Рет қаралды 7,747
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
#" ኣብ ቤት ኣቦይ ክህሉ ከምዝግብኣኒ ኣይትፈልጡን ዲኹም" (ሉቃስ 2፥49)ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ናይ እግዝኣቢሔር ቤተ ሰብ ሎሚ እዉን ንመንፈስና ዝኸዉን መግቢ ካብ ቅዱስ ወንጌል ብ ኣፍ ኣገልጋሊኡ ካህን ጎይታ ይህበና ኣሎ እሞ ብሓጎስ ንቀበሎ።