** 1ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 1 - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 35,543

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 92
@dromar.abdullahimoallim6490
@dromar.abdullahimoallim6490 8 ай бұрын
Our Brothers and Sisters of Eritearia wish u all the best,iam Somalian.🇸🇴🇪🇷💪👍.
@faithhopelove8795
@faithhopelove8795 8 ай бұрын
እዚ መስተንክር ታሪኽ ይነገር ደኣ፣ ይፈለጥ ብኹሉ። ..thank you Eri- Tv. ኤርትራ ኣምላኽ ንህዝብኺ: ንመሪትኪ: ንባሕርኺ: ንሰማይትኪ: ንኩሉናትኪ ይባርኽ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽
@yosieftesfazgi8993
@yosieftesfazgi8993 8 ай бұрын
ERI-TIV ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ውዕል ጀጋኑና ብሂወቶም ከለው ክዝንቶ ንዝወሰደክሞ ናይ ታሪኽ ስነዳ ንውሉድ ወሎድ ተሰኒዱ ነባሪ ታሪኽ ስለትሰርሑ ዘለኹም ቀጽልዎ ። ኣበርቲዕኩም ክትሰርሑሉ ይላቦ ። ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 8 ай бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sailncermedia7904
@sailncermedia7904 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ከለዉ ጀጋኑና ይዘንቶ ታርክና ❤❤ 🎉ሰብ ውዕሎ ኩሎም ክዘንተዉ ልዳቶም ካህክሑ ወዲ ቀሺ
@BahreNeGash
@BahreNeGash 8 ай бұрын
Thank you for sharing the golden history of the Eritrean gallant heroes liberating the Red Sea & the ancient historical city, Massawa. The victorious operation will continue to be remembered & honored for many generations to come. Long live independent Eritrea. 👍
@Tedros-ሰብ-ቀደም
@Tedros-ሰብ-ቀደም 8 ай бұрын
ንሕና ኤርትራውያን፤ ሰጊግና መግዛእቲ ባዕዳዉያን፤ ንሕና ኤርትራውያን ሃገራውያን ግን ስላማውያን፤ ንሕና ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያን ግን ታሪኻውያን፤ ኣለና’ወ ሎሚ ከም ትማሊ፤ንነብር ብፍቕሪ ንነብር ብዓቕሊ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
@kflitzewelday8351
@kflitzewelday8351 8 ай бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።ታሪኽና ይበርበር ይተንተን።thanks all.
@senait4255
@senait4255 8 ай бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷‼️
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 8 ай бұрын
ለካቲት በል የካቲት ኣምሓርኛዩ
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 8 ай бұрын
Enka eritrawi konku proud to be shaibia 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@meronkuchi
@meronkuchi 7 ай бұрын
ክብሪ ነቶም ዘይድገሙ ወለዶ ገድሊ ጽኑዕ መሪሕነቱን ተባዕ ተዋጋእ ሓይልን..🇪🇷
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 8 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍
@elenamik9214
@elenamik9214 8 ай бұрын
Thanks our hero! We are proud of you God bless you 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@lemlemkesete1003
@lemlemkesete1003 8 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 Bdem deka nzelialem kebira kitnebr yea .❤
@hagosamine7256
@hagosamine7256 8 ай бұрын
Glory to our martyrs🇪🇷🇪🇷🙏❤️, proud to be Eritrean 🐪❤️🙏🇪🇷
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 8 ай бұрын
ነቶም ነዚ ስርሒት ፈንቅል ክውን ዝገበኩም ጀጋኑና ንሰማእታትና ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንዓኩም ነቶም ህልዋት ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ገድሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@Aba-nebri
@Aba-nebri 8 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ eri tv ሓድሽ ምዕባለ ኣስማት ዝነበሩ ተጋደልቲ ክዝርዙሩ ከለዉ መሰነይታ ስእልታቶም ዘቅረብኩሙልና ክብረት ይሃበልና
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 8 ай бұрын
Eternal Glory to Our Martyrs! ✊🏿🇪🇷🐪
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኣቦታትና ወትሩ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌿🌿🌿🌿🌿🌼🍀🍀🍀🍀🍀
@EritreoTheo
@EritreoTheo 8 ай бұрын
Eternal Glory to our Martyrs 🙏❤️🇪🇷❤️
@gegerbashay719
@gegerbashay719 8 ай бұрын
ሜካየ ወለሎ❤❤❤❤ ኣሃዱየይ ቅጭን ❤❤❤❤ ኣብ ዘዘላዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 8 ай бұрын
Kbrin mogosn nmklkal eritrea ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤
@senaithailom3322
@senaithailom3322 8 ай бұрын
GOD BLESS YOU ERITREA PEOPLE AND PRESENT ISEIAS AFOWERKY AMEN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WillamWilliams1533
@WillamWilliams1533 8 ай бұрын
Our heroes ❤🇪🇷🇪🇷💪
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 8 ай бұрын
Bejakum eba dhay wedi Efrem gele beluna kemey alo tieenu bzuh sile zibhal delo ❤❤❤
@ዋርሳይወዲይከኣሎ
@ዋርሳይወዲይከኣሎ 8 ай бұрын
Zeydgemu welodo anabr Eritreawiyan 🇪🇷💕💪🏻💕✅💪🏻🇪🇷🇪🇷💪🏻💕💕🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💕💪🏻💪🏻💕🇪🇷✅💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiruttekle2075
@hiruttekle2075 8 ай бұрын
ጀጋኑ አቦታትና አቢ ክብሪ ነአኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@futsumgful
@futsumgful 8 ай бұрын
Thankx
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 8 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሃገረይን ሁዝበይን ስላም ቅሳነት ምዕባለን ንዓካ አኹን 🙏🙏🙏❤❤❤❤💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪👑
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 8 ай бұрын
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🌷🌷🕊🕊🐪🐪✝️☪️
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኣያታተይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም💪🇪🇷♥️👍
@ኣዳም
@ኣዳም 8 ай бұрын
ካብ ካልእ እዋን ዝተፈለየ ጽቡቕ ዋሕዚ ዘለዎ ኣዘናትዋ ኢዩ። ስርሒት ባረንቱ ሕጂ ድማ ናይ ፈንቅል ጽቡቕ ክትደፍእሉ ድማ ኣለኩም። ብፍላይ ኣስማትን ስእልን ናይቶም ሽዑ መራሕቲ ኮይኖም ዝተሰውኡን ብሂወት/ውን ዘለው ብሓፈሻ ተራ ብተራ ምሉእ ስእሊ ብምስናይ ክትገልጽዎ ምኽኣልኩም ደስ ኢሉኒ። ቀጽልዎ። ታሪኽን ፖሎቲካን ስለ ዝፈላለ ከም ዘለዎ ኣቕርብዎ። ተራ ጴጥሮስ ሰለሙን ዕቑበ ኣብርሃ ናይ ካልኦት ኣርካናት ብሓፈሻ ወዘተ /ውን ኣትረስዑ።
@adulis73
@adulis73 8 ай бұрын
የካቲት ✖️ ለካቲት ✔️
@hayaalabid8285
@hayaalabid8285 8 ай бұрын
jeganona watero jagano ekome naze kolo zaykale zemasle halefkom berhan hebkomna tarekome watero kezekar eyo❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@fsahayehabtu7218
@fsahayehabtu7218 7 ай бұрын
ህዝባዊ ግምባር ፍሉይ ፍጥረት መዳግርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ንበር ክበር ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፍሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯👈
@teklit3568
@teklit3568 8 ай бұрын
Thank you very much
@ሃናተኽለ
@ሃናተኽለ 8 ай бұрын
ሰራሕቲ ቅያ ብህዎቶም ከለዉ ክንዝቶ ኣለዎ please ሓደራ eritv ቀጽልዎ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እስከ ኮፍ ኢልና ምሳኹም ቅያኩም ክንሰምዕ እወ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ Asese Kulusalasabia Ikaloaka Natale Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 sematatena Nizelalemeizekeku Eritrea 🇪🇷 Sabia Anabese Eritrea 🇪🇷
@godislove7204
@godislove7204 8 ай бұрын
ሕዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🇪🇷🐢🐪⛪️🕌❤️❤️💐
@hruybahlbi8094
@hruybahlbi8094 6 ай бұрын
ኣያታት ጽንዓት፣ ሓቦ፣ መትከል፣ ኒሕ፣ ተጻዋርነት፣ ትዕግስቲ፣ ዘይተበርካኽነት። ሂወትኩም ሂብኩም ሂወት ዘሪእኩም፣ ከም ሽምዓ መኺኽኩም ብርሃን ለጊስኩም ጸላእቲ ኣባሪርኩም፣ ወነንቲ ባህሪ ኮይንኩም፣ መን ኣሎ ከማኹም። ጽንዓት ይሃብኩም ንስውኣትና ድማ መንግስተ-ሰማይ፣ ኣይትተዓንቀፉ፣ ጥዕና ይሃብኩም፣ዕድሜኩም የንውሓዮ።
@MISGNAGHIRMAY09
@MISGNAGHIRMAY09 8 ай бұрын
እውይ ኣዛዚ 85 ጀነራል ውጩ ዲዩ፡ ነይሩ፡ እዚኣ ተደርቢሸ ነይረ፡ 85 ኣብ ትሕቲ እንዳ ስለያ ዝነበረት ትመስለኒ ነይራ፡ ጽቡቅ ጅማሮ ኢዩ ከምዚ መደብ ምጅማርኩም።
@HYT401
@HYT401 8 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷✊
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 8 ай бұрын
Caby💪🇪🇷📚🖊huzbawy gebar jegna kebaz met hager hiezb eritrean💪🇪🇷📚🖊nesntom huwotom gecel conmula nazenet kemuzula💪🇪🇷📚🖊eiker nsemitatna🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯😔
@ElsaGirmay-v4j
@ElsaGirmay-v4j 5 ай бұрын
Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤🎉😊❤❤❤❤😊😊😊😊
@shashuyohannes1633
@shashuyohannes1633 8 ай бұрын
Jeganu seb metkel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 8 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉መርሓባ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 8 ай бұрын
❤❤❤
@yosefasfaha
@yosefasfaha 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RashiAbdella-gc6mx
@RashiAbdella-gc6mx 8 ай бұрын
Bejakum kexelue kisab 50 kifal(Bart) amsiyuna ..❤❤🎉 Ginbar gindah ...zeterefe tarik kulu amxiyuna .. bfilay ka 2021 kisab 2023 🇪🇷💯👌🖕🌷💯
@santanaprima1863
@santanaprima1863 8 ай бұрын
tewahdo tewaridu ab mongo dergi n ginbar teqerqiru, mewatseo yifterelu
@gideyalem6475
@gideyalem6475 8 ай бұрын
ህዝባዊ ግባር ባርዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷🦾 .
@shashuyohannes1633
@shashuyohannes1633 8 ай бұрын
Shaebiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@g776yy3
@g776yy3 8 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hashensunn9482
@hashensunn9482 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@danielkidane1258
@danielkidane1258 4 ай бұрын
Wedi efrem dea hawyu dyu ? Wela nay kedem eu ?
@dawitokube3572
@dawitokube3572 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@RashiAbdella-gc6mx
@RashiAbdella-gc6mx 8 ай бұрын
🎉❤🎉🎉🎉❤
@abrahamfetwi9062
@abrahamfetwi9062 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Habenfu
@Habenfu 7 ай бұрын
ስርሒት ፈንቅል ህንዳስን መራሒን ስልያን ፊደል ማርሻል ቤጥሮስ ሰለሙን ናይ ሎጀስቲክ ጀነራል ዑቀበ ኣብርሃ ብዘይ እዚኦም ከመይ ዓይነት ፈንቅል ኣኹም ትርእዩን ዘለኹም ወላ ንዕኦም ተዘይ ኣምጻኹሞሞ ታሪኾም ኣምጽዋ ከመይ ዓይነት ታሪኽ ኢኹም ተዘንትውልና ዘለኹም ናደው እዝ ብዘይ መሰፍን ሓጎም ተምጽዋ🤔
@dawitgebreal
@dawitgebreal 5 ай бұрын
Truth
@mekeretesfom5833
@mekeretesfom5833 8 ай бұрын
Emo hiji hezbi Eritrea ✅ kemey alo 😊
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 8 ай бұрын
Abiet jeganu kemakum si ezi weledo yfter do
@meharitedros4196
@meharitedros4196 8 ай бұрын
Eritv ከምዚ ዝበለ ሰነድ ምድላውኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ የመስግን ። ግን ከኣ ካብቲ ኣዝዩ ሰፊሕ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ገና ኣየዘንተናሉን ።እኴ ድኣ እቶም ሰራሕቲ ታሪኽ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ብሂወት ከለው ክንከስበሎም ኣይነቐልናን ። ብናተይ ግምትን ትጽቢትን ከም ዓቢ ትካል ፈነወ( Eri tv )ተለቪዥን ኣብ ስነዳ ታሪኽ ሰውራ ምንም ኣይሰርሐን ክብል ይደፍር ። ዓቕሚን ብተዛማዲ ከኣ ማል' ውን ኣለዎ ።ግን ...!? ብዝኾነ እተን መንግስታዊ ሚድያታትንና ታሪኽ ንምስናድ እንተትደኽሙሉ ከመይ ጽቡቕ ምኾነ እብል ።
@gorginobere921
@gorginobere921 8 ай бұрын
እቲ ረዚን ታሪኽ
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍🌹🌹🌹
@amanghirmay386
@amanghirmay386 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielwildetensae6612
@danielwildetensae6612 8 ай бұрын
❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
@Burie22
@Burie22 7 ай бұрын
ሻዕቢላ ቤላ እንቛዕ በሉ “ደንጉዩ ኣይበኾረ” እንዳ ጭፍራ ዘይወዓልዎ ታሪኽ ሓሶት ይጽሕፉ፡ንስኹም ከኣ ምስ ገበታ ታሪኽኩም ትቕበሩ ኣለኹም። ኣብዚ ስደት ካሪካረ ዘይፈልጥ መንእሰይ ክንደይ ሪአ ብጣዕሚ ከኣ ሓዚነ።😢 “ዓባስ ውድብ” ከኣ ኢለኩም።
@eritrea6227
@eritrea6227 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊💪
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 8 ай бұрын
ጀጋኑ ክበሩ ንበሩ
@mealti
@mealti 6 ай бұрын
ዘሐዝን እቶም ሰራሕቲ ታሪኽ፡ ካብ ታሪኽ ተሓኺኾም!
@Asmara2b
@Asmara2b 8 ай бұрын
The word tewahdo is very much used for politics "tewahahidom" in this case means also to defeat colonialism. And yet, the message of the operation fenkil is forgotten half way through the struggle of what it means victory. The Savior should not be forgotten at the manger in other words. The message of the Cross doesn't end at the burial. There should be victory in resurrection, for the truth, the way and the life, for the Gospel of Christ Jesus. Just saying, so government and national defense forces are not in separation on the other note where executive branch and the rest meet to exist accordingly, constitutional. ውሉድ ትውልዱ እዩ፡ ሃሌሉያ! ኣምላኽ ኣማልኽቲ፡ ሃሌሉያ! ሽሙ ይኽበረለይ ፡ ሃሌሉያ! እየሱስ ክርስቶስ እዩ ጎይታ፡ ሃሌሉያ! ኣማኑኤል በለ ገብሪኤል! ዘዐንገለ እቲ መብልዒ ማል! ኣበስሪ ቤተልሄም! መድሓኒ እዩ፡ ቅዱስ ፍጹም! ፍስሃውን ንጉስ ሰላም! ገጹ ዘይክውል ገጸ በረኽት፡ እየሱስ! ተገሊጹ እዩ ትኣምራት፡ እየሱስ! ዝተበጀወና ኣብ ምስቀል ክሳዕ ምት፡ እየሱስ! ዕዳ ከፊሉዎ ኩሉ ተወዲኡ፡ በእየሱስ! ተንሲኡ ካብ መቃብር ንሰማይ ዓሪጉ፡ እየሱስ! ከውርሰና ኢሉ እዩ ሰማያዊት ቤቱ! ምድሓንና እዩ ኣንሕና ንኹን ናቱ! ክምለስ እዩ ገና፡ ክምለስ እዩ ዘየጔንየና! ክምለስ እዩ ሕጂ ብናይ ክብሪ ደበና! የዕንቲ ክርእያኦ እየን ክምሉስ እዩ እየሱስ ብናይ ክብሪ ደበና ! Happy Independence of Eritrea Peace
@Asmara2b
@Asmara2b 8 ай бұрын
ውሉድ ተወሊዱ እዩ፡ ሃሌሉያ! መድሓኒ እየሱስ እዩ ኅይታ፡ ሃሌሉያ! ክምለስ እዩ ገና እቲ ዘየጓንየና! የዕንቲ ክርእያኦ እየን ክምለስ እዩ ሕጂ ብናይ ክብሪ ደበና! ብጸሎት ነቂሕና ክንጽበ ይኹነልና፡ ቀባሕባሕ ከይበልና ህድእ ኢልና! ክምለስ እዩ ገና ክምለስ እዩ ሕጂ ክምለስ እየሱስ ብናይ ክብሪ ደበና! ምጽኣቱ ቀሪባ መንግስተ ኣምላኽ ከነቃላጥፍ ቅዱሳን ብእየሱስ ሽምን ስልጣንን ይኹነልና! ብሩኻት፡ ክምለስ እዩ እየሱስ ብናይ ክብሪ ደበና!
@yuel8254
@yuel8254 8 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@محمودابراهيم-غ6ك8ح
@محمودابراهيم-غ6ك8ح 8 ай бұрын
Eza hager bkmi kem zmxat kenfekt alna nhna mensiat eritera abtatna abiti ahwatna ztswela bae rezan wga eya mxa selzi abe mkaba shla mala aineri
@NebayTesfay-j7e
@NebayTesfay-j7e 8 ай бұрын
Kbrin mogosn nmklkal Eritrea
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 8 ай бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤👈🇪🇷👍🇪🇷👌❤🌹
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 8 ай бұрын
Halftime tray dikum temxu bsala gar ekuaya mexia Hager qebaxat agarat yom qendi teqalisom tera tegadelti ksab hji abietom zeyexlelu alewu abiexhfet zelewu tradyom tegadilom ? Yesyef negash weldu ab dbarwa alekum abatereg ab gzie fenql zfenaqelen ksab werden atyu amxuuwo nyosyef negash ab Office zexlelu tray aytemxu
@TuemzgiTesfay
@TuemzgiTesfay 8 ай бұрын
Hasewti
@mekonenzerai974
@mekonenzerai974 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeleseBaraki
@MeleseBaraki 8 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@MeleseBaraki
@MeleseBaraki 8 ай бұрын
❤❤❤
@sikufish620
@sikufish620 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 99 МЛН
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 36 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 99 МЛН