3ተ መዓልቲ ሽንተይ ናሰተኩ ኣሕሊፈዮ ፡ ብፃየይ ንፀላእቲ ኣሕሊፉ ሂቡኒ ➡️ ተጋዳላይ ኤፍሬም 0910121017

  Рет қаралды 12,836

seret media

seret media

Күн бұрын

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
3ተ መዓልቲ ሽንተይ ናሰተኩ ኣሕሊፈዮ ፡ ብፃየይ ንፀላእቲ ኣሕሊፉ ሂቡኒ ➡️ ተጋዳላይ ኤፍሬም 0910121017 / 0913035186
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 42
@user-fy8jo6ze4p
@user-fy8jo6ze4p 8 ай бұрын
ኤፍሬም ዓርከይ ብሓቂ ፅኑዕ ኢካ ንነፃነትካ ዝከፈልካዮ ዋጋ ከቢድ እዩ ንፍትሒ ተቃሊስኩም ፍትሒ ይግበአኩም እዩ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ጀጋኑና ንሓብሕብ
@kelebetmussie6192
@kelebetmussie6192 8 ай бұрын
ዘለኣለማዊ ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዉጉኣትናን ተጋደልትናን❤❤❤
@freweinikinfe958
@freweinikinfe958 8 ай бұрын
ጀጋኑና ክብሪ ይግብአኩም
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 8 ай бұрын
ኤፍሬም ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ዝነበረ ኩነታት ንምግላፅ ኣብቀዐካ የቅንየልና ሰረት ሚድያ 🙏😍😍
@berhemesfin2024
@berhemesfin2024 5 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ኢኻ እ/ር ቀሪ ህይወትካ ይባርኮ ኣጆኻ በርትዕ ጅግና ኢኻ 🙏🙏🙏🙏
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ብፃይ ኤፍሬም ብዛዕባ ጅግንነትካ ብኮሜንት ክገልፆ ይፅገም እየ!!
@rfflm2917
@rfflm2917 8 ай бұрын
ጎታዋይ 🙏💔
@wedihaneyti6156
@wedihaneyti6156 8 ай бұрын
ጅግና ሓውና
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 8 ай бұрын
አይንርሰዔኩምን አጆኹም ቀሪባ ያ ትግራይ ርእሳ ክተቅንዕ አለና አብጎኑኹም
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ hero our brother!
@Milimiraaa
@Milimiraaa 8 ай бұрын
ምእንታና ዝኸፈልኩምዎ መስዋእቲ ፈፂምና ኣይንርስዖን😢
@user-kv7li9wq3l
@user-kv7li9wq3l 8 ай бұрын
Betam jigna
@LiAa400
@LiAa400 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@MG-su4nh
@MG-su4nh 8 ай бұрын
Jeganuna respect 🙌
@tfjgghhhghhhjhg5770
@tfjgghhhghhhjhg5770 8 ай бұрын
ጀግና ሓወና 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@hayelomamha322
@hayelomamha322 8 ай бұрын
ጀጋኑና❤
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 7 ай бұрын
Amlak yhagzka ❤❤❤❤
@user-zg6jb3yv2o
@user-zg6jb3yv2o 7 ай бұрын
ስብሓት ጅግና ዓርከይ ስለልረኣኹካ ደስኢሉኒ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 8 ай бұрын
ጀግና ትግራዋይ❤
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 7 ай бұрын
❤❤❤😊😊😊
@HazardHayet-ih5zw
@HazardHayet-ih5zw 8 ай бұрын
Hero
@sarakedana8798
@sarakedana8798 8 ай бұрын
ጀጋኑና ክብሪ ይግበኩም
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭💔❤💪💪💪
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 8 ай бұрын
❤😘🙏
@shashuhailu4830
@shashuhailu4830 8 ай бұрын
Jegna niakatum tay eyu zigibeakum jeganu
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 8 ай бұрын
Jegna🙏❤️❤️❤️❤️
@hidiyat6688
@hidiyat6688 8 ай бұрын
ምስ ብዙሕ ጉደለታቱ (ከም ካልኦት ናይ ትግርኛ መራከብቲ ሓፋሽ) ታሪኽ ጀጋኑና ኣብ ምሕላው እጃም ክህልዎ ይኽእል ዩ ብምባል ንብዙሕ ጊዜ እናተኸታተልናኩም ፀኒሕና፥፥ ትሕቶ መደብኩም ብዘየገድስ ንሕድሕድ ቃለ መሕትት እብዎ ኣርእስቲ ኣዝዩ መዳናገርን ምስቲ ናይቲ መደብ መልእኽቲ ዘይራኸብን እዩ፥፥ እዙ ኣዝዩ ሓደገኛ ዩ፥፥ ንመደባትኩም እጥብዎ ኣርእስቲ ክምዚ ብዝቅፅል ብ ኣማኢት ሰባት ኣላዓዒልና ቻነልኩም ክነዕፅዎ ኢና!!
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 8 ай бұрын
Jegna❤❤❤
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 8 ай бұрын
አብ ግብሪ ዝተደምስሰ ጸላኢ ድሕሪ ስዕረቱ ኬሕሱ ዝሕፍር ፎእ
@user-so5li9yd1w
@user-so5li9yd1w 8 ай бұрын
ውጻእ ወድዛ በካዕ ድርባይ መነዴኻ ስምዓዮ ኢሉካ ድሁል ፍቱሕ ስረ ።ኣካሉ ተጎደለ ንዓዱ ነዲኡ ንህዝቡ ዝተኸፈለ ዋጋ እዩ።ሓሳዊ ድማ ትብል? ብሽምካ ኣይትጸዋዓዮ ከማኹም ንልብያ ንባሕሪ ንስደት መስዋእቲ ዘይከፈለ ድዩ ወዲ ሸውዓተ ዓጣሪት
@LiAa400
@LiAa400 7 ай бұрын
Resah shaebya
@ኣኹሱማዊ
@ኣኹሱማዊ 7 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ግደፉ እምዶ ተሓታቲ ብስምዒት ዝተዛረቦ ከም ዘለዎ ኣይተቕርቡዎ ዝቒረፅ ቁረፁዎ ሕጂ እዚሲ ብፃየይ ----- ዝብል ዘረባስ ኣብ ተጋሩ ፁቡቕ ስምዒት ዶ ይፈጥር
@selamnigusse6132
@selamnigusse6132 5 ай бұрын
አረ ናይ ቃልሲ ምሰጥር አይተዉፁኡ በጃካትኩም you tub መሰብሳቢ ገይርክምወ ጅግንነት ንገዘብ ትቨጥወ ጀጋንኖ ግን ነክብረኩም
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 8 ай бұрын
ጀግና መታዓቢተይ
@eskindertirfe8524
@eskindertirfe8524 5 ай бұрын
I mean robbing innocent***
@user-zg6jb3yv2o
@user-zg6jb3yv2o 7 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑና ግቡእኻ ተዊፂእኻ ኢኻሞ ክብሪ ይግበአካ
@tfjgghhhghhhjhg5770
@tfjgghhhghhhjhg5770 8 ай бұрын
ጀግና ሓወና 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tfjgghhhghhhjhg5770
@tfjgghhhghhhjhg5770 8 ай бұрын
ጀግና ሓወና 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 8 ай бұрын
ጀግና ብሀቂ ❤❤❤
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 68 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 26 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 34 МЛН