3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!

  Рет қаралды 33,094

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер: 162
@ibojan83
@ibojan83 7 ай бұрын
ሕጂ ዶ ተኻእሉ ንድሕሪ ምምላስ ብዝሓለፈ ዶ ሕጂ ከይጣዓስ ጉድለታትካ ኣርምካ ምግስጋስ ነብስኻ ናዐረኻ በቃ ምቅላስ ኣብ ሓዳሽ ዓለም ብነብስኻ ምግዳስ ምስጋና ኣይረስዕኩን ስለ 'ቲ ምኽሪ ጥዕና ንምነየልካ ምስ ነዊሕ ዕምሪ ❤🙏❤🙏❤
@YorsalemHagos-nm3xq
@YorsalemHagos-nm3xq 7 ай бұрын
❤❤❤
@samryab7671
@samryab7671 6 ай бұрын
I don't think , it is women only, it is men as well. Men usually don't appreciate the one who cares for them, they love a woman who drains their money and who makes them work so hard. I think it is human nature striving for challenging relationships
@AdayHiwet
@AdayHiwet 6 ай бұрын
እቲ ኣርእስቲ ጽቡቕ እንድዩ፡ ግን እቲ ሓቤሬታ ጌጋ እዩ።❤
@DebesayRedaeWhatever
@DebesayRedaeWhatever 7 ай бұрын
ቴንኪዉ ኣኪለ ሓዉና ቡሉጽ ነገራት ምምጻእ ዘይኮነስ ቡሉጽ ምኻን እዩ ዘገድስ ❤❤❤
@AaaBbb-zq8lh
@AaaBbb-zq8lh 7 ай бұрын
ኩለን ሓደ ኣይኮናን ብዘይ ህያባትን ሳሓብነትን ውን ዘፍቅራ ቡዙሓት ኢየን
@UnitedhabeshaCushnation317
@UnitedhabeshaCushnation317 7 ай бұрын
ኣይምሰልካ/ኪ
@SemharHaileab-i5n
@SemharHaileab-i5n 6 ай бұрын
Nay bhaki❤❤❤❤
@Samri1989
@Samri1989 7 ай бұрын
Absolutely right ❤❤❤❤🎉🎉 thank you aklilu
@wedimom
@wedimom 2 ай бұрын
❤❤❤❤ Thanks
@First-love-1991
@First-love-1991 7 ай бұрын
ኣብ ዝበዝሕ ምስ ሓሳብካ ይሳማማዕ እየ ግን ኣነ ሓያል ጋል ሄዋን ሕማቕ ባህርያትና ኩሉ እኮ ተዘይበልኩ ዝበዝሕ ክቕይርኦ ዓቕሚ ከም ዘለወን እየ ዝኣምን ስለ ዘጋጠመኒ እየ ብዙሕ ዘይምግዳስ ሓደ ሓደ ግዜ ብዛዕባ ነብስኻ ምሕሳብ ዝበለጸ እዩ ኣድኒቐካ መምህር ኣኪለ ❤
@awetsoli8954
@awetsoli8954 6 ай бұрын
Thanks for the amazing speech 😊
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 19 күн бұрын
tekwww ብሓቂ✅✅✅✅✅✅✅🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 6 ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብ ❤❤❤
@FsehayeTesfay
@FsehayeTesfay 6 ай бұрын
Wawwww btaemi xbuq hasab kemzi aynet hasabat nhbretesebna....agedasi eyu ...❤❤
@abrahamtse2019
@abrahamtse2019 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ረኪብካያ
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 6 ай бұрын
Nay bhaki hasabatka btaemi mhari❤❤❤❤❤❤❤
@HiyabKflom-ut1jg
@HiyabKflom-ut1jg 7 ай бұрын
Nay awedat kea amxelna bejaka😊
@ONELOVE-he7tx
@ONELOVE-he7tx 7 ай бұрын
Thank you Akile Hawey not forgot advise
@samueltedros4222
@samueltedros4222 6 ай бұрын
Des zbl mhro eu aya aklilu❤❤
@erilove6287
@erilove6287 7 ай бұрын
Leke koynu do eway bahryat gaul si gud eyu 😂😂😂😂Thank you akile bro❤❤❤
@JohniJohniTsegay
@JohniJohniTsegay 7 ай бұрын
thanks you dear bro ❤❤❤🎉🎉🎉
@selamfessehaye7587
@selamfessehaye7587 7 ай бұрын
You are right ❤❤
@mooc4054
@mooc4054 6 ай бұрын
ብዙሕ ጽቡቅ ሓሳብን ምዕዶን ዘሎካ ሓው ስለዝኾንካ፡ ኣምላኽ ይመስገን። እቲ ካብ መጽሓፍቲ ተወኪስካ ንትቅርቦ ሓሳባት፡ ሰብ ተመሊሱ ኣስፉሑ መታን ክጥቀም ምንጭታቱ ምሕባር ኣድላዩ ኮይኑ ይስመዓኒ። በርትዕ በዚ ትገብሮ ዘሎኻ እናስፈሕኻ ተጎዓዝ።
@almazhaile77
@almazhaile77 6 ай бұрын
Exactly
@hailetsegai3965
@hailetsegai3965 7 ай бұрын
ኣየ ኣኽሊሉ ምስጢር ተውጽእ ኣለኻ : እሞ እዛ ባህርያት እንተ ፈሊጠንኣ ካልእ ጥበብ ክፈጥራ እየን thanks you good.
@labanfustom7449
@labanfustom7449 7 ай бұрын
Hi Akela good job keep it up ❤.... Gen book review serhaln eba ...tnx so much
@jamiendris9454
@jamiendris9454 6 ай бұрын
ዋው ወንድም ጋሼ በጣም አሥተማሪ ነው ልክ ብለሀል
@Tekie-qi1lg
@Tekie-qi1lg 7 ай бұрын
Thanks.... so much
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 7 ай бұрын
Very True
@AdayHiwet
@AdayHiwet 6 ай бұрын
It is not
@kinfetekeste5788
@kinfetekeste5788 6 ай бұрын
ሰላም አክሉሉ መደባትካ ብጣዕሚ ሳሐብን አድላይን እዩ እሞ አጆካ ቀጽሎ
@JimijimiHasuhasu
@JimijimiHasuhasu 6 ай бұрын
Selam kubur hawe aresteka nexur aykonen tehawaweso aleka mexnaeti akayd plise 🙏
@TesfalemAbraha-lr1wm
@TesfalemAbraha-lr1wm 7 ай бұрын
Tack
@abebaeyasu3267
@abebaeyasu3267 7 ай бұрын
Thank you Akllu hawena ❤❤❤
@user-LEON55AK77PX
@user-LEON55AK77PX 6 ай бұрын
Akile genius!! eza guday absilkaya eka temam gerka
@AdayHiwet
@AdayHiwet 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ፡ ፍቕሩ ዝገልጽ ኣይኮነን ቀዳማይ መዔቀኒ። ብዝዕባ ደቂ ኣንስትዮ ደቂ ተባዕትዮ ዝመስሎም ዝብልዎ ኣይትስምዑ።
@IbrahimSalih-b1t
@IbrahimSalih-b1t 6 ай бұрын
Memhir akile belbi ena nemsgneka yeknyelna🎉🎉🎉🎉👑👑👑👑👑🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴🤴
@mhreteabwelde5969
@mhreteabwelde5969 7 ай бұрын
🙏 thanks akile
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 6 ай бұрын
ስግንጥር ማለት ኩፉእ ባሕሪ ጠባይ ማለት እዩ.. ጠባየናታት ውሑዳት ኣለዋ ስግንጥር ኣይክናን ኣነ ብጠባይ ኢየ ጓል ዝቀርብ.. ሕጂ ንሳተን ግን.. ብ ምልክዓ ካልእ ይመስላ.. ጠባያ ርየ ክንሳህብ ይጅምር ምልሰን ዝያዳ ይግደሳ.. ግን ጠቫየን ግን ክልወጥ ኣይክእልን.. ዋላ ሺሕ ትለምንካ... ጠባይ ስለዘይልወጥ... No ትብለን
@brhanetewelde585
@brhanetewelde585 7 ай бұрын
Akile hawey nice idea I appreciate you,good job Nay business and investment video zhilkana pls 🙏 qexlo
@senutesfai4150
@senutesfai4150 6 ай бұрын
ሰላም ኣኽሊሉ ሓወይ ኣነ መደባትካ ይከታተሎ ኢየ ጽቡቅ ዩ ናይ ሎሚ ግን ሶሪ ኣይ ተቀበልዋን ምኽንያቱ ጓል ኣንስተይቲ ካብቲ ዘየሰልችዋ ጊፍት ምሃብ ግዝየ ምሃብ ጥዑም ዕላል ፍቅሪ ምምጋብ ምድናቅ ወዘተ ዋላ መዓልታዊ እንተ ሃብካያ ክትዓግብ ኣይ ትኽእልን ኢያ ስለዚ ከምዝታት እንተ ለሚዳ እንተ ሰኢቶ ያ ስግንጢር ትኸውብ ማለት ወድሰብ ዝለመዶ ክስእን ከሎ ጠባዩ ዩ ዝቅይር እምበር ኣብ ጽቡቅ ጸኒሓ ናብ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ እንተ መጽያ ግን ነቲ ዝነበሮታ ያ ትናፍቅ ስለዚ ኩሉ ግዝየ ወድሰብ ንውሽጣዊ ስሚዕታቱ ጥራይ ክሰምዕ ኣለዎ እምበር ከምዚ ከይ ትኸውን ከምዚ እንተ ጌረላ ዝበሃል ኣፍ ፍቅሪ ኣድላዩ ኣይ ኮነን እቲ ክትገብሮ ዘለካ ኢኻ ትገብር !
@sinatekle7846
@sinatekle7846 6 ай бұрын
እዛ ላይክ ናይ ዝአምናን ዝፈትዋን በዓልቲ ቤተይ እያ ለባም ክአ ወሲኻትካ።
@abelgere601
@abelgere601 6 ай бұрын
💙💙💙
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደቂ ኣንስትዮ ስግንጢራት ባህሪ ኣሎና፡ ምስላ ውን ኣላ፡ ጓል ኣንስተይቲ ካብ ዝገብረላ፡ ዝሕስወላ ትፈቱ ይብሉ። ገሊኦም ሓሰውቲ ደቂተባዕትዮ ጉድ ኢዩ ብኽሻ ሓሶት።
@sabasabina5346
@sabasabina5346 7 ай бұрын
ንነብስኺ ኢኺ ትውክሊ።
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri 7 ай бұрын
​@@sabasabina5346እንታይ ዶ ኢለ ኢየ፡ ደቂ ኣንስትዮ ብሩኻት ኢና ክፋእ የብልናን፡ንሱ ኢዩ ከኣ ስግንጢር ዝገብረና፡ ነቲ ክገብረልና ዝኽእል፡ ብሰንኪ እቲ ሓሳዊ ወይ ለኽባጥ ንስእኖ። ከምኡ ዶ ኣይኮነን
@ፊልሞንኤፍሬም
@ፊልሞንኤፍሬም 6 ай бұрын
ሃይ
@tesfagebrehiwet5051
@tesfagebrehiwet5051 7 ай бұрын
Yes,
@mullerm9648
@mullerm9648 7 ай бұрын
💯 nai leby rekibkani lomi haqka eka .ti zeygdslen wedi yen zgdsa . Zen sgntir fetrt
@abrahamtse2019
@abrahamtse2019 7 ай бұрын
ኣተሓሳስብአን ጥዋይ ኢዩ ናትና ትኽ ዝበለ ኢዩ
@mullerm9648
@mullerm9648 7 ай бұрын
@@abrahamtse2019 bravo gerhnt alna nehna
@SuziDaniel-ot9if
@SuziDaniel-ot9if 6 ай бұрын
😂😂😂 aytxrefena eba
@RitaBerhane
@RitaBerhane 6 ай бұрын
ኣብ ካልእሓባሬታኻ ጹቡቅ ኣለካ ግን ኣብዚኣ ጌጋ ሓበሬታ ኮይኑ ረኺበዮ ደቂ ኣንስትዮ ዓዲምካ ኣዛርበን😮
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 19 күн бұрын
ገጃል❌❌❌🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 6 ай бұрын
❤❤❤😘
@netsaseb6445
@netsaseb6445 7 ай бұрын
next.....
@sabasabina5346
@sabasabina5346 7 ай бұрын
ኣነ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ኣይ ይሰማማዓሉን ኢየ።ስግንጢር ጠባዮም ኣወዳት እዮም ጠባዮም ብጣዕሚ ሕማቕ እንተ ተቆጢዖም ናብ መቕተልቲ ዝጎዩ ንሶም እዮም።ኣብ ዚ ግዜ ዝበዝሐ ሰብ ካብ እንዳ ዘኽታማት ቆልዑ ኣዋልድ ከዕብዩ እዮም ዝመርጹ።
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
Nbealu ezi meliski sgintr eyu kab melsi mxihaf tigoyi bzaeba entay yzareb alo elki aemuk ablki ente trideyo kemzi xhfikyo zeleki melsi aymixehafkin nerki nski gin hlik zeleki eki tmesli sgintr wehid
@sabasabina5346
@sabasabina5346 7 ай бұрын
@@tesfaeyusnkey3091 እስሪ ቤት በወዳት ዝተመልአ ኢዩ።ካብዚ ዝበልጽ ስግንጢር ኣሎ ።ዘይ ትረዳድኡን ንዝኾነ ብሓይሊ ትደልዩ ጉኑፋት ፍጥረት እስኹም ኢኹም ወሓጣ።
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
@@sabasabina5346 emo bsenki men diyom bsenkkin eyom abzey tfelteo hager mexiekn neakin zetife naxinet gin buzuhi mis tezarebna gin lbi zeleki aytimeslin eki
@UnitedhabeshaCushnation317
@UnitedhabeshaCushnation317 7 ай бұрын
ብሰንክኽን እዩ፣ ሲንግጥራት ፍጥረት።​@@sabasabina5346
@meronyemane5102
@meronyemane5102 7 ай бұрын
Thank you, Aklilu. I met you at Afro Park Hotel before a week and I took a photo with you. On my way out at Entebbe airport, I was asked to pay a bribe. I have some information if you are interested to know. If so, take contact.
@YordanosDebesay-o4d
@YordanosDebesay-o4d 7 ай бұрын
ኣክሊሉ ሓወይ ምክረካ ኣፈለየና ሰማዕ ካሓተካ ሓቅና ኣፈቃር በምንታይ ተፈሊጣ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 7 ай бұрын
ሓቀኛ ኣፍቃሪት ትፈልጠሉ ንስኻ ናይ በሓቂ ጠባይካ ኣካይድኻ ኣርእያ ሞ ተሲዒባትካ ናይ በሓቂ ተፍቅረካ ኢያ ማለት ዩ።ንኣብነት በቃቅ እንተኾንካ ንዓኣ ክትብል ንግዚኡ ለጋስ ኣይትኹን በቃቅ ምኻንካ ኣርእያ ወይ ሓራቅ ተኾይንካ ሓሪቅካ ከለኻ ንዓኣ ክትብል ሕጉስ ኣይትምሰል ምኽንያቱ ሓቀኛ ኣፈቃሪት ምዃና ንኸይትፈልታ ዝሽፍኑኻ ዘለው እቶም ነዓኣ ከተሕጉስ ኢልካ እትገብሮም ዝተሰንዑ ባህርያትካ ኢዬም።ነቲ ናይ በሓቂ ባህርያትካን ኣካይዳኻን እንተኣሪእኻያ ከም ዘለኻዬ ክትቅበለካ ኢያ ናይ በሓቂ ተፍቅረካ ኢያ ማለትዩ ቀጨውጨው ተይላ ግን ሓቀኛ ኣይኮነትን።
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 7 ай бұрын
ብጸሎት
@ፊልሞንኤፍሬም
@ፊልሞንኤፍሬም 6 ай бұрын
​@@semharkahsay1946ሃይ ሰሚቲ
@LuliMahdere
@LuliMahdere 7 ай бұрын
Deqenstiyo msemaeku bguya eye mexe haeye eske bel😂😂😂
@fretacute2013
@fretacute2013 7 ай бұрын
😂😂😂😂
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 6 ай бұрын
መደባቱ ዝገብር... እየን ዝፈትዋ ምሴን ዝውዕል ኣይፈትዋን
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 7 ай бұрын
Selam🎉❤🎉❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 6 ай бұрын
ዝበዝሐ ኣንጻር ወይ ስግንጥር እዩ.. ባህሬን.. 2 gfs ኣጉኣንፈናን.. ሓንቲ ኸም ካትም ክትከውን ምሳይ ጌና ክይፈልጥትን... ኣነ ድሓር ኩሉ ምስፈልትክዋ .. ኣብኣ ዘይግደስ ምስ ፈልጠት ተምልሳ ብዙሕ ስዒራ.. ኣነ ግን ጠባይ ጓል ኢየ ዝርኢ. ብተባያ ጥራሕ ሰበይቲ ትሽበን ካለይቲ win ክገፈካ ኢየ እላትን.. ንስኺ ትኸድ 10 የምጽእ.. ኺዲ ምስ ብልክዋ.. ከምኡ መልሲ ኣይተጸበኩን ኢላ.. ቅድም ጠባይ ዘይብላ ምሳይ ክትነብር ኣይትክሊን ካልእ.... ምስ ዘትደልየን ኣይነብርን ኢለያ ገርምዋ ብዙሓት ኣወዳት ይልሙንን ኢላ ኣነ ከምኦም ኣይኮንኩን ድሕሪኡ ንሳ.. ብዘይ ብኣካ ክነብር ኣይክእልን ክትብል ጀሚራ... እተን ኩንዓት ስግንጥር ኣይኮናን..ጠባይ ኣለውን.. Hi value እየን.. ምስዘይደልየን ኣይነብራን. ከምዜን እየ ኣነ hi value ሞራል ዘለን ኢየ ምስ ኸም ከማይ ኢያ ዝነብር
@samuelweldemariam5737
@samuelweldemariam5737 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍
@kikifrayna2599
@kikifrayna2599 6 ай бұрын
ናይ ዕድመ ወይ ናይ ኣተሓሳስባ ሽግር ዘለውኦን ክኾና ይኽእላ እየን ፥ እንተ ኖርማል ጓል ግን ከም'ኡ ኣይኮነትን።
@tekleab9462
@tekleab9462 7 ай бұрын
ኣነስ ከምዚ ናይ ኣዋልድ ባህሪ ኣለኒ ማለት እኻዩ ብዘይ ምክንያት እየ ዝሕጎስን ዝሓርቅን😂😂😂
@KidanHadgu
@KidanHadgu 7 ай бұрын
ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋት ኣለክን ዶ ❤ሐቂ ድዩ ?ኣነ ብወገነይ ኣይስማዕመዐሉን ።
@NetsnetTeklay
@NetsnetTeklay 7 ай бұрын
Anewala
@YorsalemHagos-nm3xq
@YorsalemHagos-nm3xq 7 ай бұрын
Anewala
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 6 ай бұрын
ፈኮሳት
@LemlemAbrha-c8r
@LemlemAbrha-c8r 6 ай бұрын
ኣነ ዋላ ብግልባጥ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ። ኣነ ንባዕለይ ዘፍቅረንን ዘኽብረንን እየ ዝመርፅ እንተዘይኮይኑ ኣነ እየ ካብኡ ዝገደድኹ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ኣይቀርቦን እየ እንትርፊ ክገድፎን ክርሕቆን
@hhgg856
@hhgg856 6 ай бұрын
ዝስሕበኒ ዝስሕቦ የብለይን ጎሊያቱ ገንጫር እዩ ኣመለይ🤗 ግንባ መምህረይ ሕቶ ኣለኒ ደቂ ኣንእስትዮ ሓበሻ ዉን ድና መሕዘንናን መሓጎስናን ደይንፈሊጥ ዋላስ ነዘን ካባና ወፃእ እዩ🤔😎
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 6 ай бұрын
ማጮሎት ኪድይ ንስኺ ኣቢይ ጸገም ገሪኪይ ኣለኺይ
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 7 ай бұрын
ሕራይ ጽቡቅ ቅድሚ ሐዳር ዝንገር ስሕበት ግን ርእቶ የብሎን ምክንያቱ ንዝሙት ውን ስለ ዝዕድም
@mussienegasi5871
@mussienegasi5871 7 ай бұрын
Nay behaki zgebrelen zfetwon❤ayfetwanyen zdkren eiyen zfetwa och
@GoAsd-u9p
@GoAsd-u9p 6 ай бұрын
አታ ሓወይ ኩላትና ሓደ አይኮንናን አነ ንባዕለይ ነዘክብረንን ንዘፍቅረንን ብግቡእ የኽብሮን የፍቅሮን ምንም አብ ልዕለይ ተገዳስነትን ንዘይብሉ ከዓ አንገሊዕ ይብሎ ሆ ስቅ ኢልኩም አይትለካክሙና ሆ
@daniara8790
@daniara8790 7 ай бұрын
❤❤❤
@qeyehbahri2980
@qeyehbahri2980 6 ай бұрын
This is like playing hardball
@Million92
@Million92 7 ай бұрын
Niyew Belen donakur
@YA-rh4vi
@YA-rh4vi 7 ай бұрын
ሰበይቲ ቅብጥር ብጽቡቕ ተሓዝካያ ትነጥር እዩ ነገሩ 😂😂😅
@Tsigab
@Tsigab 7 ай бұрын
ሰብኣይ ቅብጥር ትሓዝካዮ ይነጥር ኢዩ ዝብሃል
@YA-rh4vi
@YA-rh4vi 7 ай бұрын
@@Tsigab I know bro....but it is changed now in 21th Century for obvious reasons
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 7 ай бұрын
Welcome akile bzaeba narcissistic relationship ba gele belena bflay ab hadar please 🙏🫶🫶👍👍👍
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 7 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@SesenHadish
@SesenHadish 6 ай бұрын
እዙይ ካብ ድሑር ኣተዓባብያን ኣተሓሳስባን ዝምንጩ ኣበሃህላ እዩ። ኩሉ ወዲ ሓደ ከምዘይኮነ ኩላ ኣንስተይቲ ሓደ ኣይኮነን። ኣተዓባብያኻ ፍልጠትካ...ሞራልካ..እዩ ዝዉሰን..
@mrc295
@mrc295 6 ай бұрын
ገል ዓይነት ኣገላልጻ ኣዋልድ ከኣ ልኪዕ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትነኣ ዝዓይነቱ አየን ሓቅካ
@redbag3453
@redbag3453 6 ай бұрын
*ጓል ንኽትግበር እምበር፡ ንኽትክብር ኣይተፍረትን* ሮሜ 3-35!😮
@ኣንጻርዓመጽ-ሐ6ጸ
@ኣንጻርዓመጽ-ሐ6ጸ 7 ай бұрын
ከነጻውተን ኢዩ ዘሎና ዕጠቁ እዘን ሜንታላት
@sabasabina5346
@sabasabina5346 7 ай бұрын
ኣዴኻ ዶ😂
@rajaosman1192
@rajaosman1192 6 ай бұрын
Brother not all women! Most Habesh men don’t appreciate their partners.
@Ridu-l4i
@Ridu-l4i 6 ай бұрын
Hormone ab gimit aitwo
@staycool.3476
@staycool.3476 7 ай бұрын
2+2 ብጋል ኣንሰይቲ 5 ኢዩ ኢልካዮ እንተዘይበዚሑ እካ😂
@tzeghehinsta6271
@tzeghehinsta6271 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢🎉🎉
@AzemeraBerhe
@AzemeraBerhe 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👍👍👍
@redbag3453
@redbag3453 6 ай бұрын
ርሓቂ ሾርሙጣ፡ ተካል ባንዴራኻ
@rttr3992
@rttr3992 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 7 ай бұрын
ቢንያም ተዓዊቱ አሎ እንቋዕ ሐጎሰኹም በል ሐውና ኸም ሐደ ኤርትራዊ' ብዛዕባ ባህሪሲ ነፍሲወኸፍ ሰብ ባህሪያቱ ሒዙ ይጓዓዝ አሎ ባህሪ አይቅየርን እዩ ምሳኻዩ ዝአርግ ወደሐንኻ
@gogohimbasa
@gogohimbasa 7 ай бұрын
ብንያም ተተዕወተ ንነብሱ'ዩ.ስርሕ ይሰርሕ ኣሎ።
@rttr3992
@rttr3992 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂, 👍👍👍👍👍👍
@SesenHadish
@SesenHadish 6 ай бұрын
ንደቂ ኣንስትዮ ዘለካ ንዕቐት ወሰን የብሉን። እዙይ ካብ ኣድማሳዊ ዩኒቨርሳል ዝተረኸበ " ፍልጠት" ዘይኮነስ ኣብ ዉልቀ ተሞኩሮ ዝተደረኸ እዩ። ኣበይናይ ዓለም እትነብር ኢኻ በጃኻ? ጓል ኣንስተይቲ ሸቐጥ ገይርካያ በቃ??!!
@Melakebrhankidane4810
@Melakebrhankidane4810 6 ай бұрын
Bhade kilte zgber tlmet gemitka aytmaramer bzuhat kia fekarat alewa / alewu kab deki anstyo kab deki tebatyo tebay deki sebat zitefelaleye eyu kab sebeyti aybil kab sebay
@semahagos5756
@semahagos5756 7 ай бұрын
ዝርዝር ዘረባ ብዛዕባ ብቁዓት ሳባት እዩ።
@silahabteyesus4645
@silahabteyesus4645 6 ай бұрын
ጽቡቅ አለካ አነ ወዲ ዘቀባጥረለይ አይፎትን እየ ኖርማል ኳይኑ ዝቀርበኒ ይስሕበኒ እንተ አብዚሕዋ ድማ ጽፍዕዮ እዩ ዝመጸኒ sorry እዚአ ሐቂ እያ ናተይ ጠባይ እያ😂😂😂❤❤❤
@zubahalal
@zubahalal 7 ай бұрын
Akile hawei sorry lomi ab hasabka aitesemamakun🙏🏼
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
Sgintr endki kemey elki ktisemamie elu wehid
@fkrekbreab7734
@fkrekbreab7734 7 ай бұрын
😀😁😃😃 ኣነ ኻኣ ደርሆ ኢልያ ኣለኹ።​@@tesfaeyusnkey3091
@zubahalal
@zubahalal 6 ай бұрын
@@tesfaeyusnkey3091zom Kurmuyat nai media zeitrhqulna ikum. Kurmuy wahid🤮
@EzekielMicheal-qp8eh
@EzekielMicheal-qp8eh 7 ай бұрын
ክቡር ሓው መጽሐፍ ሪቪው ዘይትገብረልና !!!
@change8610
@change8610 6 ай бұрын
ከመይ ኢሉ እዚ ረቪው ክገብር, ዘይብልካዶ ትህብ ኢኻ። ብኸመይ ቪው ይረክብ ደኣ ምበር ንሕብረተሰብ ክሕግዝ ኣይኮነን። ኣብዚ ዕድመ እዚ ሰብ ክሕግዝ እምበር ከምዚ ክገብርስ ዓገብ'ዪ ነይሩ። ኤፐ!!ናብ ናይ በዓል ፊልሞን ተ, ወይ ወዲ ምህር ምክትታል ንምረጽ።
@tezekerenebewstemengstke6146
@tezekerenebewstemengstke6146 6 ай бұрын
Eska ke entay Aleka?Nebska flet wey fleti slezelewo metsina knsemao zeynfalet keman nteararem alena merakebi koynna don’t be-Ve Good Job Akile keep it up!!!! We need more people like you at list he using social media for good 👍
@EzekielMicheal-qp8eh
@EzekielMicheal-qp8eh 6 ай бұрын
@@change8610 ኮምኡ ኣይትበል ዝሓወይ !!! ብዙሕ ተስፋ ኣለዎ !ተስፋ ደኣ ንሃቦ እንበር ብዙሕ ክሰርሕ ይኽእል እዩ!. ......ኮምኡስ ኣይትበል.
@lulrbahri
@lulrbahri 6 ай бұрын
​@@change8610እቲ ዝገርም እኮ ንስካ ክንዲ ፍረ ኣድሪ ናቱ ፍልጠት ዘይምህላውካ ቃላትካ ባዕሉ ይምስክረልካ። ምክንያቱ እቲ ኣሉታዊ ነቀፊውታ ዝህብ ሰብ ኣሉታዊ ሂወት እዩ ራ ዘለዎ ልክዕ ከምዚ ከማካ።
@kerenanseba6148
@kerenanseba6148 6 ай бұрын
akile teselitani meraa keedemka ye\
@tsegaysemere8762
@tsegaysemere8762 7 ай бұрын
Aklilu hawey hji da Eretrawin yehwatna awald b Nigeria temariken eyen
@abebabereketab2436
@abebabereketab2436 7 ай бұрын
ሰላም ንዓካ ይኩን ሓዉና ይቅርታ እዚ ትብሎ ዘለካ ኩሉ ቅኑዕ ኣኮነን ። ኣሕዋት ከይትታለሉ ነዉስወከፈ ሰብ ነናቱ ባህርያት ኣለዎ እዚ ዝበልካዮ ክልቲኡ ኣገዳሲ ኣይ ኮነነን ብከምዚ ክቅበሎ እሞ ካኣ ምሳይ ክነብር ዘይሕሰብ ።
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
Nbealu ezi melski sgintr eyu mkinatu eti arist tiray semieki melsi mehabki mejemerya xibuk gerki ktisemieyo nerki nski gin signtr wehid eki
@mypere6608
@mypere6608 6 ай бұрын
Natka temrte yehayshe
@lidiateklebrhan
@lidiateklebrhan 6 ай бұрын
Akile hawey mara endeye medebatka defetwo wela zeketatelo lomi lomi gn abzihkayo bezaba deqi anesteyo teray tezareb amrirkana eko kemza nehna teray n'nebrela gerkana eza alem
@almazhaile77
@almazhaile77 6 ай бұрын
Dear brother, With all due respect, I am so shocked to hear the way you described young women in general. What does it mean "Nay Fiqri Sigintir"? Choosing a partner or marriage has never been a question of FIQRI in pour agrarian society. In a patriarchal society, only arranged marriages (calculated) where common. The young woman has to pay money (GEZMI ) to the future husband. Sometimes if she doesn't give enough GEZMI she is humiliated by her husband and his family or divorced automatically. In addition she has to "breed" as many children as possible and preferably boys. If she "breeds" only girls it could be another excuse to divorce her and search for another wife who can give the man more GEZMI and my be more children of course boys preferably. Your description of "beautiful" grils is so belittling. After all "BEAUTY IS ON THE EYE OF THE BEHOLDER" Those who bribe "beautiful" girls with roses, jewelry and gifts are men who are in search of beautiful objects and she becomes part of the decoration in the house. If girls cannot express their happy or angry feelings, it is because they were always taught and trained not to speak in front of men, not to look straight in the eyes when they speak in general and men in particular. It's because young girls were were repressed socially and culturally from their early childhood, Guwal shouldn't sit this way, Guwal shouldn't eat this way, Guwal shoun't speak that way, Guwal, Guwal, Guwal one thousand and one rules that breaks and destroys her personality. Please don't nurture additional negative image of our sisters and daughters. Culturally, one week after their birth, girls undergo and indure genital mutation, and undergo so many mysogenic humiliations. If possible please give them constructive advice. Thank you
@didigm228
@didigm228 6 ай бұрын
He is not talking about life in our villages. He is talking about modern girls ..it applies even to European girls.
@almazhaile77
@almazhaile77 6 ай бұрын
I am not a village girl, and our patriarchal and mysogynic traditions and customs are the same whether in villages or cities. If he were addressing his speech to European women he would have wrote it in English not in Tigrigna. To my knowledge I hardly know a European woman who who speaks and writes in Tigrigna.
@russomgebremichael8543
@russomgebremichael8543 6 ай бұрын
Kemey Akile gega eyu dhri mera eyu tsegem bebeynu melke kulom eyom riga zhzu eti zgebereto gega ktnegreka mtsbay eyu eti tslale nay awedat.
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 7 ай бұрын
ኣክሊሉ ሓወይ እቲ ትብሎ ዘለኻ ከም ሓሳብ ኣምፂኻ መራዳደኢ ምግባር ፅቡቕ ግን ኣነ ከም ዝተዓዘብክወ ካኣ እዛ ብዛዕባ ስግንጢር ጠባይ ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ይበዝሕ ሰለዚ እዛ ኣልዒልካያ ዘለኻ ሓሳብ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ደው ከይተብላ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ስግንጢር ደቂ ተባዕትዮ ካኣ ወስ በለና።
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
tim beli elu signtr mkanki nnebski fetshiya beala ktimlseliki eya nskin dea setawnti endkin sebeyti entay lbi alewa bsimet tray ekin tikeda
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 6 ай бұрын
ትም በልይ ነፋሕቶ
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 6 ай бұрын
😂😂😂 sgintr awald trh eyn
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 7 ай бұрын
ክቡር ሓው ኣቀራርባኻን ምልከት ቋንቋ ትግርኛኻን ዝድነቕ እዩ።ቀጽሎ።እዚ ትብሎ ዘለኻ ምስ ባህርያት ውድሰብ ዝተኣሳሰር ኣርእስቲ ግን፡ ከም ሕጊ ክንውስዶ ንኽእል ኣይመስለንን።ምኽንያቱ ባህሪ ደቂ-ሰብ ኣዝዩ ዝተሓልለኸ(complex) እዩ። ብውልቂ ዝረአ ክብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ(subjective) ደኣ እምበር፡ ንኹሉ ሰብ ብዓማሚ(Generalized) ኣገባብ ክትገልጾ ኣሸጋሪ ኮይኑ ይስመዓኒ። Thank you for sharing insightful programs with us.
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 6 ай бұрын
Tsbuk srah akataei Aresti nzefkerena zeyngdeselu bhyabat Bzereba aykonen hadar zmamuk whdet eu mstir mmuk hader fkei mizanawi Ftwet (fkri ms zhlu eu eti zhashe .
@tekleab9462
@tekleab9462 7 ай бұрын
akile qurub dongika kndey awald halifenana alewa hahah
@selamgirmay9340
@selamgirmay9340 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@redbag3453
@redbag3453 6 ай бұрын
*የሴት ልጅ የምበ@ዳት እንጂ፡ የምርዳት ኣትወድም* --ምስላ ሽዋዉያን.😮
@hiwetfshaye3419
@hiwetfshaye3419 6 ай бұрын
My son you are better than this. Look after your sister's and brother thank you
@asmeretzemariam3292
@asmeretzemariam3292 6 ай бұрын
Disagree
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 7 ай бұрын
Ane krio keleku galn dorhon hade eyen 😂
@Hani99-H
@Hani99-H 7 ай бұрын
Weyleke!!!!entay zbele zereba deayu eza xahgarsi msay ketewedadra
@sabasabina5346
@sabasabina5346 7 ай бұрын
ወድን ኣድግን ከኣ ሓደ ምጽዓን ፈውሶም🤣
@RutaYeibiyo
@RutaYeibiyo 7 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk nay bhaki
@UnitedhabeshaCushnation317
@UnitedhabeshaCushnation317 7 ай бұрын
​@@sabasabina5346ምርዋእ ማለትኪ ድዩ?
@Ilovegod-v3i
@Ilovegod-v3i 6 ай бұрын
ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ዘፍቅረን ገዲፈን ዘየፍቅረን እሺ ትብል ሰይጣንከ ታይስርሑ ? 😢 ቁዱስ ሓዳር ፍቕሪ ካብ ፈጣሪ እዩ። እዛ ሕቶ እዚኣ ትምልሰልና ደስ ምበለኒ ሓዳር ብዘይ ፆታዊ ርክብ ይቕፅልዶ?
7 ንደቀንስትዮ ኣዝየን ዘሕርቐአን ነገራት!
13:48
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
5 መጀመርታ ግዜ ገዛ ዝገዝኡ ሰባት ዝገብርዎ  ጌጋታት!!
13:03
ከመይ ጌርካ ንፉዕ ተዛራባይ ትኸውን፧
16:04
ኣብ ስደት ዘዳኽማና ዘለዋ 6 ነገራት
23:15
Aklilu H.michael
Рет қаралды 59 М.
Мен анамды іздеймін, 28 жылдық құпия / Мені туған кім? / KOREMIZ
48:00
«KOREMIZ» ток-шоуы / Көреміз
Рет қаралды 346 М.
ALWAYS LOVE YOUR MOM! ❤️ #shorts
0:55
LankyBox
Рет қаралды 23 МЛН
Kidnapped Boy Found In Fridge | #Shorts | PD TV
0:59
PD TV
Рет қаралды 9 МЛН
Kuruluş Osman 99. Bölüm @atv
2:15:39
Kuruluş Osman
Рет қаралды 6 МЛН
Шок!🤯 Ерасыл Мұсадан ала алмаған өшін Ақанайдан алды ма?😱 Бір Болайық! 10.10.22
1:38:34
Америка... #shorts #фильмы #топ
0:59
KINO ELITA
Рет қаралды 4,1 МЛН