ተጋዳሊት ጓል ጀ/ል ወዲ ነጮ ፡ ኣቦይ ኣብ ወህኒ ቤት ኮይኑ መልእክቲ ሂቡኒ ፡ ኣስከሬን ወዲ ነጮ ናብ መቐለ... | Aura multimedia

  Рет қаралды 40,281

Aura ኦራ multimedia

Aura ኦራ multimedia

5 күн бұрын

#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ተጋዳሊት ጓል ጀ/ል ወዲ ነጮ ፡ ኣቦይ ኣብ ወህኒ ቤት ኮይኑ መልእክቲ ሂቡኒ ፡ ኣስከሬን ወዲ ነጮ ናብ መቐለ... ፡ ሓፍተይ ንኣቡኣ ብታሪክ ጥራሕ እያ ትፈልጦ | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 172
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 күн бұрын
ተጋዳሊት ዋዕሮ ጓል ጅግና ሓውና ብምርኣየይ ደስታ ይስመዐኒ። ❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ኣታ ኸመይ ዝበለት ፅርይቲ ጋል እያ *ሙሉእ ኢንተርቪውስ ሓንቲ ኣምሓርኛ ከይሓወሰት *እሞ ኣዲሳባ ተወሊዳ ዝዓበየት ❤ እዋይ ኣብትግራይ ዝዓበየት ተትኸውን ፍርቁ ኣምሓርኛ ምኾነ ዘርፕበኣ
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 3 күн бұрын
ናይ ኣቦኺ ወሲድኺ ሓቦ ጅግንነት ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ❤️💛🙏🥰
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 3 күн бұрын
ጅግና ጋልዞም ጅጋኑ 💪💪 ናይ ወዲ ነጮ ሀወልቲ አብ ኩሉ ልቢ ትግራዎይ አሎ ❤❤ ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና 🎉🎉
@goashg9503
@goashg9503 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ጀግና ጋል ጅግና
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 2 күн бұрын
ጀግና ጅግና ይወልድ ክባሀል ለካ ከምዚ ዩ አየ ተጋሩ ዘኹርዕ ታሪኽ ዩ ዘለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሕነ ጀግና ዝፈዲ ጀግና ዩ ሞ አጆኺ ዋዕሮ ፀላእትና ክነሕፍሮም ና
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕና የሃብኪ ጋል ጀግና ተጋዳላይ ❤😍
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 күн бұрын
ኳርተርን ወዲ ነጮን ኣብ ቁርፂ እዋን ዝሰኣንናዮም ጀጋኑና! ኣሕ! 😢😢😢😢😢😢
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ብሓቂ 😢
@samielniezghi7731
@samielniezghi7731 Күн бұрын
0å0​@@zaebakulu8553
@SahluSahlsha
@SahluSahlsha Күн бұрын
እነ ሌቦ
@AfeworkZeru
@AfeworkZeru 2 күн бұрын
ሰሉየ ብፂተይ መታአልምተይ ጅግና ጋል ጅግና ኢኪ ሞ እድመ ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
@SabaHusband
@SabaHusband Күн бұрын
I couldn't believe she born in Addis Ababa, and speak excellent Tigriyna!!
@bharenegashe6471
@bharenegashe6471 2 күн бұрын
ትግራዋይ በትግራዊነቱ የሚገደልባት ሀገር ኢትዬጲያ
@askaltafere3772
@askaltafere3772 22 сағат бұрын
Exactly i agree with you 😢that’s why I say i am not Ethiopian at heart till we’re fully independent one day 🤞
@Naodmiss
@Naodmiss 2 күн бұрын
ኣብ ሂወተይ ዛሓዘንኩላ መዓልቲ ኣብ ኣ/ኣ ነይረ ዳርጋ ትግራይ ሙሉእ ዝሰኣንኩዋ ኮይኑ እዩ ተሰሚዑኒ ነይሩ😢😢😢😢😢
@user-gp6jn2jp5u
@user-gp6jn2jp5u 2 күн бұрын
Ane ewun 😢
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና ጀነራል ወዲ ነጮ ተጋዳሊት ዋዐሮ ሰላም ገብረመድህን እንኻዕ ብሰላም ተመለስኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ንሙሉእ ስድራኺ ንምነየልኪ::
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 Күн бұрын
ሓድጊ ጅግና ናይ ለውጢ ማሃንድስ ኢኺ ኣሰሩ ረጊፅኪ ሕነኺ ዝፈደኺ ቃላት ብቓላት ዘይግለፅ ውዕሎ ወፍሪኺ ኮሪዐልኪ ሓበነይ በሳል ቆራፅ ኢኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dc1jz3mh9s
@user-dc1jz3mh9s 2 күн бұрын
ጅግና ጓል ጀጋኑ እንኳዕ ኣቅረብካያ ብርቱዕ ኣንደቤት ቃል መጠየቅ❤❤❤
@user-me9xc7dd7k
@user-me9xc7dd7k Күн бұрын
❤ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ጋሉ ምህላው ደም ናይ አቦኪ ወሲድኪ ❤ዎዕሮ ወዲ ነጮ አብ ልቢ ትግራዎይ አሎ❤❤
@L.Nuguse
@L.Nuguse 3 күн бұрын
Jigna jigna yweld ajeki wedi netso kulu gze ab lbi hzbi tigray eu❤❤❤
@user-yi4mw1ke5g
@user-yi4mw1ke5g 3 күн бұрын
ሞት ወዲ ነጮ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ነይረ ኣነ ቅድሚ መስዋእቱ የፈልጦይ ዳሓር ግን ምስ ሰመዕኩ ሕርር እየ ኢለ እዞምሕማቃት ፀላእትና ዘይገበርዎ ታይ ኣሎ? ግን እንካዕ ነዛ ዋዕሮ ወለደልና በርትዒ ዛ ሓፍተይ❤
@LiAa400
@LiAa400 2 күн бұрын
Btaemi jigna neyru!!!! tegaru jegnu bezohomna gidi kidding meswaetom jignnetom zeyzreb TDF❤❤❤❤
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i 3 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና ኢኺ መስዋእቲ ወዲ ነጮ ንኩላትና እዩ ኣሕዚኑና ንዛ ዓስታኽ ካሕዳም ሃገር ደኺሙኒ ሰልችዩኒ ከይበለ ብዙሕ ሰሪሑ ምስጋናያ ኣድግስ ርግሒት ኮይኑ እምበር።ዓኽኽ😢😢😢😢ኣጆኺ ንእስተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጉዳይ አስከሬን እውን ዝምልከቶ አካል ኣብዚ ጉዳይ ልዑል ጠመተ ሂብኩም ስርሕሉ❤🎉
@fisehaTDF
@fisehaTDF 2 күн бұрын
ወዲ ነጮ ናይ ጅግንነት ምልክት
@tsilove5031
@tsilove5031 2 күн бұрын
ወድ ነጮ ብኣካል ዝፈልጦ ጀግና ወዲ ህዝቢ እዩ ነይሩ
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 2 күн бұрын
በርትዒ ጅግና ጓል ጅግና ክብርን ሞገሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢❤️💛❤️
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 2 күн бұрын
ሰላምየ ጓል ዓደይ ጓልጅግና ንኣቦና ወዲ ነጩ መግስተሰማይ የዋርሶ እቅረዶ ካባኩም ካብልብናም ኣይወፅእን ኣይሃስስን. ንሃገር ክብሉ ሂወቶም ዘይ ንሶም መሰሎም ለይትን ቀትርን ፅዕሮም ሃገር ሃገር ምስገበርዎ በህዝቢ ኢ/ያ ተካሕዶም.ብህዝቢ ኣ/ያ ተበሊዖም.ሳዓረ.ገዛኢ.ወዲ ነጩ.ሱዩም.ሽመሊስ.ኣቦይ ፃሃየ .ኣልጋነሽ ሰበይቲ ሓዮሎም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
እንካዕ ንዓኺ ወለደ ሽኮረይ ጀግና ጀግና ይወልድ ❤❤❤❤ውለዲ ሰስኒ ካብ ወዲተጋዳላይ ውለዲ ወድምግበይ ወይ ወድድንኩል ብቻ ካብቶም ጀነራላት ትግራይ ውለዲ ተመርዓዊ ዝያዳይ❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
እዛ ካሓዲት ካንሰር ተጋሩ ዝኾነት ሹዋዊት ኢትዮጵያ ክንፅየፋ አለና
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 10 сағат бұрын
Egziabher. megeste. Semay. yeurska. Ahwaue. Ahwatey. hesbena. Tigray. Egziabher. Kefared. Eyu. ✝️😢🙏😢🙏😢🙏🌿❤️
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t 2 күн бұрын
የቐንየለይ ጅግና ጐል ጅግና ቓላት ስኢነልኩም ዓቕሚ ስኢነ ካብ ዝሕመኒ ግና ነዘን ዋዕሮታት አሕዋትናን አዴታትናን ኹሉ ኾታ ዝደፍሩን ዝዕምጹን ካበየና ዓዲ እዮም መጺኦምና ኸም ዚኦም ርኤ አይፈልጥን አነ እንተዝኸዉን ብጥይት ግንባር ግንባሮም ምሀብክዎም ሕም ዝበለ ይትሓጎም እዚ ኢዩ እቱ ሓቂ ሰላም ንዓኹም
@haftudesalegn8491
@haftudesalegn8491 2 күн бұрын
አጆኺ ዋዕሮ ታማ በርቲዒ
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 2 күн бұрын
❤❤❤❤ እዞም ጀጋኑና በሊዓቶም ዛካሕዳም ሃገር
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
ጅግና ያሓልፍ ዘያሓልፍ ዘላአለማዊ ታሪኽ ብደሙ ይፅሕፍ
@user-ck6it1dd9b
@user-ck6it1dd9b 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዒናን የሃብኪ አቲ ጅግና።
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 2 күн бұрын
ጅግና ጅግና ይወልድ ይበሃልሞ እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና🙏❤💛ጅግኒት ኣንበሲት💪💪❤💛
@user-nb5yh4tq4t
@user-nb5yh4tq4t 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕና የሃብኪ ጏል ጅግና ❤😂🎉
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 3 күн бұрын
Jegena goil jegena tsebeketey ❤️💕🐆🇻🇳💪
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 2 күн бұрын
ከመይ አለኪ ጅግና ጋልዙጅግና እንካንተረፍኪ ጅግና አይነብር ታሪክ ይሰርሕበር ወዲ ነጮ ንዘላአለም አብልቢ ኩሉትግራዋይ ክነብር እዩ አኽ አጥፈእዎባ ዙጅግና 😢😢😢😢😢😢😢
@user-bc1sy9mh7m
@user-bc1sy9mh7m Күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ
@user-by3py2qr6k
@user-by3py2qr6k 2 күн бұрын
አሰይ እንኳዕ ረአኩኪ ጀግና ጋዜጠኛ ይበል ትሕትና
@FwwdFwdf-jg9te
@FwwdFwdf-jg9te Күн бұрын
ጓል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ZaydKiros-b3u
@ZaydKiros-b3u 8 сағат бұрын
ጓልዙ ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ❤😍
@ahmadAli-mu3yh
@ahmadAli-mu3yh 2 күн бұрын
ጀገና ከም አብኣ ዕደምን ጥዕናና ይሃብኪ
@STAMA123
@STAMA123 3 күн бұрын
ጅግና ጓልዙ ጅግና ኢኺ ብጣዕሚ ንፈትወኪ❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 күн бұрын
ተጋዳሊት ሰላም ❤❤❤ ብጣዕሚ ነኽብረኪ ❤love ❤️
@gebrunrayo738
@gebrunrayo738 2 күн бұрын
Brave jeganu father' daughter God bless you za gully
@lulaweldelchel8502
@lulaweldelchel8502 Күн бұрын
Jgna gal jgna God bless you our heroes hopefully you should be bring family sweety ,God bless 🙌 ❤ 🙏
@tsegazabweleslassie
@tsegazabweleslassie 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዓኺ ጀግኒት
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u 3 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና❤❤❤❤❤
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 2 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf Күн бұрын
ወዲ ነጮ አብ ሜዳ ጥራሕ ዘይኮነስ አብ ስድራ ምእላይም ጀግና ከም ዝነበረ አ/አ ተወሊዳ አብኡ ዓብያ አምሒርኛ ወይትንፊሽ ጥራሕ ዘይኮነስ ጀግና ዋዕሮ ተጋ. ምውላዱ ወዲ ነጮ #አይሞተን!!!❤❤❤ስሚዕታዊ ሓዘና ግን ንባዕለይ አይተጻወርክዎን💔💔💔አጆኺ ዝሓፍተይ
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 2 күн бұрын
ጎበዝ ጋል ሕቡን ተጋዳላይ
@weaszxxzsawq238
@weaszxxzsawq238 3 күн бұрын
ጅግና ጅግና
@user-lz9nk6gb4w
@user-lz9nk6gb4w 2 күн бұрын
ጅግና ጋል ጀጋኑ ❤️💛
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 күн бұрын
ጀግና ጋል ጀግና እንቋዕ ብሰላም አተኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 2 күн бұрын
አይዞሽ የጀግና ልጅ❤💛
@SabaHusband
@SabaHusband Күн бұрын
Keep up Tigriyna please!!
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 Күн бұрын
ጓል ወዲ ነጮ ጀግና ጋል ዞም ጅግና ተጋዳላይ ሚጀር ጀነራል ገብረመድህን ( ወዲ ነጮ ) አብ መላእ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ንዝልአለም ንውልድ ወለዶታት ብታሪኽ እናተዘከረ ክነብር አዩ ጅግና ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ንመላእ ስድራቤት ❤❤❤❤
@hiwetgebre7825
@hiwetgebre7825 2 күн бұрын
ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ጅግና ጓል ጅግና
@semerehadgu5366
@semerehadgu5366 2 күн бұрын
በርትዒ ጓል ጅግና ሰሊና ዋዕሮ ፍትው😘😘
@getayferdal8827
@getayferdal8827 Күн бұрын
Esey enquae natna konki,Gaul ezi Jegna ❤❤❤
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 2 күн бұрын
ኣብ ልብና ሓውልት ናይ ነጨ ኣሎ ኣይዘኺ ጅግና ኣቦና❤❤❤❤
@kidanetesfay3895
@kidanetesfay3895 Күн бұрын
ጀግና ጓል ጀግና በርትዒ ❤❤
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 Күн бұрын
Rest in peace to all our Heroes ❤️❤❤ .
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 2 күн бұрын
ጀግና ተጋዳሊት❤🌹
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 2 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና ❤❤❤❤
@iamfree347
@iamfree347 2 күн бұрын
ጅግና ፡ ጓል ፡ ጅግና ፡ ❤❤❤❤
@kidaneTube
@kidaneTube 2 күн бұрын
ዋዕሮ ጋል ጅግና ❤❤
@aregawitgere6253
@aregawitgere6253 Күн бұрын
ጅግና ጋል ጅግና😢😢😢❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
ጓል ጅግና አቦኺ ንዝአመነሉ ፅኑዕ መስመር ትግራዋይነት መስዋእቲ ምኽፋሉ ሓበን ይስማዓና
@alemgere2033
@alemgere2033 14 сағат бұрын
ጅግኒት
@amitgebreegziabher1118
@amitgebreegziabher1118 2 күн бұрын
ጅግና ጓል ጅግና ❤❤❤😍😍
@SabaHusband
@SabaHusband Күн бұрын
Even those whom born in Tigray, didn't speak like her Tigriyna!!
@haftomtesfay3112
@haftomtesfay3112 3 күн бұрын
ጀግኒ ከም ኣቦኺ
@MilatHaregot
@MilatHaregot Күн бұрын
Yene jegna gal jegna ayana ❤❤
@yohannesyohannes3128
@yohannesyohannes3128 2 күн бұрын
Ajoke hafetyi wade necho malete jegena tigraway eyo he was our hero ❤
@lmlmxx1720
@lmlmxx1720 2 күн бұрын
. gjkl
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 2 күн бұрын
Enkae bselam terefk jgna gal jgna ❤❤❤❤
@user-iq9vf3jj3n
@user-iq9vf3jj3n 2 күн бұрын
ጅግና ኳል ጅግና ዝበሃል ሓቂ እዩ
@matimahtem4848
@matimahtem4848 2 күн бұрын
ጓል ወዲ ነጮ ምቅራብካ ደስ ይብል። ግን ግን ከም ጋዜጠኛ ሕቶታትካ ካብ ሐደ ናብ ሐደ ካብ ግሊ ታሪኻ ናብ በረኻ ካብ በረኻ ናብ አቦአ ታሪኻ መሊስካ ናብ በረኻ መሊስካ ለለ ናብ ግሊ ህይወታ ወዘተ ሕቶታትካ flow ይሃልዎም ። ስለ ግሊ ህይወታን ታሪኽ አቦአን ወዲእኻ ስለ በረኻ ገድሊ ክትሐታ ይግባእ። ካሊእ ሐዚ ድማ ናብ እንትን ክመልሰኪ ሐዚ ድማ ናብ እንትን ክመልሰኪ ገለ ዝብሉ ተደጋጋሚ ቃላት አይትጠቀም ።
@robelkbrom5389
@robelkbrom5389 3 күн бұрын
ሰሉየ 🫡❤
@letchalemu6831
@letchalemu6831 2 күн бұрын
❤❤🎉❤🎉❤ጋል ጅግና ሓውና
@rigbeasefa6164
@rigbeasefa6164 Күн бұрын
ሰላመይ ቆንጆ ጎበዠ አቦኺ ጂግና ሓቦኞ ሺግር ዘይሺኒፎ ብኩሉ መዳይ ቡቅዐ ኢዩ ነይሩ ኢሞ ሐዚ ድማ ናኣኺ ተኪኡልና ተጋዳሊ ኮንኪ ኪሪኤኪ ደሰ ኢሉኒ ቀፀሊሉ ናይ አቦኪ ታሪክ አፅኒዐዮ ይብለኪ
@user-nm5tz3qe3i
@user-nm5tz3qe3i 23 сағат бұрын
ወዲ ነጮ ጀግና አባ ሓዊ ብመርዚ ቀቲለሞ
@TemesgenTemesgenAbraha-nt1sl
@TemesgenTemesgenAbraha-nt1sl Күн бұрын
ኩናት ሲ ደስ ባሃሊ አንታ ናይ አንዳመን ደናቁር ዮም
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
ጓል ጅግና አሰር አቦዂ አፅኒዕኺዮ አለኺ
@hdyatraya8591
@hdyatraya8591 2 күн бұрын
ጋልዝ ጅግና 😢😢❤❤❤❤
@sofiyahaos4440
@sofiyahaos4440 2 күн бұрын
ጀግና ጓልጀግና
@LiAa400
@LiAa400 2 күн бұрын
Jigna gual jigna ayana❤❤❤❤
@Arayaaberash
@Arayaaberash 2 күн бұрын
ጀግና ዘይነብረና ዓዲ
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 2 күн бұрын
እይዣሽ እሕቴ በጣም ልብ ይስብራል 😭😭😭😭💔💔💔💔
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 2 күн бұрын
😭😭😭😭😭ኣጆኪ ዋዕሮ
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@saramm8772
@saramm8772 3 күн бұрын
Jgna kem aboa tegadalit selam❤❤❤
@gebrekidankidane7453
@gebrekidankidane7453 Күн бұрын
ሓዲሽ ኮይኑኒ ጅግና ሜ/ር ጀነራል ተጋዳላይ ወዲ ነጮ አብ ዝተፈላለየ ናይ ቃልሲ መድረኻት ይፈልጦ እየ ናብ ዝርዝር ጅግንነቱ አይአቱን እቲ ቦኹሩ ወዱ አብ ሚሊኔም አዳራሽ ሪአዮ ፈጣን ከም አቡኡ አብ ሓፃር ግዜ ተዓዚበሉ ሕዚ ከመይ ይህሉ ዝብል ይሓስብ ነይረ ዚያዳ ጓል ጅግና በፃይና ተጋዳሊት ምህላዋ ምስ ረአኽዋ ማራ ተሓጊሰ ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እምበር አይነብርን
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 2 күн бұрын
❤❤❤
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@bahrehaile3500
@bahrehaile3500 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 күн бұрын
Waero gual jegna❤❤❤❤
@user-fx5zm4dl5o
@user-fx5zm4dl5o Күн бұрын
ጀግና ጋል ጀግና
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebaabraha2478
@abebaabraha2478 2 күн бұрын
Tigray ❤
@aligeygeltagry5122
@aligeygeltagry5122 14 сағат бұрын
🥰🥰🥰
@Salam-fc4uz
@Salam-fc4uz Күн бұрын
ጀግና ጓል ጂግና ዋዕሮና
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 54 МЛН
Stupid Barry Find Mellstroy in Escape From Prison Challenge
00:29
Garri Creative
Рет қаралды 21 МЛН
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 7 МЛН
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 4,7 М.
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 99 М.
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
2:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 5 МЛН
Janona
4:09
Release - Topic
Рет қаралды 544 М.
Sadraddin - Если любишь | Official Visualizer
2:14
SADRADDIN
Рет қаралды 715 М.
Say mo & QAISAR & ESKARA ЖАҢА ХИТ
2:23
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 445 М.