No video

1 ምዕራፍ ምከንያት ብምግባር ተዋሳእቲ ቃል ድራማ ቃለ ማሕተት ስድራ ቤት ቃል ድራማ እንኒመን እዮም

  Рет қаралды 18,566

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

4 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 427
@yaredyohans4997
@yaredyohans4997 4 ай бұрын
ብጥዕሚ ደስ ዝብል ኢንተርቪው ዩ ንሚኪኤለ ንጉሰ (ገሬእ ሙን )ብፍላይ ንቃል ድራማ ተሳተፍቲ ብሓፈሻ ክብርን ምስጋና ኣለኒ ። ጥበብ ምስ መበቆላዊ ባህሊ ከሺንኩም ስለ ዘቕረብኩምልና ነመስግነኩም በርትዑ 2ይ ዙር ድማ ንጽበ ብሰላም ምጹ ።
@yakobtsegay1710
@yakobtsegay1710 4 ай бұрын
እዙይ ዘይተበረዘ ባህልና በከመዚ ዓይነት ነገር ሰለዘቅረብኹምና ክብርን ምስጋናን ይግባአኹም። በቀፃሊ ድማ ዓድና ከመይ ከም እትምዕብልን ንቅድሚት ብሳይንስን ጥበብን ከምትዓቢ ዘርኢ ፊልም ከም እትሰርሑ ተሰፋ ንገብር።
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ ዓበይቲ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 4 ай бұрын
ገሬ እሙን ኣታ ጀግና ክብር ይግበኣኻ እዩ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ አቲ ጅግና
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 ай бұрын
😅ሳሓቅ እየ ሞይተ መዝገቦ ተባዕታዬ ንእሹቶ ዳኮነይ🎉❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 4 ай бұрын
ደስ ክብለካ ለባ
@USERAL579
@USERAL579 4 ай бұрын
ናይ ቃል ተዋሳእቲ ኮይኖም እዮም ዝሰርሑሞ ክብሪ ይግበኦም!!
@rutahaile2171
@rutahaile2171 4 ай бұрын
አዚኹም በላሕቲ ኡኹም ብጣዕሚ ኢና ተስፋ ንገብረልኩም። ተስፋ ትግራይ ኢኹም ብቆልዓይ ዝሰምዖም ዘነበርኩ ሀዚ ዝጠፍኡ ዘለው ቃላት ይሰምዕ ይሕጎስ። ስዴቶዪየ ዞም ጥዑማት ባይቲዬ ኢሉ ዝደርፍ ጎረቤትና ነይሩ ለካ ሓቁ እዩ። ተጋሩ አሕዋተይ ሰብና ነኽብር ሼርን ላይክን አይንሕመቅ። ቃል ❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉🎉🎉
@titisabawit3510
@titisabawit3510 4 ай бұрын
❤❤❤እንቋዕ ረኣናኩም❤ ብጣዕሚ ብሉፃት ኢኹም❤ስነ ስርዓትኩም ዝገርም እዩ ❤❤❤❤ግን እዚኦም ዝመስሉ ተዋሳእቲ እዚ ዝመስል ድራማ ቪው ዘይብሉ😢 ክንደይ ዘይረብሕ ክንርኢ ናወዓልና ክንደይ ቆሎ ጥጥቖ 100k ናተርኣየስ እዚ ግን ዘይብሉ አረ ኣጆና
@samrawitsamrawit8938
@samrawitsamrawit8938 4 ай бұрын
እው ከብ እግዚአብሔር ዝዓቢ የለን
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 4 ай бұрын
መጀመርያ ከምዚ እሊልኩም ስለ ዝረአኩኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ቃል እውን ካብ ልበይ ደስስስ ኢሉኒ እየ ዝከታተላ ገሬ እሙን ክብሪ ይግበአካ ንኩለኩም ተዋሳእቲ ቃል ድራማ ክብሪ ይግበአኩም ብዙሕ ውፃእ ውረድ ከም ዘለዎ ፍሉጥ እዩ ። ከምኡ እውን እቲ ብመድሃኒአለም ሓይሊ ትሰርሕዎ ዘለኩም ምካንኩም ምእማንኩም እውን አይዚየ ዘድንቀኩም ክብሪ ንመድሃኒአለም ። ምክንያቱ ካብ ባዕልና ንሰርሕ ዘለና ስለ ዝመስለና እየ ። ብምቅፃል እቶም ዝተረፉ ተዋሳእቲ እልባዓል ወይዘሮ ፃርቃን ፣ የማነ ፣ሓረጉ ፣~~ አብ ቀፃሊ ክንሪኢ ተስፋ አለኒ ሓንቲ ሓሳብ አላትኒ እዚ ቻነል ንከዓብስ ንምታይ በቲ ናይ እዳገሬ እሙን ቻነል ሸር ዘይብልዎ ማለተይ ልክ ተቅምጡ ኢለ እየ ብጣዕሚ ከዓቢ ዘለዎ ቻነል እዩ ። የቀንየልና ❤
@flamingoentertainment1
@flamingoentertainment1 4 ай бұрын
የኸብረልና አብ ቻናል ገሬ እሙን አሎ እዩ ሊንኩ አብ ገሬእሙን community አሎ እዩ 🙏
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 4 ай бұрын
ንደቒ ዓድና ነበራትዕ ሚድያና ነዕቢ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይይ❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
እወ ደምርኒ🎉🎉🎉
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 4 ай бұрын
እንኳዕ አብፀሐና 4ይ ሰንበት ደብረዘይቲ ደቂ ተዋህዶ ✝️💒🌄 ብጣዕሚ ደስ ልብል አቀራርባ ፅቡቃት ኩሉኩም ዕድመ ይሃብኩም አነ ጓል መዝገቦ ረዳ እየ ፈሊጥኩምኒዶ🤣 ግጨዩኒ ብኩሉ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይይይይ🎉🎉🎉🎉
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ስነ ምግባርኩም ይብል እዩ ዝተሃነፀ አታዓባብያ❤❤💛
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ፃርቃን ደሓን ደላ መዓረየ ምዓረኒ🎉😂😂😂😂
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 4 ай бұрын
❤❤😂😂😂😂
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
@@Ggpp-fi6cs ❤❤💛👍👍👍
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 4 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ብኖርማል ስለ ዝረኣኹኹም❤ከመይ ዝበሉ እዩም ይበል ኔረ በቃ ቃል የብለይን ኣምሲልኩም ዘይኮነ ኮንኩም ኢኹም ሰሪሕኩምዎ የቀንየልና🙏ዕድመ ይሃብኩም🎉🎉🎉
@USERAL579
@USERAL579 4 ай бұрын
ንኹሉኹም ተዋሳእቲ ቃል ድራማ ክብሪ ይግበአኩም! ንቅድሚት ላዛና ባህልና ክዓቢ ንትገብርዎ ፃዕሪ ዝላዓለ ምስጋናና ይብፃሕኹም!!
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓበይቲ
@asefagebruasefagebru
@asefagebruasefagebru 4 ай бұрын
እንኳዕ ነዚ ዕለት ኣብቀዐኩም ናብ ቀፃሊ ምዕራፍ ድማ ኣምላኽ ብዕዉት የሻግርኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 4 ай бұрын
መዝገቦ ተባዕታይ እምብር ተባዕታይ ኢካ ኣነስ ከምዚ ዘይተፀበኩኩም ኩልኩም ለከስ ኣነእሽተን እኪም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ❤ ኩሉ ትክእሉሉ💛😘🙏🙏🙏
@sdgyyffugghh-mo7kn
@sdgyyffugghh-mo7kn 4 ай бұрын
ንስኹም ቀንዲል ናይ ባህልናን ቋንቋናን ትንሳኤ ኢኹም እሞ በርትዑ ቀፅልሉ። ኣነ ኸዓ ልዑል ድሌት ጥበብ ስለ ዘለኒ ካብ ስደት ተመሊሰ ንክሳተፍ ተስፋ ይገብር
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓበይቲ🎉🎉🎉
@shalom5798
@shalom5798 4 ай бұрын
ሚኪ የቕንየልና ጥበብ ባዕላ ክት ኽሕሰካ እያ❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ኖካል ልቢ ለባ መልኡልና ቀፅልዋ❤❤❤❤❤❤
@user-jb7zp5ib1d
@user-jb7zp5ib1d 4 ай бұрын
መዝገቦ ተባዓታይ ንእሽተይ ነኮነይ ክሽኮር
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ሃየ መዝገቦ ረዳ አድሕንዎ😢
@zenunegash6080
@zenunegash6080 4 ай бұрын
ኣብ ዲያስፕራ እናነበርና ብጣዕሚኢና ነከታተለኩም ናይብሓቂ በተለይ እቲ ናይ ዓድና ላህዛ ቃላትን ትጥቀምዎ ብጣዕሚ እዩዝምስጠኒ ደቅዓደይ ቀፅልሉ ንበሩልና ሽሕ ዓመት
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይይ❤❤❤
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 ай бұрын
ድያስቦራ ዶ ታይ ኢካ ዘይስደተኛ ኢካ😅
@zenunegash6080
@zenunegash6080 4 ай бұрын
@@user-ik7vx5hb1w ወድዛ ቆማጥ ኣበዲኻ ዝነበርከረ መራተሰ ለይባ ሓሳዊ ካበይ ዳነሰኸሠ ዲኻፈሊስካ መፂእኻ ወድዘሠ መበለት ጨምላቅ ድኸሠመደኼደኽ ለማኒ ሰራቂ ወድዛ ማኤምን ወዲቶም ለየረቡን ሓሰዉትን ዉርድት ይሕሸነመ ካበልካ ወዲኘበለት ኢለካለኹ ድቃላ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 ай бұрын
😮😮😮MEZEGOBO TEBAETAY NESEGHA EKHA WOOWWW GOBEZAT EKHUME NAY BAHAKI JEGANU
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 4 ай бұрын
አዝያ መምሃሪትን አብህዝብና ኩለመዳያዊ ባህሊ ቋንቋ ኸባቢን መምሃሪትን ንወለዶ ቆዋሚት ሓወልቲ እየያሞ ንኩሉኩም አባላት ዕዙዝ አኽብሮትን ምስጋናን ይብፃሕኩም !!!👏👏👏 ከፅልሉ ንብል !!👌✍️🤝💪✌️
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓበይቲ
@Gulomukadwit
@Gulomukadwit 4 ай бұрын
ስደይቶ ዓድና❤❤❤
@DesuDesu-pw4yg
@DesuDesu-pw4yg 4 ай бұрын
ተሸኪመ ናብ ቃላይ እና ዝተረፉ ቃሎም አስሙዑና
@adanenegash9619
@adanenegash9619 4 ай бұрын
ዝድነቅ ብቀዳምነት እቲ ሰነሓሳብ ብጥሉላት ተንቀሳቀሰቲ ቃል ራኢ ሕዝቢና የሪኤኒ ኡዙካዓ ሕድሕድ ነባሪ ትርጉም ዘንፀባርቅ ሰለዝኾን ጥበብና ካብቲ ዘሎ ዝረኤ አብ መሬት ቀያሪ ሰለዝኾነ ፣ ሓነፂ ጥበባዉያን ትኹረት ይርከብ❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 ай бұрын
እስይይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ፀላኢኹም ዓይኑ ይፍስሰ🙏🙏♥♥♥💊💊💊ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ኣጆኹም ቀፅልሉ ኣብ ጎድንኩም ኣለና♥♥♥♥💪💊
@user-hj5cu6pe5v
@user-hj5cu6pe5v 4 ай бұрын
❤ኣቱም መምህራን ፍቅሪ❤ኣቱም❤ጡዑማት❤ልሳን❤ኣነ ባይዘወይ ❤ማራማራራራ❤ እንድየ ዝፈትወኩም እና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ❤❤❤ቧይፈላሊኩም ኣብ ዞዓበየ❤ ደረጃ ❤በፂሕኩም ከምዝሪኤኩም❤ከሞ ኣይጠራጠርን❤❤❤❤ብጣዕሚ❤እየ❤ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤ደስ ኣቢልኩሙኒ❤❤እኒተርቪውኩም❤❤ገራሚ❤❤ሰብ❤❤ተስፋ ❤❤❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ማዕበል
@ማዕበል 4 ай бұрын
እዛ ድራማ ኣብ ቐረባ ግዜ ኣብ fb መሓዛይ ሼር ገይሩዋ እየ ሪአያ ሓደ ኢለ ጀሚረ ኣርኪበኩም ኣለኹ.......😍 ብምቕጻል እዚ ላህጃ ኣይፈልጦን ነይረ ብኣኹም ፈሊጠዮ ኣለኹ እቲ ድራማ ኸኣ ከም ድራማ ዘይኾነስ ልክዕ ኣብቱ ኸባቢ ትነብሩ ኢኹም ትመስሉ 😘 ኩሉ ትግርኛ ዝሰምዕ ኸኣ ክከታተለኩም እዩ ኣጆኹም በርትዑ ቃለ መሕትት ከኣ ኩሎም ኣቕርቡልና ደራስን ጸሓፍን ተዋሳእትን ካሜራ ኮታስ ኩልኹም ጀጋኑ እቲ ማሕበረብሰብ ከኣ ❤❤🥰
@shewit505
@shewit505 4 ай бұрын
ገሬ እሙን ክብሪ ይግበኣካ እዩ ጀግና❤❤🎉🎉🎉 ካብኡ ካዓ ንኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤ ዋውውውው መዝገቦ ተባዕተይ ለ ሙቁረይ ጎይታዋይ ኣድቂትካ እየ❤❤❤❤
@USERAL579
@USERAL579 4 ай бұрын
ዝመቀረ ቃላት ሕድገት ሓልዮት ምኽሪ ፅንዓት ኣብ ቱ ባይታ ገጠር ተርኺብካ ምስራሕ ዝያዳ ድምቀት ይህቦ ነትስራሕ ሞ ኣጆኹም ቀፅልሉ ክብል እየ ዝፎቱ!
@swswots6782
@swswots6782 4 ай бұрын
ኣብ ቃል ድራማን ኣብ ፈርሳ ድራማን ዘለዉ ተዋሳእቲ ብጣዕሚ እዮም ጎቦዛት ኮይኖም እዮም ልሰርሕዎ❤❤❤❤
@thth1588
@thth1588 4 ай бұрын
ልቢ ይቅናዕ ❤❤❤❤❤❤
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 4 ай бұрын
ያዉዉዉዉዉ ብእወነት እንሸተይ ዱዮሞ ለ ተጋሩዋኒ ኣነሰ ዓበይቲ ይመሰለኒ ነይሰሩ❤❤❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉🎉🎉🎉
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ክብሪ ይግበአኩም አሕዋተይ ፍሉያት❤❤❤❤💛💛
@akutesfay8916
@akutesfay8916 4 ай бұрын
Tegaruway amlak edman tienen yehabkum ab srahkum asalito yehabkum 🤲🤲🤲 zeftwkum sidra aytitfeu
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 ай бұрын
ማዐረየ ማዐረኒ ከመይ አላ ብጣዕሚ ደስ ባሀልቲ ብጣዕሚ ኢና ብሀቀውታ ሰበት ንፅበየኩም ።
@bestebeste5137
@bestebeste5137 4 ай бұрын
ኣሰይ ፅሩያተይ ደስ በሃልቲ ብሩክ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን 🙏🙏🙏
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
ሚኪየ ክብረት ይሃበልና ስለ ኩሉ ነገር መድሃኒአለም ወሲኩ ወሳሲኩ ይሓግዝካ❤🙏
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 4 ай бұрын
ሃረገይ ከመይ ቀኒኺ 💖💖ልቻሎው በቃ FB ኢልኪ ኣድ ሕተትኒ ባ ናፊቀኪ ቀንየ 😘🥰
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
@@user-ox7hd8kh9y ጂጂየ ከመይ ቀኒክለይ 😘😘😘ጠፊእኪ እኮ ሽም ሲኢንክስ ልቻለው😂😂 ቀይርኪ ንገርኒ ክሓተኪ 😂😂😂 ብሓቀይ አ ፅልእ ኣቢለዮም አ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 4 ай бұрын
@@Hareg675 ክክክክክክ 😁😁ኣይይይ ሰብ እዩ ፅሒፍዎ ኣነ ኣይኮንኩን ሃረገይ ኣነውን ትንድድ እየ ኣቢለ ከይቅይሮ ድማ ድሕሪ ሱሳ ማዓልቲ እዩ ዝቅየር ሰቁልኪ ኣድ በልኒ ኣይተሕርቅኒ ዋይ 🤨😁😁
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
@@user-ox7hd8kh9y 😂😂😂ጠርጢረኪ ዓዲ3+ከይትኮኒ ዋእእ
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
ሰኢነዮ ብሓቂ ሰርሐይ ኣረሲዕክኒ🙈🙈
@MizanMulualem-qn5ox
@MizanMulualem-qn5ox 4 ай бұрын
❤❤❤ ሃፍትሸይ🎉🎉🎉🎉
@bfbf2127
@bfbf2127 4 ай бұрын
ጎቦዛት በርትዑ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 4 ай бұрын
ቃል ድራሞ ኣዝዮ ፅቡቅ እዩ ባህሊ ዓዲና መንነትና ዘንፀባርቅ እዩ ነዕብዮ ደቂ ትግራይ ናይ ሽዋ ይቅረየና ድሕሬ ደጊም
@user-pd7ku9hk5l
@user-pd7ku9hk5l 4 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 4 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ኢና ንፈተወኩም ምክንያቱ ባህሊ ህዝብኩም ዓድኩም ብሓቂ መሲልኩም ስለ ትሰርሕዎ ሰብ ማንነቱ ከክብር ከሎ ዩ ዝከብር ሞ ቀፅልሉ ሓሳብ ልብኩም ንክሰምረልኩም ክዓ ትምኒተይ ዩ ❤❤❤ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 4 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፈትዋኩም ነገር ግን መዝገቦ ተባዕተይ በተለይ አብዙ ድራማ ከይትቃትልዋ አፍቲ ድራማ ጣዕሚ አለዋ ቀፅልሉ ተጋርዋይ❤❤❤
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 4 ай бұрын
#ማርያምን ከመይ ደሰ ከምዝበለኒ ብሩካተይ ብጣዓም እና ንፈትወኩም ሰድራና ሰድራ ትግራይና ❤ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልና 🌾💐 ሰላም ንህዝብና ንኩለኹም ተከተልት ቃል ድራማ ኣብ ፕሮፈይለይ ኣትኩም #ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ሓደራ 🙏ሰብ ብሰብ እዩ ዘዓብሞ ምንም ኣይትከብደኩሙን እያ ስሳብስክራይብ ምግባረ ሰናይ ጌዜ ዞም ኣሕዋተይ🙏❤❤
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y 4 ай бұрын
ገይረልኪ ልቃሕ መልሲ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ገይረልክን ልቃሕ 🎉🎉🎉
@user-ob2tl5ym3y
@user-ob2tl5ym3y 4 ай бұрын
@@kal_kidan21 ኣነ እውን ኣቀድመ ገይረ እየ❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 ай бұрын
ኣባላት ድራማ ቃል: ብሓቂ ንፉዓት ኢኹም። ብጣዕሚ ኢና ነድነቐኩም። ሓሳባትኩም እውን ብፅቡቕ ተሕልፉ ንፉዓት ኢኹም። ኣዮኹም።
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@user-rk4nq6bx4m
@user-rk4nq6bx4m 4 ай бұрын
ደስ በሃልቲ ደቂ ዓባይ ትግራይ 💕💕💕💕❤️❤️❤️💋💋💋🙏🙏🙏🙏
@shewit505
@shewit505 4 ай бұрын
መዝግቦ ኣድሕንዋ ሕልሚ ይኩን ካብኡ እወን መዓረየ ማዓረኒ ኣምፅኡልና ናፊቅናያ😢❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይይይ🎉🎉🎉
@shewit505
@shewit505 4 ай бұрын
@@kal_kidan21 ገይረኪ ክብረተይ❤️❤️💋
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ብባህልኩም ምዕሩጋት ብዘመናዊ ቆናጁ❤❤❤❤❤💛💛💛
@yfu9997
@yfu9997 4 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ጀጋኑ ተጋርዋይ ግርየይ ለባም መርኣያ ዓይኒ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀኣኹም ክብራት ኣሕዋት ብጣዕሚሚሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ስነ ስርዓት ኹም ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተጋሩ በጃኩም ናይ ባዕልና ቻነል ነዐቢ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ዝሕግዘኒ ሓደ ጥራይ እዩ: ንሱ ድማ መድኃኔዓለም እዩ። ገሬ ንፉዕ ንሱ ተሓጊዙ እኹል እዩ ክብሪ ንዕኡ! ኩልኹም ኣብዚ ድራማ ዘለኹም እቲ ዘለኩም ፍርሓተ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ እየ ዘድንቕ በርትዑ🕊🙏
@user-rn4ip4iu5f
@user-rn4ip4iu5f 4 ай бұрын
Btaimi እና ነመስግነኩም ብዙሕ ነገር ተማሂርና ቀፅልሉ ክብለኩም ይደሊ 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@Mqnay
@Mqnay 4 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃኹም ግን አያ መዝገቦ ዘይብሉ ይኸብድ ብቐጻሊ አድሒንኩም አምፅኡልና ብዝተረፈ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ናዓኹም ሰላም ንምላእ ህዝብና❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉🎉
@BreFekr
@BreFekr 4 ай бұрын
ገሬ እሙን ጆግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓፈሻ ንኩልኩም ፈጣሪ ይሓልኩም ደቂ ሪመይ 👍👍❤❤❤🇨🇳💐🇨🇳❤❤🇨🇳🅱🌼🌼🌼🌼👍👍
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 4 ай бұрын
ኣዚዩ መሳጢ ቃል ማሕት። እዋይ ከመይ ኢለ ኽቕንይ ናይ ዝቐረዩ እስካዕ ዝሰምዕ። በርትዑ። ባህግሑም ሰማሪ'ዩ። ኣብ ወፃኢ ዘለና ጥርኑፍ ብዘኾነ መንገዲ ክንሕግዝ ሚኪአለ በጃኻ ሓደ ኣካውንት ብስም Tigray Movie Industry ክፈት። ሳኣን ቅርሺ ዝቐሪ ዋኒን ክህሊ የብሉን።
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 4 ай бұрын
ገሪ እሙን ክብሪ ይግበአካ ኣባላት ቃል ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤🎉
@fiyorihaftey4382
@fiyorihaftey4382 4 ай бұрын
Btami u dse zebl kalaey maraf aeytdnguyna gn trgaruway netababum❤❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 4 ай бұрын
ዝገርም ፍቅሪ ሓልዮት❤❤ ቃል ድራማ ናይ በሓቂ ቃል እምነት❤
@saliem88
@saliem88 4 ай бұрын
❤❤❤❤ታይ ኢኩም እባ ዝፍቶ ካራክተር ቀልጢፍኩም ተወግድዎ ብዘይ መዝገቦ ተባዕታይ ቲሽ
@ArodoAkile
@ArodoAkile 4 ай бұрын
ከመይ ከ ይሕገዝ ሚኪኤለ ይባርካ❤❤❤💛💛
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ዋው ንፎትወኩም ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ዝፎትዋ ድራማ ቃል❤❤❤❤❤❤❤❤ኩርዓት ትግራይና በርትዑልና ባህልናን መንነትናን ወኒኑ ዝሓዘ ስራሕ ብጣዕሚ ብሉፅ❤❤❤🎉
@Gofla111
@Gofla111 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ንኹልኹም ተወሳእቲ ፤ ደራሲይ ሚኬኤለይ
@shalom5798
@shalom5798 4 ай бұрын
ኣነ ውን ኽዋሳእ ይብህግ ብጣዕሚ ምስ ኣባላት ቃል ክዋሳእ ይብህግ ኣዜ❤😊
@kal_kidan21
@kal_kidan21 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይይ
@user-sp7ii2hp8p
@user-sp7ii2hp8p 4 ай бұрын
ኣነስ ቱ መዝገቦስ በሓቂ ዓቢይ ይመስለኒ ኔሩ፣ለካስ መንእሰይ💕
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s 4 ай бұрын
ጀጋኑ ካብ ኣካዳድና ስነ ምግባር ዋው ደቂ ሩባይ😍❤❤❤😊
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
ደስ ክብሉ መዘገቦ ረዳ ክርኢ ታሃንጠየ ነይረ ቃደማኩም ተጋሩየይ❤❤❤ ተለዲሂን ገረሴ ዋው ሽኮርናታት ብሓቂ ገሬዋይ መድሂን ኣለም ያሓግዝካ ተመሰገን ብሓቂ ምስግናኩም ይብዛሕ
@Tige-zs4og
@Tige-zs4og 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎚🙏Family♥💥 ተጋሩዋይ💊😘🌿💟💞💟💞💟💞💟💞💟💞💟💞💟💞💟
@titinotitino2910
@titinotitino2910 4 ай бұрын
ብሐቂ ናይ ባዕልና ሚድያ ነዕቢ አሕዋት ሳብስክራይብ ንግበረሎም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ 🥰 ቀፅሉሉ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 4 ай бұрын
ቡራተይ ፅቡቅ ኣለኩም ቀፅልሉ ንፉዓት 👍👍👍🙏
@ShewitTekia
@ShewitTekia 4 ай бұрын
Ngeriye zgelts Kal ybleyn nay bhaki❤❤❤❤
@eeee4739
@eeee4739 4 ай бұрын
ቃል ብቃል መግለፂ ባህልና ዝሰራሕኩምዎ ስራሕ ብጣዕማ ደስ ይብል ጌሬ እሙን አተ ጅግና❤❤❤❤
@raheltechane2605
@raheltechane2605 4 ай бұрын
ዋይ ደስ ትቨሉ። ኣንደቨት ኹእሎት መሊኡ፤ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣጀኹም።
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 4 ай бұрын
በጃኹም ብርሃነ ግደይ ባዓል ምሌነም መፅቫዓ ደሊኹም ሓብሩና። ገሬ እሙን ኣታኣላሽ። ኣክቨልና።
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 4 ай бұрын
ቀፅልሉ ቃል ብብልሓት ብጣዕሚን ለድንቀኩምን ዝፈትወኩምን❤ሓቀኛ ታሪክ ናብራ ገጠርዩሞ ቀፅልሉ ብሩክ ሰንበት❤❤❤❤❤
@hanbalnayzgi79
@hanbalnayzgi79 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ 'ዩ። ተወሳእቲ ውን ብጣዕሚ ንፉዓት። በርትዑ
@user-ei1mb1pi5w
@user-ei1mb1pi5w 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብ ቃለ መሕተት አጆኩም ቀፅሉሉ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም አባላት ቃል❤❤❤💊💊💊🙏🙏🙏
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
ሃፍትሸይ ዓዲ ኣትየ ክሳብ እንራኸብ ስለ ዝራኣኩኳ ደስ ኢሉኒ❤🙏
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 4 ай бұрын
ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️❤️
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 4 ай бұрын
ደቂ ዓደይ ሽኮራት አቤት ዝባህልና ኮ ክጥዕም❤❤❤❤❤
@HelenGebremaryam
@HelenGebremaryam 4 ай бұрын
ፅሩያት ደቂ ዓደይ ቀፅልሉ 💕🙏
@MrMokhles-gq4dh
@MrMokhles-gq4dh 4 ай бұрын
ዋውው መዝገቦ ተባታይ ሲንግል ዶ ይኾኑ😂😂😂😂ኩሎምስ ኣናእሽተይ ፅሩያት ዕድመን እንጀራን ይሃብኩም ወይዘሮ ሓዳስ wowww ፅብቅቲ ❤😍😍😍ብሓፈሻ ኩሉኹም ደስስ ኢኹም ትብሉና ቀፅልሉ💊💊💊💊💖💖💖💖💖
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ይፅበ ፀኒሐ ምንም ሓጋዚ ኣብ ዘየብሕኩም ኣብዚ ምብፃምኩም ክብርን ምስጋናን ይግበአኩም ዞም ኣሕዋተይ ላዛናን ባህልና ስለ ዘላለኩሙልና ክብረት ይሃበልና ደጋጊመ❤❤❤🙏
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 4 ай бұрын
ሞዝገቦ ረዳ ማኣረይ ሓዱጉዋይ❤❤❤❤
@bere81
@bere81 4 ай бұрын
You are all greatest people! I recommend you all, please don't say "mother,motherey" this is foreign language. Please say "Adey,enoy" that is our language
@mairymairy9044
@mairymairy9044 4 ай бұрын
ግርየዋይ እንኳዕ ትግራዋይ ከንካ 💪☔️😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 4 ай бұрын
ajokum deki adey....never give up Gere emun
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ዋው ብስሩ ብጣዕሚ ኢኩም ጎቦዛት ቃላት የብለይ ኣምላክ ወሲኩ ጥበብኩም የዛርየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 4 ай бұрын
ኣባላት ቃል ከምዙይ ዝበለ ባህልን ቋንቋን ብዘይተበረዘ መልክዑ ሰለ ተቅርቡልና ብልቢ እየ ዘመሰግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይፈላልኹም ሰነ ምግባርኩም እሞ ክገልፆ ኣይክእልን ካብ መጠን ንላዕሊ እዩ ።💖💖💖✌️✌️✌️✌️✌️🥰🥰🥰🥰🥰
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 ай бұрын
እካዕ ብሰላም መፀኩም ህዝበይ በተለይ ሃብቶም ቡዙሕ ለውጢ አለዎ
@aseraser3766
@aseraser3766 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቋንቋናን ብህልናን ንክንፈልጥ ትገብርዎ ፃዕሪ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 4 ай бұрын
እዛ ተዋስኦ እዚኣ ክትሽለም ኣለዋ ኣዝያ ብልጽቲ ዘይተበረዘት ዘይተፕዋዘት ባህልን ቛንቛ ትግርኛናን ተንጸባርቕ❤❤❤ የቕንያልነኣ ዓየይቲ መደብ ተዋስኦ ቃል❤❤❤
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 4 ай бұрын
ብጣዕሚ 💯✔️🥰
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 4 ай бұрын
እህምምምም
@user-ei1mb1pi5w
@user-ei1mb1pi5w 4 ай бұрын
ገርየ ኡሙን ክብሪ ይግበአካ❤❤❤
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ናይ ቃል ድራማ ኣባላት ኣብ ስራሕክም ኣሳልጦ ይምነየልክም❤♥️
@samaisam9871
@samaisam9871 4 ай бұрын
ጀጋኑ ጎበዛት ሰነ ጥበባውያን ቀፅልሉ❤
@user-cb3yl9jz5x
@user-cb3yl9jz5x 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ክቡራት ስድራና ❤❤❤ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ንደብረ ዘይቲ ኣብፀሐኩም 😘❤♥🙏
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 4 ай бұрын
ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤
@alugaltgray8202
@alugaltgray8202 4 ай бұрын
ቀፅፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Why Is He Unhappy…?
00:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 102 МЛН
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.31 "አስተዳዳሪው"
32:39
ebstv worldwide
Рет қаралды 698 М.
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН