ERISAT: ፖለቲካ ተሓጺብካዮ ዘይጸሪ ጭቃ እዩ ይትረፍኪ ሃና ጓለይ ይብለኒ ነይሩ ኣቦይ። ሃና ጴጥሮስ

  Рет қаралды 136,575

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 925
@lsporti7779
@lsporti7779 4 жыл бұрын
ዝገርም ዩ ብዘይ ኣደን ኣቦን ን 20 ዓመት ንእስነታ ዝተቀመጠት ኣይትመስልን ፡ ናይ ብሓቂ ቲ ፍሽኽትኣ ከምዚ ሕጂ ንስድርኣ ትረኽቦም ትኸይድ ዘላ ትመስል ፡ ኣምላኽ መመሊሱ ሓይልኺ ይኹን ፡ ተባረኺ ፡ እግዚኣብሔር ዩ ተስፋና !!!
@planetearth26
@planetearth26 4 жыл бұрын
ሽኮሪና ለባም ጓል ብዘይ ኣቦን ኣደን ዝዓበየት ዘይትመሰል፡ተስፋ ንገብር ሓደ ግዜ ብሂወት ክትራኸቡ ኣምላኽ ኢዱ ሓጺር ኣይኮነን
@yikaalmogosmogos2045
@yikaalmogosmogos2045 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ብኽያትኺ ናብ ስሓቕ ይቐይሮ ገጽ ኣቦኽን ኣዴኽን የርእኺ ኣጆኪ ፍትሒ ካብ ኣምላኽ እዩ ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ወዲ ሰለሙን ጅግና ብዓል ማንኪ ንብዓል ወዲ ሰለሙን ክውንጅልዎም ከለውስ የስሕቀካ ጥራይ " ኣስተር ዮሃንስ እታ ኪዳና ዘይትጠልም ኣብነታዊት ኣደ ' ብዝኮነ ሃና ቤጥሮስ ሰለሙን ኣጆኪ ጓል ጀጋኑ ኢኪ ' ንሕና ክኣ ነፍቅረክን የሕዋትና ደቂ ጀጋኑ ስለ ዝኮንክን ።
@letinak4559
@letinak4559 4 жыл бұрын
ኢድካ ኣይትስኣን ኢሰያስ😭 ንብዓት እዞም ብዘይ ኣቦን ኣደ ዝዓበዩ ቆልዑ ኣበይ ከይሰደካ: ከምኡ እውን መከራ ምሉእ ህዝቢ ኣይሰደካን እዩ
@dawitom99
@dawitom99 4 жыл бұрын
Wow !!! My heart is crying with you young sister Hanna! I was in Kercheli where your mom is back end of 2004-2006. Your smile is as the same as your mom, Aster was such an encouraging woman even in Kercheli. She has said to me couple times whenever there is a chance to whisper " Ajoka. AJokum...khalif eu" I personally and hope most people are proud of your parents. And I am surely proud of you and I applaud you for the courage you have. God bless you.
@Nana-bl8xr
@Nana-bl8xr 4 жыл бұрын
@@matteosrafaelnegusistafano8234 bkemey nfelit ab net frdi zeykerebe seb ketalie tblo
@dawitehenos6116
@dawitehenos6116 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃና ንብዓቲ ንብዓትና እዩ ሓበን ኤርትራ ከም ትኮኑ ኣጆኪ እዚ ዉን ክሓልፍ እዩ።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሃና ሓፍትና ጋል ጀጋኑ ኣብ ሓጺር ግዜ ክትራኸቡ ኢኹም! ስርዓት ደርጊ ሶቬትን ዝመስከርሉ ኣዛዚ ግንባር ናቅፋ ጅግና ጴጥሮስ ሰለሙን ኣብ ማእሰርቲ ክበሊስ ናይታ ሃገር ፍሉይ መርገምዩ!
@yirgaalemwoldu9572
@yirgaalemwoldu9572 4 жыл бұрын
Anes natna hmekyu mbelku Akkkk ezi kulu kertet eilomsi ndekom kehenkuku zeykelula hager 😭😭😭😭
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 4 жыл бұрын
Natna thlmet eyu waga thlmetna kea nkfelo alona
@yirgaalemwoldu9572
@yirgaalemwoldu9572 4 жыл бұрын
@@abebaberakhi6912 natna tlmet equa Ayblonye hmek gn ewe
@eduyohannes5004
@eduyohannes5004 4 жыл бұрын
Yha 100% natna himek you
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 4 жыл бұрын
*ናይብሓቂ ሕልና ናይ ወዲ ሰብ'እንተለካ ነብዓ ትንብዓካ ምስኪነይቲ ኣጆኺ ምስ እሕዋትኪ፥ እቶም ገበርቲ እከይ'ድማ ወሊዶም ኣለዉ'ሞ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ኣብ ውላዶም ይፈደይዎ። *God bless you with yours lovely family great sis*
@yirgaalemwoldu9572
@yirgaalemwoldu9572 4 жыл бұрын
Naybhaki hrrrrrr eile nbAtki hawi koynu Akaxiluni mknyatu zktmneom ezom deki harbegna hmeknayu atum sebat hiji ke entayu kdegmena neu ba demegnana habirna teternifna newxayo::
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
@@yirgaalemwoldu9572 አበይሞ አቢና ዶ ከይንሳማማዕ ሕልና ዘይብልና ህዝቢ ኮይና ተሪፍና ብጣዕሚ ነሕዝን
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 4 жыл бұрын
እወ ። ኢዶም አይስአኑ ።
@seeker795
@seeker795 4 жыл бұрын
NO GOD NOBODY'S KNOW WHERE IS GOD MY NAME IS SADHGURU
@asmerethaile8989
@asmerethaile8989 4 жыл бұрын
ምስክናይ ሚኒስትር ሃብቲ ዓሳ ጴጥሮስ ሰለሙን። ብዝያዳ ክዝክሮ ኣብ ከባቢ ባጽዕ ድግድግታ ዝባሃል ቦታ ኔረ አገልግሎት 5ይ ዙርያ ኮይነ ጓል ሓትነይካብ ባጽዕ መጼኣ ክትርእየኒ ምሳይ ቀንያ ካብኡ ንገዚኣ ከብጽሓ ንባጽዕ ክብጽሓ ምንኣሰይ ስለዝኮነት። ካብኡ ኣብ ጽርግያ ድግድግታ ኮይና እ ንዳተጸበና ከሎና ክንደይ መካይን ንክወስድና ገድፈናና ይከዳ ኔረን። ድሕሪ ብዙሕ ምጽባይ ግን ጴጥሮስ ሰሎሙን መጽኡ ወስድና መጀመሪያ መን ምካኑ ኣይፈለጥኩን ምስ ራኣኩዋ ግን ንሱ ምስ ወዱ። ካብኡ ናበይ እኩን እልና ንባጽዕ እና ምስ በልናያ ኣብ ብሎኮ ከብጽሓክን እየ ደንግየ ኣለኩ ኣኬባ ኣለኒ እምበር መብጻሕኩክን እዘን ደቀይ እልና። ኣሕ ርህርሄ ከም ዝነበሮ ላዕላዋይ ሓላፊ ከሎ ግን ከይንዓቀ። ኣሕ የደንግጽካ እዞምም ደቁ።
@raheld2597
@raheld2597 4 жыл бұрын
Ezia mskr nibaela abay eya kibret yihabki
@Gabby7521
@Gabby7521 4 жыл бұрын
Nay behaqi dequ yehznuka. Etom meshamish teqawemti kea melisom yehrquka. Nebsom fetyom burger endawetefu esuratna kiblu kelewu. Ane ekua tilquyat ye ziblom.
@messikahsay3562
@messikahsay3562 4 жыл бұрын
ፕውውውው ኣባይ መስክርነት አያ ሃብተይ መሪይ ርህርህ ነሩ ማለት አዩ ኮ ኣምላክ መዋጺኦ የፍጠራሎም ኩሎም ኣርካናት ሳህል
@יעקבאוזן-ק3צ
@יעקבאוזן-ק3צ 4 жыл бұрын
ኣክኣሎ ሂብክስ ፍሽክታ ዘይፍለየኪ ዳርጋ ዘሎ ኣቦና ጴጥሮስ!
@merinookbaywelay7857
@merinookbaywelay7857 4 жыл бұрын
Ajoki Hana khalf eyu ezi tsewag gize
@solomonteklezghi6243
@solomonteklezghi6243 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ጥራይ ኣይቲሕመቂ ጋል ክልተ ጀጋኑ ንሶም ኣብመትከሎም ኢዮም ዘለዉ
@freweiniabaraha8204
@freweiniabaraha8204 4 жыл бұрын
ቡልጻት ፍረ ናይ ክልተ ጀጋኑ ክሐልፍ አዩ አጀኩም ቡሉጻት ኢኩም ስፈሮም አብልብና አዩ
@LYE4EVER
@LYE4EVER 4 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ምቅርቲ ኩሉሙልኺ ጋል ጀጋኑ ኣጆኺ ተስፋ ኣይ ትቅሮጺ ንሕና ውን ብሃቀውታ ንጽበዮ መዓልቲ እዩ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ዋውው ወዲ ሰለሙን ከም ናይ ፋዘረይ ባህሪ ኔርዎ ' ፋዘረይ ኣብ ኣውዳመት ተኮይኑ ሙዚቃ ኣሎ ክሳብ ኩሎም ጎረባብቲ ዝእከቡ ሹሽ ይብሉ ኔሮም ' ፋዘረይ ተዋዛይን ፍቱውን እዪ ነይሩ ምስ ደቂ 20ን ምስ ደቂ 80ን ንኩሉ እዪ በቲ ዘለዎ ዝቀርቦ ኩሉ መንእሰይ ዓቢ ክኣ የፍቅርዎ ኔሮም ' ስደት ኮይኑ ግን 5 ዓመት ኮይኑ ካብ ንፈላለ ሓደ ምዓልቲ ንራከብ ንከውን
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
ኣጀኻ ጥራይ ኽትራኸቡ እኹሙ
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ከም ህዝቢ ሰነፋት ብሙካንና ንነብስና ክንሓዝነላ ይግባእ፡፡ መስጠኦም ንፍደያ ኣለና። ጋል ጀጋኑ ፈጣሪ ወለድኪ የርእኪ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ከም ሰብ ሕሰብ አቅካ ንነብስና ንሕዘነላ ጠላማት ዝኮና ህዝቢ ዘገርምዩ
@howtoberight.1082
@howtoberight.1082 4 жыл бұрын
True.
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 4 жыл бұрын
Mesatha thlmetna ewe kndey menesey thefiu adi badima
@kiflaykiflay9268
@kiflaykiflay9268 4 жыл бұрын
Right
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 4 жыл бұрын
Amen
@tekletesfaldet
@tekletesfaldet 4 жыл бұрын
May God bless the Pertos Solomon's Family. Its really Heart touching story. ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ዘንብዓካን ዘሓብነካን ምዃኑ'ዩ።
@letinak4559
@letinak4559 4 жыл бұрын
እዚ እዩ ዘበን ኢሰያስ : ዘበን ንብዓት: ዘበን ብኽያት: ዘበነ ማሕዩርን ምሕቃቅን:: ስድራ ቤት ጽንዓትን ኣኽእሎን ይሃብኩም::
@gallpresidentbitwedede6007
@gallpresidentbitwedede6007 4 жыл бұрын
Ewe wedey
@brhanelayne8345
@brhanelayne8345 4 жыл бұрын
ህዝቢ ስማዕ በል ሙሉእ ዕድሚኦም ኣብ ቤትማኣሰርቲ ደቆም ገዲፎም ንመሰልካ ክብሉ ኣይ ህዝቢ ኤርትራስ እዚኣ ኢያ እታ ዓቅምና ሓቁ ኢዩ ናብራና ክከፍእ ኣምላክ ኣቦይ ምእንቲ እቶም ቆሉዑ ክትበል ሓንቲ ማዓልቲ ካብቲ ጸልማት ኣውጻእዮም ንሕናሞ ከይሞትና ሞይትና ኢና ቆላዓ ሞ በላሕ ኢኪ ኣጆኪ እዝጋቢሄር ኣሎ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዕሸላት ቆልዑ ገዲፎም ሃገር ህዝቢ ኣቀዲሞም ከምዚ ውሳነ ምውሳዶም ናይ ብሓቂ ጽኑዓት ሰብ ዕላማ ሃገራውያን ምንባሮም ጥራሕ እዪ እቲ ምስጢር
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 4 жыл бұрын
ልክዕ ፥ ካብ መርገም ዘለዎ ህዝቢ ተፈጢርና ። ነዚ እናረኤና ከም ዘይሰማዕካ ሱቕ ። አየ በዐል ኤሱ ፥ ህግደፍ ጥፌአቶም የርእየና ፈጣሪ ። ጠላማት ዘርኢ ክርዳድ ። ዐገብ ።
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ትክክል ኣለካ። ክዳን ንኩሉ'ዩ ዝከድን
@micalzeru9002
@micalzeru9002 4 жыл бұрын
ዘሕዚን እዩ ኩሉ ነገር ። ጊን ኢሰያስ ሊዕሌና እዮም ዚፈልጥዎ ምቅዋም እንተ ኾይኑ ሲ ኣብ በረኻ እንከለዉ ኪቃወምዎ ኔርዎም ምእሳሮም ሙማቶምን ዘይተረፋ ኒዕኡ ኣጥፊኦም ኪኣትዉ እዩ ኔርዎም ሸይጣን ተሰኪሞሚልና መጺኦም ። ስለዚ ሲ ህዝቢ ድዩ ጠሊሙ ወይስ ኒሶም እዮ ቀታሊና ሓንጊሮሚልና መጺኦም ፧ ዝኽቲሚና ናይዞም ስድራ ግን ዘሕዚን እዩ ግን ኩሊና እዊን ስድራ የሕዋትና ተኣሲሮሚና ሞይቶሚና ዘኽቲምና ኢና መን ኒ መን እዩ ኪከሶ ወይ መን ኒ መን እዩ ከጸናኒዖ ። ታሪኽ ሰውራ ድሒዝካ ኪትሰሚዖ ኣዚዩ ዘስካሕኪሕን እዩ ደም ቡዙሓት እዮም ሰቲዮም መጺኦት ስለዚ መን ጻዱቅ መን ረሲእ እዩ እሞ ኮይኑ ሕጂ ኪዋናጀሉ ። ከመይ ኢሎም እዮም ኣትዮም ኒ ኣስመራ ሲ ነንሓድሒዶም እዮም ዝፋለጡሉ ።
@bh8509
@bh8509 4 жыл бұрын
ወይ ጭካነ፡ እንታይ ድገበሩ ቆልዑ እዮም ብዘይ አቦ ብዘይ አደ፡ ገበነኛታት ተኾይኖም አብ ሕጊ ዘይቀርቡ ዘይፍረዱ መሰል እሱር ዘይረኽቡ ደቆም ቤተሰቦም ዘይርእይዎም፡ አነ ክርድአኒ አይክእልንዪ እዚ ዐይነት ጭካነ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ናይ እዚኦም ጭካነ መግለጺ የቡሉን!!!
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
Alganesh Assefaw 👌
@ሎጎ
@ሎጎ 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ጋል ጴጥሮስ ናይ ኩልሃና ስድራ እዩም እዞም ጀጋኑ ስድራኺ
@eritro_german223
@eritro_german223 4 жыл бұрын
ጓል ጅግና !' ሃኒ ሓብተይ ምስ ኩሎም ኣሕዋትኪ ፡ ዓባይኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ።
@aminearaya6682
@aminearaya6682 4 жыл бұрын
ህግደፍ ጨካናት ደቆም ሓቚፎም ህጻናት ኣዘኽቲሞም። ንብዓቶም እዞም ህጻናት ውሕጅ ኮይኑ ይውሰድኩም።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
Amen bflay nezi aremin Issayas bkyat nayzom kolau wuj koynu ywsedo, ezi tekal sebAy 🙏
@thanksgod5311
@thanksgod5311 4 жыл бұрын
Amen
@ibiibi8528
@ibiibi8528 4 жыл бұрын
Ab dekom yerkbwa eba eziom si
@negassiigebretekle5377
@negassiigebretekle5377 4 жыл бұрын
አሜን ከም አፍካ ይግበሮ 🙏🙏👌👌
@filmon5121
@filmon5121 4 жыл бұрын
Amen
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
After long time Hanna haftey. When i see your aunt son he live In SEATTLE WA I was asking Him about you and your family. More respect for you and your family Hanna haftey. we love you so much ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@greatstar5111
@greatstar5111 4 жыл бұрын
I love the way she's explaining and her smile brava
@freedom320
@freedom320 4 жыл бұрын
first thank u Erisat for ur Programm and sister dont giveup one day u will reunion with ur family. be srong and pray ! God bless u.
@edentekeste6703
@edentekeste6703 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ጋል ጀግና ኢኪ ኩርኢ ተሀበኒ በርትኢ 🙏👍❤️
@unity5113
@unity5113 4 жыл бұрын
THE HEROES FAMILY BRAVO 👏 BEAUTIFUL SMART KEET UP YOUR SMILE LOOKS LIKE YOUR MOM GOD BLESS YOU LIVE FOR EVER THE YOUR WHOLE FAMILY
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
እዚ ውን ክሓልፍ እዪ ' ናይ ብሓቂ ክሓልፍ እዪ ።
@kiflemariamgebretsadik6509
@kiflemariamgebretsadik6509 4 жыл бұрын
YES TIME IS COMING SOON TO BE JUDGED
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Ms halefu?
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 3 жыл бұрын
@@matteosrafaelnegusistafano8234 how did you know
@ብሊና
@ብሊና 4 жыл бұрын
ኢዱ ኣይስኣን ይሁዳ ስድራቤት በታቲንካ እንታይ ሰላም ክትረክብ ኣብ ደቅኻ ጥራሕ ርኸቦ።
@letinak4559
@letinak4559 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኢዱ ኣይስኣን ይሁዳ ኢሰያስ 😭
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
ኣብ እዱ ይሪኾቦ ሓቂኻ
@fthi3585
@fthi3585 4 жыл бұрын
Amen amen izie yuhuda bied deku iyu kitefie izie shekan diyablos telam isayas😢
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
ሃና ኣጆኪ ክሪአኪ ዝተሰምኣኒ ክቆጻጸሮ ኣይክኣልኩን ኣጆኪ በርትዒ ጴጥሮስ ኣቦ ኩልና ኢዩ ገድላዊ ቃልስና ኣብ ዓወት ንክበጽሕ ዓቢ እጃም ዘበርከተ በቲ ብጸይቲ ኣስቴር ንፍዕቲ ጅግና ብተወሳኺ ድማ ሓራስ ነብሪ ምበልኩዋ ንደቃ ክትከናኸን ነዛ ነብሳ ኣብ ሽግር እንቋዕ ደቃ ብሰላም ወጻእኩም ኣጆኹም ።
@misgnagebremariam7439
@misgnagebremariam7439 4 жыл бұрын
ከብድካ ዝበልዕ ታሪክ ኣጆኩም ስድራቤት ጀጋኑ ብፍላይ ኣስቴርን ደቃን ግዳይ ጭካነ ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኩም
@greatstar5111
@greatstar5111 4 жыл бұрын
I wish you and your family see them again soon, we'll praying 🙏
@tesfaidaniel8239
@tesfaidaniel8239 4 жыл бұрын
I hope ur familiy reunion come soon, Petros is Hero, every body knows that
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ጓል ጅግና ኣቦና ኣምላኽ ይደግፍኪ 👍✊
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 жыл бұрын
Kndey ke des tbleka eza shkor ❤God bless you hani konjo 🥰🥰Ajoki one day thgosula nhgoselas ala.Gaul jigna Mr pietros solomun wedi solomun ❤💪
@ghebrehiwetfesehatsion281
@ghebrehiwetfesehatsion281 4 жыл бұрын
ከብድካ ትበልዓካ ምስክኔቲ ለዋህ ምቅልቲ አምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ።ተጋዲሎም ሂወቶም ከፊሎም ዘምጽእዋ ሃገር አክንዲ ትሕንቅቅስ ድግባአኪ እዩ ኔሩ ዘራጊ ማይ ከሎ ጽሩይ ማይ የለን አጀኪ አይትንብዒ
@louise9793
@louise9793 4 жыл бұрын
Ahhhh haftey natey Gaul jeganu nay behaki sikayki ysmeani ab libey nay behaki nebie ajoki mis ahwatki😢😢😢❤️❤️❤️
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ነዚ ፈላላይ ስድራቤት ሓሳድ ይሁዳ ጨካን ሕልና ዘይብሉ ንክትገልጾ ብጣዕሚ ዘጽግም ኢድ አይስአን ነዝን ከምዝን ንከይምልስ አብ ፍርዲ ንከይቀርብ ከአንዩ ኮለል ዘብለና ዘሎ ንኩሉ ኤረትራዊ ክትንክፍ ይግብኦ ንብዓቶም ናይዞም ስድራቤት በጃኩም ኤረትራዊያን የሕዋተይ ሐድነት ጌርና ንእለዮም ነዚ ሰይጣን ምስ ኮራኩሩ 😢😢
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 4 жыл бұрын
እዚ አወን ከሓለፍ እዩ ድሕሪ ሺገር ራህዋ ኣሎ
@berekethadgu828
@berekethadgu828 4 жыл бұрын
ጂግና ጋል ጂግና ኣጆኪ ንኩሉ ሰጊርኪ ኣብዚ ምብጻሕኪ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ኣምላክ ኣሎ ሓደ ማዕልቲ ክትራከቡ ኢኩም
@rehaboth203
@rehaboth203 4 жыл бұрын
Your smile speaks volumes; you are strong, courageous, kind, fighter, beautiful, smart, optimistic... I don’t have enough adjectives to describe you. God will make an end to all the suffering Eritreans have been through. I’m glad your parents have you and your siblings to tell the world they are heroes. Shikorey ajoki, justice will be served.
@brhaneanday4014
@brhaneanday4014 4 жыл бұрын
ጂግና ጋል ጀጋኑ ኣጆኺ
@teweldomichael9145
@teweldomichael9145 4 жыл бұрын
ብኸመይ እዩ እዚ ትራጂዲ ላይፍና ዘብቕዕ። ፈጣሪ ጥብብካ ሃበና።
@tedrosabraha8011
@tedrosabraha8011 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ከምቲ ዝበልክዮ ኩሉ ክሃልፍ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 жыл бұрын
ኤሪሳት ጽቡቕ ስራሕ ጓል ክልተ ጀጋኑ ድማ ምመሊሱ ኣምላኽ ሓይልን ጽንዓትን ይሃብኪ፣እምበር ንኤርትራን ህዝባን ዘይናይኢዱ ኣውሪድሉ ዘሎ ይሁዳ ውልቀመላኺ ብሰንኪ ሕማቕ ተግባራቱ ከም ዝብኢ ባዕሉ ተኣሲሩ ኣሎ።ንኹሎም ንስለፍትሒ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም።
@milliongebremikeal3492
@milliongebremikeal3492 4 жыл бұрын
ሃና ሓፍቲና ጋል ጀጋኑ ኢኪ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ ኣብ ናይ መጻኢት ኤርትራ እዚ ሽፍታ ስርዓት ምስ ተጋሕፈ ንስኪ ክትመርሕና ኢኪ
@frehidray7442
@frehidray7442 4 жыл бұрын
So painful ajoki haftey amlak ab zelewo yhalwom!!
@tsegaygebreyohanes2305
@tsegaygebreyohanes2305 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሃና ሓፍትና ስድራቤትኪ ብጅግንነት እዮም ሓሊፎም ኣብ ኩሉ ልቢ ቲ ቅኑዕ ኤርትራዊ እዮም ክሓልፍ እዩ ኣጆኺ።
@yonasghebre2411
@yonasghebre2411 4 жыл бұрын
ንምንታይ ኢኹም Dislike ትገብሩ?? ታሪኸ ዝሓለፈ (መከራኣ) ኢያ ተዛሪባ። ወይ ወልፊ ወይ ሕማም ኣለኩም....... pls use ur brain..
@genettesfay1731
@genettesfay1731 4 жыл бұрын
Thanks Erisat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@welduzeray3632
@welduzeray3632 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ጓል ጅግና ሃና ጴጥሮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ የሕዋትኪ
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 4 жыл бұрын
Don’t worry Hana . Your dad is a real hero . He stood up against traitors. He fought for our freedom & he is a man of a principles .Yes, they betrayed him but he sacrificed for us Eritreans to have freedom & liberty. I consider him he is our JESUS & the traitors, thé judas will pay the price. It’s all about time , time will tell the truth . His is In our hearts with all the heroes, who are in jail by the corrupted Isayas & Hgdef. Petrose legacy will stay for ever as a hero but the criminal Isayas & his puppets will pay the price. We’re proud of your accomplishment & be strong. We love you & your family.
@hadishghebreyesus9890
@hadishghebreyesus9890 3 жыл бұрын
ሃና ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ለባም ሓፍቲ እግዘኣብህር ትብዓት ሂቡኪ ብዘይ ኣቦን ኣደን ምዕባይ ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ይርዳኒ እዩ ግን ኣጆኺ ወለድኪ ጀጋኑ እዮም ሓደ ምዓልቲ ካብቲ ጸልማት ወለድኪ ወጽኦም ትስሕቅሉ የምጻኣልኪ
@unity5113
@unity5113 4 жыл бұрын
AJOKI JIGNA GAL JEGANU I CRYED WITH YOU BE STRONG AS ALWAYS
@ftihawisolomon2892
@ftihawisolomon2892 4 жыл бұрын
ኣክ ኣጆኪ ሃኒ ሓብተይ ቀርብኪ አኪ ክወጹ አየም፡፡ኣምላክ፡አሎ ምስኦም፡፡ሃኒ ሓብተይ
@edentekeste6703
@edentekeste6703 4 жыл бұрын
ነዚ ክትስምኦ ሲ ኡፍፍፍፍፍ 😭😭😭 ክቢድ እዩ ዋይ ጋለይ
@berealandfair5949
@berealandfair5949 4 жыл бұрын
ኣሕ ፡ ኢዱ ኣይስኣን ኣረሜን ፡ ደሓን መቸም ሓንቲ መዓልቲ ክትህሉ'ያ ዋጋ እዚ ኩሉ ስቓይ ዝኸፍለሉ ። ኣጆኹም ሃና ሓፍትና ፡ ከምቲ ኣደኺ ትብሎ ዝነበረት "እዚ ውን ክሓልፍ'ዩ" ብተስፋ ጥራይ ሕለፍዎ እዚ ሕማቕ እዋን።
@kahseytamene1063
@kahseytamene1063 4 жыл бұрын
ኣጀኪ ኣይትብከይ ንሶም ኣብ ክንዲ ሃገሮም እዮም ተኣሲሮም ንሕናግንከም ህዝቢ መይትና እና እሞ ሰማያዊ ኣቦ ምሕረት የውርደልና
@jossiboy5464
@jossiboy5464 4 жыл бұрын
ህዝቢ ኢርትራ ኣንታ ሙሽሙሽ ዝኮንክ ህዝቢ ።ማራ የቃጽለካ በቃ በሓደ ወዲ ብዳማ ሃገር ሙሉእ ክትጸንት ።ባሓቂ ጠላማት እዮም እዚ ወሪድና ዘሎ እኮ ክውሕደና ካሕዳም ህዝቢ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 жыл бұрын
@Adi Semere ንዝኽሉ ተሐተቲ ጎጅለ መራሕቲ ካርነሽም እዬም።ስለምንታይ ኢሎም ክብድሑ ይግባእ። ዘይአቅሞም ስልጣን ብጀራድን ካላስ ብመስተ ዝአወሩ ።ኢሳያስ እንታይ ይፈትወልና እንታይ ክንሕሱ ክብሉ ዝውእሉ ዝሐድሩ እዬም እኳኒ። ናይ ሓሶት ውድብ ጥራሕ ብሐይሊ ክትድርአም አለዋ።
@nahomnegassi3362
@nahomnegassi3362 4 жыл бұрын
ሓወይ ህዝቢ ኤርትራ ኣነን ንስኻን ኢና፡ ስለዚ ካብ ጌጋና ተኣሪምና ግዴና ኣብ ቃልሲ ሓርነት ብምብርካት ነዞም ጀጋኑና ንደብሶም።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
eritrea ሃገረይ. ብፍጹም ህዝቢ ኤርትራ ኣይጠለመን!! ቀዳማይ"1/ግርህነትን እምነት ኣብ ደቁ'ንዩ በዲልዎ! ኣስተውዕል >> ብሰንክቲ ዝነበረ ሃረርታ ናይ ናጽነት ኣብ ዲግ ዝበለ ስምዒትዩ ኔሩ ህዝብና!! ብፍላይ ሳልሳይ ወራር ያ ኣደርቢሻቶ! ሰራዊት ኤርትራ ብዘይ ወላሓንቲ ኩናት ድልዱል ድፋዓት ገዲፉ ከዝልቅ ካብ ባድመን ምሉእ ባርካን ካልእ ቦታታትን ብዕላማ ዩ ኔሩ! ኣብዚኣ ተረዳእ ላዕለዎት ሓለፍቲዮም ጠሊሞም ምስ ወያነ ኮይኖም ንመበሊ ደልይዋ ሰሪሕዋ ክኣ፥!!
@samuelygzaw1561
@samuelygzaw1561 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ጋል ጅግና
@m.a8750
@m.a8750 4 жыл бұрын
ምጭውቲ ፡ ጽብቅቲ፡ ሽኮር፡ኢኺ፡ ፡(ሓንቲ ንጣብ አንግሊዝ ከማን ኣይወሰኽክን) ኣጆኪ ምስ ኣሕዋትኪ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 жыл бұрын
Ajoki anabs Ahwatey❤️❤️🙏🇪🇷
@eriboy6841
@eriboy6841 4 жыл бұрын
My hero 😭😭😭 petros, political resah ewe
@mulugetabrhane2053
@mulugetabrhane2053 4 жыл бұрын
ጅግና gale ጀጋኑ eki, fishiktaki ክኣ ሓጎስ kemtsialki eu emo ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍትና. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
It's great to see you at this time even though your dad and mom should have been with you together as a family but what can we do we have an enemy of the people and it just happened to be our fate....remember the fighting isn't over for Eritrea will be free of dictatorship for sure and may God be with you...bless you my little sister...
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
@@matteosrafaelnegusistafano8234 you know brother one can say all the ones on the leadership were killers but then the only way we can prove that is on the court and after the accusers come forward and a thorough investigation is done..then, if there is unrefutable evidence, they would be tried based on the Eritrean constitution but till then they are called innocent till proven guilty..I believe that is how it's run in the west you and I are dwelling...therefore, if it's good for us today it should also be good and fair for anyone we tend to accuse...would you say the dictatorship in Eritrea is also a bigger killer? Waiting for your answer...good evening brother...
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
@@matteosrafaelnegusistafano8234 well I think you are lacking humanistic moral then for sure can't continue the dialog with you...good day brother...
@יעקבאוזן-ק3צ
@יעקבאוזן-ק3צ 4 жыл бұрын
እዛ ኣቦይ ይሽልመኒ ነይሩስ ኣዘካኪርክኒ!
@believeyourself1903
@believeyourself1903 4 жыл бұрын
Jigna Ayneberen Eyu , Tariku Eyu Zeweres . Mr Petros and Mrs Aster are our Hero's.
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 4 жыл бұрын
ኤህ ዲኣ ኢሰያስ ምስ ኮራኩርካ መስታ ኢዞም ኮልኡ ይውረድኩም ኣጆኪ ብርክቲ ሀና ሃፍተይ ኢዚውን ኪሓልፍ ኢዩ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@wediasmaraasmarabella5889
@wediasmaraasmarabella5889 4 жыл бұрын
Really sad 😢 but be strong Gual Hero Thanks Eri sat and also the remain G15 family members bring them Good job
@edengorgo3171
@edengorgo3171 4 жыл бұрын
God sees everything you shall reunite with your loved ones. Hanna the daughter of the heroes❤️
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 4 жыл бұрын
ኣብ ዝቅጽል ክፋል እቲ ኣብ ቪኦአ ዝበሎ ናይ ለውጢ መደረ ኣስኒኩም ዘርግሕዎ ብፍላይ ኣብ ሳትላይት
@petirock7280
@petirock7280 4 жыл бұрын
What a bloomy smile Hannah? You’re a strong person like your parents. Hope the almighty God to reunite with your families. Hope soon.
@haregottesfazgi2036
@haregottesfazgi2036 4 жыл бұрын
እዝጋቢሄር ኣጸናኒዒኩም ንኩሉ በዲሂኩም ፈሽኽታኺ ጽንዓትኪ ጋል ጅግና ኣጆኺ
@merrygt1956
@merrygt1956 4 жыл бұрын
እውይ ከብድካ ዝበልዕ ዕላል ቃላት ዘይተረኸቦ ኣጆኪ ሃና ሓፍተይ
@sami-ss6sl
@sami-ss6sl 4 жыл бұрын
ነቢዓ ተንብዓካ ኢንተርቪው፡ ኣምላኽ ይባርኪ ሃና ጴጥሮስ ደስ ዘብል ሕቶን መልስን፡ ተስፋ ይገብር ነዞም ደገፍቲ እቲ ጮቃኒ ስርዓት ናብ ልቦምን ናብ ህዝቦምን ክመልሶም ንዓኽን ነሕዋትክን ከኣ ኣኻእሎ ይሃብኩም።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
Love u hana habtey
@selam3330
@selam3330 4 жыл бұрын
I couldn’t stop crying. I’m so sorry Hanna; I know the feeling. My own father was kidnapped the same time your father was taken to prison. My Mom got sick and passed away after two years. Still don’t know where my father is. It’s just awful. I know it’s taking so long, but I just hope and pray that we see some light at the end of the tunnel.
@okubayrussom3513
@okubayrussom3513 4 жыл бұрын
1000 like eske neza gual gigna
@josijosi1566
@josijosi1566 4 жыл бұрын
men eu eity jegna ke
@Bere-05
@Bere-05 4 жыл бұрын
joaci joaci kkk ኣታ ጸማም ዲካ ብዛዕባ መን ድዬም ዘዕልሉ ዘለው
@josijosi1566
@josijosi1566 4 жыл бұрын
@@Bere-05 suke beli kelbi mekelebe
@Bere-05
@Bere-05 4 жыл бұрын
joaci joaci kid akar leklaki
@josijosi1566
@josijosi1566 4 жыл бұрын
@@Bere-05 kkkkk aboki akare du ate kelebi
@mulyemalet9777
@mulyemalet9777 4 жыл бұрын
so good lovely sister
@godislove7176
@godislove7176 4 жыл бұрын
I was in ministry of fishers .he came every monday to offices and greeted the staff. He open many course outside country like Holland USA und protect his staff from national service.
@teshimkahsay5013
@teshimkahsay5013 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቆረጺ ፡እዝውን ክሓልፍ እዩ ፡ገጽ ሰድራኪ ትሪኤሎ ሓጺር እዋን እዩ
@asgedomberhane1172
@asgedomberhane1172 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ሃና ኩልና ኣብ ጎንኹም ኢና፡ክሳብ ፍትሒ ዝነግስ።
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 жыл бұрын
ሃና ጋለይ ጽንዓት ይሃብኪ ሓደ መዓልቲ ኣምላኽ ክበጽሓና ኢዩ
@dawitmehari3815
@dawitmehari3815 4 жыл бұрын
ኣጆክኺ ሃና ጋል ጅግና ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ምስ ስድራኪ ትራክብላ እዚ ድያብሎስ ድማ ፍርዱ ዝረክበሉ መዓልቲ ቀሪባ እያ ኣጆኺ ሕምቀት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዩ ጠላም ህዝቢ ኣብ ርእሶም ክድዓት ፈጺሙ .
@arfessa2571
@arfessa2571 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃና ዘንጊዖም ኢዮም ነዚ ጨካን ኣረመን ፈራህ ኢሳያስ ኣብ ወንበር ኮፍ ኢልካ ክትራዳዱኦ ምህሳብ ዓብይ ገጋ አዩ ነዚ ብጀካ ምአሳሩ ወይ ምቅንጻሉ ነራ ዘንጊዖም።ህዝቢ ኤረትራ ከኣ ንዑዖምን ሃገሮምን ከዱኡ
@kishinemama7387
@kishinemama7387 4 жыл бұрын
ኣጆኺ'ዛጓለይ ሽግር ይሓልፍ : ኣምላኽ ከኣ ይርኢ : ሓቂ ትድንጉ'ምበር ኣይትጠፍእን ጽባሕ ክወግሕ ኢዩ : ኣምላኽ ኣይገድፈክን
@HH-ix3mi
@HH-ix3mi 4 жыл бұрын
You made me cry, Hanni. God always brings miracles. Do not loose hope! It is heart breaking to see you getting emotional.
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 4 жыл бұрын
we so proud of you just like your parents ❤ God bless with you and your family 👪 😭
@teshawialmaz8283
@teshawialmaz8283 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሃና ጋል ጀጋኑ ተባዕ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ሓንቲ ማዓልቲ ምስ ስድራኺ ከራኽበኪ ኣምላኽ ይካኣሎ እዩ ኣጆኺ
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 4 жыл бұрын
Gal Hero Hana shkor
@ለዋህእግዝኣብሔር
@ለዋህእግዝኣብሔር 4 жыл бұрын
ኣጆኪ ሃና ሓፍተይ ። ሓደ ነገር ክብለኩም ዝደሊ ነዚ ጠላም ውልቀ መላኪ ዝድግፉ ካብ መታዓቢትኩም ዘመድኩም ጀሚርኩም ፈንፍንዎም ከም ሰብ ኣይትቁጸርዎም ፣ ብካልኣይ ወገን እዞም ተቃወምቲ ዝመስሉ ከምዞም ቡሩህ መጻኢ ስም ጀጋኑ ክብልሉ ዝውዕሉ ነዚኦም ውን ፈንፍንዎም ፣ ኣቦታቶም ጅዳ ክስደዱ ኣቦታትና ንሳሕል እዮም ወሪዱም ብዝኮነ ዘራክብ ድሕረ ባይታ የብልናን
@debaywa5216
@debaywa5216 4 жыл бұрын
I am a father of twinn girls, from my experience one of them last fathers day " said a daughter always needs her father". I hope ans pray for you meet the ተጋፈልቲ parents sweetheart again. በዚ ትብዓትዚ ንናፍቆት ወለዳ ዘዛኻኽር ቃለ መሕትት ምቅራባ ድማ መዓቀኒ ስኢነሉ።GB you and your sibilings.
@fioriasmerom7996
@fioriasmerom7996 4 жыл бұрын
Ohhhh 😢😢😢 heart touching story ajoki za haftey amlak fitihhi kewixiee eyu
@biriktiyitbarek4161
@biriktiyitbarek4161 4 жыл бұрын
Amlak misakum yikun ,ewe Kulu kihalif eyu🙏🏽♥️
@elizabetharaya5876
@elizabetharaya5876 4 жыл бұрын
ኤህ ድአ ደቂ ጀጋኑ አዘኽቲምኩም ደቅኹም: ሐቁፍኩም: ደቂስኩም: ትሐድሩ ዘለኹም: ጽባሕ : ምስወግሐ: ወይለኹም: ብዓል ማንኪ ኢድኩም አይትስአኑ:: አጆኺ ሃንየ አቦኺን አዴኽን ትሐቅፍሉ መዓልቲ ርሑቅ አይክኸውንን እዩ: እጆኺ መዐሪተይ::
@behonest7199
@behonest7199 4 жыл бұрын
Ahhhh aye hiwet!! Azya xewar gn kea kebid!! O egziabher aboy, nezom nametat kab de kom tefelaliom zelewu esurat mewaxio fterelom!!
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 4 жыл бұрын
❤❤✌✌👍።God blesses Eritra
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 4 жыл бұрын
Habtey halaley abayki ynbae, ftah kab amlak eu ናይ ፍትሒ ኣምላኽ ንስድራኪ ፍትሂ ይሃቦም ኣጆኪ።
@gebremedinyohannes6145
@gebremedinyohannes6145 4 жыл бұрын
ንፍእት ሃና ሀብተይ ኣጀኩ ኣንት ማልት ኣላ ትራከብላ ምስ ንፈትዎም ጀጋኑ የህዎትና
@titisebhatu2362
@titisebhatu2362 4 жыл бұрын
አጆኪ ዛጋለይ ምስ የሕዋትኪ ወለድኪ ጀጋኑ እዮም ኩሉ ጊዜ አብ ልቢ ኤርትራዊ አለው
@semretasgada8486
@semretasgada8486 4 жыл бұрын
አጆኺ ማዓር ጓለይ ጓል ጀጋኑን ሐርበኛታት ኢኺ ብአኻትኩም ዶማ አቦኽን አዴኽን ኩርዓትን ኢዩም ነዊሕ አይኮን ግዜ ክትራኾቡ ኢኹም።
@ነጋወዲዘርኣይ
@ነጋወዲዘርኣይ Ай бұрын
ጅግና ኣያና ጴጥሮስን ኣስቴርን ከምኡዉ ክላቶም እሱራትን መዋጺኦ ይፍጠረልኩም።
Gize ግዜ Media-ቀታሊ ኢብራሂም ዓፋ መን እዩ
1:59:45
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 14 М.
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 14 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 22 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН