2 ወናማት ሰራዊት ትግራይ ኣርሚ 35 ፅንዓት ክ/ሰራዊት ህዝቢ ዘስደመመ ሳዕስዒት ብተጋ.ይርጋለም ደስታ ወዲ ነጋሽ ዉቕሮ

  Рет қаралды 191,259

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Жыл бұрын

እዚ ቻነል ብርኪ ሊሎ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይዘብፀሓሎም ሰፍ ዘይብል ኪሳራን ዝወዓሎም ዉዕሎታትን ናብ ተመልከቱ ዘመሓላልፍ ዘሎ ሚድያ እዩ፡፡ልቡራት ተመልከትና ኩሎም መሳርሕቲ ቻነልና ካብ በረኻ ብረታዊ ተጋድሎ ምስተመለሱ ከም ልማዶም መዘማግዕታትን መስሓቓይን ፕሮግራማት ሒዞምልኩም ክቐርቡ እዮም፡፡
ኩሎም መሳርሕትና ብሓፈሻ መላእ ሰራዊት ትግራይ ብሰላም ናብ መረበቶም ክምለሱ ትምኒትና እዩ፡፡ካልኦት ዝለቐቕናዮም ቪድዮትት ኣብ ቻነልና ይርከቡ፡ንቐፃሊ ድማ ክነቕርበልኩም ኢና
Subscribe,like,share, comment to our official channel of #shewitentertainment

Пікірлер: 276
@SalmSalm-nv9qw
@SalmSalm-nv9qw 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ምእንተና ትከፍሉ ዋጋ ክብሪ ናዓኩም 💯❤️🧡💛💪💪💪💪🥰🥰
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
😢ኣይይይ ኣየ ኣሕዋተይ ኸ ኣበይ ትህልዉ ሰለስተ ዓመትኹም ዳህይ ዘይብልኹም 😢 እግዚአብሔር አምላክይ ኣብ ስደት ኮይነ ሕማቅ ኣይትስምዕና 😢ኣነስ ከምዝኦ ትርእለኹ ንብዓት ይቅድመኒ ኩሉ ኩእልኹም ብዓት ትሰግሩ ኣሕዋተይ 😢
@destakahsaye7009
@destakahsaye7009 6 ай бұрын
ኣነስ ንዓኹም ዝኸውን ቃላት ይስእን ብምንታይ ክገልጸለኩም ጀጋኑናዋ🥺❤❤❤❤❤
@weldegebrialassefa7081
@weldegebrialassefa7081 9 ай бұрын
ንሕና ተጋሩ ብጅግንነትና ፀለእትና እውን ይቀንኡ እዮም ሰረና ሰጡም ሓሙትና መሪርርርር ቅሰኑ
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ጎተተይ ቃደማኩም ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azizawol
@azizawol 9 ай бұрын
ትግራዋይ ያራዳ ልጆች ለትግሬ ዶላር እየተከፈለው ኢትዮጵያን ይምራ ለጀግና ክብር ይገበዋል ጀግና ምንጊዜም ጀግና ነው ማንም ሊሠጠው ማንም ልዮስድበት አይችልም ጀግንነት ተፈጥሮአቸው ነው ለመላው የትግራይ ህዝቦች መፅናናትን እመኛለሁ እኛ ስልጤዎች እንወዳችዋለን ስልጤ ደቡብ ኢትዮጵያ i love tigray ትግሬዎች ፍቅር ናቸው ውስጤ ደሜ ናቸው
@user-lj7ec7dd9k
@user-lj7ec7dd9k 2 ай бұрын
ተጋሩዋኒ❤🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrhitkahsay5406
@mebrhitkahsay5406 8 ай бұрын
አይ ትግራዎይ❤❤ ኩሉ ትክእሎ ንአካዶ እዚ ምተገበአ ክብርን ምጎሰን ንሰማእታትና
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo Жыл бұрын
Ahwatey marey❤❤❤❤
@user-hv2qu6tl2w
@user-hv2qu6tl2w 5 ай бұрын
እሰይ ጀጋኑ❤❤
@Gsg-z6o
@Gsg-z6o 11 күн бұрын
ዓይኒ. ኣባይኩሞ. ይደፈን. ተጓሩዋኒ❤❤❤❤❤
@user-mo1uq2py7j
@user-mo1uq2py7j 9 ай бұрын
Selamkum yebzahayo jeganuna ❤❤❤❤
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
TDFy ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aasaas7284
@aasaas7284 9 ай бұрын
ዋይዋይ ኣሕዋተይ ኣይይይይ መሪር እዩ ኣሕዋተይ ቃደማኩም ስጥሕ ተብለኒ ሓመድ ትብለዐኒ💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@MisgnaTdf
@MisgnaTdf Ай бұрын
ጅግና ኣርምና💪💪💪
@tsegatdf6961
@tsegatdf6961 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
ብኣኻትኩም ረኺብና ሰላም ኣሕዋተይ
@user-yf5yt3kj7i
@user-yf5yt3kj7i 7 ай бұрын
አማራ ነኝ ግን ተጋሩ እወዳለሁ❤😢 ኣሕዋተይ😢 ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም😢😢😢😢😢
@user-ll7ff2dx2s
@user-ll7ff2dx2s 7 ай бұрын
አደ ትግራይ አዶ እቲ ጅግና ተስፋ ይገብር ብሂወት ክትህልዉ ዓወት ነቲ ጽኑዕ መትከል ዘለዎ ህዝቢ ትግራይ ዓወት ንሓፋሽ
@user-ll7ff2dx2s
@user-ll7ff2dx2s 6 ай бұрын
አነ ሕጉስ እየ ካባኩም ብምዃነይ 100% ትግራይ ክትነብር እያ ንዘልአለም ደቂ ሓራስ ነብሪ ወላ ሓንቲ ዘይሕለል ህዝቢ እኮርዕ መመሊስ
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 9 ай бұрын
ተጋሩዋኒ❤❤❤
@NoorAyni-ot6sv
@NoorAyni-ot6sv 9 ай бұрын
ኣሰይ እንኳዕ ናተይ ኾንኹም ዕም ድበለ ይታሓጎም❤❤❤😘😘😘😘😘❤❤❤❤👍👍👍👍👍😘😘😘ጎይታ ያሓሉኹም ኣናብስ ትግራይ
@mohammadalsharrab7377
@mohammadalsharrab7377 9 ай бұрын
❤❤💛❤️🧡💛❤ጀጋኑ
@xpk5509
@xpk5509 6 ай бұрын
የኔ ማሮች እኔ አማራ ነኝ እወዳችኋለሁ ልዩዩ ይሄ ሰይጣን ጋላ አባላን እንጅ
@slamahahamab8347
@slamahahamab8347 10 ай бұрын
ኣይአነ ወድነይ ኣበይ ትሁሉ😢😢😢
@user-bl2bh2rl8t
@user-bl2bh2rl8t Ай бұрын
ኣየ ብፃየ ተጋዳላይ ንመስዋእትን መቁሰልትን ብክብርን ብታሓጓስን ካብ ልብናን እናተቀበልና እባ ተፈላላና ገሌኹም ኸየድቲ ገሌና ድማ ተረፍቲ ኮይና እታ ዝነብዐት ትግራይ ደበስናያ። ሐዚ እውን ናታትኩም ፅንዓትን ጅግንነትን ተቀቢልና ሓደረኹም ንምፍፃም ኣብቲ ቃልሲ ኣለና። ክብርን ሞጎስን ንስዋእትና። ብፆት ቅሰኑ ሕድርኹም ኣይንጠልምን።።።።።።ደ
@YdtHr
@YdtHr Ай бұрын
ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ln4xg4rk3m
@user-ln4xg4rk3m Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@faalktbeia2725
@faalktbeia2725 9 ай бұрын
ኩልኩም ምስቶም ህልዋት ይግበርኩም❤❤😢
@alemdesta454
@alemdesta454 8 ай бұрын
አሜን ፫🌹ተጋደልቲ ተረአኩ ኣነስ ዘይንብዓት ካሊእ ዘይብለይ ኮይነ😢
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 8 ай бұрын
​@@alemdesta454ኣነ ኣለኩ ኩሉ ግዜ ንብዓት እናናነባዓኩ እዉን ኳ ወዲነይ ሰኢነ😭💔😭😭😭
@alemdesta454
@alemdesta454 8 ай бұрын
@@chf-cv4ix ኣጆኪ ህያበይ ኩላትና ከየድቲ ኢና መዓልትና ይፈላለ እንበር ኣጆና ፅንዕ ንበል❤💛😒
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 8 ай бұрын
@@alemdesta454 እሹኒ ዝያዳይ🙏😭
@dgddfrfft3781
@dgddfrfft3781 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ጀጋኖየ
@juntaweyane254
@juntaweyane254 8 ай бұрын
አረ ብምንታይ እየ ዝገልፀኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@MB-fn6nz
@MB-fn6nz 7 ай бұрын
ጀጋኑና❤❤💞
@meareythegay1548
@meareythegay1548 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfayhadush8243
@tesfayhadush8243 7 ай бұрын
ጀጋኑና❤❤❤
@t.g824
@t.g824 Жыл бұрын
yrgaway hawey metabitey🤴♥️ jeganuna kabakatum mftar tedlti eyu ko🔥✊
@LewamFisha
@LewamFisha 3 ай бұрын
jeganuna❤❤❤❤❤❤
@Ggg-ny9vw
@Ggg-ny9vw Жыл бұрын
ኣሰይይይ እንኳዕ ዳኣም ካሳትኩም ተፈጠርና ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ማርየም ፅየን ፅላል ትኩንኩም 👏👏👏❤️❤️❤️❤️
@xaka5505
@xaka5505 3 ай бұрын
Mezanoy xre amex koriena beakum dea❤
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 5 ай бұрын
ፀላኢኹም ማዓጣኡ ይሳሓም ደቅነዋይ ❤❤❤
@TsedalMezgebe
@TsedalMezgebe 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤tdfey demey ❤❤❤❤❤❤❤
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 Жыл бұрын
good job
@GhdHhbd
@GhdHhbd Ай бұрын
ታይ እዩ ዝኩሉ ወኒ ስቃይ ገዲፍካለይ 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@user-sh5xc7qq6g
@user-sh5xc7qq6g 9 ай бұрын
እዝኩሉ ወኒ ሪአ ተሓጉሰ ነይረ ግን ክኣ መስዋእትካ ምስ ሰማዑኩ ሐዚነ ጉህየ😭😭
@TediyGebrekurstoss
@TediyGebrekurstoss 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ጀጋኑ
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 8 ай бұрын
Kibren mogase ne jeganehi sewatena tigraye teawete ❤❤❤thank you so much my hero Tdf i love you too much
@user-qg1uv4sq6d
@user-qg1uv4sq6d 4 ай бұрын
አሰይ። ከብረት። አሕዋተይ። ቅደመኩም። ፀጥሕ። ተብለኒ። ናዓካትኩ። ዝከውን። ቃላት። ይሓፅረኒ። ደቂአነዋይ። ማዓረይ
@user-qg1uv4sq6d
@user-qg1uv4sq6d 4 ай бұрын
😊😊😊 5:24 😊
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 8 ай бұрын
ጀጋኑ አሕዋተይ ኩሉኹም ህሉዋት ኩኑ ንዓኹም ክርኢ ንብዓት ይቅድመኒ ህወትኹም ኽትከፉሉ ናከዱኹም ስ ምስ ፍሽኽታኹም ክቡር ንዓኹም ሓላላት ጀጉኑ ደቂ ትግራይ❤❤💛💛💛💪💊
@elizabethassefa957
@elizabethassefa957 Жыл бұрын
God watch over you .Tigray tser.
@user-pg9hg2kh5d
@user-pg9hg2kh5d 8 ай бұрын
እስይይይ ይምችኩሙ❤❤❤🎉
@mikaibayrim2710
@mikaibayrim2710 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዓና ትብሉ ሂወትኩም ሰዊእኩም ዝሓለፉ ሓሊፎም ዘለኩምለ ንሓለዋ ህዝብኩምን ዓድኩምን በረካ ሰፊርኩም ክቡራተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሻላኩም ሃገርና ካብ ዝነበራ ህዉከት ሕጂ ለዉጢ ረኪባ ንፋስ ረኪባ ኣስተፊሳ ብዓብዩካ ብምሕረት ኣምላክናዩ ትሕቲኡለ በኣኩም እዩ ሰላም ነ ረኪብናና ስደት ኮና /3ተ ዓመት ሙሉእ ስልኪ ደዊልና ወለድና ዘረከብናሉ ሰዓት ሓሊፉ ሕዝግን ፈጣሪ ይመስገን ንዓኩምዉን የክብረልና ደዊልና ድምፂ ወለድና ኣሕዋትና ንሰምዕ ኣለና ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ክቡራት ተጋድልትና በእንተ ህላዌና መስዋእቲ ዝኮኑ ኣሕዋትናዉን ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የብረልና ዘሎኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣነስ ብጣዕሚየ ዝፈትወኩም ተጋደላይ ስሙ ክለዓል ከሎ ወነይ ኣፈልጦን ንበሩልና
@your1773
@your1773 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
❤❤❤
@JdNc-dl2kk
@JdNc-dl2kk 9 ай бұрын
ፀጋዉየይ ኣርከበየይ ሪኢነ ስኢናኩም ኣሕ ኣሕዋተይ 😭😭😭😭
@tsegatsega4860
@tsegatsega4860 Жыл бұрын
❤️💛🥰✊👍
@tsehayhadush4214
@tsehayhadush4214 9 ай бұрын
ጀጋኑና❤❤❤💊💪💘😢
@JsBv-kr7jf
@JsBv-kr7jf 3 ай бұрын
😢😢ኣሪከበዋይ ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢😢
@asutdf3255
@asutdf3255 9 ай бұрын
ኣይ ጎተተይ ከምዚ ኢልኩም ተሳዕሳዕኹም ደሓን ለለኹም ደኣ መሰለና እምበር ለከ ብፃይኩም ቀቢርኩም እቲ ቃልሲ ንከይዝሕል እዩ ዝኹሉ ሓቦ ኩሉ ኣብ ውሽጥኹም ትብሩዎ ዝነበርኩም❤😥 ኣየ ወድነይ ሪአ ስኢነካ ኣርሚ 35 ተበለስ ውሽጠይ ዶ ሓሪሩይ ወድነይ ደቂ ኣሃዱኻኮ ይፅውዕኻለው ኣታዮ ልመኒኦም እየ ዝሓተልካ ወድነይ😭😭😭😭😭😭😭ከመይ ነይሩ እንታይ ከ ጨሪሑ ወድነይ እንትስዋእ ኢለዶ ክጥይቖም😭😭😭😭😭😭
@galtsegay8555
@galtsegay8555 7 ай бұрын
ታይ 2 ጥራሕ ኩሎም እምበር ወናማት ዞም ጀጋኑና❤❤❤
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 6 ай бұрын
ፈጣሪ ይሓልኹም ጀጋኑና ❤ናይዞም ክልተ ሳዕሳዕቲ ደሃይ ደልየ ነይረ ወይ ስልኮም ተሓባበሩኒ🎉❤❤
@user-cs7ld9cr9s
@user-cs7ld9cr9s 6 ай бұрын
ዙሓደ ተሰዊኡ እዩ😢
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 6 ай бұрын
@@user-cs7ld9cr9s እዉዉይ በጣም አዝኛለሁ ነብሱን ይማርልን😭😭
@user-cs7ld9cr9s
@user-cs7ld9cr9s 6 ай бұрын
@@user-lx6wh4hg2r ኣሜን ኣዎ በጣም ያሳዝናል😢😢
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 5 ай бұрын
😢😢😢😢😢 ኣሕዋተይ
@user-sh1sl6fd7r
@user-sh1sl6fd7r 7 ай бұрын
😭❤💜
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 6 ай бұрын
Ahwetey❤❤❤❤
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 5 ай бұрын
ደቅነይ ኣሕዋይ ❤❤❤❤❤
@user-el7bt8nt2o
@user-el7bt8nt2o Жыл бұрын
♥💖💖💖💖💖💕💕💕💕💕
@GdgGddg-uj8rt
@GdgGddg-uj8rt 8 ай бұрын
ቅቡዋይ ኣብ ገነት ሰማያት ይንብርካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ወድነይ ጎታዋይ😭😭😭😭😭😭
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg 8 ай бұрын
መንኦም ተጎዲኦም ድዮም😭😭😭😭
@unkibahritadelle9143
@unkibahritadelle9143 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@azbgalweyentiytgray221
@azbgalweyentiytgray221 Жыл бұрын
❤️💛❤️❤️❤️
@user-fx9cf3qp4n
@user-fx9cf3qp4n 8 ай бұрын
ኣሰይ❤❤❤ይሞችይኩም
@user-gx5xf5bb7o
@user-gx5xf5bb7o 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GtdddFddyyr
@GtdddFddyyr 3 ай бұрын
ወርቂ ናይ ትግራይና
@user-cv2rq6on8q
@user-cv2rq6on8q 7 ай бұрын
ጀጋኑ❤❤❤❤
@hiwet817
@hiwet817 Ай бұрын
❤❤❤❤👍👍👍👍
@user-fo9yy9vb3j
@user-fo9yy9vb3j Жыл бұрын
💛❤💛❤
@azizawol
@azizawol 9 ай бұрын
አቦ ጀግና የጀግና ልጅ አሳየው ላላየው ጀግና ማለት ምን ማለት እንደሆነ ትግሬ ይናገር ይመቻችሁ ትግሬዎችን እንወዳችዋለን ይህ ከስልጤ መዕከላዊ ኢትዮጵያ ነው
@FilimonFtsum-k4m
@FilimonFtsum-k4m Ай бұрын
Hay
@user-yi4zl2nz2f
@user-yi4zl2nz2f 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@zemenAbrha-yc6ys
@zemenAbrha-yc6ys 4 ай бұрын
ሰይ ሰይይይይይይይ
@user-tz4ou5sh9w
@user-tz4ou5sh9w 2 ай бұрын
💘💘💘💘💘👍👍👍
@user-ge9kp1hr9s
@user-ge9kp1hr9s 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢
@Wedi.22haile.weyanay
@Wedi.22haile.weyanay 4 ай бұрын
❤❤❤T D F ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Naod56
@Naod56 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤😊
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 6 ай бұрын
ወይ እሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢
@user-kn1kt2wg9x
@user-kn1kt2wg9x 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@user-ix2re8lg9y
@user-ix2re8lg9y 8 ай бұрын
መንሰይ ትግራይ ጀግና ሞት ዝሰዓረ
@aaaall7364
@aaaall7364 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Akezaabrha
@Akezaabrha Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤tdf
@user-jf8sw8yh1z
@user-jf8sw8yh1z Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gz2jf6lp4c
@user-gz2jf6lp4c 9 ай бұрын
❤❤❤😢
@GtdddFddyyr
@GtdddFddyyr 3 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ln4xg4rk3m
@user-ln4xg4rk3m Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamteklu5004
@selamteklu5004 7 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 8 ай бұрын
❤❤❤❤😢
@jamilahusseni6046
@jamilahusseni6046 Жыл бұрын
❤️❤️❤️🧡🧡🧡🧡💪💪💪💪💪
@user-uc2rh2bt9c
@user-uc2rh2bt9c 9 ай бұрын
ኣሕ ታማ ካዓብስ እዝረእየ ታሕጓስ ነሩ ኽዝግን ልብና ተስይሩ😢😢❤❤❤
@user-jb4jn6ig1x
@user-jb4jn6ig1x Жыл бұрын
jegnu bawet temelesu
@user-fj2of7tc3u
@user-fj2of7tc3u 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉😢😢😢😢
@user-lr3ru1tu3p
@user-lr3ru1tu3p 8 ай бұрын
😭😭😭💔ዋይ ኣሕዋተይ
@zenapzeenap-6716
@zenapzeenap-6716 8 ай бұрын
ዋናማት ደቅ ትግራይ ሓላል ጀጋኑና❤❤❤❤
@KGtubetigray
@KGtubetigray 6 ай бұрын
ኣንታይ እሞ ክብል ደቅነይ ምስሉኩም ሒዘ ተሪፈ💔😭
@AsefuBerhanu
@AsefuBerhanu 4 ай бұрын
ናይ ካር ሰለስተ እባ ኣምፀአለይ በጀካ😢😢😢
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 4,2 МЛН
This is not my neighbor  Terrible neighbor! #funny #zoonomaly #memes
00:26
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 9 МЛН
ኮማንዶ ትግራይ  ( COMANDO TIGRAY NEW VIDEO 2023)
22:57
LEVITATING MAGIC REVEALED 😱😳
0:18
Milaad K
Рет қаралды 18 МЛН
Выйграли Много Денег с Сыном
0:55
Карман
Рет қаралды 8 МЛН
He understood the assignment 💯 slide with caution x2
0:20
Carlwinz_Official
Рет қаралды 26 МЛН