መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ምሉእ ትርኻ፣ Banabooks.com

  Рет қаралды 511,798

Bana Books

Bana Books

Жыл бұрын

ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

Пікірлер: 314
@meteratv8866
@meteratv8866 Ай бұрын
ኣብዛ ጊዜ ትሰምዕዋ ዘለኩም like
@SAMSam-yi2yv
@SAMSam-yi2yv Ай бұрын
እንታይ like ኣድልዩካ stone ክትድርቤ ዘይሓፈርካ ላይክ ትብል ከይ ሓፈርካ Nice talent Eritrean has no flags problem needs sitting 🪑 down find equal solution 😊
@user-pi2kw1kd8b
@user-pi2kw1kd8b 9 ай бұрын
እዛ መጽሓፍ ናይ ብሓቂ ከማርእስታ ብርሃን ኣእምሮያ ካብዛ ብዙሕ ዘገድሰንን ዝጠቅመንን ነገራት ተማሂረ ለኹ። ቀዳምነት ንደራሲ ብምቅጻል ነቲ ብውሕሉሉን ብብሉጹን ንሰባት ከምትርድኣና ገይሩ ናብ ቃንቃ ኣዴና ገምጢሉ ክንማሃር ዝገበረና ኩቡር ገምጣሊ ከምኡ ናዓኻ ዉን ንኩቡር ኣንባቢ ጥዑም ድምጺ ለካ ንክትሰምዖ ባህ ዘብል ነቲ ጥዑም ድምጽኻ ጥበብም ክእለትን ኣናብባ ምስተሓወሶ ካኣ ዝያዳ ናብ እዝኒ ሰማዒ ብዘይ ዝኮነ ጸገም ሰቲት ኢሉ ንከኣቱ ኣብቂዕዎ ስለዚ ንኹላትኩም ካብልብየ ዘመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ ኣብቀጻሊ ብሉጽ ዝበልኩሞ መጻሕፍቲ ሒዝኩሙልና ክትመጹ ዓቢ ተስፋለኒዩ ኣይትጥጥኡና።
@saronmengis
@saronmengis 3 ай бұрын
Thanks
@filimonmebrahtu3384
@filimonmebrahtu3384 5 ай бұрын
ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓዊ ብጣዓሚ ትምስጥ መጽሓፍ ከምኡ ካኣ ደስ ዘብ ድምጺ ኣንብባን ኩሉ ኮታ❤❤❤❤
@mekseb12mekseb12
@mekseb12mekseb12 9 ай бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ኣነ ካብ ሕጂ ኣእምሮይ ለዉጢ ከምጻእ ክጽዕር ኢየ ❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Ай бұрын
ናይ በሓቂ “ብርሃን ኣእምሮ” የቀኔልና ብሩክ ቀፅሎ ኢካ ፅቡቅ ድምፂ ኣለካ👍🏾💜
@sabateame7312
@sabateame7312 10 ай бұрын
ዋው ንፉዕ አንባቢን ጸሐፍትን ኢኹም ብጣዕሚ የቀንየልና ዘዕውት ስራሕ ብራቮታት 🦾🦾🦾🦾💯💯💯❤️👍🙏
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ዋው ከም ገለ ዓይነት ብልጽቲ መጽሓፍ thank you ሓው❤😊
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 10 ай бұрын
ክብረት የሃበልና ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ብዙሕ ንመሃር ኣለና። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ መድሃኔ ዓለም።
@selamselam2754
@selamselam2754 3 ай бұрын
ዋዉ አንባቢ ይኹን ደራሲ100% ከምዛ መፅሓፍ እዚኣ ተመሲጠ ዝሰማዕክዎ መፅሓፍ የለን። በርትዑ!
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 20 күн бұрын
🙎🙏🕴 🕴🕴🕴🕴በ 🕴🕴🕴 የቀንየልና ደሰ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-nk4sw9en1o
@user-nk4sw9en1o 9 ай бұрын
የቀንየለይ ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ብርሃን ኣእሙሮ። ኣነባባካ ብጣዕሚ እዩ ዝገረም በጃካ ኣይትጥፈና ከምዚ ዝበሉ መፅሓፍቲ በቲ ጥዑም ድምፅካ ኣቅርበልና ኣብ ሙሉእ ህይወትካ ጠጥዕሙ ይምነየልካ ኩቡር ሓው
@WS-Media553
@WS-Media553 10 ай бұрын
ይበል ኣናብባን ኣቀራርባን ምስ ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ 🎉 ክቡር ሓው።
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f 9 ай бұрын
የቀንየልና ዛሓወይ ቡሩክ😍🤗 በተለይ ኣናብባካ ብጣዕሚ መቀረት ኣለው። ኣጀካ ቀፅለሊ👌 ጊዜካ ሰውእካ ስለ ዘቅረብካልና ኣነ ብነብሰይ ብጣዕሚ የ ዘመስግናካ ።ፍረ ፃማካ ብእግዚአብሔር ርከብ ማዓረይ😘
@wedijermen6481
@wedijermen6481 10 ай бұрын
ንስለ እቲ ግዜካ ወፊካ ብልጽትን ማሃሪትን መጽሓፋ ዘካፈልካና ካብ ልቢ የመስግን👌
@user-ex4oc8ge1o
@user-ex4oc8ge1o 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ ዘለዋ ዛለታ የቀኔልና ቀጽሎ❤❤
@user-em5yp9pq3l
@user-em5yp9pq3l 4 ай бұрын
ናይ ብሃቂ ብርሃን ኣእምሮ ብጣዕሚ ነመስግን የቀንየልና ::🙏
@MtslalYemane
@MtslalYemane 9 ай бұрын
ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ኣናብባኻ በጃኻ😮 i am Super proud of your contribution thank you so much ❤
@Serawgundi1
@Serawgundi1 Ай бұрын
ሰላም ክቡር ኃው! ጽቡቅ ስራሕ ። ኣብ ዝቕጽል "ድንቂ ንበር" ትብል መጽሓፍ እባ ኣቅርበልና ፍቓድካ ተኮይኑ
@geryeftawu657
@geryeftawu657 9 ай бұрын
ኣዚዩ ደስ ዘብል ኢያ ኣዚየ የመስግነካ ኩሉ ድማ ጽፉፍ ኣቀራርባ ኢዩ ዘሎ ቀጽሎ ❤❤❤bro;;
@kubromkubrom7037
@kubromkubrom7037 9 ай бұрын
Thanks so much teacher I waiting for the new job
@user-ry9td5bb7g
@user-ry9td5bb7g 17 күн бұрын
yeqenilna kubur hawna❤❤❤
@awetgilay2901
@awetgilay2901 16 күн бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓዉ ❤
@galilaawat73
@galilaawat73 23 күн бұрын
❤❤❤❤ዋው ብልጽቲ መጽሓፍ
@saheletekleab2429
@saheletekleab2429 14 күн бұрын
WOW! Thank you so much for everything.
@kiflomdrar1047
@kiflomdrar1047 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ማራኪ ዝኮነ ኣቃራርባ ምስ ጥዕምቲ ብርሃን ኣእምሮ ዝኮነት መጽሓፍ የቀንየልና
@user-dk8mu2rl8m
@user-dk8mu2rl8m 3 ай бұрын
ዋውውውውው ኣቀራርባ ደስ ዘብል ትርኻ ኢዛ መጽሓፍ ቅድምህጂ ኣንቢበያ የ ሂጂ ብትረካ ይሰምዓ ኣለኩ Bana books እዛ ቻነኤል ቡዙሕ ተዓዘብቲ ይብላን እንተ ኮነ ግን ኣጆኩም ካብዚ ንለዓሊ ክትዓቢ ኢያ ንስኩም ጥራይ ኣትሕመቁ ብቀጻሊ ክኣ ካልእ መጽሓፍቲ ብትረካ ኣቅርቡሉና ኢኩም የቀነልና ብጠዓሚ የ ዘመስግን
@user-vc4kt4fy1q
@user-vc4kt4fy1q 2 ай бұрын
I love it
@Onelove19895
@Onelove19895 16 күн бұрын
Wawww that’s beautiful book and thank you for translating it’s easy to understand to our mind God bless you ❤
@berhewehabzgi9890
@berhewehabzgi9890 9 ай бұрын
Msganay wesen yeblun mexhafti mnbab aziye eye zezewtr bsenki srah gn kemti zdle kenbb aykaalkun
@mehariarefaine3168
@mehariarefaine3168 Ай бұрын
የቀንየልና ብጣዕሚ ንኣእመሮኻ ዘፈትሽን ዘነቃቅሕ መጽሓፍ ተርጓምን ኣንባብን ብጉቡእ ተመሲጥካ መልእኽታ ከምተስተማቅራ ጌርካ ኣቅሪብካያ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@awettekle4804
@awettekle4804 27 күн бұрын
የቀንየልና 👍
@Yosiefjose
@Yosiefjose 9 ай бұрын
Thank dear brother, btaemi xbuk anabiba (trake) “Think and grow rich” tbil eba amxealna please.
@iseyastewelde5852
@iseyastewelde5852 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ thank you so much.. btaemi nemesgneka qexlo bzuh seb ktqyr eka ❤❤❤❤
@user-vf3uy3nn4u
@user-vf3uy3nn4u 9 ай бұрын
Wow thank you so much ❤ brother Abey tsnihka hji rekibeka bless you!🫶😊
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 Ай бұрын
Bravo ketshlelu kbur haw
@HulufOkbazgi-by6pr
@HulufOkbazgi-by6pr 7 ай бұрын
የቐኒየልና ክቡር ሓውና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኒሚነየልካ
@berhewehabzgi9890
@berhewehabzgi9890 9 ай бұрын
Hji gin Audio books ms rekebku blbi dess iluni ab KZbin zelewo kulom bexiheyom eye nskum dma kexlwo amlak mskakum ykun thank you for your time.
@ZerueYibrah
@ZerueYibrah 5 ай бұрын
❤ I appreciate your voice Thanks again for the translation For great work 👍 😊
@russomfishale9327
@russomfishale9327 2 ай бұрын
ሂወተይ ዝቀየረት መጽሓፍ thank u
@tsgiegalyesus9038
@tsgiegalyesus9038 25 күн бұрын
Bhaqi buluta maharnnn❤❤❤❤❤
@sinawi669
@sinawi669 13 күн бұрын
🎉I cant believe people are falling for this. The book is eveywhere . You can even find it at your local too😢🎉🎉
@BereketAlemayehu-gv6eh
@BereketAlemayehu-gv6eh 3 ай бұрын
ቀፅለሉ ፅቡቅ አቀራርባ እዩ።ሕቶ አላትኒ ብርሃን አእምሮ ብእንግሊዝኛ ክትርጎም ከሎ እንታይ ይኾን?
@user-tu9im5pm4l
@user-tu9im5pm4l Жыл бұрын
ዋውውውው! ብጣዕሚ የመስግነካ ሚኪ ሓወይ። ኣገዳሲት መጽሓፍ ኢኻ ሂብካና'ሞ ክብረት ይሃብካ።
@johnandu526
@johnandu526 3 ай бұрын
ዋውው ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው
@mmepawer8412
@mmepawer8412 2 ай бұрын
❤100% ሓፊስ መግቢ ኣአምሮ የቀንየልና ኣይትሳኣኑ
@kesetemelesdesta2834
@kesetemelesdesta2834 Жыл бұрын
ዋውውው የቐኔለይ ኩቡር ሓ ክትዳጋገም ዘለዋ መጽሓፍ እያ።
@TsegeredaTekeleab
@TsegeredaTekeleab 21 күн бұрын
Blux srah keep going
@kidaneberhe8275
@kidaneberhe8275 Ай бұрын
ከም ስማ ብርሃን ኣእምሮ፡ ሓንሳብ ሰሚዐያ ኣለኹ ግን ብሓንሳብ ጥራይ ዝዓግብ ኣይመስለንን ኣዚያ መሃሪትን ሞራል ወሃቢትን መጽሓፍ። ወናኒ ዛ ቻነል ከኣ የቐኔልና ኣናብባኻ ኣዝዩ ሰሓብን መሳጥን እዩ። ቀጽሎ ከምዚታት ዛሓወይ
@ANANNOOshow
@ANANNOOshow 5 ай бұрын
Halaa bagaa dhufte jabadhuu rabbi nagaa haa busuu biyya kenaafii inshallah
@teklitzekaryas2063
@teklitzekaryas2063 9 ай бұрын
Btami thank you so much kubur hawna ❤❤❤
@trustyourself2581
@trustyourself2581 8 ай бұрын
Ati tegebro hij gebero ❤ Thank you so much bro
@zeraymedhanie1541
@zeraymedhanie1541 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ ዘለዋ ዛንታ፡ የቀኔልና ቀጽሎ።
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 2 ай бұрын
ብሉጽ መጽሓፍ ምስጋና ናዓኻ ።
@johngrmay499
@johngrmay499 21 күн бұрын
Thank you bro qexlo bitami des zebil ❤❤❤
@MerhawiGebremedhin-yc9le
@MerhawiGebremedhin-yc9le 2 ай бұрын
Wawww gele ybel kbur hawu kexlo aythmek whudat kzebuka eyom bzuhat then ketefri eka
@Nazrawi704
@Nazrawi704 4 ай бұрын
ደስ ዘብል ብሉጽ ሓሳባት፡ቀጽሎ ሓወይ ናተይ
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 3 ай бұрын
የቀንየልና ደስ ዝብል ኣናብባ ብሓቂ ብርሃን ኣእምሮ ❤❤❤❤❤
@user-yj5wq9bv6u
@user-yj5wq9bv6u 9 ай бұрын
Thank you kibret yhabelna hawey natey please bkiat emnet tbl mexhaf eba aqrbelna bteami zegerm mexhafn blux zkone dmxin.!!!
@abebatesariam2460
@abebatesariam2460 6 ай бұрын
Hawy edemen tenan yhabka please kexelo bzuh seb ketmeher eka thank you so much ❤️ ♥️ 🙏
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 5 ай бұрын
Bana books ክብረት ይሃበልና ብሓቂ እየ ዘመስግነኩም እዛ መፅሓፍ ንክገዝአ በዙሕ ፃዕርታት ገይረ እየ ። ዓዲ ዓረብ ስለዝነብር ግን ብቐሊሉ ክረኽባ አይከአልኩን ነይረ ድሕሪ ቡዙሕ ፃዕሪን ወፃእን አብ እደይ አትያ። ቡዙሓት ከንብብዋ ተመንየ የዕርኹይ ነግረዮም ነገር ንኹሎም ክትበፅ አይከአለትን ወስኸ ከየምፅእ ብምባል ይጠዓስ ነይረ እንሆ ሎሚ እዛ ቻናልኩም ዩቱብ ሕልፍ ክብል ረኽበያ ሙሉእ መፅሓፍ ትረኻ ድማ ረኽበ አዝየ ተሓጉስ ብሓቂ። በዚ ግዜ ሎሚ ግዜኹም ሰውእኹም ብአካል ከንብቡ ንዘይጥዕሞም ብዝቐለለ መገዲ መፅእኹም ንወለዶ ዝተርፍ ስራሕ ትሰርሑ አለኹም ካብ ልቢ እና ነመስግነኩም ።ክንድዚ ዝአክል ቻናል ግን ዝምጥኖ በዚሒ ተኸታሊ ዘይምህላው ሓዝነ ።ብስም እዛ መፅሓፍ ን15 መሓዙተይ ሰብስክራይፕ ንክገብሩ ክሰርሕ ምኻነይ ቃል ክአቱ። ርእቶይ ተነውሑ ይቕሬታ ካብ አመና ሓጎስ ዝነቐለ እዩ❤❤❤❤
@banabookseritrea
@banabookseritrea 4 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ/ኪ ክቡር/ቲ ሓፍተይ ሓወይ❤
@oneworld...7280
@oneworld...7280 Ай бұрын
Really interesting good job ✓✓✓
@user-ii3dw7it7h
@user-ii3dw7it7h 4 ай бұрын
beravoo❤❤❤❤❤
@rufealtesfamariam4750
@rufealtesfamariam4750 3 ай бұрын
Wawww kbret yehabelina kubur hawu❤❤❤❤❤
@letishandu4318
@letishandu4318 Ай бұрын
Thanks you 🙏❤❤❤❤
@fraykidane5556
@fraykidane5556 7 ай бұрын
ከይተረዲኣኒ 4 ሰዓት walk ገይረ ኣዚያ ብሊጺቲ መጺሓፍ thanks bro
@danielgebray2760
@danielgebray2760 8 ай бұрын
Great work. Really appreciate it.
@giovanniprato2628
@giovanniprato2628 Ай бұрын
Thanks brother 🙏
@BereketAlemayehu-gv6eh
@BereketAlemayehu-gv6eh 4 ай бұрын
ፅቡቅ አለኹም ክፍል...
@allemadhanom7100
@allemadhanom7100 9 ай бұрын
ኑፉዕ ቡዙሑ ተማህር❤❤❤❤❤❤❤
@michealeteamir7239
@michealeteamir7239 2 ай бұрын
Waw mglxi zyrkba blexti mexhaf ❤❤❤.
@eyobfsahazion6815
@eyobfsahazion6815 9 ай бұрын
የቀነየልና ክቡር ሓው ምሃሪት መጽሓፍ ደስ ዝብል ኣናብባን ድማ ቀጽለሉ
@hintsatesfay2977
@hintsatesfay2977 8 ай бұрын
Netom nay mnbab aqmna dkum zkone nay msmae temestona gn abi aziu abi tqmi eu emo thank you so much kexlo❤️❤️❤️🙏
@filimonteklesenbet484
@filimonteklesenbet484 7 ай бұрын
Btaemi mehari tmrti desta zelewo tesfa 🇪🇷🙏🇪🇷
@user-vt1ek2up7v
@user-vt1ek2up7v 5 ай бұрын
Nay bhaqi meharit mexhaf
@habendesale7173
@habendesale7173 3 ай бұрын
Btami xubuk Tmhrti❤❤😊😊
@girmaykidane7955
@girmaykidane7955 3 ай бұрын
ንፋዕ ኣንባቢ:
@futurreda3035
@futurreda3035 6 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ቤት መጻሕፍቲ ባና ብጣዕሚ ብተመስጦ ክትሰምዓን ከተንብባን እትዕድም መጽሓፍ እያ ከምኡ ዉን ንኣዳልዉቲ ብዉሕሉል ብምቕራብኩም ምስጋና ይግባኣኩም እዩ የቐንየልና።
@user-ts1rj8ty5u
@user-ts1rj8ty5u 2 ай бұрын
የቐንየልና ሓወይ ስለቲ ሓገዝካካ
@user-uu2ft4hm3m
@user-uu2ft4hm3m 6 ай бұрын
Wawwww 3 gize degagimeya zemenekuwa mexhaf kbret yhabelna teraki and tergami :derasi nabo abo belahti .
@suzunasereqeandom5258
@suzunasereqeandom5258 19 күн бұрын
wwwwww thanks brother ❤
@user-yj5wq9bv6u
@user-yj5wq9bv6u 8 ай бұрын
Qurseyn msheyn . drareyn zkonet slezeqrebkalna msganay wesen yeblun hawey
@Lovesegu
@Lovesegu 9 ай бұрын
Kbret yhabelna ❤❤❤❤
@mohamedhagos9694
@mohamedhagos9694 4 ай бұрын
Waww it is an interesting book and i like the way you prepare it thank you and we can wait more motivation books .
@abrahamtesfay5802
@abrahamtesfay5802 3 ай бұрын
Wow btaemi meharit mexhf thank you so much Brother ❤❤❤❤❤❤
@HR61919
@HR61919 2 ай бұрын
ብሉጽቲ መጽሓፍ💡⭐️⭐️⭐️
@tekestetekle2990
@tekestetekle2990 7 ай бұрын
Tack att du lärt oss.❤❤❤
@user-gz3vw8cb3v
@user-gz3vw8cb3v Ай бұрын
l'm really thanks so much 🙏❤☀
@user-fq7ts1qz3z
@user-fq7ts1qz3z 2 ай бұрын
Thanks brother Tsbku akararba❤
@wedimereb1166
@wedimereb1166 6 ай бұрын
Yekeniyelna kbur haw kexlo ❤
@AwetDesale
@AwetDesale 9 ай бұрын
ጽብቅቲ መጽሓፍ መስ ጽቡቅ ኣቀራርባን ደስ ዝብል ድምጽን ደስዝብል ክላሲካልን!
@abeg.g3302
@abeg.g3302 3 ай бұрын
❤❤thanks
@yebyookba1845
@yebyookba1845 4 ай бұрын
Thank you so much bro we appreciate for you did a great job.
@tirhasabraha1300
@tirhasabraha1300 11 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና❤
@YohannesH.-uj1wf
@YohannesH.-uj1wf 9 ай бұрын
Miki nefu ajoka jegna! Bezhu nexbeyo Alo kabaka!!!
@Amatekla
@Amatekla Ай бұрын
Thanks bro 👌👌🥰🥰
@Gira1995
@Gira1995 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ድምጺ ኣነባብባ👍🏾
@samisami-br3kx
@samisami-br3kx 11 ай бұрын
ናይ ቢሓቂ ማኣዛዊት መግቢ የአምሮ ኑፍዕ ።
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 8 ай бұрын
Betemi nemsgenakum kbur haw xubuk mhero eka thbena della edma Tena yhalu meska.
@fraymulu6363
@fraymulu6363 7 ай бұрын
Yeqenyeley kubur hawey❤🙏
@samrawitzaid7268
@samrawitzaid7268 4 ай бұрын
Btamiy ena nemesgn kbor hawey ❤🙏🏼
Normal vs Smokers !! 😱😱😱
00:12
Tibo InShape
Рет қаралды 13 МЛН
ШЕЛБИЛАР | bayGUYS
24:45
bayGUYS
Рет қаралды 521 М.
原来小女孩在求救#海贼王  #路飞
00:32
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 56 МЛН
ትረካ ፡ አጫጭር ታሪኮች - Amharic Audiobook - Ethiopia 2024 #tereka
1:08:14
ን ኣእምሮና ዝቕይሩ 10 ነጥብታት
24:33
Mosaic Bahli
Рет қаралды 14 М.
Normal vs Smokers !! 😱😱😱
00:12
Tibo InShape
Рет қаралды 13 МЛН