12 ኮይኖም ኣሽሓት ሰራዊት ሾዕብያ ሰንሰን ኣቢሎም ዝደማሰሱ ሚሊሻታት ኣሕፈሮም ታሪክ - Desta show

  Рет қаралды 19,798

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

8 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
12 ኮይኖም ኣሽሓት ሰራዊት ሾዕብያ ሰንሰን ኣቢሎም ዝደማሰሱ ሚሊሻታት ኣሕፈሮም ታሪክ - Desta show
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 160
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ደስታ ሓወይ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ታሪክ ጀጋኑና ክስነድ አለዎ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
ጀጋኑ አቦታትት ዕድመን ጥዓናን ያሃብኩም ፈጣሪ ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 8 ай бұрын
አሕፈሮም ዓድ ጀጋኑ ንበሩልና አስኪ ❤❤❤
@user-uw3oq8lq8n
@user-uw3oq8lq8n 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመ ይሃቭኩም❤💛🙏
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
ማርያም ብእሚኒ ዝተቃለሱ ጀጋኑና ክብር ንዓኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@AliAbdilhadye
@AliAbdilhadye 8 ай бұрын
ዘይመስል
@Awetberhe-rt2zl
@Awetberhe-rt2zl 8 ай бұрын
ደሰትሸ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ነመሰግን ❤❤ ኣሕፈሮም ዓዲ ጀጋኑ የዕሰ ❤❤❤
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f 8 ай бұрын
ክቡራት ወለድና እዚ ኣይግበኣኩምን ነይሩ ኣብዚ ዕድመ እዚ ግን ታይ ሞ ሓሳድ ጎረቤት ክስካብ ዘለኻ ዕረፍቲ ኣይትረክብን ኢኻ እና ተዕርፉሉ ግዜ ርሑቅ ኣይክኸውንን እዩ ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልኩም ክቡራት ወለደይ💛❤💛❤😍
@galtigray5257
@galtigray5257 8 ай бұрын
ሰላም ደሰታ ሓውና የቅንየልና ጀግና ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 8 ай бұрын
Thank you for your sacrifice to keep our land from invaders, criminals
@sabayohanes7309
@sabayohanes7309 8 ай бұрын
ዘግርም ታሪክ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 8 ай бұрын
ኣሕፎሮመይ ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ባሻይ ኣዉዓሎም ከም ሹሞም 🦁❤️ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኣቦታትና ማእገርና❤️💛🙏
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 8 ай бұрын
ጀጋኑና ኸበሩልና
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ግን ኣይግዝኡን ነይሩ ሕጂ ዕድመ የሃብኩም ኩቡራት ጀጋኑ ኣየታትና❤❤❤❤
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 8 ай бұрын
ጀግንኑና ሳላካትኩም ምስሓዱሽ ወሎዶ ተናቢብኩም ትግራይ ከም ትግራይ ክትቅፅል ገይርኩሙዋ የቀንየልና ኣያታትና❤❤❤
@agona4373
@agona4373 8 ай бұрын
ደስትሽ ናብ ኩሉ እናኸድካ ከምዚታት ስርሐልና ብቐጥታ ካብ ኣፍ እቶም ዝወዓሉ ጀጋኑና ክንሰምዕ።
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 ай бұрын
AMAZING
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 8 ай бұрын
❤❤❤የቀንየልና ጀጋኑ
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 8 ай бұрын
Desta show, can you also interview Haile Gebru from Adi Aheferom his been a weyanayi since the 17 years struggle 'til now
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 ай бұрын
ጀጋኑ አቦታትና እንካዕ እስኪ ታባኩም ተፈጠርና❤🙏
@mdmoon5304
@mdmoon5304 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኣብታትና💛❤✊💛❤✊💪👍👍🎉
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 8 ай бұрын
ጀጋኑና እንኮዕ ዶሀን መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤
@melenadan1670
@melenadan1670 8 ай бұрын
ክብሩ ንዓኩም አያታትና ❤❤❤❤❤
@AbreheRezene
@AbreheRezene 8 ай бұрын
ጽቡቕ ፊልሚ ተጋሩዋኒ
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤❤ We love you hero people Tigray
@seli-saiiat.tigray
@seli-saiiat.tigray 8 ай бұрын
ጀጋኑ ተጋሩዋኒ❤💛❤👑
@melatasery1287
@melatasery1287 8 ай бұрын
አሕፈሮምይ ዓዲ ጀጋኑ ❤❤🙏
@shamsahmed-oi4nl
@shamsahmed-oi4nl 8 ай бұрын
ክብሪ ናአኩም ❤❤💛💛🙏🙏
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
አሕፈሮሞይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 8 ай бұрын
❤❤❤❤ ጅግና ህዝቢ የቐንየልና አያታትና ታሪክ ተጋሩ ተፃሒፍ አይወዳእን እዮ❤❤❤❤
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 ай бұрын
ኣይ ኣይ ኣይፋልኩም እዞም ኣሕዋተይ። ሻዕብያ ታይ ከምዝገበሩና እማ ኣይጽወዮን። ዘይኸውን ኣይትጽወዩ። ሓቂ ምዝራብ ዶ ኣይሓይሽን።
@nigestteka6439
@nigestteka6439 8 ай бұрын
አንቱም ጀጋኑ ደቂ ማይሰሩ💕🙏🏽
@tijitiji8274
@tijitiji8274 8 ай бұрын
ኣሕፈሮም ዓደይ ዓዲ ታሪኽ ❤
@fitsum2463
@fitsum2463 4 ай бұрын
desta btaemi gobez tarik tesmeiena aleka bertie ajoka zhawey
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኣያታትና❤
@jonathanarkebe
@jonathanarkebe 6 ай бұрын
ጀጋኑ ኣኮታተይ ❤❤❤
@mimtagrlis9555
@mimtagrlis9555 7 ай бұрын
😂😂ሰላም ደስታ ክሕሹዉ ከለዉ ቁሩብ ጠጠዉ ዘይተብሎም ዓፈና ንጥዕናኹም ጽቡቕ ኣይኮነን ።
@user-zm5ym8ys1v
@user-zm5ym8ys1v 4 ай бұрын
Ata wed resah mahtsen .tegaru jeganu ena .
@AwAw-oc3ix
@AwAw-oc3ix 8 ай бұрын
ደስታ ቃለመሕትት ክትገብር ከለኻ ኢድካ ኣይተንጭብጭብ ንዕላልካ ተንሽኑ ይሰርቆ እዪ
@user-lp3br9ss2k
@user-lp3br9ss2k 8 ай бұрын
የቐንየልና ምልሻ ዓሕፈሮም። ሻዕቢያ ህዝቢ ትግራይ መን ምዃኑ ይፈልጡ እዮም። ህዝቢ ትግራይ ዝብደል ኩልሻዕ መራሕተይ ኢሉ ብዛኣምኖም ሰባት እዩ። ህዝብና ቅድሚ ሎሚውን በቲ ፍቕሪ ሻዕቢያ ዘይወፀሉ መለስን ጉጅልኡን ተካሒዱ ነዚ ኩሉ ዓፀቦ ተቓሊዑ። እምበር ....
@aregawihayle533
@aregawihayle533 8 ай бұрын
ጀጋኑ 💪💪💪💪
@wardemdaihen4309
@wardemdaihen4309 8 ай бұрын
❤️❤️
@user-em9zz5gk6k
@user-em9zz5gk6k 6 ай бұрын
Million atikum tifokuru alokum
@nbt859
@nbt859 8 ай бұрын
ካብ ዑጡቃት ሰንበት አወን ኣመፅልና ብወሑዶም ጀጋኑ ካብ ደቅ እሮብ
@helenfanos7526
@helenfanos7526 8 ай бұрын
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 8 ай бұрын
❤❤❤
@user-ug6wr8lb7u
@user-ug6wr8lb7u 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@tirhaswelu
@tirhaswelu 8 ай бұрын
Wow hero 🙏❤️‍🔥💛❤️‍🔥
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 8 ай бұрын
Hero
@suosuowe6666
@suosuowe6666 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@amitgebregergis9056
@amitgebregergis9056 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 7 ай бұрын
jeganu milisha tigray!!!!!
@saharamuhamad2009
@saharamuhamad2009 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@BietYenie
@BietYenie 8 ай бұрын
ንምንታይ ምጥቃእ ትደጋግም ?
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 8 ай бұрын
ዓደይ ዓዲ ኣፈሮም ዓዲቶም ጀጋኑ እዚ ሓቀኛ ታሪኽ እዩ ቅድሚ ኣብዚ ሚድያ ምቅራቡ ሽዑ ሰሚዕናዮ ነይርና እንካዕ ብሂወት ሃሊኹም ንምስክርነት ኣብቀዐኩም ምእንተ ዓድኹም ዝሓለፍኹም ጀጋኑና ክብሪን ሞጎስን ንኣኹም ይኹን 🙏🙏🙏
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 8 ай бұрын
go to Nekisege......you will to get more war history
@ST-tq9el
@ST-tq9el 7 ай бұрын
Geganu abotatna 💪💪💪💪✊️✊️✊️
@user-zm5ym8ys1v
@user-zm5ym8ys1v 4 ай бұрын
ahferom adi jeganu kbri neakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atobrhanweldegabr
@atobrhanweldegabr 7 ай бұрын
ዶ ትብለኒ ዘይ ሰምዖ የብለይኔ ሃየ😂😂😂😂😂😂😂
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 8 ай бұрын
Long live Tigaru
@sawa98
@sawa98 8 ай бұрын
ሃየ😂😂😂
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 8 ай бұрын
ችዲ በሊ ሎምስ ዝብለዋ ጠፊዋም እዞም ተጋሩ!?
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 2 ай бұрын
Destish. Anta. Gigna. Fotawi. Adu. Nihegna. Kibri. Tigray. Agoka. Ketslelu
@kdstiataklti-wz3yk
@kdstiataklti-wz3yk 8 ай бұрын
ደቂ አህፎሮመይ 😍
@beletu7041
@beletu7041 8 ай бұрын
ደስትሸ ጎበዝ ጅግንነት ቢቢ ውሻጠታት መደራትን ትግራይ ክስነድ ዘለዎ ሐሊፉ ዝተ ረፈ ዩ ሞ ዝኻአልካዮን ዝበጻኻሉን ከብ ባሕሪ በጭልፋ እስኪ ሰንድ የቕንየልና እቲ አነ ዝመስለኒ እቲ ግዙፍ ሸኽሚ እቲመከራ ስቓይ ሽኽሚ ዓሪፉ ዝነበረ አብህዝቢ ትግራይ ዩ እሞ እትኽእል እተኾንካ አብ ገጠራትን መደራትን ትግራይ ዝትኩር እተዝኸውን ጽቡቅ ዩ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 8 ай бұрын
እንትጮን ኣሕፈሮምን ጀጋኑ
@abebagmedhen6544
@abebagmedhen6544 8 ай бұрын
❤💛👊🙏
@smd7650
@smd7650 8 ай бұрын
🙏🙏👌👌💊💊💪💪
@wediofla3230
@wediofla3230 8 ай бұрын
Desta, Please don't clap 👏 when you ask. It is irritating to hear it.
@avielavi990
@avielavi990 8 ай бұрын
Its impossible to watch it because your hands 😡you should go to especiallist
@selamagebreegziabher6132
@selamagebreegziabher6132 8 ай бұрын
ዕለት 16 ታሕሳስ ዘይትርሳዕ መዓልቲ።
@samiates5057
@samiates5057 8 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@freweinilove5434
@freweinilove5434 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏💘💖💘💖
@Karneshmawi
@Karneshmawi 5 ай бұрын
😂😂😂😂 እዋይ እዛ ትግራይ ትበሃል ዓዲ ሲ ኣምላክ ጸልእላ ሓደ ጥዑይ ዘይብላ 😂😂😂 ዓዲ ዓፈና
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 8 ай бұрын
ሻዕብያ ሰለልቲ ሊኡኹ ሓደጋ ከብጸሐሎም ዲኹም ሚስጥር ተቃልዑ ዘይትሓስቡ ኢኹም
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 8 ай бұрын
ደስታ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣሎኻ ከምኒ ትግራይ ትቪ ድምፂ ወያነ ኣብ መቐለ ደቂሶም ንስኻ ግን ብዘይ ማሃያ ግቡእኻ ትዋፃእ ኣለኻ የቐንየልና
@user-em9zz5gk6k
@user-em9zz5gk6k 6 ай бұрын
Hasawi game over
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 6 ай бұрын
Hasot hasot zserqu zneberu eyom
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 8 ай бұрын
ኣብ ሕልሚ ጥራሕ ክንቡሩ
@maereg7308
@maereg7308 8 ай бұрын
Anta guhf Barea nay Italy
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 6 ай бұрын
Swe shaebiya aynka ayreakhan tqdah.
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 8 ай бұрын
Hassab aleni izy hitotat asmatomin bzuhi agedasi sele zekone zegeberuwo mistrawe setemom mewestsai agedacy aykonen mkiniatum gena chegrna atewadein
@aseterbelay149
@aseterbelay149 8 ай бұрын
Ayatatna kabzi nilaeli yenbrkum
@yonastekle1848
@yonastekle1848 8 ай бұрын
they hide and let young people dead..they survived becuse the hide from the enemy ...they sound disgusting
@user-bz8wf9pp8n
@user-bz8wf9pp8n 3 ай бұрын
ያ ሓራም ዓሌክ ያኣኸ ክንደይ ትሕስዉ 😂😂😂😂😂😂 ሻዕብያ ይትረፍ ባኣኩም ብካልእ ውን ኣይማረኽን ኢዩ
@merhawidrar5291
@merhawidrar5291 8 ай бұрын
ዶ ከኣ እንታይ ደኣ ዕጥቅኩም ፈቲሕኩም ደኣ?
@mastermaster8299
@mastermaster8299 8 ай бұрын
Wadi medhin berad ezi deqla Italian entay meseret alewo eu sala tigray eu
@KibreKidusanGebreMariam-tn2og
@KibreKidusanGebreMariam-tn2og 6 ай бұрын
አብ ዕለት 12 ሕዳር ከም አጋጣሚ ኾይኑ ምስቶም አብድፋዕ ዝነበሩ ነባራት ተጋደልትን ምልሻታት ዓዲ አሕፈሮም ብዓይነይ ይሪኢ ነይረ ። እታ ብግንባር ዓጋዘቦን ሰሮን ከልሊን አፈት ሒዙ ይደፍእ ነይፉ አብዝባን እንትጮ ኾይኑውን ቢዙ ሽፋን ይህብ ነይሩ ። አብ ክሳድ ማይ ጎባይ ብድሕሪ እቲ ጎቦ ድማ ሕዝቢ ደንባርባራን ዓዲጣልን ማይሸዋን እኽለማይ ሒዙ ብደጀንነት ይረባረብነይሩ አነ ሻቡ ዓዲ ሰላም ኢለ ናይ ሚካኤል ጸበል መጸዋዕታ ነይራትኒ አብ ክሳድ ማይ ጎባይ ስለ ዝነበርኩ እዩ እቲ አጋጣሚ ። ጎይትኦ አብ እግሩ እንትውቃዕውን ጎይትኦ ይመርሖ ስለ ዝነበረ እቲ ሐይሊ ምልሻና ተደፊኡ ጎይትኦም ሒስካ ምስሐብ ስለ ዘይትኽአለ ሰዓትውን መሲዩ ስለ ዝነበረ አብ ማይ አርባዓ ዘይግመት ቦታ ዓጽዮሞ መጽዮም ሻዕብያ ናይ ደም ነጠብጣብ እናረአየ ብዙሕ ሲዒቡ ነይሩ ግን ክረኽቦ አይከአለን ። ስለዚ ሻቡ ምሽት ሰዓት ሐሙሽተ ብዝገርም ትብዓት መናእሰይ አሕፈሮም ካብቲ ዝነበረሉ ምንጋጋ ጸላኢ አውጺኦም ናብ ከባቢ ዓዲ ሐጎዶ ዝበሃል አብ ህድሞ ክዕቀብ ተገይሩ ። ክልተ ውጉአት'ውን ካልኦት ነይሮም ! እቲ ሐደ ቅልል ዝበለ እዩ ። ነዐኦም ድማ መናእሰይ በተለይ እቲ ሐደ አብ አፉ ስለ ዝነበረ እቲ መውጋእቲ ጸይሮም ንሰፍኦ ወሲዶሞ ካልኦት'ውን በቲ ኸባቢ ዝተወግኡ ስለ ዝነበሩ ናይ ወገን ፓትሮል መጺአ ሒዛቶም ንሐምሎ ከይዳ ። ግን ካብ ዓቐና ንላዕሊ ስለ ዝመልአት ነቲ ዝጠቐስኩዎ ውጉእ ብሸኽሚ እዩ ክውሰድ ክኢሉ ። ከምቲ ጀጋኑ ዝገለጽዎ'ውን ክልተ ወታዳራት ጸላኢ ብዳ አቡነ አብየ እግዚእ አቢሎም ናብ ግሳድ ማሸዋ ክወጹ ከለው ብመንደራጉሕ ክጣሐኑ ክኢሎምዮም ። ናብቲ ከባቢ ብዙሕ ጸላኢ ዋግኡ ረኺቡ እዩ ። አብቲ ዚግዛግ ጎቦታት ድማ እተኮሽ ዝኾኑ ሻብዕያታት ድምጾም እናሰማዕናዮም ቁርሪታት እናጸርሑ ብኸቢድ መሬት የንቀጥቅጥዎ ነይሮም ። ይዝከረኒ ናይቲ ጣብያ ጽሕፈት ቤት ሻቡ ብኸቢድ ክዓኑ ኽኢሉ እዩ ። ክልተ አደታትን ሐደ ህፃን ህይወት ቀጢፉ ። ግን ካብ 45 ዘይበዝሑ ጀጋኑ ምልሻታት አሕፈሮም ንልዕሊ 3 ሺ ዝኾን ሽሾ ሐይሊ ጸላኢ የሻል እናበሉ እስካብ ድሮ ልደት መኪመተሞ ። ❤ ካብ ብአካል ተረኺበ ብዓይንን ብዕዝንን ዝተዓዘብኩዎ ብማንካ !!!!
@kifalma7164
@kifalma7164 8 ай бұрын
Tigraiway khsu eyu tefetiru
@kifalma7164
@kifalma7164 8 ай бұрын
Mulue mealti wigie welu si hade sebt teketilukom kkkkkk
@AddisuMeasho-mr7dt
@AddisuMeasho-mr7dt 8 ай бұрын
ጭብጨባ ግደፍ ብሮ
@Mantuy189
@Mantuy189 8 ай бұрын
ብኡነት ኣነ ትግራወይቲ ተመርዕየ ትግራዋይ ምኻን ይሕሸኒ።
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
ዋይ ዋይ ኤርትሪን ዲኻ እነኻ 😜
@Mantuy189
@Mantuy189 8 ай бұрын
እወ
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 8 ай бұрын
​@@Mantuy189Degal Kintir Kebedeka ilu. 😂😂😂😂😂😂
@Mantuy189
@Mantuy189 8 ай бұрын
@@user-ei4sg9vg9w xerfi xbuk aykonen
@thabte100
@thabte100 8 ай бұрын
ዋይ ጉድ 12 መልሻ ንሙሉአ ሰራዊት ዓጊቱ. በጃኹም ሃለውለው ዓጀውጀው ኣይትበሉ. ትግራይ ት ስ ዕ ር 😂😂😂😂😂
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 8 ай бұрын
VIVI TDF
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂kkkkk
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 8 ай бұрын
ሓቂ ሓሰኻ ክመውት እንከሎ ክክክክክ😂😂😂😂 እያ ትግብኦ መርድዕ አይግብኦን ንሰራቂ ቂቂቂቂቂ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂ዑጉም ውቑዓት ርእሲ
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 8 ай бұрын
ሐሾትሐሾት ሎምስ ድማ ምሰ መንደላይ ሃሃሃ።
@SenaiKern-fb3se
@SenaiKern-fb3se 8 ай бұрын
" ዶ " 😂😂😂
@user-lp3br9ss2k
@user-lp3br9ss2k 8 ай бұрын
ዓጣሪት ከረን ተጋጊዩ ድዩ?
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 8 ай бұрын
Yes
@Wellaitay
@Wellaitay 8 ай бұрын
@@user-lp3br9ss2k ቆንዳፍ እጋመ፡ ኣብ ትግራይ ሃሶት ዝባሃል ይለይ 50 000 ሰራዊት ሻዕዊያ ኣብ ሃደ ማዓልቲ ዘቐተሉ። ዓጋመ ምልሻ ውቕሮ።
@sabareda6345
@sabareda6345 8 ай бұрын
እታ ሀቂ እዚአ እያ ወሀጥያ።
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 8 ай бұрын
እወ መን ክነግረሎም እንበር😢
@Wellaitay
@Wellaitay 8 ай бұрын
ኣብ ሓደ ማዓልቲ ዝወሰደ ውግአ ሊዕሊ 50 000 ሰራዊት ሻዕዊያ ዝቀተሉ ዓጋመ ምሊሻ ውቕሮ ትግራይ😂😂😂 ኣየ ነገር ዓጋመ። ኣስደሚሙና ኣፍና ሂዝና ትም አልካ ካብ ምስማዕ ወላሓደ ኣይንብልን።
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 ай бұрын
ዕሾክ ዓጋም ይዉጋእካ ባርያ ጥሪት ኢሳያስ
@Wellaitay
@Wellaitay 8 ай бұрын
@@axumawitkingdom3287 ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ ክንደይ ሺሕ ሰራዊት ሻኦዊያ ማ ንስኻኸ ጽወየና ስቲ።
@gimihaile354
@gimihaile354 8 ай бұрын
አቱም ደንቆሮ ኢርትራ ራስ በራስ ተዝኮን ነይሩ ከብ ኢርትራ ፀሪግና ላፍቱ ባህሪ ኢና ክነፅድፈኩም ነይርና። ኢትዮጵያ,አማራ ,ድባይ ,ኢራን ቱርኪ ተሀጊዝካ ጀግና እየ ምባል የህፊር
@gimihaile354
@gimihaile354 8 ай бұрын
አቱም ደንቆሮ ኢርትራ ራስ በራስ ተዝኮን ነይሩ ከብ ኢርትራ ፀሪግና ላፍቱ ባህሪ ኢና ክነፅድፈኩም ነይርና። ኢትዮጵያ,አማራ ,ድባይ ,ኢራን ቱርኪ ተሀጊዝካ ጀግና እየ ምባል የህፊር
@gimihaile354
@gimihaile354 8 ай бұрын
ከይተምሀሩ ዝስደቱ ፊጥረት😂😂
@dh4343
@dh4343 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት ኢኹም ፈጺምኩም፡ ግን ከኣ ንስኹም ሳዓርቲ ሻዕብያ ተሳዓርቲ ከም ዝኾነ ኢኹም ትገለጹ ዘለኹም። ከምኡ እንተኾኑ ደኣ ንምታይ ኢኹም ናይ ቶም ተሳዓርቲ ትብልዎም ዘለኹም ሻዕብያ ዝጥቀምሉ፡ ተጋዳላይ ብጻይ ብጾት ስውእ ስውኣትን ሰማእታት ወዘተ ዝብል ቃላት ትጥቀሙ ዘለኹም? ማለተይ ሻዕብያ ነዚ ቃላት፡ ወያነ ቃልሲ ቅድሚ ምጅማሮም እዮም ዝጥቀምሉ ነይሮምን ዘለውን፡ ኣብ ትግራይ ግን ኣብዚ ሓጺር እዋን ትጥቀምሉ ዘለኹም እዩ'ምበር ዝጸነሐ ኣይኮነን፡ን ሻዕብያ ጸላኢ እናበልኩምስ ንምታይ ናይቲ ትጸልእዎ ህዝቢ ዝጥቀመሉ ቃላት ክጥቀሙ ደሊኹም? 2 ሕቶ ከኣ፡ ብዕሉም ሰራዊት ዘይኮነስ ብውሑዳት ምልሻ፡ ንብዙሓ ሰራዊት ናይ ሻዕብያ😂ትስዕርዎምን ወነ ዝነበሮ ጅግንነትን ትፍጽሙን ውሕዳት ምልሻ እንተነርኩም ደኣ ማዓስን ብኸመይን ዝኣተወ ሰራዊት ሻዕብያ ደኣ እዩ ትወሪሩ ደፊሩ ተቐቲሉ ትብልና? ማለተይ፡ምስቲ ፈጺምናዮ ትብልዎ ጅግንነትን፡ ኣብ መሬትና ኣትዮም ተደፊርና ተዘሪፍና ተቐቲልን ወዘተ ክትብሉ ከለኹምንስ ኣይጋጮንዶ? መሬተና ከይትድፈር ተኻላኺልና እናበሉስ፡ተወሪርናን ተዘሪፍና ተደፊርና ዝብሉ ሰሚዐ ስለ ዘይፈልጥ'የ፡ ዝናይ ትግራይ ደኣ ከመይ እዩ ካብዝል ዝሓትት ዘለኹ???
@kdstiataklti-wz3yk
@kdstiataklti-wz3yk 8 ай бұрын
አሕፎሮም አያተውዋን ዞም ጎሃፋት አሕዋትካ
@yonastekle1848
@yonastekle1848 8 ай бұрын
your story sounds very amaing , however it wasnt true , you fighting with Shaebiya , and claimed you had one dead...you an me know your story is porky.....
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 8 ай бұрын
Tegaruwani Ayteseanuske. Dron mess Pilota Temareku, 4 Tanki behanti bomba Tekaxelu, Helikopter Be Dengola Temareku. Pawwwwwwww.😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅.
@yonastekle1848
@yonastekle1848 8 ай бұрын
please please go home and dream again...
@kifalma7164
@kifalma7164 8 ай бұрын
Tegaru are born to lie
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 9 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 12 МЛН
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 9 МЛН
ጉባኤ ህወሓት፣ ፈተሻ መቐለ...ውፅኢቱ
59:01
Tigray Liberty Media (TLM )
Рет қаралды 3,4 М.
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 19 МЛН
Вся страна в очередях, а ты без очереди...
0:52
МиRRные Чувства
Рет қаралды 6 МЛН
ToRung short film: 🙏save water💦
0:24
ToRung
Рет қаралды 8 МЛН
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,8 МЛН