KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዐቢይ የካዱት "እንጨፈልቃቸዋለን''፣ የጅቡቲ የድሮን ጥቃት በኢትዮጵያ፣ በትግራይ በኮሚሽኑ ላይ ውሳኔ፣ የኮሪደሩ ጦርነት፣ "50 አመት ወደኋላ"|EF
19:52
4ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ
38:05
Сестра обхитрила!
00:17
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
00:20
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
00:18
3ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጠንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ
Рет қаралды 10,914
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 30 М.
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Күн бұрын
Пікірлер: 59
@yemanebrhanaregawi1824
5 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእካና መምህር ወልደኣብ ሓወይ። ኩሉ ትገብሮ ጻዕርኻ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይቀበለልካ ።
@Yoel2024.1
5 жыл бұрын
Berketkum alefleyena abona Edem teana yehabkum ezigabhir amlak amen
@ab2916
5 жыл бұрын
ብተደጋጋሚ ቃልኩም ንምስማዕ ሃረር ኢና እንብል ኣቦና ነቶም ቃለ መሕተት ዝገበሩልኩምውን ብዙሕ ነመስግኖም ምኽንያቱ መስዋእቲ ዘክፍል ስራሕ እዮም ሰሪሖም ሞሶኦም ካብ ኣምላክ ይርከብዎ ንመ/ም ወልድኣብ ካኣ ኣምላክ ይባርኮ። ብጫይ ቑኑዓት'ዩ ኣምላክና
@tesfebeyene94
5 жыл бұрын
ኣቦና እግዛኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@wedihabte9488
5 жыл бұрын
እታ ናይ መወዳእታ ዝመለስዋ ሕቶ መዕረ ክንደይ ሓያል ምካኖም ገሪምኒ ባረክቲ እዮም ገገኛታት እንበር ንሶም ደኣ ተባረክቲ እንድዮ ብምባሎም።
@familienegash331
5 жыл бұрын
Kbri N Egziabher Amlak ekun Abona edmen tiena yhabelna Ftari Temesgen Amlak slesrahka 🙏⛪🙏❤❤❤❤❤❤❤ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedigashchannel
5 жыл бұрын
Amen amen amen abona selam ezgabhir msakum ykun
@yrgalemtesfamaryam9741
5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና
@senunerayo6103
5 жыл бұрын
Edmen tenann yhabkum
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
ብጣሚ ታሓጉሰ ልብኻ ዝትንክፍ እዩ ቃል ኣምላኽ ናይ ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@abraham1678
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦና ሎምስ ልብና ረጊኡልና፡ ኣምላክ መውቅጾኦ ይፍጠረሎም
@tecleghebreslasie7782
5 жыл бұрын
ኣቦና ኣግዛቢሄር ኣይ ገድፈኩምን አዩ ሓላዊኹም ድማ ቁዱስ ሚካኤል አዩ ።
@danialves3825
5 жыл бұрын
amen amen amen abona amlak Edmen tenan yhabkum mewaxo yfterelukum abona neana khshena ab xotkum zekuruna
@merihwuldey6468
5 жыл бұрын
ኣቦና ሓንቲ ነገር የ ድዝክር ንሳ ድማ ሕጊ ቤተክርስትያን ያ ኢሉና ናይ ብሓቂ ንሕና ደቁ ድማ ከም ኣቦና ሒጊ ቤተክርስትያን ጥራይ ኢና ክንዝክር ዘለና ካልእ ሸንኮለል ገዲፍና ። ኣቦና በረከቶም ምስ ኩሉና ይኩን ።
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
5 жыл бұрын
ብሩክ አቦና እግዝአቢሄር ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሀብኩም፡ እቲ ሙሉእ ዕድሜኩም ዘገልገልኩሞ ሰማያዊ ንጉስ ባዕሉ ይደንግጸልኩም፡ ነዛ ቅድስቲ መሬት ኤርትራ ድማ ንበሩላ
@tesfamariam250
5 жыл бұрын
ኣቦና ቅ/ወ/ፓ እንጦንዩስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኩም ክንምርቅ ድኣ ኣንበቅዕን እንትርፊ ካብ ባርኮትኩም ባርክኒ ብጾሎትኩም፡ክኮነለይ ኢዩ።
@solomontesfamariyam
5 жыл бұрын
ኣነ ካብ ዝሕጉሰኒ ቁኑዕ ፈራዲ ኣምላኽ ሰለዝኾነ እዩ ዋላ ሰባት ንግዚያዊ ረብሓ ሚዛን ፍርዲ ተቀነኑ ኣምላኽ ግን ቅኑዕ ፈራዲ እዩ ንኹሉ ኻኣ ከከም ግብሩ ክፈርዶ እዩ ኣቦና ንሕና ደቅኹም እንት ጠለምናኩም ዘግርም ኣይኮነን ምኽንያቲ ንኣምላክ እቶም ናቱ ስለ ዝጠለሙዎ ኣጅኹም ግን ግዜ ምእንቲ ባዕሉ እዩ ዝቀያየር እሞ ኩሉ ሓሊፉ እቶም ገበርቲ እከይ ዝደኑላ ግዜ ርሕቅቲ ኣይኮነትን ምሰብ ዝወገነ ኩብሩ ግዜይዊ እዩ ምስ ኣምላኽ ዝወገነ ግና ዘላለማዊ እዩ ሞ ኑኹሉ ክትሪኡ ዕድመ ያሃብኩም ኣምላኽ።
@fiyorigebray6365
5 жыл бұрын
enkae bselam mexakum memher weldeab ka edmen tenan yahabkom nay agelgelot edmekom yebarek
@belulteklehaymanot5410
5 жыл бұрын
Abona edmen tinan yhabkume nhna knkebr⛪⛪⛪🙇
@yemanmhretab2427
5 жыл бұрын
Abuna enkao dmxkum semana ngbariy hmaq ka ziabihar alewo nakum ka tionan yhabelna amlak
@atakilty
5 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum amlak abona
@llovemycountry.1631
5 жыл бұрын
Merhabaeee Abona Egziabihier msakum yikun. Abona abiet ente trieuna fahfah elana adina gedifna zektimna ena zelena. Tselotkum ayfeleyena abona.
@senaitgebremedhin7460
5 жыл бұрын
Egziybhar Yemesgen , Ajokum kidues Patrickh Abona Anthonis mewaxeo yfterellkum Medhanialem kirstose .
@habenmhretab5811
5 жыл бұрын
Amlak mewaxo yfterelkum bxue wequdus abune antenios nay zemena rutue haymanot dmuq kokob haqena abo bereketnum msana ykun.
@jgnaade6335
5 жыл бұрын
Xbuk gerka memhr weldeab eta vedio enkae awxakaya
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
ሕጂ ዝብልዎ ዘዉ ድማ ስምዕዎም እግዚኦኣኦ ምሓረና ክርስቶስ…።
@azzuheranmelat6185
5 жыл бұрын
Mehert awetdelena Fetari
@jgnaade6335
5 жыл бұрын
Abona kea edmen tienan yhbelna amen
@bahriherani4060
5 жыл бұрын
እቲ ሓቂ ወጺዩ 'ዩ ።ንሕና ናይ መን ንኩን ምስ ሕጊ ወንጌል ዝተከተሉ።ሕጊ ቤተ ኽርስቲያን ምስ ዝሓለዉ? ናይ ፍትሒ ዝሰኣኑ?ብርግጽ ሓቂ ኣብዚ ኣላ።ብጹእ ኣቦና እቲ ኩሉ ጉድ ክወጽእ ኣብላክ ዓቂብኩም ኣሎ ።ሰላም ናይ ቤተ ክርስትያና ድማ የርእኩም።ተባዕ ወተሃደር ክርስቶስ ከማኩም የድልያ ኣሎ።
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
ኣቦይ ቀሺ ማዓር ሰረባ ኣስሚኩኒ ኢኩም ምስ ኣቦና ደው ምባል እዩ ከሙኡ ውን ምስ ህዝቢና ደው ምባል እዩ፡ኩሉም እስራትና መዋጺ ይፍጠረሎም ኩሎም ኣቦታትይ መዋጺ ይፍጠር ሰላም ፍቅሪ ራህዋ ይግበረልና ፈጣሪ ብዘይ ኣፈላልያይ እዩ ንኩሉ ብፍቕሪ እዩ።
@dawitbiedemarian5283
5 жыл бұрын
Ezgabher msakum ykun
@semmtrsbd9409
5 жыл бұрын
Asey Asey asey egziabieher ymesgen nizom thutn rguen kidusn abo dmxom zesmona lomi abona xbah abona kinsobekum ena
@rezenebrhanetesfagaber6056
5 жыл бұрын
abona newih edme yhabkum asbkum kab amlak rkebwo amlak kab bereketkum bereket yekaflena
@anesemnetabotateyg1816
5 жыл бұрын
Abona nmntay medhaniealm mekanehiwet ayatsun Elom. Abu zey Orthodox tewahdo ndamharu ndazemeru. Ezi eyu eti qendi shegr
@awetteame2816
5 жыл бұрын
Egziabiher Amlak mewaxieo yfterelkum Abona buxue we kudus 3 Patriyrik nay Eritrea " ane mexihaf genxilu hgi tekisu gegay znegreni ember abeu kolo zferdeni aykbelon iye" "bedel ente haliyuni betom mskrnet zamnelom 1. Hgi 2 gedamatin 3 likawintin nay Eritrea Teferde Zbedelkwo kkxealu eye" "zeghuyeni hgi sle zeytetegbere(ztethase) ember ane sle ztebedelku aykonen" Egziabiher Amlak nay agolgulot zemenkum ybarikelkum N ana khshena Egziabiher Amlak mewaxieo yfterelkum "hji win n Egziabiher Amlakey neti zwusinley ke kek eleni ylimino"
@xiaominite1377
5 жыл бұрын
ኣቤት ግፍዒ እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን ኣቦና ሰኣን ብሕጊ ምካድ ኣብዘይ ተደለየ ሃተውተው ምእታው ፈጣሪ ይርደኣና
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
እቲ ዝገርም ግን ከምቲ መ፡ያዕ 3፥6። ልሳን ሓዊ ውያ። ናይ ክፍኣት ዓለም እያ። እታ ንምሉእ ሰብነት እትብርዝ ክፍሊ ኣካላት፡ ንምሉእ ጉዕዞ ናይ ህይወትውን እተቃጽል እያ። ንገዛእ ርእሳ ድማ ብገሃነም እሳት ዝሓረረት እያ።
@michaelmengsteab4295
5 жыл бұрын
Abona Amlakina bealu mewaxio yehabkum Bejakum yehwat kab Ethiopia kab gbxi Amxiku papasat Abi mengo koxnom zeredadiu Nrkebelom Amlakina kehgos betekrstyana kitkesn
@anesemnetabotateyg1816
5 жыл бұрын
Tehadso mallet entay eyu. Ab semin America zelewu wguzat kem beal keshi Gebremicael tamnulom do elka Hitet. Nsu eyu eti mekarakeri koynuzelo.
@yoniaslawi970
5 жыл бұрын
Abona edmen tienan yehabkum ab zelekmo edmen tienan yehabkum fetari eti hiyaw ezgabhier amlak misakum ykun
@abebakahsay2854
5 жыл бұрын
Abona abo haqi walta tewahdo egzaebiher amlak edmen tienan yehabkum haqis briesa teqeberkayas begra tiwexie kem xahay kitidemqu ikum abona medihani alem hizikum
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
ካብ ቃላት ኣቦይ እንጠንዮስ 1/ 2008 ዓ/ ም ግእዝ።ጉዳየይ ሀ/ ብጉባኤ ሊቃውንትን ካብ ኣቦታት ሰምረት ገዳማትን ክረኣየለይን ክውሰንን ። ለ/ ንስተዋህበኒ ውሳኔ ድማ ክቕበሎ ማዃነይ ኣብ ቅድሚ ሽማግለታት ብኽታመይ የረጋግጽ። 2009 ዓ/ም ግእዝ 2017 ፈረንጂ 2/ ከም ስምምዖም ድማ ጉባኤ ሊቃውንትን ስምረት ገዳማትን ከኣ ውሳኔ ሂቦም። ሀ// ኣቦይ እንጠንዮ ብዝኣመኑሉ መሰረት ዝተዋህበ ውሳኔ፡ 1// ምትሕብባር ምስ መናፍቃ። 2// ድሕሪ ሕጂ ሕቶ ስልጣን ይኹን ካልእ ደጊመ ከም ዘይሓትት።3// ጉዳይ ዘይ ሕጋዊ ማሕተም ብጳጳስ ዲበ ኩሉ ብውልቀይ ዝሰደድክዎ ደብዳቤን ካልእን።4// ካብ ሕጊ ወጻኢ ወጻኢ ነቲ መማኽርቶም ዝኾነ ቅዱስ ሲኖዶስ ገዲፎ፡ ካኦት ኣባላት ዘይኮኑ ኣማኸርቲ ዝገበርዎ። 5// ንመናፍቃን ብምጥባቖም። ንቅዱስ ሲኖዶስን ንህዝብን ሓቲቶም። ከብቁ እቲ ዝገርም ግን!!
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
@@loversofgodthinkbeforethey8677 እንተ ተኻእሎምስ ነቶም ሕሩያት ከይተረፈ ንኽስሕቱ ብስመይ ብዙሕ ትእምርትን ትኣምራትን ክገብሩ እዮም ካብ ሰማይ ሓዊ ከውርዱ እዮም እሞ ከየስሕትኹም ተጠንቀቑ ተባሂሉ ኣሎ።
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
@@loversofgodthinkbeforethey8677 ኣብ መዓልቲ ፍርዲ ንኹልና ከከም ግብርና ዝተዳለወልና ዓስቢ ኣሎሞ ኣብኡ የራኽበና ፡ ከመይሲ ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ባዕልኹም ስለ ዝተፈለኹም ደጊም ንስኹም ምሳና ንሕና ብቅዱስ ሲኖዶስ እንምራሕን ድማ ብሃይማኖት ጉዳይ ዘራኽብ የብልናን፡ እሞ ምዝርራብና ኣብቅዑ ኣኽቲሙ ኣሎ።
@tsrhaariam2174
5 жыл бұрын
ኣገደስቲ ነጥብታት 1፥እቲ ኣነ ዝበልክዎን እቲ እሳቶም ዝበልዎን ኣብ ጉባኤ ሊቃአንቲ ቀሪቡ እተወሰነ ስለ ዝኾነ ኣነ ድማ ቃለይ ምዃኑ ኣሚነ ፈሪመሉ።በዚ ከኣ ኣብ ዕርቀ ሰላም በጺሕና ኣሎና። 2፥ቅዱስ ሲኖዶስ ብዘይ ፓትርያሪክ ቅዱስ ኣይበሃልን። 3፥ብዘይ ፍቃድ ቅዱስ ሲኖዶስ ናብ ፕረዚደን ምኻዶም 4፥ኣነ እየ ሸይመዮም እምበር ንሳቶም ኣይኮኑን፡ኣነ እየ ልዕሊ ኦም እምበር ንሳቶም ኣይኮኑን 5፥ቤተ ክርስቲያን ተሃድሶ መናፍቓን ኢላ ዘውገዘቶም፡ኣቡነ እንጦንዮስ ከኣ ንተሃድሶ መናፍቃን ዘይምውጋዞም 6፥ዲበ ኩሉ ዝብል ማህተም ብምጥቃሞም። 7:ክልተ ውግዘት ሀ፡ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝወሰንዎ ውግዘት ለ፡ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ዝወሰንዎ ውግዘት። ከነስተውዕሎ ዝግባእ፡ ኣቦታት እንታይ እዮም ጌሮም ተወጊዘም፡ ኣቡነ እንጦንዪስ ኣገባብ ውግዘት ተኸቲሎም ዶ? እንድሕር ኣቦታት ተወጊዞም ኮይኖም እዞም ኩሎም ካህናትን ድያቆናትን ተወጊዞም ማለት ድዩ?እዚ ኩሉ ጽላት(ታቦት)ኣቦታት ዘእተውዎ ውጉዝ እዩ ማለት ድዩ? ብሓፈሻ ኩሉ ገልግሎት ። እወ እንድሕር ኣቡነእንጦንዮስ ወጊዘሞም እንተኾይኖም ደኣ።
@dadimilu7777
Жыл бұрын
ሰለም ዋካ ነዚ መደብ ተቅርብ ዘለካ ን ህዝቢ አመንቲ ተዋህዶ ክተብትን ዲዮ መደብካን ሓሳብካ ናይ መንፈሳዊ መልእክቲ ዘይኮነ ፖሎቲካዊ መልእክቲ ኢካ ትልእክ ዘለካ ቅዱስ አቦ ዮውሃንስ አፍወርቂ ከም ዚ ምስ አጋጠሞም ሀዝቢ ሽግር ፀበባ ንከይፍጠር ህዝበይ አይትባአሱ አይትጨነቁ ኢሎም ን ህዝቦም ንጉስ ምስ አሳደዶም ሰላም ጌሮም አብ በዓቲ አቲዮም ግን አብ በዓቲ ከይኖም ፀ ሎት ን ህ/ ክርስትያን ይገብሩ ኔሮም እዝኦም አቦ ግን ተዋህዶ Eritrea አብ 2 ተመቂላ
@abramasmerom6866
5 жыл бұрын
Abona niana kitiemena edmen tienan yihabkum fetari zereba buzuhat zekones zereba haden haqeyan mismae Eti qinue
@fiyorigebray6365
5 жыл бұрын
ewy ayferhon dom ke wday shelmatkum kekentetu nay behaki yebki gen dehan nekolu gze alewo
@berekethailu9132
5 жыл бұрын
ni egzabiher amlak kbrin misganan ykuno ezi kulu zehlefiwo bi lisanom sile zigelexwo. ni buxu wekudus abona dma egzabiher ftihi yewxealom ni betekrstiana dma hadnet yewrdelna
@ሓሳብልበይተዝኮነለይ
5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈኣጣ
@semmtrsbd9409
5 жыл бұрын
Elekum memharan asagugkum memharan kitxwou ogeb zibelekum tehadso menafki enda belkum gema betekestyan kitetge txoru seobti eti Foreon zikone Eseyas
@selamasefaw2833
5 жыл бұрын
Asey asey enka netom nay hasot likawnti ena zblu semiom nebona nbxue a bona zeyamnu neberu hji axebikom ymenu netom nlebam amtelu nasa dergahalu gen nehele haki wexulkum bhayli amlak embr kulumo yxnah haki entezhlwo neru snoods eko kedem fit nfit mekrebwom netom ezom Lisa tewahdo zblwom kea ane zgermeni neberu etom kalet kzarebu keleku yeriam abona kzarebu keleku gen ayesmomn eyu neru hji gen abona gelixomo ezabher amlak nezom zgageyu zelewu abotat nab nsha kmelsom senay fkadu ykun hjs bzhalefe yakl ybelom fetari
@selamselam3160
5 жыл бұрын
ane zigermenis eti Dislike si amel du koynina nez xuruy zereba emo ezi kulu mekera zirekbu zelewo bizey bedeliwo abzey edmaoms Dislike yiwahab bitem eyu zehezin naykaki Amlak nezom Bixue Abona tray Amlak mewaxiao yifterelom ane zerebaom kiseme keleku bibikyat aykelin eye
@bahlbisbhatu2368
5 жыл бұрын
ሕቶ ኣለኒ ።ሊቃውንቲ። ሲኖዶስ ። ዶ ኣይኮኑን ሓትቶሞም ወይለይ። ሕጂ ኣበይ ዝለዩ ሊቃውንቲን ሲኖዶስን እዮም ክሓትዮም ዝጽበዩ ዘከው?
@bahlbisbhatu2368
5 жыл бұрын
መምህር ወልደአብ ኣለካ ዶ ? ሕቶይ መሰለይ
@hiyabutsnat8653
5 жыл бұрын
እዚ ሓቒ ኣርጓሎ እብ ዝሓለፈ ዶ ለባም ዝዓርቕ ኣይተረኽበን እብል ነይሩ
@ኤልሻዳይአማኑኤል-የ9ጐ
5 жыл бұрын
እቲ ካብ ኩሉ ዘገርም ድማ ናይቶም እትኽተዎም ዘለኹም እዩ¿፧ ስለዚ ስለ እሞ ይጽንሓልና ስለ ርእስና ንሕሰብ።
19:52
ዐቢይ የካዱት "እንጨፈልቃቸዋለን''፣ የጅቡቲ የድሮን ጥቃት በኢትዮጵያ፣ በትግራይ በኮሚሽኑ ላይ ውሳኔ፣ የኮሪደሩ ጦርነት፣ "50 አመት ወደኋላ"|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 116 М.
38:05
4ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 25 М.
00:17
Сестра обхитрила!
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
00:20
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
00:40
黑天使被操控了#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
00:18
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
Jason Derulo
Рет қаралды 14 МЛН
53:07
ብ ሻዕብያ ዝዓነወ ታሪኽ መስጊድ ነጃሽን ጉዕዞ መቐለ ናብ ዓዲግራትን
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 875
23:31
Tv Sened Eritra His Holiness Patriarch 0f Eritrea Orthodox Abune Antonios
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 30 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
8:29
ርክብ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ ኃለፍቲ ክፍልታትን ወከልቲ ሠራሕተኛታትን መንበረ ፓትርያርክ 20 ሐምሌ 2009 ዓ ም ግ
Lisan Tewahdo
Рет қаралды 105 М.
1:01:17
1ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጠንዮስ
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 51 М.
20:05
🔴ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ፡ ኣብ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ Part 1 H.H Abune Antonios Funeral services 🖤
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 110 М.
2:18:19
ዘይሳማምዑ ይስምዑ? ኣብ ጉዳይ 6ይ ፓትርያሪክ ክፉት ዘተ
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 2,6 М.
1:03:10
ብምኽንያት ዕለተ ልደት መ. ጎ. ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ፍሉይ መንፈሳዊ ቃለ-መሕትት፡ ምስ ፍቁር ጓሳና ኣባ ዮናስ ዮውሓንስ; Abba Yonas Yohannes
ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
Рет қаралды 9 М.
18:59
4ይ ክፋል ሰፊሕ ታሪኻውን ሥነ-መለኮታውን ትንተና ጉባኤ ኬልቄዶን
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 313
59:29
ቊ.30 "ስለ ምንታይ ሰብ ኮይኑ፧" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ኣባ ኪሮስ ኣብራንዮሳዊ
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 5 М.
00:17
Сестра обхитрила!
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.