ተቀቢረ ካብ ፀላኢ ኣምሊጠ ፡ 38 ጊዘ ብጥይት ተወቂዐ ፡ 3 ኮይና ሻለቃ ገጢምና 👉 ተጋዳላይ ጎይቶኦም 0932061018

  Рет қаралды 41,683

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

8 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ተቀቢረ ካብ ፀላኢ ኣምሊጠ ፡ 38 ጊዘ ብጥይት ተወቂዐ ፡ 3 ኮይና ሻለቃ ገጢምና 👉 ተጋዳላይ ጎይቶኦም 0932061018
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 225
@Desta_show
@Desta_show 8 ай бұрын
ቅያ ታሪክ ጅግንነት ሰራዊት ትግራይ ዝስነደሉ ማህደር እዪ ኣብዛ ሊንክ 👇👇👇 ኣቲኩም ተከታተሉ ቤተሰብ ኩኑ። kzbin.info/www/bejne/rZzZfa2vqt2Mrc0
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 8 ай бұрын
Nay behaqi nebriiiiiiiii❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 7 ай бұрын
​@@lemlemmirach78381❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SiltanGebremara
@SiltanGebremara 7 ай бұрын
​@@lemlemmirach7838ብራኸ
@Only-true91
@Only-true91 7 ай бұрын
You guys love myth 😂😂😂😂😂
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 8 ай бұрын
ስሙዑ እንዶ ተጋሩዋይ ልምንታይ ኢና ሪኢና ላይክ ዘይንገብር ንኣብነት እዛ ቭድዮ ልዕሊ ሽሕ ሰብ ርእይዋ እተን ላይክ ግን ማራ እየን ውሑዳት ልምንታይ እዩ ግን😊
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 7 ай бұрын
ኣነስ ከይሰማዕክዎ እየ ላይክ ዝገበር❤❤
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 7 ай бұрын
@@user-id6zw3vc5e እግዚአብሔር ይሃብኪ (ካ) ከሙኡ ገይርና ናይ ባዓልትና መደባት ተሰማዕነት ታሪክና ድማ ብኡኡ መጠን ብዙሕ ሰብ ይፈልጦ
@lissaneworkgebremedhin6706
@lissaneworkgebremedhin6706 7 ай бұрын
You are right my dear. It can be due to very eager feeling towards the wonderful story.
@tijitiji8274
@tijitiji8274 8 ай бұрын
ባቢተይ ጅግና ኩራዓተይ እንካዕ ኣቦይ ኮንካ ካብዚ ኩሉ ሓዊ ወፂኻ ኮምዙይ ኢልካ ምራኣየይ ኣምላክ የመሰግኖ ተመሰገን🙏❤
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 7 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ🎉🎉❤
@tijitiji8274
@tijitiji8274 7 ай бұрын
@@tslalegebretsadk2956 አሜን ማዓረይ
@shewitweldu7647
@shewitweldu7647 7 ай бұрын
ጅግና ዩ ኣቡኺ።
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፉ ጅግና አያና ክብርቲ ሓፍትና
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 5 ай бұрын
🙏🙏🙏🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@samihailereda481
@samihailereda481 8 ай бұрын
ደስታ ሸው ኩሉ ስራሕኻ ጽቡቅ አዩ ግና አቶም አተቅርቦም ጀጋኑ ኣስማቶምን ዝተወለዱሉ ቦታን አንተትገልጹ ጽቡቅ ነይሩ ንቀጻሊ ንታሪኽ ክስነድ ስለዘለዎ ናይ ዞም ጀጋኑ ደቅ ህዝቢ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 8 ай бұрын
ዋ ገና ኣብ ቃልሲ ኢና ዘለና ስነዳ ድማ ናይ ባዕሉ መንገዲ ኣለዎ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 7 ай бұрын
ጅግና ወላዲና❤❤🎉ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 8 ай бұрын
ታረኽ ዘይረሳዓ ጅግና ኣሕፈሮም!!ፀላእቱ ዘሕፈረ ወድህዝቢ።❤ 15:18
@user-tq2qi7lp2v
@user-tq2qi7lp2v 8 ай бұрын
እቲ ውግእ ከይተወድአ መምለጢ መገድታት ተዝይንገር ዶ ኣምሓሽን!!!!
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ዘገርም ጀግንንነትን ቆራፅነትን ህዝባዊነትን ተወፉይነትን ዓብይ ሰራሕ ዝሰርሐ ሓርበኛ ወዲ ህዝቢ እዩ እሞ ፀሓፍቲን ፊልሚ ሰራሕትን ሃየ ስርሑላቱ !! የዒስ ጎይታ ኩሎም ጎይታኦም !!💪✌️🤝✊👏👏👏
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ኣታ መፍትሕ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ህዝቢታት ዓለምን ኣምላኽን ምኣመነና በል
@chekolet
@chekolet 7 ай бұрын
ብሸሪጥ ቦምቢ ቋፂሩ ናይፒፒ ወተደር ክስትር ዘበለላ መዓልቲ ኣላ ረሴዕዋ ጅግና ነዊሕ ዕድመን ጠዕናን ያዓድልካ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 7 ай бұрын
ደስትሸይ እንቃዕ ሰላም መፃካ ❤️ ክቡር ኣቦና እንቃዕ ብሂወት ተረብኩም ኣቦዋይ ጀግና መርኣያ ወሎዶና ❤️✍️
@samydn3123
@samydn3123 7 ай бұрын
ጎይቶም ገብረመስቀል ጅግና ብሐቂ መግለፅ ዘይብልካ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ እስኪ 🙏ደስትሽ የቀንየልና ዝሐወይ 🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 ай бұрын
ጅግና ክቡር አቦና እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈኩም ❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
ዋውውውው ደሰታ ሾው ብዝያዳ ሎማዓንቲ ኣሕጊሰካኒ ብጣዕሚ ጅግና ተጋደላይ ጎይተኦም ዘቅረብካልና የቀንየልና 🙏ሓወቦኒ ማዓረይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝንኸፈልካልና መሰዋእቲ ብልቢ እየ ዘመሰግነካ 🙏💪💊💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ወድያው በይዛኻ ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓወስካ ተትዛረብ ጸጋኻ ምበዝሔ
@user-gr1xe5hd9h
@user-gr1xe5hd9h 5 ай бұрын
ክቡር ኣቦና ንዝተረፈ ዕድመካ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ❤❤❤❤❤
@haderagebretsadkan7730
@haderagebretsadkan7730 4 ай бұрын
ብሓቂ ጎይቶኦም ጅግና እዩ ።
@user-dn5tl8kk9g
@user-dn5tl8kk9g 6 ай бұрын
ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 7 ай бұрын
ጂግና ሓውና ጎትኣም እንኳዕ ረአናካ❤❤❤✊
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
I pray for safety Enbchoho Afirom people and land. May the Lord God bring us fully victory. I thank you for your service. May the Lord God give you long life to make us happy.
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 8 ай бұрын
ጂግና ብሓቂ ኣያና ❤❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ኣየናይ ታሪኽ ዮ ታሪኽ ዘይብልኩም ባስ ተርፍኩም ወእ ኣታ ቴ ምቤን ዝካደዴኻ ኣይትሓሱ መምህር ደስታ ይሑሱ የለን ንስኻግን ትቀዳሕ ፍኡፍ በል.
@user-sx4un1ss5e
@user-sx4un1ss5e 6 ай бұрын
ፈጣሪ ይባርክኹም ከማኹም የብዝሐልና
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 7 ай бұрын
Tebae jegna Tekalasay eka nekbireka ena edme mis tiena temeniyelka 🙏👍💪❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
እስከ ካብዝገብሮ ጀግንነት ገለ በለና.ስኮጆ እዩ ስቕ እልካንዶ ስማዮ አይ ይሑሱ ኣሎ እሞ ሐዝይ ታ ትገብር ኢ ኻ ወያነምበይ የላይ weywy
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ጸጋኹም ክበዝሕ ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓወስኩም ተዛረቡ በይዛኹም
@user-iy3jv5ok6w
@user-iy3jv5ok6w 8 ай бұрын
ጅግና ኣባና❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 600 ጥራይ ! ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝይዳ ! ዕድመ ኣዲስኣበባ 143 መቦቆል ሽማ ፊንፊነ ! ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ብሰንኪ ተዋህዶን መሳፍንትን ትግራይ ምዃኑ ዘይትናስሑ ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ያው ያው ያው እዋይ ኣነ ሓወይ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረብ ኣደድ
@gebremedhingessesse6543
@gebremedhingessesse6543 7 ай бұрын
ጅግና ሰለስተ ዂናት
@user-ls6jh2hs3d
@user-ls6jh2hs3d 7 ай бұрын
ጅግና ኣቦና
@user-bb3us6kj3i
@user-bb3us6kj3i 7 ай бұрын
ደስ፡ልብል፡ሕራነ፡ጅግነ፡ንግግር፡የዒስ
@atsedegermedihintdf9072
@atsedegermedihintdf9072 8 ай бұрын
ጀግና አበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፍጣረ❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el 8 ай бұрын
Gegena tegadali abona, thank you for all your sacrifice. We love you. We love you✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪💪💪#nebre🐅shela🦅anbesa🦁💪💪💪
@user-rz8sk1js9d
@user-rz8sk1js9d 6 ай бұрын
💪💪💪💪💯💯💯💯🙏🤲👍Ggna tegadalay wedi tgray goytoaom❤
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 7 ай бұрын
ኸቡራተይ እንኳዕ ብሔዎት ተረፍኩም ዝተረፍኩም ኽብርን ሞገስን ንስዋኣትና❤❤❤
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 7 ай бұрын
ኣየ ጅግኒነት ክብሪን ምስጋናን ናዓኻትኩም ኣየታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@vehshd7572
@vehshd7572 6 ай бұрын
ጅግና ኣያና❤❤❤❤
@user-pi7pe6rc1h
@user-pi7pe6rc1h 2 ай бұрын
ጎይትኦም ስሚ ሻዕብያ ❤❤❤❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 ай бұрын
❤ናይ ጀጋኑ ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ሻምበል ጎይቶኦም ቅያኻ ኣካል ቅያ ጅግና ህዝቢ ትግራይ እዩ : ንኾርዓልካ ንሕበነልካ እውን ኢና:: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ!!!
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 7 ай бұрын
ጅግ ና ሀውና ኩርአት ትግራዮ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 ай бұрын
እዙ ከምዙይ ዝበለ ክንዱዙይ ዝኣክል ቀቲልና ዝብልን ዝኣመሰሉ ቃለ መሕትት ንምንታይ እዩ ኣብዙ እዋን እዙይ ተቕርብዎ : ከምከማይ እንትዝኾን እዙ ናይ ጀጋኑ ተጋደልቲ ቅያ ብደንቢ ብስርዓት ተሰኒዱ እንትዝተሓዝ እሞ ፀላእትና ብዘርኢ ምፅናት ገበን ተሓተቲ ምስገበርናዮም ብድሕሪኡ እንትዝቐርብ ይምረፅ:: እንተዘይኮይኑ ገና ናይ ተሓታትነት ገበን ብዘይ ሻራዊ ሓይሊ ከይተፃረየ ከምዙይ ዝበለ ሕቶ ደው ክብል ይግባእ::
@gebe0501
@gebe0501 7 ай бұрын
ስቕ ኢልካ ሓቦ ስነቅ ብራዘር ኣነ ብወገነይ እዛ ናይ ጎይቶም ኢንተርቪው ደጋጊመ ስሚዐያውን ኣይፀግብን:: ናይዞም ፍሉያት ጀጋኑና ዛንታ ከይሞቱና ኹሉ ክነግሩናን ኹሉ ትግራዋይ ንኽፈልጦ ብዙሕ ከምዚ ዓይነት እዩ ክስራሕ ዘለዎ ብመፅሓፍ ብፊልሚ ብኹሉ... እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ
@user-vu9qw2pw9f
@user-vu9qw2pw9f 7 ай бұрын
እሰይይይይይ ኣየና እንካዕ ብሰላም ተመለሰኻ ጅግና 🙏🌹🌾🌾👍💪💪💘🌺
@user-co1hv3rs7d
@user-co1hv3rs7d 7 ай бұрын
ክላእ ታ ዮርዳነስ ትባሃል ሱቅ ኢላ እያ ሓቂ የብላን ተቃርቦም ስለ ዝነበረት ኣብ መወዳእታ ደፊሮማ ኬዶም እዩ ዝባሃል
@fretadesta7328
@fretadesta7328 5 ай бұрын
Ajana egziabher edmen tenane yehabkum jigena ekum behaqu Tigraway malet kemzi u enqae nayena konkum we Love ❤️ u🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@tazebeteklegiorgis2818
@tazebeteklegiorgis2818 8 ай бұрын
ጀግና መግለፅ የብለይን
@MG-su4nh
@MG-su4nh 7 ай бұрын
Jeganuna respect 🙌
@MozaHabshia-zl2eh
@MozaHabshia-zl2eh 7 ай бұрын
ወዲ ኣሕፎሮም ጅገና❤❤❤❤❤❤❤
@user-kp9jy8ne9m
@user-kp9jy8ne9m 4 ай бұрын
ኣየ ብፃይ ጌትሽ ዝገርም ተጋዳለይ ኣብ ዝባን ኣሕፈሮም እንዳ ተዋገአ ቆሲሉ ፀላኢ ከርክቦ ምስበለ ናብ መልግብ ብምእታው ካብ ኢድ ፀላኢ ከምልጥ ኪኢሉ እዩ
@maburatbangki5836
@maburatbangki5836 8 ай бұрын
Thank so much jgna ❤❤❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 ай бұрын
ተጋሩ ልምታይ ኢኩም ላይክ ዘይትገብሩ አቤት ሕስድና አብ ዘይረብሕ እማ..
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 ай бұрын
ጀግና ወላዲና😍🙏
@user-vr3ys4si4b
@user-vr3ys4si4b 7 ай бұрын
እንትጮ ዓደይ ዓዲ ጀጋና አሕፈሮመይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zr9gn7ee9q
@user-zr9gn7ee9q 4 ай бұрын
ምረኸኛ ንምንታይ ዘይትቀትልዎም
@Mantuy189
@Mantuy189 7 ай бұрын
Btaemi ekum jeganu
@user-zj9ki6ch7g
@user-zj9ki6ch7g 8 ай бұрын
ይገርማል
@galtigray5257
@galtigray5257 7 ай бұрын
ጅግና ክቡር አቦና እንኳዕ ፈጣረ አትረፈኩም ደሰት ሓወና የቅንየልና ክብረ ይገበኣካ ዓደይ እወን ኣረኣካና 😂 ❤❤❤❤
@letebrhanbeyene
@letebrhanbeyene 7 ай бұрын
እዋይ ኣንታ ጅግና ዕደመ ጥዕናባ ይሃብካ ክብሪ ይግበአካ
@Abdo-so2oe
@Abdo-so2oe 7 ай бұрын
ጅግና ዘይገልፆ ጅግና❤❤❤
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 7 ай бұрын
ጅግና 💪💪💪❤
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 7 ай бұрын
ከመይ ዝበለ ጅግንነትዩ
@muhraalomar7341
@muhraalomar7341 7 ай бұрын
ኩቡር ኣቦና እንኳዕ ተረፍካ ጀግና TDF 🥰🥰💪💪💊💊🥰🥰
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 7 ай бұрын
Jegnana anka bhiwet terefkum❤❤❤❤❤
@rozar227
@rozar227 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጀጋንና
@user-bh6py3hq7o
@user-bh6py3hq7o 7 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤
@HgHf-jw5vy
@HgHf-jw5vy 7 ай бұрын
ጀግና መግለፅ የብለይን 💪💪💪
@user-mu5zq7se4w
@user-mu5zq7se4w 7 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb 7 ай бұрын
ጀግና ኣያና ❤❤❤❤
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 7 ай бұрын
Good job
@soso-jd5kh
@soso-jd5kh 7 ай бұрын
ቢጣዕሚይ ጂግነ ጂግነ ጂግነ❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
@ethiopiachenal
@ethiopiachenal 4 ай бұрын
ጀግናአቦና❤❤❤
@ethiopiachenal
@ethiopiachenal 4 ай бұрын
ግን እንኳዕብሂውት ተረፊካ❤❤❤
@kidanwoldemichael5311
@kidanwoldemichael5311 7 ай бұрын
ዘገርም ናይ ጅግንነት ታሪኽ❤❤❤
@wedihaile1780
@wedihaile1780 7 ай бұрын
ጅግና አቦና አንበሣ❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ቤንሻንጉል ትመስክር ተጋሩ ብሂወቶም ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ብመንዮም መንነቶም ተትጻረ ብተጋሩ መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ! ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ህዝቢታት ዓለምን ኣምላኽን ምኣመነኩም ።
@Tomsingss188
@Tomsingss188 7 ай бұрын
Super hero
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤prace of you!
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 8 ай бұрын
ጅግና አያና 🙏🙏🙏🙏
@awethaile6231
@awethaile6231 7 ай бұрын
ጀግና ክበር ኣያና ዕድመን ጥዒናን ይምነየልካ
@swsw7586
@swsw7586 7 ай бұрын
Hawebey jgna enkoe bahagos bselam meleseka fetari zteref edmeka bselam nbereleyyyy kndi aboy 🥺🥺💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💗💗💗💗💘💘💘💘💘♥️♥️♥️♥️♥️♥️💝💔💔💔💔💔🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 ай бұрын
ጀጋኑና😢😢ረዚን😢ዩ😢ዋጋኩም
@user-jt9ge3bw2b
@user-jt9ge3bw2b 7 ай бұрын
ጀግናው እድሜና ጤና ይስጥህ መንግስት ለዚ አባት ትልቅ ስልጣን ስ ጠው ይገባወዋልና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 7 ай бұрын
💖💖💖💖💖💖
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
ክቡሩ አያና አንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ስራሒ ታሪክ ቡዙሕ ቃልት ያሓፀረኒ አዪ ናዓካትኩም ጀጋኑ አቦታትትትትና 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤🧡🧡🧡🧡❤❤❤🧡🧡🧡🧡❤❤❤
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭 💔 ጅግና ኣቦና
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 8 ай бұрын
ጅግና አያና❤
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 7 ай бұрын
ጅግና ኣያና❤❤❤❤❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 7 ай бұрын
ይገርም😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
እንድያው ወድያው ትክክለኛው እንታይ ይስምዓካ ረሳሕ ርኹስ ኣምሓርኛ ዳሓወስካ ክትዛረብ ?
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
መዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ህዝቢታት ዓለምን ኣምላኽን ይጽበየኩም ኣሎ
@user-wt1jk1lw7d
@user-wt1jk1lw7d 7 ай бұрын
Ambesa
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 8 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ💪💖💪
@kbra5656
@kbra5656 8 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀግና ኣብና😘
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ተጋሩ ጀጋኑ ፍላስፋታት ሊቃውንቲ ሃብታማት መሳፍንቲ ምሁራት ንምንታይ ደኣ ቋንቋ ኣዴኹም ዘይትመልኩ !
@user-co1hv3rs7d
@user-co1hv3rs7d 7 ай бұрын
ኮነሬል ሰጠኝ ብጣዕሚ ጡዑይ ኔሩ ካብ መርሸንቲ ኣድሒኑኒ ሓደ ኣምሓራይ ናይ ጁንታ ሰለያ ሒዝና ኣለና ኢሉ ደዊሉሉ ብሬድዮ ርክብ ፅናሕ ይመፅእ ኣለኹ ኢሉዎ ክላሽ ኣቀባቢሉ ክትኩሳ ምስ በለ ኣርኪቡ ኣድሒኑኒ ክልተ ፉሉይ ሓይሊ ደቁ ከምዝነበሩዎ ውን ይዛረብ ኔሩ
@eriilove2812
@eriilove2812 7 ай бұрын
❤❤❤💊💊💊💪
@mirimiri3396
@mirimiri3396 8 ай бұрын
❤Jegna✊❤
@selamagebreegziabher6132
@selamagebreegziabher6132 7 ай бұрын
ሻዕብያ ዘንቀጥቀጠ ጅግና እዩ ጎይተኦም
@jreeygualquihajreey1821
@jreeygualquihajreey1821 5 ай бұрын
Jegena
@gabreil1130
@gabreil1130 7 ай бұрын
ኣቤት ጅግንነት ኣሕፈሮም ረመፅ ንፀላእቱ❗️ይሰነድ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ደመኛታት ትግራይ አማራ ብዕልግና አራዊ ሻዕብያን ተከተልቶምን ከይሓሰብኖዮ ነጠባ ዝገለፃ ትሰነድ >>> ደመና ዘየብሉ መብረቅ ዝበላ ንባዕላ ፊልሚ ክትስረሐላ ትክእል እያ !! አፍሪቃዊ ራምቦ ፊልሚ ይሰርሐሉ ??? ራምቦ ዓሻን ንነብሱ ንምድሓንን እዩ ሻምበል ጎይታኦም ግዳ ወዲ ህዝቢ ህዝባዊነት ዕጥቂ ዘዓጠቀ ፍሉይ ሓርበኛ ወያናይ እዩ እሞ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዒናን ቅሳኖትን ነዓካን ንሓርበኛን ህዝቢ አሕፈሮም ይኩን !!🤝💪✌️✌️✌️✌️✌️
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 22 М.
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 1,9 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 24 М.
Илья Овечкин в гостях [ShirokovLITE]
3:24:11
SHIROKOV LITE
Рет қаралды 125 М.
ЭТО САМЫЕ ОПАСНЫЕ ШАРИКИ В МИРЕ!! #shorts
0:22
Какая погода у тебя за окном? У нас вчера был ураган!
0:40
СРОЧНО ДОМОЙ! Эта НЕ КОНФЕТА!
0:21
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 1,8 МЛН
And how are they not embarrassed?
0:19
Rinuella
Рет қаралды 23 МЛН