03 DEBRE GENETDEBESI

  Рет қаралды 3,243

KERADION -TV

KERADION -TV

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@abrahammekonen9173
@abrahammekonen9173 4 жыл бұрын
ዝማሬኹም ይቀበሎ መድሃኒት ዓለም ብምቕጻል ጣዕመ ዜማ ዛ መዝሙር ምስ ካልእ መዝሙር ተማሳሲላትኒ ኣላ እታ መዝሙር ከኣ ፥ ንድንግል ምፍቃረይ ዕሽነት እንተኾይኑ ይትረፈኒ ምልባም ሙዃን ርእስኹሉ ትብል ያ ፍለይ ዝበለ ዜማ እንተዝኸውን ግርም ምኾነ እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኹን
@ኣምላኽዘይብሉህይወትሞትዩ
@ኣምላኽዘይብሉህይወትሞትዩ 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ሓወይ ዜማ ክመሳሰል ይኽእል ዩ ሽግር የብሉን እቲ ውዳሴን ምስጋናን ን እመብርሃን ስለ ዝኾነ እግዝኣብሄር ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን (3) የሕዋትና ኸኣ እግዝኣብሄር መጎስ ይሃብኩም
@furtieshkor4973
@furtieshkor4973 4 жыл бұрын
Amen amen amen zimare melakit yesmalna.
@tomialay5011
@tomialay5011 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare melakite yesmalina
@segenbrhane9851
@segenbrhane9851 6 жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna burukat yehwatey 💒
@isaiasatsbaha9221
@isaiasatsbaha9221 7 жыл бұрын
Zemarie melaket yesmealna ahwat. Dngl tibarkum
@مريمالعذراء-ك3ر
@مريمالعذراء-ك3ر 4 жыл бұрын
።።።።።።።።።።።።።።። (((ጋበይ ተዓጢቀ))) ።።።።።።።።።።።።።።። ደበስ ንሳሕዊ ሰላም ልበይ ህድኣት ንርቡሸ መንፈሰ ቤተይ ድንግለይ'ያ ዘለዋ ሓለፋ ጋበይ ተዓጢቀ ክውድሳ'የ ንሞት ከሰንፋ/2/. ኮይኑለይ እዩ ዘመን ቀድዩለይ ድነግል ምስ ዓደምኩ ማእሚእዋ ነፍሰይ መሊኡ በረኸታ ሰፈኑኒ ሰላም ብርሃን ኮይኑ ቤተይ ተቀንጢጡ ጸላም ኣብ ቤተይ ምስ ተረኽበት እታ ምልእተ ጸጋ ፍርሒ በኒኑ ሓጎሰ መሊኡ ኣልቦ ሰፍሪ ዋጋ. ኣዝማጅ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።። ፍቕሪ ጎሲዐ ሰላም መሊሰ ኢዳ ተግዝጕዘ ኣብ ቤታ ደቂስ ኮይና'ላ ነፍሰይ ሓላፈ እተብህግ ኪዳን ድንግለይ ምስ ኮነለይ ማዕርግ ኣብ ቤተይ ምስ ተረኽበት እታ ምልእተ ጸጋ ፍርሒ በኒኑ ሓጎሰ መሊኡ ኣልቦ ሰፍሪ ዋጋ. ኣዝማጅ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።። ደንበይ እንሀ ፈገግታ ይንበቦ ዕጸ ሕይወት ፈርያ መስፈር ዘይርክቦ ኣምሳያ ምሕረታ ሓጎሰይ ዛይዱ ባህገይ ትነቢት ወለደይ ሳልኣ ተጋሂዱ ኣብ ቤተ ምስ ተረኽበት እታ ምልእተ ጸጋ ፍርሒ በኒኑ ሓጎሰ መሊኡ ኣልቦ ሰፍሪ ዋጋ. (((ኣማን))) ተፈጸመ።
@theotokosmt3249
@theotokosmt3249 5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና ዲያቆን ብርሃን።ቅድሚ 1ዓመት ናይ ደብረ ገነት ዝኮና መዛሙር ኣብ ናትካ chanel, uplood ዝገበርካየን ብትሕትናን ብፍቃድ ኣምላኽን ከተውጽኣን ንሓትት።ምኽንያቱ ኣብ ናተን ቻነል ኣትየን ስለ ዘለዋ።
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 943 М.
Amazing remote control#devil  #lilith #funny #shorts
00:30
Devil Lilith
Рет қаралды 8 МЛН
風船をキャッチしろ!🎈 Balloon catch Challenges
00:57
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 26 МЛН
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 30 МЛН
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 28 МЛН
#ንመንሒዘ ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር ብዘማሪ ዲ/ን በርሀ ሃይሉ.
8:52
ዘማሪ ዲ.ን በርሀ ሃይሉ ቲዩብ
Рет қаралды 2,2 М.
#new Eritrean orthodox tewahdo #mezmur mezmur Ekabod
8:53
ዜማ ያሬድ Zema yared
Рет қаралды 216
1.በማለዳ//Bemaleda//Hanna Tekle//Nov'2024
5:58
Hanna Tekle Official
Рет қаралды 128 М.
ካባካ ተፈልየ ኣይክእሎን በይነይ 🙏🙏💙👼👼👼
4:41
hamere noh ቅ/ኪ/ም/ Tv.
Рет қаралды 9 М.
Amazing remote control#devil  #lilith #funny #shorts
00:30
Devil Lilith
Рет қаралды 8 МЛН