2ይ ክፋል: ከይኣስሩኺ ምስ በልክዋ፡ ደቃ ክተዕቢ ትመጽእ ዘላ ኣደ ስለዝኾንኩ ኣይኣስሩንን እዮም ኢላትኒ ኣደይ። ሃና ጴጥሮስ

  Рет қаралды 89,433

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 746
@imissyoumom238
@imissyoumom238 4 жыл бұрын
እዎይ የሕዎተይ😭😭😭😭ከብደይ በሊዓትኒ ኣብ ጸልማት ዘለዉ ኩሎም ብርሃን ይፍጠረሎም 🙏🙏🙏🙏ኣጆኺ ካብ በትሪ ሰብ በትሪ እግዛቢሄር ይሕይል ብእግዛቢሄር በርትዒ
@danielabraha7423
@danielabraha7423 4 жыл бұрын
Awy btemi zhzn 😭😭😭💔 entay emo ygber koynu ezi semayn mdrn zfetre amlk yrdayom kab seb si
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@keren7127
@keren7127 4 жыл бұрын
@@danielhadgu Zkheberka Gebreiyesus: Abokhan Adikhan bzey fithi teAsirom, dehay wen zeblom emo dma nAshtu 4 qolU gedifom kbexhwomn khatlomn zykeAlu "nbAt hargex tnebi " mbalka keygeremeni ayterefen! Gn dehan eti bsumu txwAlu zelekha Jesus yfredka.
@imissyoumom238
@imissyoumom238 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ኣንታ ገብረ ኢየሱስ ኢሎሙኻ ቀይራ ገብረ ጋኔን ኢለካ ኣለኹ ኣዘርቃዊ ሓወይ 😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏
@erinabella5455
@erinabella5455 Жыл бұрын
ድርባይ እቶ ብሰንኮም ዝጠፍኡ ኸ? ጋሓፍ ክብድካ ይዘርዘር 😂😂😂😂
@habtommasho6580
@habtommasho6580 4 жыл бұрын
ኣጀኪ ዛሓብተይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ፡ ነዚ ኩሉ ሽግር ወለድክን ኣብ ልዕሌኪ ዝወረድ ግፍዕን ትብዓት ረኪብኪ ክትገልጺ ብምክኣልኪ ዘደንቅ ኢዩ። ብዝኮነ ንስድራ ካብቲ ዘለውዎ ጸልማት መዋጽኦ ይጠረሎም ፈጣሪ ኩሉ ዓለክም።
@solomonhagosghebreselassie1305
@solomonhagosghebreselassie1305 4 жыл бұрын
X-Outstanding student እስቴር ዮውሃንስ ምስ ሙሉእ ጥዕናኣ መዋጽኦ ይፍጠረላ። God Bless The Whole Family.
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 4 жыл бұрын
Everybody can be outstanding student, when given opportunity plus mental health, but to serve your people with honest and dedication is priceless!
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 4 жыл бұрын
ዘገርም ጭካነ እዩ ኣቦን ኣደን ናብ እስርቤት። ሓደ መኣልቲ ክወግሕ እዩ ኣጆኩም ኩሉኩም ደቁ እሱራት
@ashiteismael5025
@ashiteismael5025 4 жыл бұрын
$جججججججةةةج
@eritreachanel4621
@eritreachanel4621 4 жыл бұрын
ygerm eyu ezi kulu mstir abey nebere mergomom eyu kemzi gerna weyane america eda belka 30 amet hzibi chekinu weyane yrakebu nerom eda belka maebilna ete nkewn dhriom si gele ko mamena dhriom hzbi eri ab hgum atina ezom hgdef ka aytgedeslom komu eyom nezi zhalefkyo bet maeserti ab america zteweledu hasot kbluki eyom resi yeblomn kulu hasot ayni nebae kedae eyom zblu eski ajoki ab gonki alena
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@aminearaya6682
@aminearaya6682 4 жыл бұрын
@@danielhadgu denqoro. Ayenay tewasio tblo aleka? Eritrea b eritv tray dika tfelta? Eway gud rekibu ezi hzbi. Ata qurub nay seb akeka dyu? Aboan adian bnuusa siena zkertet qoleas tewasio tbla aleka. Dnzuz wahid. Kndey hxanatn naxlatatn ab esurbet kem zelewu emo abey koinka ktrio ika dfun aemro.
@eritreachanel4621
@eritreachanel4621 4 жыл бұрын
@@danielhadgu kafta zxahafkwa keyhalefe ezia eya reska abas
@zereittesfay1522
@zereittesfay1522 4 жыл бұрын
እዚ ንብዓት ናይዛ ሓፍትና ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ደገ ዘለዉ ከም ውሕጅ ኮይኑ ይሰዶም።
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 4 жыл бұрын
Zereit tesfay ኣሜን እወ
@fani609
@fani609 4 жыл бұрын
Amen
@mygod452
@mygod452 4 жыл бұрын
Abey emo xubk geru metredom
@nuradinabdu2394
@nuradinabdu2394 4 жыл бұрын
Amen
@sebilomo2510
@sebilomo2510 4 жыл бұрын
Amennn haf yeblom
@febenkfle6751
@febenkfle6751 4 жыл бұрын
ነቢዓ ተንብዓካ ውጽዕቲ ስድራ ብቲ ሓደ ካኣ ጸኒዓ ተጽንዓካ ሃናን ከምዚ ከምኣ ዘሕልፍዎ ዘለዉ ኢሪታራዊ ስድራ ራህዋ ይፍጠረሉ ኣጆኺ ዛሓብተይ
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@astertekle8537
@astertekle8537 4 жыл бұрын
@@danielhadgu anta seb eyesus krstos yfredeka ahh ms adataten zteasera tnusat wala naren ezi agerimuka tsemam hangolka hutsebo wetsae rgum tenbanay nbata wey hawi koynu ynddeka ahh
@queenheavu1040
@queenheavu1040 Жыл бұрын
ኣሜን 😢
@Julie51140
@Julie51140 4 жыл бұрын
The maturity in your response shows the foundation your parents laid on you. I am so proud of you and appreciative of you coming here and telling us your painful story! I can’t imagine the pain and sorrow you and your family going through!
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
Indeed Indeed very much so
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ዋይ የሕዋተይ 😢😢እዚ ኩሉ ጭካነ ዘገርምዩ!!!!! እዚ ኩሉ ተቃሊስካ ን30 ዓመት እሞ ከምዚ ዓይነት ጥልመት ክወርደካስ!!! አምላክ ኢዱ የንብረሎም አፍ ስድራኪ የስዕምኪ ማዓር ሐፍተይ 🙏🙏🙏💕💕
@momdad4479
@momdad4479 4 жыл бұрын
Amennnnnnn 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 egziabiher amlak nmen ilwo fetari
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
እውይ ሃና ሓብተይ ኣንታ ክንደይ ሽግር እባ እያ የሕሊፋ ' ክንደይ እስርቤት ከርተት የሕሊፋ ፕእ ብሓቂ ተበዲሎም እዮም ' ኣጆኪ ክወግሕ እዪ ድሓን
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 4 жыл бұрын
ንፍሲ ወከፍና እሞ ኣብ ቦታ እዛ ህጻን ነእትዋ እንታይ ክስምዓና ይክእል ንርኣዮ ስሚዕና ጥራይ ኣይንኪድ ኣሕዋት መፍትሒ ድማ ተጠሪፍና ክንዓዪ ይምሕጸን ስለ ሰብኣውነት።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ስለ ወጽዓና ንሕሰብ ልክዕ መልእክቲ!!!!! ሰሚዕና እንታይ መፍትሒ ንፍጠር ነብሲ ወከፍና ንነብስና ክንሐትት ይግባእ አነ ብወገነይ እታ ሐንቲ መፍትሒት እዚአ ዝብላ ንሕበር ብዘይ አፋላላይ ንወደብ በብዘለናዮ ብንጽህና ኢስያስ እታ ሐንቲ ዝተጠቀመላ ጌና ዝጥቀመላ ዘሎ ብናህና ምፍልላይንዩ ንዑኡ ዓቢ ሐገዝ ፈጢሩሉ ዝጻወተልና ዘሎ ጡሙር ሐይሊ ኩሉ ግዜ ታዓዋታዩ አጆኩም አጆና
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ትክክል። ብቀደሙስ ደይ ድክመትና'ዩ ኣብዚ ኣብጺሕና። ቃንዛ ሓውካ ዘይምስማዕን። ሕጅውን ሰብ ንኩን፡ ንሕበር፡ ምስሉይነት ገዲፍና ንሓቂ ምግጣምዩ ፈውስና።
@M-vr7zo
@M-vr7zo 4 жыл бұрын
ትጽለል ፣ሰብ አይትኸውንን ካልእ መልሲ የለን።
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ኣየናይ እዩ ንብዓት ሓርገጽ ብዓል ሕልና እልቦ ንዓኣ ዘጋጠመ መስናክል ሂወት ኣብ ድቅካ ርከቦ ድፉን ኣእምሮ
@hadishghebreyesus9890
@hadishghebreyesus9890 3 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና ነዞም ደገፍቲ ህግደፍ ንብዓትኪ ውሕጅ ኮይኑ ይሰዶም ኣጆኺ ጋል ጀጋኑ ኢኺ ሓደ ምዓልቲ ከኣ ምስ ወለድኪ ተራኪብኪ ትስሕቅሉ የምጻኣልኪ
@muluabraha4836
@muluabraha4836 4 жыл бұрын
አጆኺ ሃና ንሰኽን ከማኺ ደቂ እሱራት ሕጂ ነቢዕኪ አንቢዕክና አለኺ እሞ ንስኹም ደቂ እሱራት ኹሉኹም ምስ ተሓጎስኩም ድማኒ ምሳኹም ክንሑጎሰ ተስፋ አገብር ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ መንግስቲ የለን
@gabigunners8073
@gabigunners8073 4 жыл бұрын
Tkkl
@solomonhagosghebreselassie1305
@solomonhagosghebreselassie1305 4 жыл бұрын
ኣስቴር ዮውሃንስ ጓል ክላሰይን ጓል ሰፈረይን ዝነበረት ብ 1977-78 ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ካል ኣይ ደረጃ ት/ቤት ብሓንሳብ ከምዝነበርና እዝክር።Matriculation ድማ ብዝላዕለ ነጥቢ ኣምጺኣ ከምዝሓለፈት ድማ እዝክር። ኣነ ድማ ክንድ ናይ ኣስቴር ነጥቢ እንተዘይምጻኹ ዝናዓቅ ነጥቢ ኣይነበረን። ብዛዕባ ኣስቴር ክምስክር እንተድእ ኮይነ፡ ኣስተር ብትምህርታ ብጣዕሚ ካብ መጠን ንላዕሊ ንፍዕትን ህርኩትን(To the extreme out standing student ) ከምዝነበረትን ደጊመ እምስክር።
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Wow amazing you’re so smart yourself because you remembered everything such a long time 1977-78 I don’t even remember what I was eating yesterday kkkkkkk good man stay blessed 🙏🏽👍🏽 solo 🇪🇷🇪🇷
@kalMHe
@kalMHe 4 жыл бұрын
Tsubuk aleka !!
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@ራኤይዮውሃንስርኣዩ
@ራኤይዮውሃንስርኣዩ 4 жыл бұрын
ዋውው ኣቱም ሰባት ኣብዛ ዓለምና ጭሀካን ዝኾነ ከም ኤሰያስ ጭሀካን ፍጡር የለን ዋውው የስካክሕ 😂😂😂😂😂ንቃሕ ኤርትራዊ ⛪️🕌🙏
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
@@ራኤይዮውሃንስርኣዩ ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ለንቅነ ደስ ዘብል ነገር ተልዩ ደቂዞም ጀጋኑ ክንዲ ሰብ ኣኪሎም ምርኣይና'ዩ። ካሕዳም ድያብሎስ ሕርር ክብል።
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Eway haftey natey oh I can’t stop crying may God continues blessing you with your beautiful family
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ 4 жыл бұрын
መስጣ ናይዚኦም ኢዩ ብጽህካ ህዝቢ ኤርትራ ርጉም ህዝቢ ኣቦታቶም ከኡሰሩ ከለዉ ንዩሁዳ ኣሚንኩም ይረሸኑ ጠላማት ኢልኩም ኪሕድኩሞም ነሀልኩም ህጂ ደማ ሸወዓተ፡ሙዓሙቅ የኡቲኩም ኣቲ ድጉህየኒ ኤርትራዊ ምካነይ ኢዩ ዓክ ቱፎኦ
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 4 жыл бұрын
ብሐቂ ትክክል ዘረባ
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 4 жыл бұрын
I feel your pain my dear!!!
@eritreanchannel1410
@eritreanchannel1410 4 жыл бұрын
Awita hawey ak ewe haqka tufo trah elka
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ 4 жыл бұрын
ሓቅካ ወደይ ፣ኢሂታ ሰፊፍዋ ኣትይዋ ጥራይ ወደይ ደርሆ ካ ደቃ ካብ ሽላ ትከላከል ሰነፍ ህዝቢ
@looniesey4428
@looniesey4428 4 жыл бұрын
ናይዚ ህዝቢ እዚ ትጅምሮ እምበር ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ ለኽባጥ ዝኾነ ህዝቢ ዝረግፆን ዘሳቕዮን እዩ ዝፈቱ ይሁዳ ዝኾነ ህዝቢ ንደቁ ባዕሉ ዝበልዕ ከም ድሙ
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 4 жыл бұрын
አጆኪ ሀና ትብዒ በርትዒ አቦክንአዴክን ጀጋኑ እዮም አብ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራኩልጊዜ ብጅግንነቶም ክዝከሩ ክነብሩ እዮም በቲ ዘጋጠሞም ካአ ንሐዝንን ንጉሂ ንክንድዚ ዓመት ብምእሳሮም እግዚአቢሄር ይሐግዞም ንስካትኩም ካአ አጆኩም ንፍዑ ተስፉ አይትቁረጹ ሐንቲ ማዓልቲ ክትራከቡ ኢኩም። 🌹❤👍
@Ryanadman
@Ryanadman 4 жыл бұрын
Ajuki hana hafty dagmi mesi sedrika ketrakibik amlak alu ab gonkom 🙏🙏
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@PRGPRG-zg8jz
@PRGPRG-zg8jz 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ሃላይ ከብቲ ምስ ኣዲኣ ክትከይድ ትእሰር ጓል 8 ዓመት ቆልዓ ፉሉጥ ነገር እዩ እንበር ጓል 8 ዓመት ድኣ ስግሮዶብ ክትከይድ ታኣሲራ ኢልካያ ናይ ኤርትራ ሂወት ኣይትፈልጦን ኢኻ ማለት እዩ፡፡
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
@@PRGPRG-zg8jz ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 4 жыл бұрын
Brave girl!!! I feel empathy with you. But be hopeful that THE DAY is near and you will be able to see your adorable MOM and DAD. God bless you!!!
@jonathann3252
@jonathann3252 4 жыл бұрын
You so brave sis, you took me back in time. it’s so painful but I am glad you shared it. U also a living evidence to how smart your parents were. No one would have articulated the memory the way you did against all odds. May God bless!!! Thanks Natee
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 жыл бұрын
Wow I proud of Hana, you are so much stronger like your family keep it up and thanks Erisat 🇪🇷❤💯
@shimetghebremedhin7093
@shimetghebremedhin7093 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ጓል ጅግና ምስ ወለድኺ ትራኸብሉ ሪሑቅ ኣይኮነን
@Zemen271
@Zemen271 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሃና ሓፍተይ ቃዛኹም ቃንዛና እዩ ስድራኺ ብጅግንነት ክዝከሩ ክነብሩ እዮም
@yonstesfalem606
@yonstesfalem606 4 жыл бұрын
ሃና ኣብ ሚዒጥር ተኣሲራ ኔራ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 жыл бұрын
ዋላ እቲ ኢሰያስ ጋንየን እንትኾነ እቶም ንዚ ስርዓት ዝድግፉ እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም?
@danielabraha7423
@danielabraha7423 4 жыл бұрын
Ygermeka eyu hlna zeyblom Ende wedey nblo tefiena 💔💔😭😭
@sarakinfu7262
@sarakinfu7262 4 жыл бұрын
I feel your pain Hana. You told us a beautiful story. Thank you so much for putting yourself in a vulnerable position and shared yours and your family's story. I see the strength and wisdom you inherited from your parents. We are proud of you and them. I hope one day you will see each other.
@danlelgebre3032
@danlelgebre3032 4 жыл бұрын
አምላክ ሓይሊ ይህቦም:ነዚ ኸቢድ ጸገም ስጊራ አብዚ ደረጃዚ ምብጻሐ ብጣዓሚ ዘሕጉስ ኢዩ።አጆና ክርሁዩ።
@amarearaiaghebre8450
@amarearaiaghebre8450 4 жыл бұрын
ሃና ጓለይ፡ ኣብቲ ጀጋኑ ኣቦኽን ኣዴኽን ተጨውዮምኺ ኣብ ጸልማት ኣብ ሕልምልም ዝብል ቤት ዝነበርክሉ እዋን ይኹን ኣብ ኩሉቲ ዝሓለፍክዮ መስገድል ጉዕዞታትን ንበይንኺ ከምዘይነበርኪ ከዘኻኽረኪ እፈቱ። እቲ ወላዲት ኣዴኺ እትኣምኖ ህያው ኣምላኽ፡ እቲ ኣብዚ ዘለኽዮ ብርሃንን ኣብ በረኽትን ዘብጽሓኪ ፈቃር ኣቦ፡ ወትሩ ምሳኺ ከምዝነበረን ከምዝኾነን ባዕልኺ ህያው ምስክር ኢኺ። እቶም ጀጋኑናን ኣርካናትናን እቲ ሓንሳብ ዘብርህዎ ሽግ ሓርነት፡ ርግጸኛ እየ ንስኻትኩም ደቅና ከም ወለድኹም፡ ከምቲ ጀሚርክሞ ዘለኹም በርቲዕኩም ሰሪሕኩም ቃልቃል ከተብልዎን ንህዝብኹም ካብ ዓማጺ ከተድሕንዎን እምነተይ ኣባኹምን ፈጣርን ደረት የብሉን። ሃና ጓለይ ምስ ደቀይ ድሮ ብስራሕኪ ኣላልየኪ ኣለኹ። እቲ ኣብ ውሽጢኺ ዘሎ ኤርትራዊ እሳት ከኣ ድሮ ኣብ ውሻጠ-ውሽጦም ኣትዩ ኣጋርኪ ኮይኖም ኣለዉ። ትዝክርዮ እንተኾንኪ፡ ስድራኺ ቅድሚ ምእሳሮም ኣብ ጊዜ ልደትን ሓድሽ ዓመትን፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ(ኤር ፎርስ) እሰርሕ ስለዝነበርኩ - ኣዝዩ ዓቢ ጽሕዲ ልደት ካብቲ መዓስከር ናብታ ኣብ ጥቓ ሳን ሻይን እትርከብ ገዛኹም፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ኣብጽሓሎም ይብለኒ ስለዝነበረ ዓመት መጸ ጋሻኹም ኮይነ ይመጻኩም ኔረ። ኣቦኽን ኣዴኽን ምስ ተኣስሩ ከኣ ዝመጸ ይምጻእ ብምባል፡ ነቲ ዓመት ዓመት ዝገብሮ ዝነበርኩ ኣብታ ሕልምልም እትብል ቤትኩም ነተን ወረጃ ዓባይኪ ኣብ 2001 ን 2002 ካንሾሎኹም ምእታው ክሳብ ዝጽግመኒ ዝዓበየ ጽሕዲ ልደት ከረክበን እዝከረኒ። ኣብቲ እዋን፡ ዓባይኪ ኣዝየን ተገሪመንን ደንጽይወንን ዚ'ወደይ መን ኢኻ ፧ ካበይ ኢኻ፧ ክብላኒን - ካብ ኤር - ፎርስ እየ ማማ ኣጆኽን ክብለንን ከኣ ከምዚ ሕጂ ኮይኑ ቅጅል ይብለኒ። ኣብታ ድሒራ ዝነበረት ዓመት ግን ሓደራይ ጠሊመ ክመጻኩም ኣይከኣልኩን። እቲ ምኽንያት ከኣ ኣብዛ ኤርትራና ርድኡን ፍሉጥን እዩ። ኣብ 2003 ምስቲ ኣዝየ ዘፍቅሮን ዘኽብሮን ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣዛዚ ሓ/ኣየር ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ምስቲ ንኣስታት 17 ዓመታት ኣብ ሸላታት ጠላም ቴንቤናይ ተሓይሩ ዘሎ፡ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ግዳይ ማእሰርቲ ስለዝኾንኩ እዩ ኔሩ። ሃኒቾ፡ ኣነን ንስኽን ዕድለኛታት ኮይና እነሆ ንስኺ ትጸውይና ኣነ ከኣ እጽሕፈልኪ። ኣጆኺ ዛ'ጓለይ ንበይንኺ ኣይነበርክን፡ ኣይኮንክን ኣይክትኾንን ኢኺ ከኣ እብል። ከምቲ እግዝኣብሄር እምላኽ ንነቢዪ ኤልያስ፡ "ገና ንበዓል ዘይሰገዱ ሾውዓተ ሽሕ ሰባት ኣለዉኒ" ዚበሎ፡ ! ኤርትራና እውን ወትሩ ሰብ ኣለዋ ! ኣቦኺ፡ ኣማረ ኣርኣያ ገብረ (ወደ ኣርኣያ) ማንቸስተር - ዓባይ ብሪጣንያ 19 መስከረም 2020
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 4 жыл бұрын
Ajoki amlaki misaki ykun!
@eritreanchannel1410
@eritreanchannel1410 4 жыл бұрын
Nay bhaqi ezghi azerabeka gn pravite dewilka ajoki Bela kem aboan hawan kun
@tekleweyniabodum4042
@tekleweyniabodum4042 4 жыл бұрын
Ajoki habtey amlak alo
@amarearaiaghebre8450
@amarearaiaghebre8450 4 жыл бұрын
@@eritreanchannel1410 ክብር ተስፋኣለም፡ ምቹእ ጊዜ መሪጸ ከም ምኽርኻ ክገብር እየ። ምስ ደቀይ እውን ከራኽባን ብርግጽ ንበይና ከምዘይኮነትን እቲ ዓማጺ ዕምሩ ክሓጽርን ኣምላኽና ክኽሕሳ ምዃኑን ከምኡ ዝኾነሉ እዋን በጺሑ ከምዘሎ ከረድኣን ኣይከቑርራን እውን እየ። ክብረት ዪሃበለይ ! ወደ ኣርኣያ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 4 жыл бұрын
It's really hurt 😞. ኣምላኽ እቶም ትፈትዉዮም ስድራኺ ገጽ ንገጽ የርኢኺ።
@berrythegreat1568
@berrythegreat1568 4 жыл бұрын
Hanieeeeee You are Beautiful. Kind. Wonderful Women Everything will be fine. Your Father & Your Mum are Heros.🇪🇷 Hero of Eritrea.🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God Bless you 🇪🇷LONG LIVE PETROS SOLOMON & ASTER YOHANNES 🇪🇷
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 жыл бұрын
You, your dad and your family are clearly our heroes.
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
I am so proud of you, the way you speaking brave with all the suffering you went through your strength shows. I hope one day to see your parents, God bless you and your family qual hagerey💖
@samsonama6855
@samsonama6855 4 жыл бұрын
ኣሕ ኢላ መኽሰብ ዓለም ካብ ኣሕ ትዓቢ ቓንዛ የላን ቓንዛኺ ቓንዛዩ ዝያዳ ይፈትወኪየ
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@samsonama6855
@samsonama6855 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ክምዚ ናታ ይሃካ ፈጣሪ ኣብ ስድራኻ ርኸቦ
@kudusyebio7423
@kudusyebio7423 4 жыл бұрын
@@samsonama6855 hakika eka, ezi sdi ab sdriu entezwerdo mteredio, gn sdriu mnalbat kemtom lewahat sdrabet keykonu si, neuu ygberelu shiu texekitu zelo hlniu mteredio mo betehasasbau arki seytan koynu kemzelo mfelete. Mwut
@momdad4479
@momdad4479 4 жыл бұрын
@@danielhadgu way ata antay ktrekb senef
@alexalex-md3ch
@alexalex-md3ch 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ወዲ ሾርሙጣ ኣብ ስድራኻን ደቅኻን ርኸቦ ኣይትወልድን ኢኻ ደአንበር
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
እሰያስ ጀጃዊ ፈራሕ ብጀካ ኣገሪህካ ምሕያር ምበር ፊት ንፊት ገጢሙ ክማጎት ዘይክእል ድኩም ሰብ
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 жыл бұрын
God bless ERISAT interviewed with the daughter Betros Solomon t
@believeyourself1903
@believeyourself1903 4 жыл бұрын
Please sister never never crying. Be proud your father and your mother they make history.
@salamsalam-sc4ql
@salamsalam-sc4ql 3 жыл бұрын
ይሕዝን አዮ መንእስይ ውለዶ ኣስተውዕል ተጋደልቲ ሙሁራት ዜጋታት ደቂ ሃገር ጠፊኦም እዮም ስለዚ ንፍቃር ጸላኢ ሕጂ ውን ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✌
@elilhagos9952
@elilhagos9952 4 жыл бұрын
This girl is very matured and very smart girl, Praying God will make their release fast.may God give you grace and comfort for the difficult time you are going through.
@keren7127
@keren7127 4 жыл бұрын
Ajokhi haftey natey! Amlakh msakhumn ms kulu wxuEn ykhun. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@fsahaghebrehiwet2824
@fsahaghebrehiwet2824 4 жыл бұрын
እዋይ የሕዋተይ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ግን ካብዚ ጨካን ስርዓት ትጽበዮ ዩ እንተ ኾነ ዕምሪ ስልጣኑ ዘብቃዓሉ ምዃኑ ዩ ኣጆኺ ሃና ሓፍተይ
@milliongebremikeal3492
@milliongebremikeal3492 4 жыл бұрын
ሃና ሓፍተይ ከም ናትኪ ዘኩርዕ ጅግና ስድራ ብካ ፈጢርልና ኣጆኪ ንስኪ ኮይንኪ ከማን ክኢልክዮ ብፍሽክታ ክትምልስሉ ምክኣልኪ ከየድነቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ሄኖክ ድማ ገለዓይነት ሕቶ
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@gideysolomon6143
@gideysolomon6143 3 жыл бұрын
@@danielhadgu hbjibj
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Hana haftey shikor, you are very intelligent young lady I’m so proud of you, be proud of your mother and father they are Eritrean heroes I hope we gonna see them again 🙏🏽be strong my dear sister please don’t cry you make me cry 😭 😭😭
@trhaskafel6109
@trhaskafel6109 4 жыл бұрын
ሰላም ሃና ጋለይ ለባም ዝተባረኪ አኪ ኣጆኪ ናይ ምድርና ኣዝዩ ከቢድ ዩ ሰኒሁ ኣብ አግዛብሀር ግን ተስፋ ሎ መሳፍ ክዱስ ኣንቢቢ ዝተባረኪ ንበረከት ውን አኪ
@ሰለሞንኣሰፋ
@ሰለሞንኣሰፋ 4 жыл бұрын
እዞም ነዚ ስርዓት እዚ ዝድግፉ ሰባት እዘን ኣሕዋቲና ካሊኦትን ደቂ ህዝቢን ዘክቲሞም ዘሕልፍዎ ዘለዉ ስቃይ ኣብ ደቆም ደቂ ደቆም የርእዮ ፈጣሪ ጽቡቅ ግብሪ እንተሊዎ ኣብ ነብሶም ምስ በጽሐ ጥራይ እዩ ዝርዲኦም ደናቂር ተበለጽቲ
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 4 жыл бұрын
Boom marabou nresayo ab kdmena mhlaf aysgmomun eyu
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ተበላጻይ ሕልና ዘይብሉ ስብ ክስምዖ አይክእልንዩ ብስንኪ እዚኦም ክአኒ ዓድናን ህዝብናን ባዲሙ ጨካናት ከም መርሒኦም
@filmong9386
@filmong9386 4 жыл бұрын
Ah I can't stop crying 😭 Ajoki HANA haftey Ezgeabiher amlak bealu yhagzena and gex nigex mis tom JEGANU sdraki .
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 Жыл бұрын
Kulu gzie kem bhadsh tebkyeni eza gual uffff 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😢
@desalehabte2488
@desalehabte2488 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ንነብዓኣሉ ንሓዝነሉን ጅግና የብልናን ንሕበነሎምን ንኾርዓሎምን ኢና ክልተ ግዜ በጃ ህዝቢ ተሰዊኦም ታሪኾም ዘልኣለም ነባርዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከይትሓምቂ ንዓለም ከም ኣቦኺ ብትብዓት ስዓርያ
@mtesfay161
@mtesfay161 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ዝሓብተይ ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኽዩ ።
@dinglmariamey387
@dinglmariamey387 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ: ንኩሉ ግዜ አለዎ:አጆኪ በርትዒ: ንብዐትኪ ንብዓትና እዩ:: እግዚአብሔር ንሀገርናን ህዝብናን ሰላም የውርድ::
@oneday5636
@oneday5636 4 жыл бұрын
ምስኪነይቲ!!!!!ኣጆኪ ደሓን ሓንቲ መዓልቲ ምስ ስድራኪ ክትራኸቢ ኢኪ
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@wedieri7465
@wedieri7465 4 жыл бұрын
Hana Habtey weledki jeganu eyom Ajoqi aytbkeyi bjgnnetom kthbeni Aleki.Hzbi Eritrea 🇪🇷 kea kulu berihlu yu gzye ynewh ember wedi berad ms korakuru ztefalu abziqereba ewan kkewn eyu🙏🏾👍🇪🇷❤️ ntom zteasru jeganuna kea Amlak msom ykun.
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 4 жыл бұрын
ጽብቅቲ ሰሓቅ ሽኮረይ ❤️🇪🇷💪💪💪💪💪
@mihretmehari6839
@mihretmehari6839 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሽኾሪና ጋል ጀጋኑ ከምቲ ማማኺ ዝበለት እዚ ውን ክሓልፌ እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣምላኽ ምስቶም ፍትሒ ዘይረከቡ ኣብ ፈቆዶ ቤትማእሰርቲ ዘለዉ ወገናትና ይኩን።😭😭😭
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 4 жыл бұрын
ቃንዛኩም ቃንዛናዪ እዛሓበተይ :: 😭 😭 😭
@abrhaleytekle2827
@abrhaleytekle2827 4 жыл бұрын
ማዕረ ክንደይ ሓይሊ ኣለዋ እዛ ሓፍትና ዘገርም'ዩ፡ ሕስብ እሞ ነብሎ ኣቦኻን ኣዴኻን ትኣሲሮም ከይኣክል ንስኻ ክኣ ክትእሰር እንከለኻ ማዕረ ክንደይ ንጸልማት ኮኖ ጸልማት ምኻኑ!። ንሕና ብዓቕምና ክንገብሮ ዝግብኣና ሓልየት ኣብ ደቂ ሰባት ፍቕርን ሰላምን ንዝራእ እንተወግሓልና……!!!!
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@natsenetdebesay3502
@natsenetdebesay3502 4 жыл бұрын
@@danielhadgu ata humum dika?
@OmeerrMohammed
@OmeerrMohammed 4 ай бұрын
Ata wedi shermota 😢😢😢abe sidraka rikebo ​@@danielhadgu
@elsa738
@elsa738 4 жыл бұрын
ሃና ጓለይ። ኣዚየ ነቢዐ። ኣጆኺ ከምቲ ብንጹር ዝገለጽኪዮ: ወለድኺ ጀጋኑ ስለዝኾኑ ንዝንተ እለት ብኽሪ ክዝከሩ እዮም። ንስኺ'ውን ካብ ወለዲኺ ብልሒን ጽፈትን ከምዝወረስኪ ካብ ኣዘራርባኺ ንምርዳእ ኣየጸግምን። ክም ኣቦኺ ዋልታ ሃገርን ህዝብን ኩኒልና። ንብዓትኪ ንብዓት ኤርትራውያን ኢዩ (ብዘይካ ብኣጻብዕቲ ዝቑጸሩ ጨካናት)። በትሪ ሓቂ ትቐጥን'ምበር ኣይትስበስርን። ምስ ወለዲኹም ብዓኒ ትራኸቡሉ መዓልቲ የምጽኣልና።
@mehretabghenet1687
@mehretabghenet1687 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ንኣኹም ይርኣይ ፣ሓሳባትኹም ኣብ ቀረባ ግዜ ክውድኦ አሞ ብስላም ምትኽካብ ስድራቤታ ኽጠራነፍ ናይ ምሉእ ህዝብ ኤርትራ እዩ፡፡ ሃና ጅግና ጎል ህዝብ ኤርትራ ኢኺ ፡፡🙏🙏🙏💐💐💐🙏🙏🙏❤️🌻
@awet2507
@awet2507 4 жыл бұрын
😭😭😭 ብጀካ ምንባዕ ካልእ ዓቅሚ ሲእና ፡አምላኽ ጥራይ የርህወልና
@meazahiwet3634
@meazahiwet3634 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሃና ሓፍተይ እዚውን ክሓልፍ ኢዩ።
@toni5736
@toni5736 4 жыл бұрын
No one deserve this. ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ ደቆም ናቶም ኣበሳ ክፍደይዎ። እምበር በዓል ጴጥሮሲ ክንደይ ህጻናት ኣዘኽቲሞም እዮም። ከምዚ ብጹኣን ገለ ጌርኩም ኣይተቕርብዎም። ናይ በዓል ሃና ቃንዛ ጹቡቕ ጌረ'የ ዝፈልጣ ዕድመ ንበዓል ጴጥሮስ።
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 4 жыл бұрын
ሁፍፍፍ ክስማ አይክአልኮን 😢😢ሃፈተይ። አጆኪ ጅግና ከማን ከወህደኪ ❤️ አምላክ የሰአበኪ ብድሙ የህፀርኪ ብርክተይ 🌹🌹
@habteabkiflay890
@habteabkiflay890 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃና ኢቲ ንብዓትኪ ንብዓትና ኢዩ ኩሉ ገጊዚኡ ኣለዎ ኢትስሕቅሉ ኢዋን ኪመጺእ ኢዩ።
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 4 жыл бұрын
እዜ ሕዝብ ወርዴዎ ናይ 50 ዓመት ምስጢራዊ ቃልስ ።ውልቅ መላኬይ መወዶአታ አለዎ።ዓወት ንዊጾይ ሕዝቤ ።✊✊✊✊❤✔
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 4 жыл бұрын
አጆኹም፡ አጆኹም you and all your sisters and your brothers as you said Think positive hope and hopes always even though they are in a difficut situations you will be more and more strong and strong.
@tesfaybiniam6828
@tesfaybiniam6828 4 жыл бұрын
ዝገርም ኢዩ ጭካነ ናይ እዚ ዩሁዳ ጀጋኑ ኣጥፊኡ😭😭 ኣበይ ከይቀስን ባዕሉ ሂወቱ ከጥፍኣ ኢዩ!
@ስደተኛ-ኈ8ፀ
@ስደተኛ-ኈ8ፀ 4 жыл бұрын
እዛ ጋል ክትበልሕ ጋል ቶም ጀጋኑ ኢኺ'ሞ ኩርዒ ተሓበኒ
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 жыл бұрын
Hana first I would like to say sorry for all the suffering you and families had to go through 😥 second I am really grateful that you took sociology because you can help you ,family, and the rest of the world mentally health is way important than anything else. I love your smile beautiful just your parents 👍 it is also nice that you have partner in your life hopefully he treat you with such respect, kindness, love understand your turmoil, know your worth best of luck!! Your parents are hero for our Eritrean people hope you understand that no everyone is educated or aware about the hero and fallen as they deserved to be remembered 😭😭😭 it great to see such you have such outstanding families God bless you all especially your grandmother 🙏 we wish you the wonderful life the world has to offer and one day to be reunited with your parents ❤❤❤❤❤
@meharighebrezghi8938
@meharighebrezghi8938 4 жыл бұрын
Hana Petros you are so great full and among to be proud of .Our General Petros Solomon is Among “The Cover of Eritrean history “. Not only Eritreans but The soldiers of Derg with high ranks and their military opretators including their leader MENGISTU Hailemariam used to know where abouts of his foot steps.He was among the best leaders who able to Solve the unbearable SHADUSHAY WERAR .Though it took thousands of Martyrs who became “candle light”to their people.He played a great leadership. We are proud of our heroes. With all our love and respect to you. I wish also one day your dream and the dream of all Eritreans to come true.
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃና ሓፍተይ በቃ ኣጆኪ ንሳ ኢያ ዓቅመይ 😭😭እግዛብሄር ንብዓትናን በደልናን ርእዩ ቅሳነት ራህዋ ይፍጠረልና ሓደ መዓልቲ ክሓልፈልና ኢዩ😭😭😭 ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ሃና ሓፍተይ ኩሎም ይሕዋትኪ ምሳኪ ኣለው ማለተይ ወጾም ዶ ???
@EreyNEriBEri
@EreyNEriBEri 4 жыл бұрын
ሃና ጓል ጀጋኑ። ጀጋኑ ከኣ ጀግና ኢዮም ዝወልዱ እሞ ትብዓትክን ጽንዓትክን ቀጻሊ ይኹን። ቃንዛ ቤተሰብኪ ቃንዛ መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ኢዩ እሞ ህዝቢ ምሳኹም ይሓዝንን የስቆርቁርን ስለዘሎ ኣጆኺ ሃና ጓልናን ንእሽተይ ሓፍትናን። ድሕሪ ጸልማት ብርሃን ኢዩ እሞ ኣጆኺ ክወግሕ ኢዩ። መሬት ምስወግሔ ንስኺን ካልኦትን ኮታ ኩላትና ንመሰላትን ፍትሕን ህዝቢ ክትቃለሱን ክትጣበቁን ምሕጹነተይ ኢዩ።
@elsagebrekidan4350
@elsagebrekidan4350 4 жыл бұрын
ሃና ንስኺ"ውን ከምቶም ክቡራት፡ ጀጋኑን ሐርበኛታት ወለድኺ ፡ ንፍዕቲ ተባዕ ን ብዓልቲ ዓብዪ ልቦና ምዃንኪ ፡ ኣድኒቐኪ። ኤ ርትራን ህዝባን ኩሉ ካብዚ ጨካን ዲክታቶር ሐራ ወጼኡ ንስኺ ከኣ ምስቶም ኩቡራት ወለድኺ ክትራኸቢ ናይ ልዑል ፈጣሪ ፍቓዱ ይኹን፡ ንዓኺን አሕዋትክን ጥዕናን ዓወትን፡ ይምነየልኩም ። ነኢሪሳት ከኣ ነዚ ዘቕረብኩሞ ፡ መደብ የመስግነኩም።
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 жыл бұрын
ኣራዊት ናይ ኣደ ናይ ቆልዑ ኣበይ ይርደኦ። ባሃማት ደገፍቲ ወይሎኦም እምበር ....ይሁዳስ ከጽንተና ኢዩ ንበረካ ወፊሩ ነይሩ ሰላዪ ሃይለስላሰ ሰላዪ ኣመሪካውያን ሰሊጥዎ ድማ ሳላ ዕሽነትና።ኣበይ እሞ ብእዋኑ ...ሓቢርና ንዮው ኢልናዮ ኣይንከውንን።ኤርትራ ኣበይ ምሃለወት።
@Jusesmyking6625
@Jusesmyking6625 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይይይ ንብዓትኩም ዝደርዝ እግዚኣብሄር በቃ ይበለና:: ብዙሓት ኣለዉ ብእምነቶምን ብፖለቲካን ዝተኣሰሩ ዝሓልፍዎ ዘለዉ ሽግርን መከራን ደቆም ትበክዩ ኣለኩም ኣጆኩም ኣብ ቦታኪ ኮይነ ነፍሰይ ርኤያ ከቢድ እዩ ኣጆኩም ተስፋና ኣብ እግዚኣብሄር እዩ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ተስፋ ኤርትራ ኣብ ኢድ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሎዑል እግዚኣብሄር እዩ::
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 4 жыл бұрын
I am proud of you for overcoming all the painful situations and became successful in your life, keep it up.
@erinabella5455
@erinabella5455 Жыл бұрын
ሸይጥቲ ሃገር ጠላማት ይቀፈዱ እልልልልል ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@numielmebrahtu2269
@numielmebrahtu2269 8 ай бұрын
Ahhh esukum si 💔💔 antum cancer hager mealtukum Xray texebeyu kulu n gize ngdefo
@alganeshtewelde3816
@alganeshtewelde3816 4 жыл бұрын
ሃና ንባዕልኺ ጅግና ኢኺ ። ሓደ መዓልቲ ንብዓትክን ክድበስ እዩ።
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 жыл бұрын
ምቅርተይ ከመይ ከምዘንባዕክኒ 😭😭😭😭በዓልቲ ሕልና ነታ አዴኺ ጥራሕ ምስ ሰብአያ ተአሲራ ንዝብል ሕቶ እንካዕ ኩሉና ሐደ አይኮና አየ ኢሰያስ ምስ ስድርኡ ተዝሰምዓ ዛቃል መሕት ፔጥሮስ ታይ ዓይነት አፍርዩ ኢሰያስ ከአ ከተማ ባጽዕ ጌሹ ሰኺሩ መንእሰይ ዘንገላትዕ ትሕትናኺ ቀጽልዮ ንመሪሕነት ክትወዳደሪ ጸዓሪ ከማኹም ኑጽሃት ዝተወጻኩምን እዩ ስልጣን ክትሕዙ ዘድልየና አቦኽን አዴኽን ብሰላም ይውጽኡ ሐላፍነት ሒዝኪ ይርአዩኹ ጽብቅተይ ሐንቲ ሕቶ ግን ወሊድኪ ዶ ኢሉ ዘይሐተተኪ ወሊድኪ ሑቆፊ ምቅርቲ ብኽያትኩም ናብ ሰሐቅ ይቀየር 🇪🇷🙏🌹🇪🇷🙏🌹🇪🇷🙏🌹🇪🇷🙏🌹🇪🇷🙏❤
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ሃና ሓብተይ ፡ ኩሉ ዝተዛረብክዮ ሰሚዕናኪ ። ኣብ መንጎ ግን ቆልዓ ጓል ሸሞንተ ዓመት ምሳይ ተኣሲራ ኔራ ፡ ዝብል ቃል ሞሊቚኪ ። በዚ ድማ ነቲ ዝተዋህበኪ ልምምድ ናይ ድራማ ፡ ኰንቱ ጌርኪዮ ። ነቶም ዘሰልጠኑኺ መማህራን ሽርሕን ሓሶትን ፡ ማይ ዓሚኾም ከምዝተርፉ ጌርኪዮም ። ንብዓትኪ ፡ ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብዓት ሓሶት ፡ ንብዓት ድራማ ፡ ከምዝዀነ ብቐሊሉ ተቓሊዑ ።
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 жыл бұрын
@@danielhadgu አታ ከመይ ዝበሉኻ ኩርኩር ኢሰያስ ኢኻ ንብዓት ታ ንገዛኻ ትምጻእ ድራማ ኢልካዮ ንበዓት ዝሰደደላ ኢሰያስ ናባኻን ትወርወር ነጂስ ሕልና ልቦ እሞ ጋጋል ፐሸምንተ ዓመት አብ ኤርትራስግረ ዶብ አይእሰርን ማለትካ ድዩ ሃዳሚ ጉሐፍ
@ለዋህእግዝኣብሔር
@ለዋህእግዝኣብሔር 4 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ነዚኦም ዝጠለምካዮም ከይመስለካ ፣ ነብስካ ኢካ ጠሊምካያ ፣ ኣንቱም ተበለጽቲ መጣቃዕቲ ናይ ውልቂ ምሕሳብ ናይ ውልቅኩም ኣይትረክቡ ከሲርኩም ክትተርፉ ኢኩም ፣ ኣቱም ታሪክ ጀጋኑ ትብልሉ ትጽዕሩ ደቂ ምልሻ ስርናይ ጸልማት መጻኢ ታሪክ ዝሰርሑ ወለዲ የብልኩምን ንስኩም ውን ታሪክ ክትሰርሑ ዓቅሚ ስለ ዘይብልኩም ንዝተሰርሐ ታሪክ ምጽያቅ እያ ዓቅምኩም
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 4 жыл бұрын
Hana, you have to be stronger, don't let those evil people be happy by making you cry. I understand how difficult it is to miss both parents, remember that we all know both of your parents as Eritrean heroes. God bless you and keep you strong.
@ghezaeghebremicael9525
@ghezaeghebremicael9525 4 жыл бұрын
Dear Henock. This is to let you know that you are doing a great job to bring the Eritreans into one direction. I have not given my comments before, but I am one of the people who follow for all the interview you do. I really apreciate and admire your hard work and neutrality. Keep it on!!! Ghezae Kibreab from Leeds Uk
@thanksgod5311
@thanksgod5311 4 жыл бұрын
ሃና ሓፍተይ ከይ ኣስሩኺ ክትብልያ ከለኺ ጠሊፎሙኺ ኣለዉ ማእሙና ምኽንያቱ ንስካትኩም ኣብ ታርጌት ህግደፍ እትዋት ኢኹም ብዝኮነ ወለድኺ ወላ ናዓና ወለድና ኢዮም ኣጆኺ ኣብ ጎድንኺ ኣለና ክብረተይ ኣባይኪ ይንባዕ ።
@aronebrahane9828
@aronebrahane9828 4 жыл бұрын
ሃና ጋለይ አጆኪ ንኩሉ ዝርኢ ፈጣሪ እዞም ሩጉማት ናይ ኢዶም ክህቦም እዩ
@woldmichaeleliltashumye321
@woldmichaeleliltashumye321 4 жыл бұрын
Betami lebam tegsteja egzeabher hasab lebiki yesmerelki Hana haftey🙏🙏🙏
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
ኣጆኪ ክወጹዮም ስድራኪ። ኣፎም የስዕምክን ኣምላክ ሓይሊዩሞ ተስፋ ኣይትቑረጺ።
@memrir4660
@memrir4660 2 жыл бұрын
ኣባይይኪ ይብከ ኣቲ ጋል ጀጋኑ ኣጆኺ ደቂ ህዝቢ ስድራኺ ሰራሕቲ ቕያ እዮም ነባሪ ሰብ የለን ንታርኽ ዋጋ ይኸፍሉ ኣለዉ ፍሉያት እዮም ስድራኺ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኣአርትራ ።ንሕማቕ ታርኽ ኣቦታቶም ዝሓልፉ ኣለዉ ንሱኹም ኩብራት እኹም ክንዲ ኽብረ እንድዮም ብሕማቕ ረኽቦም ረቢ ከትብዎ ግን ድሓን ሓላፋይ እዩ ኩሉ
@zerugebrekidan6025
@zerugebrekidan6025 4 жыл бұрын
ሃና እዚ ንስኻትኩም ወሪድኩም ዘሎ መከራ ንመን እዩ ሞ ዘየብኪ? ንስኺ ከምዝበልክዮ በዚ ጨኸና እዚ ንምሕዛን ሰብ ጥራይ ምኻን እኹል እዩ:: ኣዚዩ ኣዚዩ መሕመሚ እዩ ግና ኣጆኺ ኣጆኹም ጠንክሩ እግዚኣብሄር ክልቲኦም በህይወት የፅነሓዮም እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን::
@aradomablelom
@aradomablelom 4 жыл бұрын
Don't cry my dear sister be proud! your father and your mother are heroes they will never forget for the generations to come. The dictator will be in the trash can. he will die like or dictators dies.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ከምኡ እንተዘይውስን ኔሩ እወ እቲ ንፈልጦ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣይምኾነን ፍሊጶስ ምኾነ ኔሩ ። ኣስቴር ፍሳሓጼን ንህዝባ እንተዘይትውፈ ኔራ እወ እታ ንፈልጣ ኣስቴር ኣይምኾነትን ፎዝያ ሃሽም ምኾነት ኔራ ። ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ኣምላኽ ንኡስራትና ነናብ ቤቶምን ደቆምን ቤተሰቦምን ይምለሶም 🙏🏽 ኣጆኺ ሃና ጓል ክልተ ጀጋኑ ኣብ ባሕሪ ከብድኺ ዝዓቆርክዮ ስለ ዘካፈልክና ነመስግነኪ ስቃይኪ ስቃይና ሓጎስኪ ሓጎስና ቃንዛና ከብቅዕ ቀሪብና ኢና ብሓሊ ፈጣሪ 🙏🏽🌹🌹
@tomassankara644
@tomassankara644 4 жыл бұрын
ደርጊ ሓላል ናጽነት ካኣ ይባሃለለይ
@petirock7280
@petirock7280 4 жыл бұрын
ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ብጾትካ???ሃና ሓፍተይ ኣጆኹም። እግዚኣብሔር ይርኢ እዩ።
@thinktwice827
@thinktwice827 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ተንበን ሰብ ኣይኮነን ሰይጣን አዩ ምክንያቱ ከምዚ ገሩ ውልዱን ወላድን ዝፈሊ ሰብ ክትብሎ ከመይ ኣቢልካ እዩ ስልዚ ብፍላይ ኣብዚ ሒጂ እዋን ህዝቢ አርትራ ብጣዕሚ ከፊእዋ ኣሎ ግድን ምክንያቱ ሰብ ብሰይጣን ክምሓደር እንተክኢሉ ድኣ ኣቤት ነዚ እንዳ ራኣዩ ነቲ መንግስቲ ዝድግፉ ሲ ናይ እዶም ድኣ ኣይስእኑን ይኮኑ። ግን ካብዚ ሰይጣን ህዝብና ንክጋላገል ኣምላክ ይሓግዝ
@wediweldeabb9241
@wediweldeabb9241 4 жыл бұрын
አጆኺ እዛጓለይ ንስድራኪ እምላኽ ክሕልዋም እዩ። እወ እቲ አዴኺ እተምልኾ እምላኽ አቦታታ(በዓል አቦይ ቀሺ መብራህቱ) ኽሕልዋም እዩ።
@issackteweldebrhan7544
@issackteweldebrhan7544 4 жыл бұрын
ኣታ ለኽባጥ ወልድኣብ ንስኻ ብዛዕባ ኣምላክ ትፈልጦ እንታይ ኣለካ? ንመላኺ ዘምልኽ ብዛዕባ ኣምላኽ ምዝራብ ላግጹ'ዩ!ኣረጊት ቋንቋን ሰብኣይ'ሲ ዝበሃል ስእንካ'ስ "ኣምላኽ"ኣሎ ምስኦም ክትብል ትሕዝን
@Alexboxba
@Alexboxba 2 жыл бұрын
U are the best Eritrean Ambassador
@habtomokbazki2516
@habtomokbazki2516 4 жыл бұрын
እዋይ ሓብተይ ናይ ብሓቂ ነቢዐ
@ማማአፍሪቃ
@ማማአፍሪቃ 4 жыл бұрын
ኩሉና ኤርትራውያን ሙሽሙሻት ስለ ዝኾና እዩ ኢሰያስ ወዲ ጾማቂት ስዋ ነዘን ቆልዑ ስድርአን አሲሩ ዘንብዓን ደሎ።
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 4 жыл бұрын
አጆኺ ሃና አብዚ ጅጋኑና ትአሲሮሞ ዝለዎ ቦታ ካብ መዓልታት ሐንቲ መዓልቲ አላ ንሱ.ዝአትወላ
@kibrommaharena2299
@kibrommaharena2299 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ሂወት። ኣጆኪ፡ ጰጥሮስ @ ራሄል ንዓኹም ጥራይ ኣይኮንምን ተኣሲሮምኽን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዮም ተኣሲሮምና።
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 4 жыл бұрын
May God be with You '- Our Heroes Dear Aster and Petros!! WE LOVE YOU NEVER FORGET YOU & YOUR HISTORY AND STORY is permanent forever in Eritrea!! 🇪🇷🇪🇷♥️♥️🌷🌷
@bereketberhane7722
@bereketberhane7722 4 жыл бұрын
Thanks EriSat, & especially Henok, for the series of interviews focusing on the human aspect of Sept 2001: the families of Eritrea's best statesmen & great veterans who sacrificed everything - including hurting their very own children - in order to save the nation & its people from plunging into z uncharted darkness of despotism. The G-11 have failed in their noble mission. Their families, like Hana - your guest, are still grappling with inconsolable grief. It is this kind of story that must come out if we are going to save ourselves - 1st, and then z nations & its future. An only way to heal our nation's deep wounds is by telling & retelling Hana's kind of story - z story of z "disappeared" & that of their families, and by trying to empathize with their pain; this will go a long way to expurgating the dirt & complicity of a national collective guilt. But, just now - as i was listening to Hana's words, I glanced at the "likes - 920" & "dislikes -16" on this very interview; & I find it difficult to understand, comprehend & forgive the 16 individuals behind z 'dislikes, people who are so conscienceless, remorseless, inhumane as to be part and parcel of the evil that has took hold over our nation itself! Shame on you!!!
@zetamful
@zetamful 4 жыл бұрын
Your face end your voice make me craying but I just say you be strong. Isaias edu aysean. Cute and smart!!
@eden1364
@eden1364 4 жыл бұрын
ሃና ሓፍተይ, ዝሓለፍኪዮ ህይወት ነዓኺ ጽብቅትን, በላሕን, መስተውዓሊትን ጋል ጀጋኑ ፍጹም ኣይግበኣክን እዩ ኔሩ። ግን ነቲ ኩሉ መከራን ሽግርን ሰጊርኪ ኣብዚ ዘብጻሓኪ ኣምላኽ ይመስገን። ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ። ጀጋኑ ወለድኺ ድማ ጊዜ ኣለዎም ገጽ ንገጽ ትረኣኣይሉ ኣይክነውሕን እዩ። ኣጆኺ ኣጆኹም ኣምላኽ እቲ ምስ ስድራቤትኪ ዘሕለፍኪዮ ምቁር ህይወት ብዕጽፍጻፍ ክኽሕሰኪ እዩ ።
@abadigebrengus7622
@abadigebrengus7622 4 жыл бұрын
Hana haftey ajoki weledki jeganu ab metkelom xnuat ,memharan jgninet lebewa swuat bxetom zeytelemu seb kidan eyom mo wala eqau eti bzey weledi minbar nktkielo azyu kebid entekone jgninetom snki koynu kexneakin haben kismeakin ygbae. One day Esayas with his followers will be passed away while our hero's history will be for ever . God may keep them healthy & hopefully , you will have an enjoyable funny life with your parents and family. Stay brave & proud. I wish you all the best!
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 18 МЛН
Чистка воды совком от денег
00:32
FD Vasya
Рет қаралды 6 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 20 МЛН
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51   May 28 - 2022
1:13:15
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 72 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 38 ( BY BRUNO )
39:44
Awra Tube
Рет қаралды 103 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 18 МЛН