ዓወት ንሓፋሽ👊👊👊👊👊
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 2 ай бұрын
Welcome Efrom hawey Good job Thank you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 2 ай бұрын
መርሓባ ወድ ኤረይይ ጽቡቅ መደብ ኩሉ ሻዕ ተቅርበልና ታሪክ ናትና ማሃሪ ኢዩ የመሰግነካ ኩቡር ሓወይ ኤፍረም ግደ ቀጽሎ 🙏🏾💪🏽👍🏾🇪🇷✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷💗💗💗💗🇪🇷
@goitommeles4000
@goitommeles4000 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷👍👍
@edenpazom9452
@edenpazom9452 2 ай бұрын
መርሐባ ደቂ ኢረይ ብሉጻት ኢፊ ሐውና ንትህብና ሐቀኛ ታሪክና ነመስግን ንማሀር አለና ።ግን እዞም እዳዒኪላሎ ጎሮቢታቸን ክሳብ ማዓስ እዮም አብጽንጽዋይ ክነብሩ ኩላካ ኤሪትራዊ አነ ኤሪትራዊት እየ በል ኖ ሐበሻ ዋእ ሐደ ጊሮም ይወስዱና አለው አብ ዓለም ዘይ ሰልጠኑ ሕብረተሰብ ዘይናቶም ዝጥምቱ እዛ እሽክ ዝኮነት ጎሮቢት እፉፉፉ ።ኤሪትራውነት ኩብር መንነት ሻዕብያ ደመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Michele-b6k
@Michele-b6k Ай бұрын
100/100%
@salehabdelwase713
@salehabdelwase713 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nugusearey3923
@nugusearey3923 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 2 ай бұрын
🇪🇷❤🎉
@ghebreselassiemehreteab2285
@ghebreselassiemehreteab2285 2 ай бұрын
Great work
@Weldezghi
@Weldezghi 2 ай бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@ww1075
@ww1075 2 ай бұрын
Kulukum Eritreawyan nabzy tarik hagerkum zmhr Media eselu nabzom were zeqebablu KZbinrat gedifkum abzy temaharu ❤
@NaomiYifde-lt4zh
@NaomiYifde-lt4zh 2 ай бұрын
🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@afewerkirussom4756
@afewerkirussom4756 2 ай бұрын
EMNA betam nmsgen ketslwo👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌺💐👌💪💪💪
@NegstiOkbamariam
@NegstiOkbamariam 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@SurafelRussom-271
@SurafelRussom-271 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 ай бұрын
🇪🇷🙏🏽💌ጻዓዱ ካብ ቀዶምሞ ምስ መዝመዝዋ እዛ ሃገር ስጋብ ሕጂ ካብ ልቦም ኣይወጸትን 🇪🇷
@JacobNayadina
@JacobNayadina 2 ай бұрын
❤❤❤👍🏽
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 ай бұрын
እወ ናይ በሓቂ እቶም ኢንግሊዝ ክትሰምዖ ከለኻ ብታሪኽ ዝረገሙ ክንዳይ ኣቅሑት ውን ድሰረቁ እዮም ሓንቲ መዓልቲ ግን እቲ ዝመጽእ ዎሎዶ ክሓቶም እዩ ኤርትራን ህዝባን ይባረኽ ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ❤
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 2 ай бұрын
ERITREA ✅️ 🇪🇷. Thanks for our great grand father 👨 👨‍🍼 and grand Mather ERITREA 🇪🇷. Our family members are fighting for they free dome for long years since 1914 with Turkish donned government. 1973 the new revolution in East Africa the last empire of kings 🤴 of yowhans. 1919 the first Italian government forces in ERITREA 🇪🇷.
@teametesfamariam8283
@teametesfamariam8283 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሓው ግደ ኤፍሬም ከም ወትሩ ዝነኣድ መደብ። ህዝብና ሓቀኛ ታሪኹ ንኽፈልጥ ንትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕሪ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ። ነዚ መደብ ናባና ንምቕራብ ብዙሕ ስራሕ ከም ዘድልዮ ክዝንጋዕ ኣይግባእን። ንሕና ኸኣ ብወገንና፡ ነዚ ቻነል ንኽዓቢ ንምሕጋዝ ከም መተባንዒ Like, Subscribe, Share ኣብ ምግባር እጃምና ክንገብር እላቦ። ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 2 ай бұрын
ሰላም ኤፍሬም መደብካ ብጣዓሚ ጽቡቕ!አቲ ተንቀሳቓሲ ቪድዮ ናይ ከባቢታት በዚ ናይ ሎም ዘመን ክራማት ግበሮ አንተ ዝከኣል ኮይኑ,
@eritrea6227
@eritrea6227 2 ай бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊🏽💪🏾
@Michele-b6k
@Michele-b6k Ай бұрын
Engelize malete america
@durimohammed5282
@durimohammed5282 2 ай бұрын
Kibelewa zideleyiwa jigra kokah yibluwa diyu zibluwal. Ethiopia tegezia aytifeltin inabelu kelewu Eritrea natom kemzeykone filut inahalew italy miskede wana silezeynebera ethiopiayan serikom nezi hiji zelo weledo arekibomom. Haki tiketin imber aytisiberin koynu. Eritrea nab wanatata temelisa. Alhamdilillah
@Deon.99
@Deon.99 2 ай бұрын
👉 this history should be translated into Amharic and oromic to Ethiopians !!!! They need to know the history !!!!!
@tsehaie113
@tsehaie113 2 ай бұрын
ኣጸቢቑ ዝነኣድ ስራሕን ጹጹይ ምርምርን (research) እዩ:: እዚ ክፋል ታሪኽ ሃገርና ብጽሑፍን ቪደዮን ተቕርቦ ዘለኻ ንህዝቢ : ብሕልፊ ኸኣ ንመንእሰያት ዓብን እዋናውን ትምህርቲ ታሪኽ እዩ:: ቀጽሎ::
@Tabotu-q2j
@Tabotu-q2j 2 ай бұрын
AABBEETT WWUUSSHHEETT
@Abi-hero
@Abi-hero 2 ай бұрын
ኤርትራን ኢቶጱያን 2 ሀገራት የነ ዝብል ሰብ ታሪኽ ዘይፈልጥዩ አይበለንድዩ መራሒኻ ወዲ ቴንቤን። እሰያስ አፎርቂ አብረሀ ራእሲ ሐጎስ እንግዳ ወዲ ቴንቤን ትግራይ። 💙🌿🌿💙🌿💙🌿
@erishekor
@erishekor 2 ай бұрын
@Abi-hero ክክክ ኢሳያስ ኻብ ተንቤን እዩ ኢልኹም ዝሰምዓኩም ሰብ ስለዘይረኸብኩም ዘረባ ቐይርኩም ኻብ ጎንደር'ዩ እዩ ኢልኩምና ሎሚ ድማ ኦሮሞ እዩ ክትብሉና እንዳተጸበናኩም መሊስኩም ትግራዋይ ጌርኹሞ😂 🇪🇷 ንኤርትራውያን
@byanuteg8736
@byanuteg8736 2 ай бұрын
Does not matter, GAME IS OVER ABAY TIGRAY GONE, AGAZYAN GONE BAHRI ZELEWA ABAY TIGRAY GONE GREAT REPUBLICAN TIGRAY GONE G A M E IS O V E R LELELELELEY
@Abi-hero
@Abi-hero 2 ай бұрын
@@erishekor እሰያስ ኤርትራዊ እንተዝኸዉን ንኤርትራዉያን አይመጽነተን። ሕጂ ግን ንኹሉ ኤርትራዊ አጽኒቱ ቀስ ብቀስ አምሐሩን ተጋሩን አብ ኤርትራ የእትዎም አሎ። ተምቤን ፍርቁ ጎንደር ምኻኑ ክሕብረካ ይደሊ። ሐደ መዓልቲ ምስ ፈለጥካ ንዓይ ክትዝክረኒ ኢኻ ስጋብ ሽዑ ሰላም ወዲ ሐወቦይ። 🇪🇷💙🌿💙🌿🇪🇷
@erishekor
@erishekor 2 ай бұрын
@@Abi-hero ክክክ መን ክንጸንት ከም ዝገበረና ትግራዋይ ሓሳዊ ነዓና ንኤርትራውያን ክትነግረና???ክክክ😂ኪድ ናይ ሓሳዳት ሓወቦታትካ መለስ ዜናዊን ገብሩ አስራትን ቃለ መጠይቕ ስምዓዮ ብንጹር እዮም ነጊሮምና😂ወዲ ሓወቦይ???🤮ፎእ ፎእ
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 ай бұрын
ንዘይነበረ ኔሩ እንተበሉ አይነበረን ኢልካ ምዝታይ ረብሓኡ ኢንታይ ኢዩ፧ ኢትዮጱያ ዝበሃል ሃገር ቅድሚ ካላአይ ውግእ ዓለም አይነበረን። ድሕሪ በሪሊን ኮንፈረንስ (Berlin Conference 1884-1885) ስጋብ ካላኣይ ውግእ ዓለም ብጌጋ ኤሮጳዊያን ብአቢሲኒያ ክጽውዓዋ ጀሚሮም። አቢሲኒያ ዝብል ሽም መቦቆሉ ንምድረ ግእዝ መጸውዒ ብሳቢያዊን ዝጠቀምሉ ሽም ይኹን እንበር ነዛ ኢትዮጲያ ትባሃል ሃገር ብታሪኽ አይራኽብን ኦዩ። ብሓጺሩ ኣምሓራይ ሓበሻ አይኮነን። ኢትዮጲያ ማለት ድማ ሃገረ ኣምሓራ ማልት ኢዩ። አምሓራይ ንኽ-ክድመሎም ብአኸድምቱ እንግልዚን አመሪካን ዝፍጠርዋ ሃገር ክትሕምሽስ ናይ ግድን ኢዩ። ብውክላና አኸድምቱ ኣምሓራይ ዝፈጸሞ ግፍዕታት ኣብ ሕዝቢታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ታሓታቲ አኸድምቱ ኣይኮኑን። ተጠያቂ ሕዝቢ ኣምሓራ ኢዩ። ሕነ ዘይፈደየ መጻኢ ወለዶ ከም ዝቀተለ ከይከዎን ካላአይ ግዜ ከይድገም ግብረ ምልሲ ኣንጳር ኣምሓራ ናይ ግድን ይኸውን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 ай бұрын
ክድምና! ከምዚ ሓንቲ ኣመንዛሪት ዓማዊል ከተህንን ኩሕሊምሕሊ ትደማምር፡ ብልሽዋት መራሕቲ ኢትዮጲያ ድማ ብዘይባሕሪ፡ ትካቦ ምጽወታ ዝረክቡ ኣይመስሎምን ኢዩ😀 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 2 ай бұрын
ዝከአል እንተኾይኑ ንዓባይ ብርጣንያ ብዓቢ ታቤላ (ዓባይ ብርጣንያ ንዓና ኤረትራውያን ደመኛና እያ ) ተባሂሉ እንተዝጸሓፍ ?
@amanfiseha6750
@amanfiseha6750 2 ай бұрын
Never ever history your country Eritrea is Ethiopian nate... you know you
@ERi291MM
@ERi291MM 2 ай бұрын
ግን ኩሉ ግዜ ከባቢ ዓዲ ተከሌዛን ጥራይ ኢኻ ተርእየና ኤፍሬም። ካልእ ከባቢታት ኤርትራከ ጽርግያ የብሉን ድዩ፧
@TekleTekle-z7r
@TekleTekle-z7r 2 ай бұрын
Btem zhgs tark kqlo jegna
@alemzebib1375
@alemzebib1375 2 ай бұрын
ዳሕድሕዎ'ድአ እቲ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያንን እቶም አኽላባት ምዕራባውያን ዝኾኑ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኤርትራውያን አጥፊኦም ቀይሕ ባሕሪ ንሓላሎም ክሕብቡ ዘይፈንቀልዎ እምኒ አይነበረን።ኤርትራውያን ግን ብጽንዓትን ብስኒ ምንካስን ብተጻዋርነትን ንኹሉ ግፍዕታቶም ትርብዕብዕ አቢሉ ትቶም ባሕሪ ባሕሪ ክብሉ ባሕሪ ኤርትራ ዋዛ ስለዘይኮነ ንሰለስ ስርዓታት ኢትዮጵያ ንሓላሉ ውሒጥዎም።አማስይኡ ድማ ነጻነት ኤርትራ ተጋሂዱ።ስለዚ ሐቤረታኹም ቀጽልሉ መታን እቲ መንእሰይ ኤርትራ ታሪኹ መታን ክፈልጥ።
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 2 ай бұрын
ኤረትራ ኣካል ኢትዮጵያ ኮይና ኣይተፈልጥን ብዘይካ እተን ዉሑዳት ዓመታት ድሕሪ መግዛእቲ እንግሊዝ።ግን ኤረትራ ኣካል ኣቢሲንያ ኔራ እያ።ንኣብነት ባህሪ ነገስታት ዩኩን ምድረ ባሕሪ ነብሱ ዝከኣለ ምሕደራ ኣይነበረን ኣብ ሽዋ ዝነበረ እዩ ዝመሓድሮ ኔሩ ንኣብነት ምድረ ባህሪ ወይ ባሕሪ ነገስታት ዝኮነ ነገር ክገብሩ ንዩኩኖ ኣምላክ የፍቅዱ ኔሮም ክሳብ ሃጸይ ፋሲል ንኤረትራ ይመሓድሩ ኔሮም።
@michaelgebru2642
@michaelgebru2642 2 ай бұрын
Please kemzi aynet medeb bifilay abzi zelenayo gize bitami agedasi silezkon please azaydwo aqrabi medeb ephrem bizuh kmsgnka efetu
@BuyaSapiens
@BuyaSapiens 2 ай бұрын
Trump Demtzi Efrem
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 2 ай бұрын
Hv zeykonus HIV eyom nHizbi Eritrea
@AyuobHailby
@AyuobHailby 2 ай бұрын
Eritrea Entai hIV Entai Khwena Da Atta Chanwit Klal Adkha Tigray Khai Entai Kenbala 😂😂😂😂😂
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 ай бұрын
ኣሪትራን ኢትዮፕያን ካብ ጥንቲ ጀሚረን ክልተ ሃገራት አየን ካብ በልካ ፥ነቲ ጎይታካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ዝበሎ ኣየስተብሃልካን ዘይኮነ ከም አሱብ ህግደፍ ታሪክ ከተዘንብአ ስለዝደለካ ኢካ ፥ንስካ ገና ኣብ ኣፍንጫካ ንፋጥ ከይጸረካ ሃገረይ ኢለ ምስ ሰላስተ ስዋኣት የህዋተይ በታ ዝተወልድካላ ኣድካ ወኪ ገርና ኢና ንመስዋአቲ ዝወጻና ፥መስዋአቲ የህዋተይ ግን ኢሰያስን ዉሁዳት መሻርክቱን ንኣሪትራ ናይ ግሉ ንብረት ክገብራ ደቂ ሃገር ኣጥፊኢካ ብፍላይ ነቶም ን40 ኣመታት ሂወቶም ዝከፈሉ ኣክራን ሃገር አናጥፋአካ ሃገር የማሃድር ኣለኩ ምባል ንብስካ ምትላል ይከውን፥መራሂካ ኢሰያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ደረቱ አናጠፍጠፍ ህዝቢ ኣሪትራን ህዝቢ ኢትዮፕያን ክልተ ህዝቢ ኢዩ ዝብል ታሪክ ዘይፈልጥ አዩ ክብል ዝተዛረቦ መስዋአቲ 200፥000 መስዋአቲ ኣሪትራውያን ኪሂዱ ሃደ ኢና ምባሉ ንታሪክ ንገድፎ፥ምቅናይ ጥራይ፥
@tekestegebtemedhin4969
@tekestegebtemedhin4969 2 ай бұрын
ኣመሪካን እንግሊዝን ናይ ለቓሕ ውዕል ኔርወን መዋሊት ድማ ኣመሪካ ኔራ። ቀጺሎም እውን ደንጎሎ እምባትካላ ጊንዳዕ ጉራዕ ክጥቀሙሉ ህንጻታትን ካልእን ሃኒጾምሉ ብሓፈሻ ክርአ ከሎ ኣመሪካ ረብሓኣ ንምሕላው ትሰርሕ ኔራ ግን እንግሊዝ ነቲ ጥልያን ዝሃነጾ ሃብቲ ኤርትራ ቦናቒራ ናብ ዕዳጋታት ክትገብር ከላ ኣመሪካ ስለምንታይ ስቕ ኢላ ሪኣታ ነቲ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ምዕቡል ኢንዳስትሪታት ባዕላ ክትውንኖ ዘይፈተነት?
@abellgebremariam3375
@abellgebremariam3375 2 ай бұрын
Lies after lies when are you going to tell the truth to your children this is garbage.
@abellgebremariam3375
@abellgebremariam3375 2 ай бұрын
Eritrean history is part of the axumaite history but after the invasion of the Italian became a colony of the Italian empire, historical you are tigrean .
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamasefaw6738
@abrahamasefaw6738 2 ай бұрын
❤❤❤❤
Муж внезапно вернулся домой @Oscar_elteacher
00:43
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
Disrespect or Respect 💔❤️
00:27
Thiago Productions
Рет қаралды 43 МЛН
Молодой боец приземлил легенду!
01:02
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 1,9 МЛН
EMN -  ኣብነታዊ መንእሰይ - Eritrean Media Network
51:23
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 49 М.
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 121 М.