24 October 2023 "ስለያታት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ይስወሩህዝባዊ ማዕበል ኣምሓራ ዓወታት ይዓትሩ"

  Рет қаралды 47,948

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 199
@nohisack7796
@nohisack7796 Жыл бұрын
ሕጅውን አብ ጎኒ ህዝብናን ሃገርናን ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Love-fv1rt4fh5j
@Love-fv1rt4fh5j Жыл бұрын
Absolutely right.
@bereketandom7734
@bereketandom7734 Жыл бұрын
Basher
@Thereislifeafterdeath
@Thereislifeafterdeath Жыл бұрын
😂😂Good luck
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
ኤርትራውያን ተስዲዶም ኢዮም መንእሰይ የብላን ዝብል አታሓሳስብኦም ወላአብ ስደት ንሃሉ አብ ጎኒ ሃገርና ኢና ዘለን ዝቁርመም መሬትን ዝቁርመም ባሕርን የለን ዓወት ንሓፋሽ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪♥️♥️♥️
@syumnelo4525
@syumnelo4525 Жыл бұрын
Ayfeleteunann eaquri hafti nay hizbna mukana manim Eritreawi eye zbli nhzbina ab zhalena nhalu medhin hzbinann hagernann ena kindey keyahti eanbeba yehwatina keflina zmxluna eyomi anaxu keagrgra gdni eyu eti earfi axnieana teray nhazo
@kA-uc1xz
@kA-uc1xz Жыл бұрын
Emo kedka tewagae kkkkk
@Matiti000
@Matiti000 Жыл бұрын
ወትሩ ሃገረይ
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 Жыл бұрын
Eritrea for Eritrea
@MelakeYemane
@MelakeYemane Жыл бұрын
ኣይ ድሮን እንታይ በዲልናካ ነዞም ተላመድቲ ትግሪኛ ተቅርበልና መስል ስማዕቲይ ይተሓሎ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 Жыл бұрын
ኤረይ
@yemaneandimaryam2659
@yemaneandimaryam2659 Жыл бұрын
Eritrea first ❤🎉❤🎉
@medhaniekibrom1068
@medhaniekibrom1068 Жыл бұрын
We are Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 we stand with our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ Жыл бұрын
ሕጂ ውን ከንቲባ ባሕሪ ኣሎው ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን። ሓቢርካ ኣስምዕ ኣብየቱታ ወልፊ ኣለዎም ምስኣል ካርታ፤ ዎኤርትራዊ ንቃሕ ተበራበር ስመርዩ እቲምስጢር።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Жыл бұрын
Smer Mes men? Mes hegdef MOT yahayish.
@asertv3254
@asertv3254 Жыл бұрын
Hiji grm Amhara fano 🇨🇬💪🦁 ❤👈we love you Amhara fano people I am eritrea person writing this letter 🇪🇷🦁❤️👈
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 Жыл бұрын
7:15 ትርጉም ተሓባሰሩና😂😂😂
@YoniSami6655
@YoniSami6655 Жыл бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@gobromm9662
@gobromm9662 Жыл бұрын
ተጋሩ ደኣ ዲሕሪ ሓደ ሚሌን ፍረቃን ኢንቲይ ክደግሙ 🇪🇷
@habtemariamghile527
@habtemariamghile527 Жыл бұрын
Keep the good work
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Жыл бұрын
Thank you.
@blackdimond8318
@blackdimond8318 Жыл бұрын
That’s the Fact❤❤❤ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@habteghabranisera8424
@habteghabranisera8424 Жыл бұрын
100% Eritreans are with their people and government. Dr. Abbi is like a chameleon, changes his colors. Eritreans have a respect to Ethiopians. We gave our life for Ethiopia, but your leaders are so childish, selfish, and jealous. Eritrea was planning to give access to Ethiopia for business both ports, you pay fair help each other. Eritrean people and government are very wise especially in this matter. Eritrea wants Ethiopian to use our ports for fair price. Chameleon Child Abbi said he needs to OWN READ, SEE? It is because he could not control Ethiopia to divert his people, and this is evil.
@gm5215
@gm5215 Жыл бұрын
ንሕናውን ኤርትራውያን ነዞም ጁጅ ማአጁጅ ከየጽረና ሰላም አይንረክብን ብፍላይ ነዞም ፍርይ ፍርይ ዝበሉ ወደባት ተባራበር አይትዳናገር አይትበል ደምበርበር
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv Жыл бұрын
Thanks for updating the situation ❤❤❤
@jongery8953
@jongery8953 Жыл бұрын
ተዓወት ወዲ ኤሬ
@yonesyemane8723
@yonesyemane8723 Жыл бұрын
Abou rgeax wedi earey
@Am1n3_456
@Am1n3_456 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 Жыл бұрын
Eritrea meretan bahran nay Eritrawian eya 🇪🇷🕌💒🌿💪
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Жыл бұрын
Merhaba. Duron. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hadisha6457
@hadisha6457 Жыл бұрын
ኣየ ታጋሩ ውኻሩ
@shabaymahder6329
@shabaymahder6329 Жыл бұрын
@trussom647
@trussom647 Жыл бұрын
ወይ እንዳ ለይይይይይይይይ ምስ እንዳ ማይይይይይይይ ዘይዉዳእ ሕልሚ 🇪🇷🇪🇷♥️☪️♥️✝️♥️9️⃣
@mehariwelder7293
@mehariwelder7293 Жыл бұрын
Anta guasa tgraway bahremnchi ansaffen merakbka 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 Жыл бұрын
ሰብአያ ዝሐመማ ሰበይቲ ሕጂ ጋዓት ጠስሚ ግብር አቢለ እንተዝህበካ ምደለካ ዶ እወ ምደለኩ ወየነ ዘየልቦ ኢላቶ ሕጂ ድማ ሕዚ ምዚ ለለ እንተበልካ የልቦን እዩ መልስና ።
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu Жыл бұрын
ማቲወስ ዘላአለም ነቲ ዘሎ ኩነታት ጽቡቅ መብርሂ ትህበና አጋላልጻካውን ብጣዕሚ ደስዝብል አጆካ ❤❤❤
@hadishketema1545
@hadishketema1545 Жыл бұрын
Doing well brothers as usual
@mussiekidane4323
@mussiekidane4323 Жыл бұрын
❤❤❤
@tcagayberhe6002
@tcagayberhe6002 Жыл бұрын
ኣበይ ኣለኻ ዘይበሉዎስ ኣብዚለኹ በለ ባዓል መን ይባሃሉ እዚኣቲም ከ
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 Жыл бұрын
Beal lelelele 😂😂😂😂😂
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Жыл бұрын
❤️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💕
@anwarjahar9154
@anwarjahar9154 Жыл бұрын
هذل كلام تشتىت طموح اولوىاعند إنقاذ الوطن ىاناس وشكرا
@Nasser138
@Nasser138 Жыл бұрын
ሰዕደይ ኢትዮፎርም አይትእመኖ ለኽባጥ ናይ ወያነ ድምፅ እዩ
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Жыл бұрын
ይበል ይበል እውስናዊ ጽጹይ ሓበሬታ።ኣገናዕ ቀጽሉ ወስጁና ኣሎና ምሳኹም።
@hagereyslmatey5186
@hagereyslmatey5186 Жыл бұрын
Ewayyyyy deki xadkan 11:01 entay eyom zblu zelewu atatatat zey ymharu.
@RutaWeldeyohannes
@RutaWeldeyohannes Жыл бұрын
እዋይ እቲ ዘተብኦም ከማን ኣይርድኣካን እዞም ተጋሩስ ከመይ ኢልና ኢና ሓደ ኢና ዝብሉና ሕጂ እውን ኣይተረድኦምን እዞም ኩሎም ህዝቢ ኣጥኦም እሞ የለይ ባሕሪ እማ የተዓደለኩምይ ባሕሪ ናይ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷
@tbtb7101
@tbtb7101 Жыл бұрын
Kef alewom bziaba entay yzarebu alewu tom & Jerry eyu srhom
@abdumohammed6970
@abdumohammed6970 Жыл бұрын
It is very strange to use Ethio-Forum as a means of source. This shows how you are compromising your credibility.
@gmbarxorona2655
@gmbarxorona2655 Жыл бұрын
He is EThio forum chameleon like
@temesgenweldeab4340
@temesgenweldeab4340 Жыл бұрын
Thanks dron❤❤❤ ent eziom emo Tigrinya dyu Amharic dyu English Ayterdann kkkkkkkkkk
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Жыл бұрын
tigrina xeyafe koynu ember.
@eritrea91
@eritrea91 Жыл бұрын
ወራር ኢምብራጦርያ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ቀርኒ ኣፍሪካ። መስደመም ድንቁሩና መርሓቲ ኢትዮጵያ።
@Wina_digsana
@Wina_digsana Жыл бұрын
ሃተፍተፍ ዓጋመ ማኣዝን ደይብሉ ክሕደት
@Eritera137
@Eritera137 Жыл бұрын
Ata jega wedi erey ❤❤❤❤
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 Жыл бұрын
ተምጽዎ ጸብጻብ ደስ ዝብል'ዩ ብራቮታት።
@Mahlet162
@Mahlet162 Жыл бұрын
ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣይይይይይይይይይ፡ ውይጉድ ጽቡቕ ላህጃ😮😮😮😮😮😮😮
@zafumesfun
@zafumesfun Жыл бұрын
አየ ርእሲ ሓደ ሚሊዮን ሰብ ኣጥፊኢካ ሕጂኸ ክራባታ ጌርካ ኣብ መንበር ተቀሚጥካ ነቲ ውጹእ ህዝቢ ሓዘኑ ዘይወድአ ኣብ ሓዊ ክጠብስዎ ኤርትራዊ ካብ ምዝራብ ብተግባር እዩ ዘርእሞ ኩሉ ብጽሞና የቃምት እዩ ዘሎ
@danieltesfayhi8933
@danieltesfayhi8933 Жыл бұрын
❤go head
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu Жыл бұрын
Thank you. By the way, isn’t Ethiomedia run by Tigaru and is anti Eritrean. How is it that you are heavily referring to that outlet?
@goitomgebremedhin8131
@goitomgebremedhin8131 Жыл бұрын
አንቛዕ፡ ተሰወሩ።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 Жыл бұрын
ርእሲ ዓጋመስ ንበይኑ'ዩ። ልክዕ እጓል እንቋቁሖ
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 Жыл бұрын
ሻዕቢያ ሒዝና ዋላ ሓንቲ ኣይመጽኣናን ኢዩ አዞም ተጋሩስ ከስሕቁኻ😂😂😂
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ወያነ፡ ኲናት ባህላዊ ጸወታና እዩ ኢላ ንህዝቢ ትግራይን ደቁን ዘወዳኣቶን። ሕጂ ካኣ??? ደብረጼንን ጌታቸውን ኣብ'ዚ ናይ ንህዝቢ ትግራይ ዝገብርዎ ዘለዉ ናይ መርድእ ማዓልቲ ዝብልዎ ዘለውን ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። ኣየ ወያነ ኢሎማ። ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ወያነ ዝኣተዎ ዘየዋጽእ ባህላዊ ኲናት፡ ሕጂ ካኣ ኣብዚ ናይ መርድእ ማዓልቲ ንህዝቢ ትግራይ ደጊሞም ይሕስውዎን ንሰምዖን ኣለናን። እዚ ብሰንኪ ወያን ዝተወለዐ ኲናት'ዚ ካኣ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ማዓት ህልቂት ከም ዘእተውዎ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ እዩ። ባህላዊ ጸወታ'ዶ ዳኣ ከምዚ ህልቂት የውርድ እዩ ??? እዚ ኩሉ ጸገም ንህዝቢ ትግራይ ወሪድዎ ዘሎ ካኣ ብኸም'ዚ ዘይኮነ ሓሶት ናይ ወያነ እዩ። ወያነ ቅድሚ ናብ'ቲ ንህዝቢ ትግራይ ዘህለቐ ኲናት ምእታዋ ጻድቃን ቃለ ሕቶ ክገብር ከሎ ካብ ዝተዛረቦ ገይጋታትን ዝነበሮም ናብ ኲናት ምቅርራብን ዓቢ ምስክር እዩ ነይሩን። ንኣብነት፣ 1} ኢትዮጵያ እንተ ብሕጊ እንተ ብሓይሊ ወደብ ክህልዋ ናይ ግድን እዩን፣ ዓሰብ ካኣ ንኢትዮጵያ ከም ዝምልከታን እዩ ዝተዛረን፡ ናይ ኲናት ምቅርራብ ከም ዝነበሮም ዝሓበር ነይሩን። 2} ወያነ ነቲ ኲናት ብኢትዮጵይ ምስ ጀመረቶ ካኣ፡ ገታቸው ረዳ ኣብ 4 ኪሎ ኣቲና ምስ መንግስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ሕሳብ ክንወራረድ ኢና ኢሉ ዝተዛረቦን፣ ክሳብ ንህዝቢ ትግራይ ዘጋገዮን እዩ ነይሩን። 3} ናብ ኤርትራ ኣቲና ካኣ ስርዓት ክንቅይር ኢና ኢሉ ዝፈከሮን፣ ክሳብ 10 ተወንጫፍቲ ገይራ ንኣስመራ ክትሕምሽሻ ኢላ ምስ ኤርትራ'ውን ናብ ኲናት ከም ትኣቱ እያ ዝገበረትን። 4} ነዚ ፈኸራታት'ዚ ምስ ሰምዑን ኲናት ናብ ምጅማር ምስ ኣተወን ካኣ፡ ክትብሎ ዘሕፍር ዘረባ ካኣ ንዂናት ባህላዊ ጸወታና እዩ እንዳ በሉ ንህዝቢ ትግራ ኣጋግዮሞ እዮም። ነዚ ተዓዚቦምን ርእዮም ካኣ መራሕቲ ሃይምኖትን ዓበይቲ ዓድን ክሳብ ኣትለት ሃይለን ካብ ማእከል ኢትዮጵያ መጺኦም እዮም ነቲ ወያነ ትጅምሮን ትፍክረሉን ዝነበረት ኲናትን፡ ዘይተኣደነ ፈኸራን ጠጠው ከብልዎ ተለሚኖም፡ ደብረጼን ግን ፍጹም ዝኣበዮምን። እዘን ዘልዋና ተወንጫፍቲ ኣብ'ዛ ርእሶም ከነፍስሰን ኢናን፡ ክሳብ ንሕና ኢና ዘይፈለጥናዮም እምበር ወያነስ'ባ ተዳልያ እያ እዮም ኢሎምና ዝበሎን። 4} ኣዴታት ኢትዮጵያ ካኣ ናብ ደብረጼን ቀሪበን እንዳበኸያ ብጃኻትኩም ኲናት ኣይትግበሩ ኢለን ለሚነንኦ ካኣ፡ ፍጹም እዩ ዝኣበየንን፣ ናብ ዘይግባእ ኲናት የትዮም ካኣ እዮም ንመንእሰይ ትግራይ ክንድዚ ዝኣክል ክጠፍእ ዝገበርዎን። ህዝቢ ትግራይ ካኣ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉን፡ ብጥምየትን ብሕማማት ማዓት እዩ ሃሊቑን። እዚ ኩሉ ጸገም ካኣ ወያነ ኣብ ዘይዓቕማ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኲናት ኣትያ እያ'ዚ ኩሉ ህልቂት ንህዝቢ ትግራይ ዘውረድትሉን። ወያነ ድሕሪ'ዚ ኩሉ ህልቂት ንህዝቢ ትግራይን ደቁን ምስ ኣብጸሐትን ፍጹም ናብ መወዳእታኣ ምስ ተቓረበትን ካኣ፡ ብረታ ከተውርድ እያ ዝፈረመትን። ግን ብናይ ኣብዪ ተገላባጢ መርገጽ ካኣ ክሳብ ሕጂ ወያነ ብረታ ኩሉ ኣየውረደትን ዘላን። ክሳብ መሬት አውልቃይት ጸገዴን መሬት ባድማን ክምለሰለይ ስለዎ እንዳበለት ካኣ ክሳብ ናብ ኲናት ክትኣቱ ትቀራረብን ክሳብ 200.000 ሰራዊት ኣዳልያ ኣላ እንዳተባህለ ይዝረበላ ኣሎን። ናይ'ዚ ሳኢቤን'ዚ ምኽንያቱን ግን ናይ ኣብዪ ጸገምን ተሓታትነትን እዩን። መሳኪን ህዝቢ ትግራይ ካኣ ጽንዓት ይሃብኩምን ንወያነ ካኣ ፈሊጥኩሞ ክትኮኑን ተስፋ ንገብርን ዎዳሓንኩምን። ደጊመ ካኣ ንህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ ጽንዓት ይሃብካን፡ ኢዱ ካኣ የምብረልካን። ካብ ሕጂ ካኣ ብሓሶት ወያነ ከይትታለል ሓደራን።
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 Жыл бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@yemanehabte5190
@yemanehabte5190 Жыл бұрын
Kidu tegnyuwa bsuru
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Жыл бұрын
ኢትዮጵያ ናብ 20 ክልላት ከይፈረሰት ኤርትራ ሰላም ኣይትረክብን እያ።
@lucchi3902
@lucchi3902 Жыл бұрын
Awel jigna eritrea wi 🇪🇷❤🇪🇷💯
@gobromm9662
@gobromm9662 Жыл бұрын
ረሳሓት ይሕዋኣትም ክትቅትሉ ዘይ ሓፈርኩም ቆማላት ቦሉ ሙጹ🇪🇷
@benamt9670
@benamt9670 Жыл бұрын
🥰🥰💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓🥰🥰
@tesratmsmassazan9618
@tesratmsmassazan9618 Жыл бұрын
ጸቡክ ሃስብ በሎም ኣጀካ ማቲ ሓወይ ኣዘን ተሪፈነኦም ዘለዋ ኣጸዋር ብመልክዕ ባሕሪ ከርክቡና ደሊዩም አዩም ወትሩ ሻዕብያ።
@محمدسعيد-ج1ز6خ
@محمدسعيد-ج1ز6خ Жыл бұрын
🤣🤣🤣 እንታይ ቋንቋ ይዛረቡ ኣለዉ እዞም ረስሓት ዓጋሜ? ትርጉም ተሓባበሩና የሕዋት።
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 Жыл бұрын
WEYANE 🙉🙉🙉
@Gl.f
@Gl.f Жыл бұрын
ክክክክክክክክ ኣንታ ስዕድ እንታይ ጌርናካ ነዞም ጋዕግዕ ብዛዕባ ባሕሪ ዝዛረቡ ዘለዉ ተስማዓና
@omaribrahim6754
@omaribrahim6754 Жыл бұрын
ታይ ግዲኹም መንደላይ ኣክቡ ከምጾኦ ኢዩ
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 Жыл бұрын
ናይ አቡኡ መንግስቱ ሃለማርያም ውሲዱ፡ ትዝኩሩ እንተኾንኩም ስንበት ስንብት ከዛውረን ከሎ ታንክታት በብዓይነተን።
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር Жыл бұрын
ሓንሳብ ሓንስብስ ድሮን ትዛረቦ አይትፈልጥን ኢቲዮ ፎርም ተዛሪቡ ኢልካ ተምፅእ ኢቲ አንፃር ኤሬትራ ሜዲያ ዝኾነስ ተዛሪቡ ኢልካ አይተምፅእ ምኽንያቱም ሓሳዊ ሜዲያ ደይተገብረ ደይተዘረበ ዘጋውህ ናይ ሓሶት ሜዲያ ስለዝኾነ።
@estifanosteclemariam7119
@estifanosteclemariam7119 Жыл бұрын
ኤርትራ ከምዘልዎ ስብ አይትርስዕ አብ ዓለም ዘውሐስት ሃገር ፣ ፈትን ንምእታው ፣ መውጽእ ከጠፍአካ ንዳሕራይ ። ህግሐኤ።
@sohaabera5851
@sohaabera5851 Жыл бұрын
Behar eru eltrekb rebi lbdekm hasdin
@dkristotube1617
@dkristotube1617 Жыл бұрын
ኣየ ቆማላት እቶም ዝተረፍኩም ንሲኦል ክተከዱ ናፊቅኩም ።ምስ ኤርትራ ተጋሩ የሕዋት ኣይኮናን ጎረቤትና ኢኩም። ኤርትራ ከኤርትራውያን
@xyfxmetesbe9896
@xyfxmetesbe9896 Жыл бұрын
ፎእ ወሽላኻት፣ መርገጺ ዘይብሎም። ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊጋ( ብናይ ኢትዮጵያ ) ዘይፈለጡ ኣብዙይ ሕዙይ ክብሉ ክትሰምዖም ፣ባማርኛ መሃይም ብቻ ብሎ ማለፍ ነው።
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 Жыл бұрын
Ethio forum is Aboye Sebhat was forum.
@berhanetesfay7756
@berhanetesfay7756 Жыл бұрын
Aye aigo haaaaaaaaaaaa
@BrhanuTesfaye-i9n
@BrhanuTesfaye-i9n Жыл бұрын
እታ ዓቅሞም ንሳ ጥራይ ያ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ጥራይ ዮም ከም ድልየቶም ክገብሩ ዝኽእሉ ካብዚኣ ወጻኢ ግን ክገብራኣ ዝኽእላ ዋላሓንቲ የለን ሰብኡት እንተኾይንክን ኪዳ ኣብቲ ግንባር ዋራሳይ ኣብኡ ተገቲሩ ይጽበየኩም ኣሎ። ብጣዕሚ ደንጊኹሞ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♨️🦗🦗🦗🦗🦗🦗🦗
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq Жыл бұрын
Thanks
@yemanetewelde8498
@yemanetewelde8498 Жыл бұрын
ማሙሽ ጥጦ ቀርቦሎሃል።
@Tomas-komita
@Tomas-komita Жыл бұрын
ኣታዮ ሃይላይ ለሓለመ ለልኾነሉ ኣቦታትካ የቀደወይ 🤣🤣🤣🤣🤣
@TaherJemal
@TaherJemal Жыл бұрын
አነስ ዝገርመኒ ናይ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኣይኮናን ደይኮነን ዝብሉ ዝነበሩ. ከም ነፋሒቶ ምቅይያር ኮይኑ. ዓባይ ትግራ ምስ ተጸፋዕኩም ገዲፍኩም ነቲ ዘጽነተኩም ኮንኩም ሕልምታትኩም ትቅጽልዎ አለኹም በሉ እዛ ባሕሪ ዋናታታ አለናላ ዋጋ ተኸፊሉላ እዩ
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 Жыл бұрын
ደናቁር!!!
@eritech
@eritech Жыл бұрын
Intai iyom izom mewedaita zizarebu zelewu. Tirgum pls
@goitomgebremedhin8131
@goitomgebremedhin8131 Жыл бұрын
Expert፡ ዓጋመ፡ የስህቑኒ። ክክክ
@millionbereket2496
@millionbereket2496 Жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ይኸፍኡ እዞም ጋዘጠኛታት
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 Жыл бұрын
ዓይኒ ንስሪ ስለያ ደኣ መትሓዚ ዘይብሉ ክክክ ኣየ ድሮን ኣባእሳቱ።
@abebaessak845
@abebaessak845 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤😂😂
@teklenara9386
@teklenara9386 Жыл бұрын
ሱቅ ምባል ምሐሸኩም ባሕሪ ባሕሪ እቲ ሐሳዊ መራሕኩም መለስ ኣግማል ኣስትይሉ እሉና። ሐንቲ ሕቶ ክሐተኩም ደቂ ወይን ሐሰውቲ ኢትዮጵያ ተገዝኣ ትፈልጥዶ ኣይትፈልጥን እዩ ሕቶኩም በሉ ኤርትራ ብብዙሐትሀገራት ተገዝኣ እያ። ሽዑ እያ ሀገር ተባህላ 1000 ኪለመተር ዶብ ባሕሪ ወኒና ኣይትሕለሙ ታሪክ ሕተቱ። ህዝብኩም ኣብ ምብሀቅ ኣይተንብርዎ እንበር ንሕናስ 9ብሄራት ዝተፈላለዩ ቃንቃ ንዛረብ ግን ከም ሐንቲ ስድራ እና ኣይትሕለሙ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@majitey
@majitey Жыл бұрын
Abet telmeden tegaru 😂😂😂😂. Afom yexriyu alwu
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ሰብ ደጊኡ ቀልቀሉ {ሓርኡ} ምስ ወደአ ማዓኮሩ ከየጽረየ ከም ኣብዪ ነቲ ዝልቕቲ ስሪኡ ተሲኡ ኣይዕጠቕን እዩ። ሰባት ከምዚ እንተገይሮምን ማዓኮሮም ከየጽርዩ ተሲኦም ስሪኦም እንተዓጠቑምን ግን፡ ካብቲ ኣብ ማዓኮሮም ዝተረፈ ረሳሕ-መሳሕ ከምዚ ናይ ኣብዪ እዩ ክሽትት ዝኸውንን ዝጅምርን። ስለምንታይ ከምዚ ኢለ ይጽሕፍ ኣለኹ ካኣ፡ ኣብዪ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ምስ ፋኖን ካለኦት ወገናትን ወሊዕዎ ዘሎ ህውከትን ኲናትን ከም'ቲ ማዓኮሩ ከየጽረ ዝተሰአ ሰብ፡ ኣብዪ'ውን ነዚ ኣብ ውሽጢ'ዛ ዝመርሓ ዘሎ ሃገረ ኢትዮጵያ ከይፈትሐን ከይኣለየን ከየጽረየ እዩ ምስተን ዋናታት ባሕርን ወደባትን ዝኾና ሃገራት፡ ብፍላይ ካኣ ምስ ኤርትራ ብዛዕባ ብሕራን ወደባታን ዘህተፍትፍ ዘሎን። ብዝን ወዲ ክንድዝን ግዕዘ ስራሕ ናይ ኣብዪ ካኣ ሕጅስ ህዝብታት ኢትዮጵያ'ውን ንኣብይስ ኣጸቢቑ ፈሊጥዎ እዩ ዝመስልን። እንተዘይኮነ፡ ንሃገሩን ንህዝቡን ንባሕሩን ወደባቱ ዘይከላኸል ህዝብስ የለን። ብፍላይ ኤርትርዊ ካኣ ናይ'ዞም ከምዚ ዝመስሉ ጽሉላት መራሕቲ ኢትዮጵያ ካብ 60 ታት ጀሚሩ ብመሪር ኲናት ሓይሉን ሓላፍነቱን ዘርኣዮምን ዘምበርከኾምን እዩ። ነዚ ከምዚ ናይ ጽሉላት ምጽኣት ካኣ ኩሉ ኤርትርዊ ሓላፍነቱ ምዃኑ ዝፈልጥን እዩን። ኣብዪ ዝገብራ ካኣ ውጺታ ክርእያ እዩን።
@haniboy1112
@haniboy1112 Жыл бұрын
Atayo. Ekl eye entelka ma. Mmukar. We're Endo. Gudefuna
@henokfrezgi3074
@henokfrezgi3074 Жыл бұрын
ባድላ ተኸዲንካስ ባሕሪ ባሕሪ በል ኪዶም ኣይኮነን ሕጂ ዝሃየለ ሃይላትን መንጌን ከድካ ጠይቆም 😅
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 Жыл бұрын
ኦሮሞ ማዓልትኽን ኣኺሉ እዩ
@andomgoitom9814
@andomgoitom9814 Жыл бұрын
Ezom tegaru entay yom zblu zelewu
@lymaluab
@lymaluab Жыл бұрын
ልብልዎ ለለው እማ ልዘቢብ ንሐዛ
@saratowfik9611
@saratowfik9611 Жыл бұрын
እዚኦም ናእሽቱ ደቅና እንድዮም ርሑቕ ምስራቕ ኢሎም ማእከላይ ምብራቕ እንተበሉ ኣይንሕዘሎም፡ ግን west ምብራቕ ኢዩ ኣብ ትግርኛ ሐደ ሓዝ፡ ካልኣይ ሓንቲ ሃገር ክንደይ ኪሎሜተር ትርሕቕ ካብ ወደብ ገለመለ፥ ኣይተ መለስ ናይ ኣቦታትካ ፍልጠት መዝሚዙ ዝመሃዞ ጽውጽዋይ እንተዘይኮይኑ "Laos and Vietnam" ላኦስ ዕጽውቲ ሃገር ኢያ 55 km ካብ ወሰናስን ቬትናም ድማ ትርሕቕ ....ካብኡ ባዕልኻ ፈትሾ
@SamriSenay-kh2ry
@SamriSenay-kh2ry Жыл бұрын
😂meadi zete they are funny
@SirakGebregzabher
@SirakGebregzabher Жыл бұрын
ኣብ ታሪኽ ናይ በዓልትና ወደብ ዝነበሬኤና ኤልዋ ትግራዋይ 😅😅😅
@abrahamtesfay4027
@abrahamtesfay4027 Жыл бұрын
ስለምናይ ኢኻ ኒ ኢሰያስ ክብሉ ትብል
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Жыл бұрын
ዩዝ አንድስርው አዩ ክገብረኲም ደቂ ትግራ ዝተረፉ ከጽየኩም አዩ Dr አቢይ
@lymaluab
@lymaluab Жыл бұрын
Useless people generate useless ideas
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 Жыл бұрын
Compensation for past genocide by ethoiopia against eritrea and paying forr past use of asab and massawa for thirty years is what eritrea shoud bring on the table to stop repeat of blood shed continuation. Another is investing on what i keep as mistory so far that makes vital part of any future dispute by current ethio regeem aginst any other party instde and outsid ethiopia.
@samuelberhe1766
@samuelberhe1766 Жыл бұрын
እዚኦም ሲ ምስ ምንታይ ኢና ክንምድቦም በዓል ለለይ
@KemsebnihsebKemsebnihseb-ef9fo
@KemsebnihsebKemsebnihseb-ef9fo Жыл бұрын
Kkkkkkkk ወይ መልሐስ
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Жыл бұрын
ተጋር ወርቂ አናበለ አዩ ኣንስፍኩም ግና ዝተርፉ ክንስፉ አዩ ተመሊስኩም ሕጂ አውን ትግራይ ምድረበዳ አዩ ክትክውን ዝደሊ አንበር ህዝባ ኣይድልዮን አዩ ግና ክጻወተልኩም አዩ
@SamiWacu-u4z
@SamiWacu-u4z Жыл бұрын
Telmedan gztena eyuo zero eyuo
EMS Eletawi መንግስታዊ ሽብርተኝነት Mon 28 Oct 2024
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 2 М.
"ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ጽዑቕ ምድላዋት"
10:25
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 34 М.
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 36 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
30 מטר מתחת לאדמת לבנון: צה"ל השמיד מנהרת טרור עצומה של חיזבאללה
7:24
כאן | חדשות - תאגיד השידור הישראלי
Рет қаралды 75 М.
John Kelly, Fascism and McDonalds: 12 Days Until Election Day
29:21
New York Times Podcasts
Рет қаралды 45 М.
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН